ኢሮብ፤ ሳሆ-----ኢሮብ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 17

  • @EsayasDandes
    @EsayasDandes 18 วันที่ผ่านมา +1

    ዳዓመዐ ዋን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤️❤️❤️

  • @awetkedane3947
    @awetkedane3947 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣባ ጎዕስ ኣቦ ሓቅ❤❤❤❤❤❤

  • @rahwasyum-bu1sk
    @rahwasyum-bu1sk 18 วันที่ผ่านมา

    💔💔💔💔💔💔❤️🙏❤️

  • @mennimen9278
    @mennimen9278 19 วันที่ผ่านมา +4

    IVM ኩሉ ግዜ ናይዛ ሓፍትና ጋዜጠኛ ሓሳብ ሒዛ ክትመፅእ ከላ ብሄድፎን ክትሰምዖ ከለኻ ብሓደ እዝኒ ጥራሕ እዩ ዝመፅእ እሞ ናይ ቴክኒክ ፀገም ክስተኻኸለልና ጎኒ ጎኖ ኢሮብ ( ሳሆ ) ዘይንሰምዕ ትርጉም ክፀሓፈልና ብኽብሪ ንሓትት 🙏🙏🙏

  • @ZewdeHagos
    @ZewdeHagos 19 วันที่ผ่านมา

    (ማልኢ) ያናቦ፡ ሓሳብ ከ ሊዩ ዓቅመ፡ ስኒ ህሊ ኣንዩ💖💖💖💖💖💖💖።
    ሳሆ, ዋንስታ ያኒንሃኒህ፡ ማዳርታ፡ ታምርሕመ ማንጎ ትግርኛ ቃላት፡ ኣሚጥቅምን, ማመዕጉል ድዕኒናም ፡(ፅሩይ, ሳሆ ዋኒ) ማዳሮና, ዋንስቶና፡ሓደራ🙏

  • @solomonabraha84
    @solomonabraha84 19 วันที่ผ่านมา +1

    ዋኒ ምስሊ ባከ
    ናባ ማራኮ ናዳጎ ያናም ሶዶና
    ዕንዳ ማራኮ ናካሞ ያናም ራዖና ያን።

  • @STV-qe2cf
    @STV-qe2cf 19 วันที่ผ่านมา

    👏ድምፂ ጋዳህ ላቲ የህ ያነ👂

  • @medid.454
    @medid.454 19 วันที่ผ่านมา

    Ane irob beri

  • @tesfahagos6363
    @tesfahagos6363 19 วันที่ผ่านมา +4

    ሰሚዕካ ዘይምኖ ሓሳባትን ርእቶታትን ዓበይቲ ዓድን ተወከልትን ወረዳ ኢሮብ ግዜ ወሲድካ ክተዳምጾ ከሎካ ኢሮባዊ ጨዋነቶምን ናይ ቀደም ኢሮብ ባህረታትን ኣብ ከንፈሮም ይንበብ። ግዜን ገንዘብን ኣጥፊእኩሙሉ እዞም ጥዑማት ናይ ኢሮብ ዓብይቲን ተወከልትን ክራከቡን ክደራጀዉን ዝገበርኩም ግዱሳት ናይ ኢሮብ ተወለድቲ ከዓ ዓቢይ ዕማም ተከናውኑ ኣሎኩም።
    ካብ ቀደም ዝጸንሐ ባህላዊ ሕግታት ኢሮብ ምስ እዋናዊ ሕግታት ተናቢቡ ንህዝብና ብጣዕሚ ክጠቅም እዩ።
    ተወከልቲ ዓበይቲን ፈላጣትን ወረዳ ኢሮብ ብጣዕሚ ንፈትወኩምን ነክብረኩምን ኣብ ጎንኩም ከዓ ኣሎና። ንድሕሪት ምባል ከምዘየለ ከዓ ካብ ኣንደበትኩም ንሰምዖ ኣሎና።
    ኢሮብ ዳው (Irob Voice Media) ኣብ ሙሉእ ዓለም ንዘሎዉ ኢሮብ ክባጻሕ ብምግባርኩም ዓብዪ ናይ መራከቢታት(Media) ስራሕ ትሰርሑ ኣሎኩም። Tesfa Hagos (from USA)

    • @Imissyoumom-z9p
      @Imissyoumom-z9p 19 วันที่ผ่านมา

      ኢሮብ ክማሃር ደልየ ነይረ😊

  • @NebuNebu123
    @NebuNebu123 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @GeezBC
    @GeezBC 17 วันที่ผ่านมา

    ግን ቶይ ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ታይፋራሶ ታፅዕረም ኢያ ክኒ? ኣርድህ ኣበን ኪትያ ኣርድህ ራዳ ያን ካዶለ ታይ ዋኒ ኣርዳ ኣርዳህ ተከምህ እግድ ባሳይራለ ዋኒ ክኒ ኢሮቦ።

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 19 วันที่ผ่านมา

    ኢሮብ ዝበሐሃል ቋንቋ የለን፡ ኢሮብ ዝበሃል ዓለት ዩ ዘሎ።ኢሮበቶት አብ ወረዳ ኢሮብ ዝርከቡ ብቋንቋ ሳሆ ይጥቀሙ።ሳሆ ካብ ዳሎል ጀምሩ ክሻብ ጥቃ ባጽዕ ዝዝረብ ቋንቋ ዩ።

    • @Sefhay
      @Sefhay 19 วันที่ผ่านมา

      ትክክል እካ ኢሮብ ዝባሃል ዓዲ/ወረዳ እምበር ኢሮብ ዝባሃል ቋንቋ የለን ትግርኛን ሳሆን ካዓ ይዛረቡ:: ዝገብርዎ ዘለው ግን ንቲ ትግርኛ ንምድቋስ ኢሮብ ዝባሃል ቋንቋ ዘይለ ከምኡ ይገብሩ ኣለው ::

    • @EframHaish
      @EframHaish 19 วันที่ผ่านมา

      ኢሮቦቶት ዝሓቱ ዘለዉ ሕቶ ምስ ትግርኛ ዋላ ሓንቲ ዝራክብ የብሉን። ሰብ ኣይተደናገረ