ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኡፍፍፍ ናፍቖት ትዝታ ቁልዕነተይ ኩሉ ሕውስውስ ኢሉኒ
Gerie kab tom alewuna ilna enmikehelom dimtsawiyan neyrika kin tay waga alewo mot himak arkibatika. Derfika maltawi semikayom ayitsigebun. RIP💔💔💔😭😭😭 our legend
ሐወይ ናይ ዓዱ ባህሊ ብዝግባእ ገሊጹ ሐሊፉ ።
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ክቡር ታሪኻዊ ኣቦና ኣቦ ጥበብ! በይዛኻ ስራሕትኻ ኹሉ ክንዲ ዝኸኣልካዮ ብኸምዚ ኣካፍለና!ደርፍታትካ ፍሉያት እዮም! ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ዋላ ኣብ ስደት ንፋስ ዓድና ብኣካል ከምዝረኽበና ዝገብሩ ፍሉያት!
ብሓቂ ንድሕሪት መሊሱኒ ትዝታ😭ናቱ ድዩ ትቻነል
ወዲ ገብረፃዲቕ ወልደዮውሃንስ ድዩ ?አብ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አያና💖💛💊🙏🙏🙏
ብዙሕ ነገር የዘካክረካ!!!!
This unique tigrigna music takes me back to Adigrat kinet group when their music hit the national TV of Ethiopia with the likes of Kasahun g. Gerghis, Mulgheta Muntul, etc in the 1970s Eth calendar.
እወ ሓቂ ኢልካ! ኪነት ዓዲግራት! ዘፍረየትና ብዙሓት እንዲና!
ናብ ሩባ ወሪደ ጽሩይማይ ክሰቲንማይ ማይ ዝመስል ረኺበ ዓለቕቲ።
Good job brother 🎉🎉🎉Thanks for sharing ✅
ሃሎሎሎ እናበልኩ ገንዘበይ ወዲኤዮ ዝብል ደራፋይ ድዩ?
Haha ewe ....gn mulue gtmi tshifkayo ko wedi rimey
አረ ኩሉ ደርፍታቱ ኣውርዱልና ብማርያምኩም 🥺
ነዛ ሕቶ ከይትሓልፋ ኣያኒ ወዲ ገብረፃድቕ ወልደየውሃንስ ዲኻ????
ኣይኮነን ገብረዝጋብሄር ገብረፃድቕ እዩ
ክንዳኡ ዝኸውንስ ወዱ 🙄 እዚ ነቶም ዓጋመ ትብል መፅሓፍ ዝፀሓፉ ግርማይ ገብረፃድቕ ሓዎም እዩ።ወዲ ዓድግራት ከባቢ ገናሕቲ እዩ ድማ ❤ምስ ገረፃድቕ ወልደዮንስ ስም ኣቡኡ ተመሳሲሉኳ'ኡ 😐
ኡፍፍፍ ናፍቖት ትዝታ ቁልዕነተይ ኩሉ ሕውስውስ ኢሉኒ
Gerie kab tom alewuna ilna enmikehelom dimtsawiyan neyrika kin tay waga alewo mot himak arkibatika. Derfika maltawi semikayom ayitsigebun. RIP💔💔💔😭😭😭 our legend
ሐወይ ናይ ዓዱ ባህሊ ብዝግባእ ገሊጹ ሐሊፉ ።
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ክቡር ታሪኻዊ ኣቦና ኣቦ ጥበብ! በይዛኻ ስራሕትኻ ኹሉ ክንዲ ዝኸኣልካዮ ብኸምዚ ኣካፍለና!
ደርፍታትካ ፍሉያት እዮም! ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ዋላ ኣብ ስደት ንፋስ ዓድና ብኣካል ከምዝረኽበና ዝገብሩ ፍሉያት!
ብሓቂ ንድሕሪት መሊሱኒ ትዝታ😭
ናቱ ድዩ ትቻነል
ወዲ ገብረፃዲቕ ወልደዮውሃንስ ድዩ ?
አብ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አያና💖💛💊🙏🙏🙏
ብዙሕ ነገር የዘካክረካ!!!!
This unique tigrigna music takes me back to Adigrat kinet group when their music hit the national TV of Ethiopia with the likes of Kasahun g. Gerghis, Mulgheta Muntul, etc in the 1970s Eth calendar.
እወ ሓቂ ኢልካ! ኪነት ዓዲግራት! ዘፍረየትና ብዙሓት እንዲና!
ናብ ሩባ ወሪደ ጽሩይማይ ክሰቲ
ንማይ ማይ ዝመስል ረኺበ ዓለቕቲ።
Good job brother 🎉🎉🎉
Thanks for sharing ✅
ሃሎሎሎ እናበልኩ ገንዘበይ ወዲኤዮ ዝብል ደራፋይ ድዩ?
Haha ewe ....gn mulue gtmi tshifkayo ko wedi rimey
አረ ኩሉ ደርፍታቱ ኣውርዱልና ብማርያምኩም 🥺
ነዛ ሕቶ ከይትሓልፋ ኣያኒ ወዲ ገብረፃድቕ ወልደየውሃንስ ዲኻ????
ኣይኮነን ገብረዝጋብሄር ገብረፃድቕ እዩ
ክንዳኡ ዝኸውንስ ወዱ 🙄 እዚ ነቶም ዓጋመ ትብል መፅሓፍ ዝፀሓፉ ግርማይ ገብረፃድቕ ሓዎም እዩ።
ወዲ ዓድግራት ከባቢ ገናሕቲ እዩ ድማ ❤
ምስ ገረፃድቕ ወልደዮንስ ስም ኣቡኡ ተመሳሲሉኳ'ኡ 😐