ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Gelekum ci entay ekum gdefwo tblu seb tesheguru u mkri zdeli zelo anes more keman mizaney Wecku abom 😍
ሜሮን ዶክተር ድዩ ደኣ ዋውው ♥️♥️
Betami xebuok medeb kexluwo 🎉🎉❤❤❤❤
Bhaki neay welhade aykonen sebay atehasasbu eyu sebay zeblo gejif koynu hadar keali zeykiel ente koynu tay ygebreley 🥰 gudusat zega kbret yhabkum ❤
Pow namberki eski sdedley agedasit eki
@@mulubrhantewelde8205🤭😊
ጨካን
ኣዝዩ ጽፉፍ መድብ ቀጽሉዎ ❤
Nya bhaqi ledamot yhwat❤
Nabehaki xbuki
Blux medeb yhwat qoxlwoMeri gun aytexebkukan doctor mkanka❤❤❤
❤❤❤❤❤
እንድዒ! እስኪ ዳሓን ፈጣሪ ይሓለወና ❤❤❤❤❤
ሂወት ሽኮር እሞ ንራኸብ ዶ
😆😆
@@peace8789 ክንድኡ ኣይትስሓቅ ኣስናንካ ከይረግፍሙኻን ሳላ ባኒ ሻዕብያ ኣበይ ክጸንሓ ኢለን
@@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@@peace8789 kkkkk ክክክክክ
❤
Egzabihi bzhbena temsgen yediliyena alo amlke bukat giru fetrna eu slezi amlke nzhebena sewunet godolo zbhel yebulun selzi kulukum yhiwat amlake nzhbena sewunwt khifrena wey keskfena aygben mulat seb ena nezi himke gizi aynketelo please
እቶም ብሰንኪ ዝያዳ መጠኑ ዝሓለፈ ዕብየት ዝሳቀዩ'ኸ ገለ ፍታሕ ይርከቦም'ዶ ይኸውን ወይስ ግድነት ከቁርጽዎ ኣለዎም
Awet jambaleja zebahal nieru wedi keren iyu shemer natu kendi nay adgi iyu zekhewn.adiss alo heteto😂😂😂
❤❤❤❤🎉❤❤❤❤
ብመጀመርታ ንኩሉኹም ሰላምን ጥዕናን እምነ፡ ቀጽለ ድማ ኣዚዩ መሃሪን ጠቃሚን መደብ ኢዩ፡ ቀጽሉዎ። ወዲ ፍሽ ክሳብ ክንደይ ክእላ ናይቲ ዓውዲ ምኻኑ ኣይፈልጥን ኢየ፡ ግን ኣዚዩ ተንታኒ ወይ ገላጺ ኣይኮነን፡ ምስናይ ይቅሬታ። ነቲ ትሕትናኡን ግሉጽነቱን ግን ከይድነቅኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ምክኒያቱ ከም ክእላ ናይቲ ዓውዲ መጠን ልዕሊና ከይተሰመዖ ነቲ ዘይፈልጦ ነገር ኣይፍልጥን ኢየ ብምባል ጌጋ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ክቑጠብ ኢየ ተዓዚበዮ፡ ብዙሓት ኣብ ከምዚ ስለዝጋገዩ ኢዮም።ካልእ ከም ርእቶ:- ብዛዕባ ቪያግራ (viagra) ዝበሃል መድሃኒት ሓደ መደብ ኢንተትዳሉዎ ደስ ምበለኒ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣዳልኹሞ ኢንተነርኩም ድማ ይቕሬታ ናብ ቻነልኩም ሓድሽ ስለዝኹንኩ ኢየ፡ ምክኒያቱ ኣብዚ ዝነብረሉ ሃገር ብዙሓት መንእሲያት ተጠቀምቲ ናይቲ መድሃኒት ክኾኑ ስለዝዕዘብ ኢየ፡ስለዚ ብዛዕባ ቪያግራ( Viagra) ክጽብየኩም ኢየ ይቀኒየለይ ሰላም ወሰናይ ንኩሉና❤❤ 40:04
@MahmudOmer-em3xv There's a video about viagra in Dr Sharon you you channel bro.
ኣዚዩ ኣብ ሰዓቱ ጥቅሚ ዘለዎ ትምህርቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ምክንያቱ ኣነ ኣብ ዉልቀይ ስለ ዘጋጠመኒ ሰብየይ ቅድሚ 10 ዓመት ውላድ ሚስ ደንጎና ኣብ ሕክምና ከድና ሓኪምና ወን ድኩም ዘሪኢ እንበር ናይ ምውላድ ሽግር የለን ጊን ርእስካ ካብ ጭንቀት ናጻ ግበሮ ኢሎሞ በቃ ኣይከኣለን መትሉኡ ነኣሽተይ ስለ ዝነበረ ኣዚኡ ይጭነቅ ነሩ ከይነገረኒ ዲማ ካብ ዘለክዎ ዓዲ ጠፊኡ ኣብ ካልእ ከይዱ ተፈላሊና ፡ ስለዚ እዛ ትምህርቲ ኣዚያ ጠቃሚት ኮይና ረኪበያ ፡ኣሕዋትና ዲማ ሓደራ ተረድኦኦም ንስካትኩም ወን ነዚ ኣጽቢብካ ምህሳብ ኣብ ረእሲ መትሎ ዘለኩም ኣረኣእያ ቀይርዎ ወዳሓንኩም።ሓፍትኩም🇪🇷 ተከታቲልኩትኩም 👍
No no gdefwo
@@akelomshmendi2211 why?
Why?
Selam musgun hawey eti abi zbehal meto kndey cm ykewn
Tigrigna geru eu eko zgelxo zelo, smiayo
እንጅነር፡ሓወይ፡ዚ፡መደብ ኔው፡በሎ ቲ ምክርታት ሲ ጽቡቅ ዩ ሚዛንኩም ከይወርድ ፊልምኩም ይሕሸኩም
በለው ነዚ ዕላል ሰሚዕን ዳኣ እዘን ሰብ ነቃዕ የሕዋትና ብውትራን ተቆልየን ካሓድራ እየ ወይ ጉድ
ንሰን ደኣ ወላ ከይሰምዓ ኩሉ ግዜ ቅልዋት እንድየን 😂😂😂😂
ፋራስ ፋራ ደኣ ዘይተማሃርኩም ምኻንኩም ፍሉጣት መሳኪን የእዱግ
@@kikilove6751 ኪርኪርኪርርርር ሓቂ ስለተዛረብና ሕርር ኩምትር ኢልኪ ሙሽዶ እሞ የለን ኣወዳትሲ ብቀሊሉ ኣይንርከብን ኢና ጊዜ ተቀይሩ እዩ ወርቅን ጨርቅን ሰሊምክን ኢኽን ክትምርዓዋና ።
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
Gelekum ci entay ekum gdefwo tblu seb tesheguru u mkri zdeli zelo anes more keman mizaney Wecku abom 😍
ሜሮን ዶክተር ድዩ ደኣ ዋውው ♥️♥️
Betami xebuok medeb kexluwo 🎉🎉❤❤❤❤
Bhaki neay welhade aykonen sebay atehasasbu eyu sebay zeblo gejif koynu hadar keali zeykiel ente koynu tay ygebreley 🥰 gudusat zega kbret yhabkum ❤
Pow namberki eski sdedley agedasit eki
@@mulubrhantewelde8205🤭😊
ጨካን
ኣዝዩ ጽፉፍ መድብ ቀጽሉዎ ❤
Nya bhaqi ledamot yhwat❤
Nabehaki xbuki
Blux medeb yhwat qoxlwo
Meri gun aytexebkukan doctor mkanka❤❤❤
❤❤❤❤❤
እንድዒ! እስኪ ዳሓን ፈጣሪ ይሓለወና ❤❤❤❤❤
ሂወት ሽኮር እሞ ንራኸብ ዶ
😆😆
@@peace8789 ክንድኡ ኣይትስሓቅ ኣስናንካ ከይረግፍ
ሙኻን ሳላ ባኒ ሻዕብያ ኣበይ ክጸንሓ ኢለን
@@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@@peace8789 kkkkk ክክክክክ
❤
Egzabihi bzhbena temsgen yediliyena alo amlke bukat giru fetrna eu slezi amlke nzhebena sewunet godolo zbhel yebulun selzi kulukum yhiwat amlake nzhbena sewunwt khifrena wey keskfena aygben mulat seb ena nezi himke gizi aynketelo please
እቶም ብሰንኪ ዝያዳ መጠኑ ዝሓለፈ ዕብየት ዝሳቀዩ'ኸ ገለ ፍታሕ ይርከቦም'ዶ ይኸውን ወይስ ግድነት ከቁርጽዎ ኣለዎም
Awet jambaleja zebahal nieru wedi keren iyu shemer natu kendi nay adgi iyu zekhewn.adiss alo heteto😂😂😂
❤❤❤❤🎉❤❤❤❤
ብመጀመርታ ንኩሉኹም ሰላምን ጥዕናን እምነ፡ ቀጽለ ድማ ኣዚዩ መሃሪን ጠቃሚን መደብ ኢዩ፡ ቀጽሉዎ። ወዲ ፍሽ ክሳብ ክንደይ ክእላ ናይቲ ዓውዲ ምኻኑ ኣይፈልጥን ኢየ፡ ግን ኣዚዩ ተንታኒ ወይ ገላጺ ኣይኮነን፡ ምስናይ ይቅሬታ። ነቲ ትሕትናኡን ግሉጽነቱን ግን ከይድነቅኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ምክኒያቱ ከም ክእላ ናይቲ ዓውዲ መጠን ልዕሊና ከይተሰመዖ ነቲ ዘይፈልጦ ነገር ኣይፍልጥን ኢየ ብምባል ጌጋ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ክቑጠብ ኢየ ተዓዚበዮ፡ ብዙሓት ኣብ ከምዚ ስለዝጋገዩ ኢዮም።
ካልእ ከም ርእቶ:- ብዛዕባ ቪያግራ (viagra) ዝበሃል መድሃኒት ሓደ መደብ ኢንተትዳሉዎ ደስ ምበለኒ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣዳልኹሞ ኢንተነርኩም ድማ ይቕሬታ ናብ ቻነልኩም ሓድሽ ስለዝኹንኩ ኢየ፡ ምክኒያቱ ኣብዚ ዝነብረሉ ሃገር ብዙሓት መንእሲያት ተጠቀምቲ ናይቲ መድሃኒት ክኾኑ ስለዝዕዘብ ኢየ፡
ስለዚ ብዛዕባ ቪያግራ( Viagra) ክጽብየኩም ኢየ ይቀኒየለይ ሰላም ወሰናይ ንኩሉና❤❤ 40:04
@MahmudOmer-em3xv There's a video about viagra in Dr Sharon you you channel bro.
ኣዚዩ ኣብ ሰዓቱ ጥቅሚ ዘለዎ ትምህርቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ምክንያቱ ኣነ ኣብ ዉልቀይ ስለ ዘጋጠመኒ ሰብየይ ቅድሚ 10 ዓመት ውላድ ሚስ ደንጎና ኣብ ሕክምና ከድና ሓኪምና ወን ድኩም ዘሪኢ እንበር ናይ ምውላድ ሽግር የለን ጊን ርእስካ ካብ ጭንቀት ናጻ ግበሮ ኢሎሞ በቃ ኣይከኣለን መትሉኡ ነኣሽተይ ስለ ዝነበረ ኣዚኡ ይጭነቅ ነሩ ከይነገረኒ ዲማ ካብ ዘለክዎ ዓዲ ጠፊኡ ኣብ ካልእ ከይዱ ተፈላሊና ፡ ስለዚ እዛ ትምህርቲ ኣዚያ ጠቃሚት ኮይና ረኪበያ ፡ኣሕዋትና ዲማ ሓደራ ተረድኦኦም ንስካትኩም ወን ነዚ ኣጽቢብካ ምህሳብ ኣብ ረእሲ መትሎ ዘለኩም ኣረኣእያ ቀይርዎ ወዳሓንኩም።ሓፍትኩም🇪🇷 ተከታቲልኩትኩም 👍
No no gdefwo
@@akelomshmendi2211 why?
Why?
Selam musgun hawey eti abi zbehal meto kndey cm ykewn
Tigrigna geru eu eko zgelxo zelo, smiayo
እንጅነር፡ሓወይ፡ዚ፡መደብ ኔው፡በሎ ቲ ምክርታት ሲ ጽቡቅ ዩ
ሚዛንኩም ከይወርድ ፊልምኩም ይሕሸኩም