"ህዝቢ ይመለስ እምበር መሬት እኮ ግድን ኣይኮነን ዝብል መርገፂ ኣለዎም"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 59

  • @AlemkaHSay-t9d
    @AlemkaHSay-t9d 5 วันที่ผ่านมา +10

    ይበል ብቕአት አሌ ጅግና ተጋዳላይ

  • @haderagidey8183
    @haderagidey8183 5 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጀኩም ጀጋኑናክትዕወቱ ኢኩም

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 5 วันที่ผ่านมา +4

    Be strong 💪

  • @bg9694
    @bg9694 5 วันที่ผ่านมา +5

    ጅግና ሰብ ዲሲፕሊን ዝኾነ ሰብ አለም እዩ!

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 วันที่ผ่านมา +3

    ብደንቢ ጌርካ ገሊፅካዮ አለኻ ተጋዳላይ አለም አብመስመር ፅንዑ ፣መንእሰይ ንቓሕ ከይትጠፍእ ንብለካለና
    ዓዎት ንሓፋሽ🎉❤❤❤

  • @fthi3585
    @fthi3585 5 วันที่ผ่านมา +7

    ህዝቢ ትግራይ ሕድነትኹም አስጢምኹም ፀላእትኹም መኽቱ ህዝብኹም አይትበድሉ ህልውናኹም ዋሕስኹም መሪሕ ውድብኹም ሐልው ኻብ ጥፍአት ጉጅለ ዝባሃሉ ተጠንቀቁ አደታትኹም አይተብኺዩ ኒዬው በልወ ናይ ፀላኢ አጀንዳ

  • @fisahaalem4909
    @fisahaalem4909 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሌክስ ንስኩም ምስ ደቅኩም ኣጆኩም ንሕናግን የለናላን

  • @sabasaba2633
    @sabasaba2633 5 วันที่ผ่านมา +3

    He’s a brave man
    Ato Aleme G/wahed
    I always loved listening to him especially when he talks about Tigray and Tigray’s
    He is a hero intelligent man
    Appreciate him for everything
    Those are the leaders of Tigrayn’s
    ጌታቸው ረዳ He Was ብልፅግና From the beginning
    And ጀነራል ፃድቃን he comeback Just to take revenge on our country Tigray and the people of Tigray he comes too destroy our nation and
    Getachew and Xadekan So both off theme they must be punished

    • @HTT6892
      @HTT6892 5 วันที่ผ่านมา

      Well said.

  • @DirarG
    @DirarG 4 วันที่ผ่านมา

    ኣጆና እዚ ምሳና ኣሎ እናተበሃለ ዝኸደዐ ጨጓር ከልቢ ክብትነና ኣሻሓት ልኡኻት ፀላእቲ ተሸኪሙ ይኸይድ ኣሎ

  • @HTT6892
    @HTT6892 5 วันที่ผ่านมา +1

    Long live, Alem. We need such an orator and determined politician.

  • @FjfDo
    @FjfDo 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ጎኒ ህወሓት ንዕሰል
    ከይንጠፍእ

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 5 วันที่ผ่านมา

    Gazzetta win win❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 5 วันที่ผ่านมา

    Hwehat nkdmet Again ❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥👌👌👌👏👏👏

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 วันที่ผ่านมา +1

    ጠላም ረሳሕ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ንህዝቢታት ኦሮሞ ኣገው ሲዳማ ጉራጌ.... ኣምሓራይ ተመሲልኩም ክተሳቅዩ ቒቒቒ

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 5 วันที่ผ่านมา +1

      ነዊሕ ዕድመ ንሕወሓት ኣመንቲ ኣምላኽ

    • @513-p6u
      @513-p6u 4 วันที่ผ่านมา

      ?

  • @HB-gs6wp
    @HB-gs6wp 5 วันที่ผ่านมา +1

    HIZBI TIGRAY EZIOM NAY SILITAN TSIMI ZELEWOM, SIWIATINA ZITELEMU LEYABU EYOM...EZNI AYTHABOM

  • @Kakuma_YouTube_Channel
    @Kakuma_YouTube_Channel 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ስብእና መድረካ ልኽዕ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተመለስ ዘይናዊ ዘመሳስል ኣለካ!? መራሒ ማለት ኣብ መድረክ ብዘቅርቦ ነገራት በታቲኑ ንህዝቢ ፈታፊቱ ዘብልዕ እዩ።የቀንየልና!!

  • @voiceforthevoicelesspeople8667
    @voiceforthevoicelesspeople8667 4 วันที่ผ่านมา

    Alem gebrewahid hasawi leba

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 5 วันที่ผ่านมา

    The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልልፅምና ብስሬና

  • @fthi3585
    @fthi3585 5 วันที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ ኻብ ዞም ንኽብዶም ዝሐድሩ አጋንንቲ አገልግልቲ ብልፅግና ትግራይ ሉኡኻት አብይ አሕመድ ዝገበርወ ዘለው ንቲ ተኾሊፍና ዝበሉኻ ናብኡ ንምብፃሕ እዩ

  • @ArAr-dp5sl
    @ArAr-dp5sl 5 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆና ዝሓይሊዝ ካብገፀመሬት ንክሕከኽ ጠንኪርና ንቃለስ ኣድላይ ዝኾነ ስጉምቲ ምውሳድ ግን ትዲኤፍ ይዝሕል ኣሎ ወዲወረደ ይፈዝዝ ጎተተት የብዝሕ ኣሎ ክሳብ ማዓዝ

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤🕊🕊🌿🌿👌👌😍😍

  • @Zkassa
    @Zkassa 5 วันที่ผ่านมา

    ምሳኹም ኣለና
    እምቢ ንከሓድያን!

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 5 วันที่ผ่านมา +1

    መንእሰይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና ዘይተርፍ እዩ ፀላእትና ሀሳዳት ዘይስልጡናት ለመንቲ ጃዊሳ ጠቅሊልና ከይጥፍአናዬም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ❤

  • @FjfDo
    @FjfDo 5 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት ኣጀኹም

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 วันที่ผ่านมา

    ኣውያትን ኣኼባን ጥራይ እንታይ ይዓብሥ?

  • @michaelkidane6578
    @michaelkidane6578 5 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome our beloved hero GOD bless you 🙏

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shemshia-e3n
    @Shemshia-e3n 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 5 วันที่ผ่านมา

    Media volume Rizvi Agni

  • @WediMemher
    @WediMemher 5 วันที่ผ่านมา

    ቀዳማይ ኢትዮጵያ ካልኣይ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ኢትዮጵያ እናበለ ትግራይ ክትጭፍጨፍ ዝገበረ ሰብ መሊሱ ክመርሕ መፂኡ? እዝ ኹሉ ህዝቢ ሃሊቁ ናብ ፍርዲ እዩ ክቀርብ ዘለዎ።

  • @haderagidey8183
    @haderagidey8183 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freybare5825
    @freybare5825 5 วันที่ผ่านมา

    You are very stand up for the Tigray people ❤

  • @TekleBahtac
    @TekleBahtac 5 วันที่ผ่านมา

    Abaa rgex gn ane eritrawi iye qdmi 70 amet eriterea znebreto lomi ab tgray alo sebeay kun qalka nzelealem endatzekere knebr alem ab guya iya zela teqadadem mnbar aytfto seb kun nealem ktseera

  • @TekleBahtac
    @TekleBahtac 5 วันที่ผ่านมา

    Teqales xadqan ab mot znebr nay siol seb iyu ayteleelo guye tesewae dkem fre dhar iyu ane kab qendi xelaetka iye gn liily xadqan aykonkun abuu rgex tebeges.

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 5 วันที่ผ่านมา

    The Tigray people needed to be together and stronger than ever before!!

  • @weldeg3086
    @weldeg3086 3 วันที่ผ่านมา

    ንስካትኩም ረሳሓት ኢኹም እቲ መንእሰይ ሃገር ክምስርት መስዋእቲ ይከፍል ንስካትኩም ትሕንሽሽዎ ዓርስኹም ክኣሉ ክትግንፀሉ ትክእሉ ኢኹም ተባሂሉ ብሚድያ ተነጊርኩም ንተን አዲስአበባ ዘለዋ ንብረትኩም ክትብሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ መስዋእቲ ሓንሺሽክምዎ ንስልጣንኩም እምበር ንህዝቢ ከምዘይትሓስቡ አረጋጊፅኩም ኢኩም

  • @Rorra22Teddivo
    @Rorra22Teddivo 5 วันที่ผ่านมา

    Gubaie geberu tebehalu alekum 2 werhi eya edel zelatekum😂
    Gerna ena telkum kea , aba terekbua😅

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 5 วันที่ผ่านมา

    Abyi no

  • @mekebebatsede668
    @mekebebatsede668 5 วันที่ผ่านมา

    VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEWET ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 5 วันที่ผ่านมา

    ብዐል መትከልን ፅኑዕ ቁዋም ዝዓጠቀን ብዓል በሊሕ ኣእምሮ ኢኻ ይኹን እምበር ብዕስለ ብኸብዶም ዝሓስቡ ዕስለ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዘዓሰሉልካ ይፍለጥ እዩ ስለዝኾነ እውን ውስን ውፂኢት ኣምፂኦም እዮም ካብ ዝነበርካዮ ናይ ሓላፍነት ቦታኻ ትሕት ክትብል ተገይርካ ይኹን እምበር እቲ መትከል ኣብ ቦተኦም እዩ።

  • @SaaLeh-m3o
    @SaaLeh-m3o 5 วันที่ผ่านมา

    ንስኻ ነባር ገዛኢ ደርቢ ጌታቸዉ ሓዲሽ ገዛኢ ደርቢ ስለዝ ሓዲሽ ገዛኢ ደርቢ ዕድል ንሃቦ ይምራሓና 😅😅😅😅😅

    • @bg9694
      @bg9694 5 วันที่ผ่านมา +1

      ናአካ ሰካራማት ጫታማት ይምሩሁካ ህዝብ ትግራይ ግን አይፈቅድን

    • @abayMichael-o8y
      @abayMichael-o8y 5 วันที่ผ่านมา +1

      @@bg9694 You are absolutely true

  • @SaaLeh-m3o
    @SaaLeh-m3o 5 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂እንታይ ዓቕሚ ኣለካ ንስኻ ሕጅ ደቅኻ ክተሰልፍ እንደልኻ እምበር መናእሰይ ትግራይ ማ ለዉጢ እዩ ዝደሊ ዘሎ

    • @bg9694
      @bg9694 5 วันที่ผ่านมา +2

      ሰካራም

  • @ትግራይሰብኪመንእዩ
    @ትግራይሰብኪመንእዩ 5 วันที่ผ่านมา

    ናይ ካልእስ ኣይተፅሙና ዋ ጉባኤ መኣዝ ኢኩም ክተካይዱ? ናብቲ ዝድገም ጉባኤ ክኣቱ ይደሊ እየ ።