ጸብጻብ ዋዕላ ኣብ ኤርትራ ፣ ፈደራል ን ኤርትራ ካብ ዶባት የውጽዎም ይብል ጻድቃን | Yikealo Tv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 109

  • @haneber7369
    @haneber7369 17 วันที่ผ่านมา +12

    ......ይካ🦅ኣሎ.....
    💙🗼ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት🗼💙

  • @mesgentedros4704
    @mesgentedros4704 16 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ
    ናትካ ግን ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ 👍👏

  • @juzekmato
    @juzekmato 16 วันที่ผ่านมา +1

    ህግደፍ ካብ ኢትዮጵያውያን ንልዓሊ ኢትዮጵያውያን እዮም.

  • @johnyboy2934
    @johnyboy2934 15 วันที่ผ่านมา

    Well done yikealo.....bifillay neta nay sryia waila xbiqti tihizto eya....as always we thank you for your research and work you do😊

  • @yanusadamrihab7461
    @yanusadamrihab7461 17 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ባሓቂ

  • @yanusadamrihab7461
    @yanusadamrihab7461 17 วันที่ผ่านมา +5

    ይገርመካ ኢዩ

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣፎም እንተሐሰወት ገጾም ግን ነቲ ሐቂ ይገልጾ ኣሎ።

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 16 วันที่ผ่านมา

    Yekalo tv is good

  • @binites7284
    @binites7284 17 วันที่ผ่านมา +1

    Betami eyu zehzen Eritrea ab geze derge temebl nera

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 17 วันที่ผ่านมา +4

    ህግደፍ ከምዚ አይነት ዎዕላ ዝገብር - ንምድንጋር ዕምበር ህግደፍ ዝኾነ አይነት ሕንጸት ጌሮም አይፈሌጡን ።✅

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 17 วันที่ผ่านมา

      @@Bereket-k7c
      ከምዚ ናትካ ግን ኣብ አእምሮና አትዩ ናብ ባሮቱ አይቀየረናን

  • @abrahamgebru4265
    @abrahamgebru4265 17 วันที่ผ่านมา

    Y
    K
    A
    L
    O
    🎉🎉🎉🎉

  • @GizeySerikomo
    @GizeySerikomo 17 วันที่ผ่านมา +4

    እዚኦም ክጉሓፉ ጥራሕ እዩ ዘለዎም ያኪ ነብሲ ሓድሽ ወለዶ ንሓድሽ መጻኢ ኤርትራ።

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 16 วันที่ผ่านมา

    Yikealo , Ruhus Beal Lidet 🎇🎄🎆🎄🎆🎉🎉

  • @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
    @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 17 วันที่ผ่านมา +2

    Bravo

  • @MohamedBabi-g9n
    @MohamedBabi-g9n 17 วันที่ผ่านมา +4

    ይከኣሎ ነብሲ ወታደር ኢትዮጵያ ዶባቱ እንተሓለወ እንታይ ዘሻቅል ኣሎካ ? ግብኡ እኳዩ ደቦቱን መሬቱን ክሕሉ✅
    ወዮ ደኣ መራሕቲ ህወሓት ለያቡን ሰረቅትን ኮይኖም እምበር ህዝቢ ትግራይን መሬቱንሲ ኣካል ኢትዮጵያ 🇪🇹 እዩ ስለዚ ዉሕስነቱን ሰላሙን ዶባቱን ክሕሎ ግቡእን ሕገመንግስታዉን እዩ።
    ጀ. ጻድቃን ⭐️⭐️⭐️⭐️✅

    • @yikealotv
      @yikealotv  17 วันที่ผ่านมา +2

      Nay hgdef gbremelsi eyu zeshaklena

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 17 วันที่ผ่านมา

    ሕእጊ,ቅእዋም,ግእበሩ,ዘአረባ,ፀአማእም,አትዛረቡ,ዝእሰአምዓኩም,ዓለም,ወአይ,ሰአብ,ዬኤለን,ጉድጋድኩም,ፋሐሩኡ

  • @andomshmondi4422
    @andomshmondi4422 17 วันที่ผ่านมา +3

    Well come my gold bro ❤❤❤ ruhus awdamet yigbrlka

    • @yikealotv
      @yikealotv  17 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን የሕቢሩ

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 17 วันที่ผ่านมา

      ይከኣሎ ሓውና እዚ ከምዚታት ዝግበር ገምጋም ህዝቢ ንምውሳድ ዝእሰር ንምእሳር ዮም ዘዳልውዎ ክንደይ ሰብ ዩ በዚኦም ተገሪሁ ኣብ ከምዚታት ብምዝራቡ ጠፊኡ ዘሎ ስለዚ ኣብ ከምዚታት ኣይትዛረቡ ኢልኩም ህዝብና ኣንቅሑ ስዒርካ እምበር ነዚኦም ተዛሪብካ ዝመጽእ ለውጢ ከምዘየለ ንገርዎም 🥰💙​@@yikealotv

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 17 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @SamiHazomo
    @SamiHazomo 17 วันที่ผ่านมา +3

    Bro ruhus awdamet ❤❤🎉🎉🎉💙🙏

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 17 วันที่ผ่านมา +3

    Selam yekalo

    • @yikealotv
      @yikealotv  17 วันที่ผ่านมา +1

      ሰላም ትርሓስ ርሑስ ኣውድኣመት

  • @weldatasmelash2543
    @weldatasmelash2543 17 วันที่ผ่านมา +4

    Ykealo hawey ezi kele hasibu alo nkunat kkewun ykel nhna nhasb Ethiopia hji kea jemirom nmbal

    • @RobelTekia
      @RobelTekia 17 วันที่ผ่านมา

      Entay da delka heji teray zeyqonesi idem leki kenat alo ab Eritrean etiopia tetew zebl neger yelen eti hasad hezbi wen zetrgm eu mergmu ka edm lekie sideten kenaten eu akl tezey amenka da 1000 amet neber

  • @TamratWelde
    @TamratWelde 15 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 17 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay6251 17 วันที่ผ่านมา

    ይካኣሎ እቲ ዝገለጽካዮ ሓሳብ ትክክል እዪ እዞም እኩባት ሰባት ዝተዛረብዎን ዝሃብዎን ሓሳብ ናብ ሕዝቢ ዘይግለጽ እንተኮይኑ ኣብኡ ንዝቕመጥ ህዝቢ ብናጻ ሓሳቡን መረረኡን ኣብ ልዕሊኡ ዝወርዶ ግፍዕን ጭቆናን ንክዛረብ ክፍቀደሉ ይግባእ።

  • @rrgd8465
    @rrgd8465 17 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @belexeniguse1345
    @belexeniguse1345 17 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ እዚ ነጥናጥ ጻድቃን ኣይኣምኖን ኢየ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ ዩ

    • @ጋልትግራይ-ቨ2
      @ጋልትግራይ-ቨ2 17 วันที่ผ่านมา

      ክላ ንምን እኻ እማ ትኣምኖ ዝሮ ፀርፍ ለ ፅብቅ የኾነይ

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 17 วันที่ผ่านมา

      ታይ ይምልኸተኻ ወድዛ ቆማል ባርያ

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 17 วันที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ እንታይ ይሓስብ ገምጋም ክወስዱ ንዝተዛረበ ክኣስሩ እምበር ፍታሕ ንኸምጽኡ ኣይኮኑን ኸምዚ መደባት ዝገብሩ ክንደይ ሰብ ዩ ብኸምዚ ተገሪሁ ናይ ልቡ ምስ ተዛረበ ዝጠፍአ

  • @Tibe-q8i
    @Tibe-q8i 17 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @RobielKesete
    @RobielKesete 17 วันที่ผ่านมา +5

    ከምቲ መምህር ውፉይ ዝበሎ ህግደፍ ቁጽሪ2 ኢዮም ኣብ ኣስመራ ዝፈጥሩ ዘለዉ

    • @RobielKesete
      @RobielKesete 17 วันที่ผ่านมา +1

      @Bereket-k7c
      barya dikata akas kabtxaref teqales emxux

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 17 วันที่ผ่านมา

    ኣላጋጭዩ ናይዛ ኣጽናቲት ጉጅለ እዚኣ።

  • @faligali6690
    @faligali6690 16 วันที่ผ่านมา

    ምስክነይቲ እዛ ሓብትና ።ብኣፋ እንታይ ትብል ኣላ ብውሽጣ ግን ትሕሱ ከምዘላ ትፈልጥ እያ።

  • @FereweyeniBerhe
    @FereweyeniBerhe 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 17 วันที่ผ่านมา

    💙💚💙

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 17 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @altabob150
    @altabob150 17 วันที่ผ่านมา

    ኣየ እንዳ ህግደፍ ሓባል በልያ ከይ ትቅድመኪ ድዩ ዝባሃል ደቂ ዓድና

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 17 วันที่ผ่านมา

    Welcome Yikealo Tv

  • @AfeAfe-c7w
    @AfeAfe-c7w 17 วันที่ผ่านมา

    ክንደይ ከምዚ ዓይነት ዋዕላ ዘይተብረ ፧ ኩሎም ኣብ ባይታ ዝኮነ ከምዘይ ፍጠር ይፈልጡ እዮም

  • @DawitKifle-v6h
    @DawitKifle-v6h 17 วันที่ผ่านมา

    ባጀትን ፓሊሲን ዘይብሉ መንግስቲ !!! ኣላጋጭ ዋዕላ

  • @danielyohannes6598
    @danielyohannes6598 17 วันที่ผ่านมา

    Anta bezien zimesela sheramut eko ena tewaridna alem nizifelto da nimen ya kithisu

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 16 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሽማግለ ጥራይ😢😢😢😢

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 17 วันที่ผ่านมา

    Yikealo hi 👋 bro gidefom nayziom mismae waga yebilun

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሚሊታረ ኮለጅ ከ የለን ወስከላ ፡
    ኣብ ኤሪትራ ትምህርቲ እቲ ኮለጃት ብወተሃደራት እዩ፡ ዝሕሎ።

  • @teklayteferi7238
    @teklayteferi7238 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሓው ይከኣሎ ነዛ ሎሚ ብዛዕባ ኣብትምህትቲ ዘሎ ሃጋፋት ዝበለታ ኣብ 2007 ዝተገብረ ዋዕላ መማህራን የዘኻኽረካ ከምዚ ዓይነት መጽናዕትን Proposal ይቅረብ ተባሂሉ ብዙሕ ፈንጠዝያ ዝተገብረሉ እዋን ምትላል ኮይኑ ተሪፉ እዩ። ዝገርም ናይ ምሁራት ጸወታ ተባሂሉ ንስማት ሙሁራት ኣብዋጋ ዕዳጋ ዘእተወ ሓደግኛ ንመማህራን ኣብ ሃደጋ ዘእተወ እዩ ነሩ።

  • @ThePer777
    @ThePer777 17 วันที่ผ่านมา

    ወዲ በራድ መሳርሑቱ ክጠፍኡ ኣለዋም ሓቃ ሰላም ክሰፍን።

  • @letinak4559
    @letinak4559 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣየ ክንደይ ግዜ እሞ ብሽም ኤርትራ ዘይሸቀጠ ኤርትራ? ስለዚ ወንጮ እንተገልበጥካዮ ወንጮ ኢዩ ::

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 17 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ከምዘለዉ መጽናዕቲ ክትገብር ንኤርትራ ምኩላል ኣየድሌካን ዩ ካብቶም ኣኸበኛታት ገጽ ምንባብ እኹል እዩ::

  • @sisaykahin9470
    @sisaykahin9470 17 วันที่ผ่านมา +1

    Ruhus lidet yikalo haweye

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 17 วันที่ผ่านมา

    ንምድንጋር ዝግብሮ ዘሎኡ ሓስውቲ

  • @user-bm1uz9up2j
    @user-bm1uz9up2j 17 วันที่ผ่านมา

    Selan yekalo hweye ketlo Teba teklasaye

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቤት ዘረባ ትዛረብ ድኣ ህግደፍሲ ኣፋ ይተዓብስ ገጻ ትርሓቕ ኮብላሊት።

  • @gerbeshabilineri.2642
    @gerbeshabilineri.2642 17 วันที่ผ่านมา +2

    መጽናዕቲ ናይ ህግደፍ ከመይ ገርካ ኤርትራዊ ትቀትል እዩ እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅም መጽናዕቲ ከካይዱ ማለት ዘበት እዩ ንምድንጋር ዝገብርዎ ናይ ሓሶት ዋዕላ እዩ 🤦🤦 our first and last Slogan Is regime charge!!!!

  • @yodithagos1282
    @yodithagos1282 16 วันที่ผ่านมา

    ድራማ እንበር ቁምነገር የብሎም

  • @ሰማያዊሰውራ
    @ሰማያዊሰውራ 17 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እንታይ ዩኸ እንግልሽ ጌሩ መግለጺ ዝህብ ህዝብና ቃንቃ የብሉን ዲዩ

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 17 วันที่ผ่านมา

    አዛ Dr, Halima ትብሎ ዘላኣን P, Esayas ዘብሎን ዋላ ሓንቲ ፍለለይ ኣይብሉን፡ ኣስተውዕሉ ዋላ ሓንቲ ቁምነገር ዘይብላ፡ መትሓዚ ዘይብሉ ዘረባ፡

  • @TlianoHaile
    @TlianoHaile 17 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @alemsegedabraham8851
    @alemsegedabraham8851 17 วันที่ผ่านมา

    ወይ መጽናዕቲ !! ንክፍኣት ህግደፍ ምፍላጥ መጽናዕቲ እንዳበልካ ምኽዋል ሽጣራ ኢዩ ።

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 17 วันที่ผ่านมา +1

    Higdef nimibale eretra kserih ilka mihsab zeyhseb iyu. Higdef ntifiat eretrawian iyu ziserih.

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 17 วันที่ผ่านมา

    ደይ ሓፍር ዱሙስ ገረማርያም ሽሙ ። አብቲ ደለኻዮ ዓዲ ሪሂጽካ/ከዲምካ ብላዕ። መሕፈሪ ዘይብሎም ረስሓት

  • @Liberal12
    @Liberal12 17 วันที่ผ่านมา

    Questionnaire ውን ኣዳልዮም ቡኡኡ መሰረት ክሓቱ ይክእሉ ኔሮም ኢዮም?.. ግን እዚ ኣብ ኤርትራ ኣይፍቀድን ምኳኑ ርዱእ ኢዩ።

  • @TiblesHewiki
    @TiblesHewiki 17 วันที่ผ่านมา

    እካአሎ ሽጣራ ህግደፍ ክንገረካ ንኤርትራ
    ከም ከብዲ ይፈልጤ ግን ክነግረካ ኢዚ
    ጸብጻብ ዘኮነ ተቃዋሚ ደምበ ብዛዕባ እዚ
    ክዛረብን ክህውትት ነዋርሕ እዩ መሀውተቲ ኩዕሶ 3 ጊዜ አብ ዐመት ይሰዱ

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 17 วันที่ผ่านมา

    ኣብየት ጉጅለ ሻዕብያ ክሳብ ማዓስ እያ ካብ ገበና ታኣቢኣ ንኻሊእ እንዳሰከምት ክቲነቢር ታሓሲብ ዘላ እዛ ደዋይ ውድብ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 17 วันที่ผ่านมา

    ያይክኣሎ ኣኹየ It,is,two lettel too,late.
    ሕሰቦ፡ወዲ 33 ዓመት ኩሉ ኣጠናቒቑ ኣቦ፡4 5 ቐለውዕ ኮይኑ ደቑ የዕቢ ኣሎ እቶም ኣብናጽነት ኤሪትራ ዝተወለዱ ኣብዚ፡ዕድመዚ፡እዮም፡በጺሖም ዘለዉ። እዚ ስርዓት እዚ ግን፡ግዜ፡ዘርክበሉ ኣይመሰሎን ብቐምሽ ኣደይ፡ሓምኲሉኒ ግዚኡ፡ወዲእዎ ክሳዕ፡ሕጂ ዋላሓንቲ ዘምጽኦ፡ለውጢ የለን።
    ኣብ 33 ዓመት ማይን፡ኤለትሪክን ከቕርብ ኣይክኣለን። ኤሪትራዊ ንማዓልቲ ማይ፡ብመኽደን ጥርሙዝ እንዳ ሰተየ ለይቲ ብዘይ፡መብርሃቲ ይሓድር ኣሎ።
    ሰብ፡80 ተበጺሑ ዕድመ ተወዲኡ ማለት እዩ ብድሕሪኡ ብመቑሽሽ እዩ ዝነብር ብዓል፡ማንደላ ሙጓበ ኣብ፡80ታት በጺሖም ብድሕሪኡ ክንደይ እዮም፡ጸኒሖም 90ታት ከማን ኣየርከቡን ኢሰያስን ደቒ መዛሙርቱን ኣብዚኣ እዮም በጺሖም ዘለዉ ስለዚ እዚ፡ወሎዶዚ ንቡሙሉኡ ነቲ ስርዓት ቐይሩ ብሓድሽ ወልዶ ዝምርሖ ብባይቶን ቕዋምን ሕግን እትማሓደር ሃገር ክትኩኦ ኣለዎ። ከምዚ ነሕና ዝሓለፍናዮ እዚ ሓድሽ ወለዶ ከይሓልፍ።
    ያይካኣሎ ኣኹየ ዘረባ ኣንዊሔልካ ከይከውን።

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 16 วันที่ผ่านมา

    Fabrikatat tmhrtn atfieka wgen maesertn yemaebl eziyu nay hgdf mebale 😮😮

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 17 วันที่ผ่านมา

    ስራሕካ ስራሕ ብርጌድ ንሓምዱ ካብ ጫለዳ መንገዲ

  • @girmaykahsay9161
    @girmaykahsay9161 17 วันที่ผ่านมา

    ብዓል ንስኻ ዋላ መዓር ኣብ መልሓስካ ኣቐሚጠሙልካ ዕረ እዩ ኢኹም ትብሉ ካብ መዓኮር ጥዑም ሽታ ኣይትጽበን እሞ ከልቢ ይነብሕ ግመል ጉዕዞኡ ክቕጽል እዩ ቅዋም ከኣ መጀመርታ ንኸም ከምብዓል ንስኻ ዝሓንቕ ከይሩ እዩ ዝትግቡር::

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 17 วันที่ผ่านมา +1

    Hgdef kinebru tekoynom meniesey kiwexie alewo ezi ka serihemulun yiserhlun alewu

  • @biniamandemeskel9078
    @biniamandemeskel9078 16 วันที่ผ่านมา

    Entay dea ke aregtot kula

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 17 วันที่ผ่านมา +1

    እንታዎት ኢዮም ኣታ እዞም ታኣኪቦም ዘለዉ?

    • @MeseretJohn
      @MeseretJohn 17 วันที่ผ่านมา +1

      Hgdef and barayu eyom Npropaganda eyom teakakibom zelewu bro 💙💙💙

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 17 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ኢሎም እሞ ንኤርትራ ክፈልጡዋ ብመፍትሕን መሸጎርን ተዓሽጋ፧ በሊ ተባሂላ እያ መስኪነይቲ ካብ እዚ ተዛረብሲ ከማና ስደት ምሓሻ።

  • @Mstirfkri
    @Mstirfkri 17 วันที่ผ่านมา +1

    Ygermekayo nhade seb 850 kefilna b dubay kolilka sdrana amxinayom nab ethiopa werhi 11

  • @tesfutecle8965
    @tesfutecle8965 17 วันที่ผ่านมา

    Waeee ertra kab teqmi wexaei gerkumas sq ilki ka tefri

  • @broxd4476
    @broxd4476 15 วันที่ผ่านมา

    Ezea guday eba tezarbela asbeza kab sheib zemax kehalef kelkul u

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we 17 วันที่ผ่านมา

    ያይልኣሎ ኣኹየ ኤሪትራ ክትዕረ ተኾይና መጀመርታ ስርዓት ኢሰያስ ክእለ ኣለዎ። ስርዓት ኢሰያስ ከይትኣለየ ኣብ ኤሪትራ ለውጢ ክመጽእ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ካብ ብዕራይ ጸባ ክትሓልብ ምጽባይ ጥራሕ እዩ።

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 17 วันที่ผ่านมา

    Yemane banda gexka tirhak

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 17 วันที่ผ่านมา

    ኪድ ዑሱብ እንዳ ትግራይ ትስዕር ። እስኻስ እንታይ አፍሊጡካ እዩ ከብ ዓቅምኻ ንላዕሊ ዝኾነ አርእስቲ አምጺኻ ክትትንትን??????

  • @ibrahimsalih9705
    @ibrahimsalih9705 17 วันที่ผ่านมา

    Eway temkehete temahray 9 keflise kendeze nefahfa. Temaher geda...

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 16 วันที่ผ่านมา

    ህግደፍ ድሕሪ 34 ዓመታት ኣድላይነት ናይ ሙሁራት ሕጂ ተረዲኡዋ ማለት ድዩ ::
    ሙሁራት ዝድለዩሉ ዳኣ ካብማዓስ ?
    ሕብእቲ ሰልፊ ኣብ በረኻ ብግዜ ገድሊ ክንደይ ሙሁራት ቀቲላ ሕጂ ድማ ደም ሙሁራት ዘይጸገበት ህግደፍ ምትእኽኻብ ሙሁራት ኤሪትራውያን ንምምርማር ንልምዓት ሃገር ብዝብል ብሓሶት ናይ ምድንጋር ኣርእስቲ ዓዲማ ከም ኣመላ ንከተጥፍኦም ትራባ ተጻውደሎም ኣላ ::
    ምናልባት በዚ ተዳናጊሮም ሙሁራት ኤሪትራውያን ናብቲ ህግደፍ ትደልዮ ቦታ ክኸዱ ወሲኖም ቅድሚ ምኻዶም ምስ ስድራቤታቶም ተናሲሖም ክሳናበቱ ነዛኻክሮም ::
    ካብኡ ይምለሱ ዶ ወይ ቡኡ ገይሮም ይስወሩ ዝፍለጥ ነገር የለን ::
    ብሓጺሩ ዋሕስነት የብሎምን ::

  • @gobishzeray791
    @gobishzeray791 17 วันที่ผ่านมา

    Eska nay awraja tekalassy eka ezi dma nay hagern ahgurn waela yu doesn't make sense why would you report it because you can't understand this

  • @eritrealomi9806
    @eritrealomi9806 17 วันที่ผ่านมา

    Kab zera halifkum entay serihikum telkayom etay kibli yikielu mexneati tray oyyy

  • @luwam6122
    @luwam6122 17 วันที่ผ่านมา

    Tfatom keribu eyu

  • @belexeniguse1345
    @belexeniguse1345 17 วันที่ผ่านมา

    እመነኒ ባዓል ጻድቃን ኣርዮስ ሙሉእ ስልጣንን ሓይሊን ተሒዞም ኣኸለ ካብ ኤትርራዊ ንትግረዋይ ክኸፍኦ እዩ ትም ኢሉ ህዋሓት ይጥፋእ ጥራይ ይብል ሪፎርም እንተበሉ እዞም በራዩ ወዲ በሻሻ

    • @RobelTekia
      @RobelTekia 17 วันที่ผ่านมา

      Gena kulu hasad buda hezbi habsha gena ab kenat edm leki kenber eu zetrgm eu zewldom wen zetrgmu eyom ab kenat kegberu eyom ka gen mesh Eritrean etiopia selam texbeyu alequ behji lewahat equm zetrgmka hezbi si selam naka zeymlkt buda hezbi si selam abdqum tefltwo hasad hezbisi nay mentay selam gena ketxnet eka leman kitsddu equm edm leki ketfnfnu equm ab feqodo hager habsha malet hesur hezbi denqoro hezbi buda hasad denqoro mahyem xebuk zeyftu dekint zeftew deka hebrtseb eu entay waga alewo seb qoyenusi habsha kezarb ketsme tegrm hesurat kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v 17 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅

    • @dejenweldemichael4289
      @dejenweldemichael4289 17 วันที่ผ่านมา

      ፎሽካል ሓሰማ

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 17 วันที่ผ่านมา

    ዓጀውጀው ዘረባ' ዘረባ ለቱ አየውፍር አየእቱ'። እዩ ዘረባኻ።

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 17 วันที่ผ่านมา

    Why are you always pick only the negative things about Eritrea? You have never reported any positive devolvements in Eritrea. I was trying to give you the benefit of the doubt , but you are one sided. You are boring for that reason I am done with you.

    • @peaceandlove.
      @peaceandlove. 17 วันที่ผ่านมา

      What about with solo media? Are you done with him, too? Is he one-sided or not?

  • @Samrayteklay
    @Samrayteklay 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @bahtakdanibahtakdani2778
    @bahtakdanibahtakdani2778 17 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵🩵🩵🩵