'ነዚ መንእሰይ በደልቱ ንሕና ኢና፡ ነዚኣ ኽንቅበላ ኣለና። ኣነ ብሞራል ይቕበላ'የ። ኩሉ ሰብ ከኣ ክቕበላ ኣለዎ ብሃላይ'የ፡' ብሪጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2020
  • ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
    Option 1 erisat.org
    Option 2 paypal.me/erisat
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

ความคิดเห็น • 234

  • @asgedombeyene6176
    @asgedombeyene6176 3 ปีที่แล้ว +55

    ዝከበርካ ኩቡር ጅግና ኣየና ተከሰተ ሃይለ በጃኻ መጽሓፍ ጸሓፈልና ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ thankyou ጅግና ይንበር ንዘልኣለም።

  • @th-ef6me
    @th-ef6me 3 ปีที่แล้ว +41

    ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንሐቀኛ ምስክርነትካን ብአገላልጻ ትንተና ሐሳባትካን ብጣዕሚ የመስግነካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

    • @prolificsolomon3002
      @prolificsolomon3002 3 ปีที่แล้ว

      እንታይ ዕድመ ደልዮም ንኹሎም ነዞም ድያብሎስ ሳሕል ወሲዱ ነዚ ኩሉ ኣብ ምድረ በዳ ሳሃራን ባሕርን ዝጠፈአ መንእሰይ እንዶ ኣይምሃበናን ፈጣሪ

  • @yacobtesfay9943
    @yacobtesfay9943 3 ปีที่แล้ว +31

    ብስፍሕ ዝበለን ዘእምን ቃላት ጽቡቅ ይጌሩ ገሊጽዎ
    ንድኽመታትና ኣሚኑሉ፥ እቲ ስርዓት ናህና ከምዘይኮነ ነቶም ጌና ዘይተረድኦ ኣረጋጊጹሉ፥ ሓድነትናን ጽንዓትናን ንኽነጠንክር ጽዊዑ ብዙሕ ነመስግን።

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 3 ปีที่แล้ว +13

    ምስጋናይ መግለጺ የቡሉን ነዚ ኩቡር ሐውና
    ጅግና ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ
    እዚ ኩሉ ተቃሊሶም አብ ዓዶም ከቢሮም
    ከይነብሩ ምንባር ዝተከልከሉ ብጣዕሚ
    የሕዝን የቀኔልና በቲ ኩሉ መብሪህን ምክርን
    ዝሃብካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏✌️

  • @user-zb9pc1uz7t
    @user-zb9pc1uz7t 3 ปีที่แล้ว +21

    ተባዕ ኣቦ

  • @ZYosef
    @ZYosef 3 ปีที่แล้ว +7

    Thanks Erisat for yet another amazing interview. Our honorable hero General Tekeste, you make us all proud!! You are one of the best and the brightest true son of Eritrea. You are amazing. You are an eyewitness and a great chronicler, particularly of this state sponsored killing and maiming of young Eritreans.
    This reminds this writer of a famous quote by a German theologian, named Martín Niemoller, about the complicity of many through their silence of Hitler’s atrocities during Nazi Germany:
    “First, they came for the Socialists, I did not speak out-because I am not a socialist.
    Then, they came for the trade unionists, and I did not speak out-because I am not a trade unionist.
    Then, they came for Jews, I did not speak out- because I am not a Jew.
    Then, they came for me-there was no one left to speak for me.’
    All Eritreans should stand up and speak out against this tyranny and save our country from destruction.

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ሓቀኛ ጅግና ኣቦ:
    ንመንእሰያት ንሕና በዲልናዮም ኢና::

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሐቂ ሐንቲ ቃል ከማን ምድሪ አይትውድቅን እያ ኩቡርአባናን አያናን ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ብሐቂ ሀናጺ ዘረባ👌👍❤

  • @abielashebr4963
    @abielashebr4963 3 ปีที่แล้ว +16

    መጽሓፍ ጻሓፈልና ኩቡር ብ / ጀነራል ወዲ ሃይለ እቶም ናኣሽቱ ወለዶ ክንፈልጦ ።

  • @keryaibrahim138
    @keryaibrahim138 3 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ጋዜጠኛን ጀነራልን ዝገበርካዮ ሕቶን መልስን ደስ ዘብል ሓላፍነታውን ታሪኻውን መልስታት ተምሃሩ ኣቱም መውደኽደኽትን ዓንደርትን ብህዝቦም ዝቋመሩ ዘይሓላፍነታውያንን ደቂ ህዝቢ እና እትብሉ ከምዚ ንህዝብኹም ኣምህሩ

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +6

    ከመይ በሊሕ ኣቦ እዮም
    ዕድመ ይሃብካ 🙏q

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 3 ปีที่แล้ว +4

    ጅግና ኣቦናን ኣያናን ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ስለቲ ኩሉ እትህቦ ዘለኻ ጽፉፍ ፡ ሓቀኛ ፡ ፍትሓዊ ብዓቢኡ ከኣ ተባዕ ስነሞጎታዊ ኣገላልጻ ዉዕለትን ታሪኽን ሰብ መትከል ደቀባት ብጣዕሚ ዝነኣድን ዝምጎስን ኢዩ እሞ ናትና ብምኻንካ ክብርን ሓበንን ይስመዓና ! ። ምሉእ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ ነቲ ናተይ ኢልካ ከይተሓለልካ ትቃለሰሉ ዘለኻ ዉጹዕ ህዝብኻ ኣብ ጎድንኻ ምህላዉ ክገልጸልካ ይፈቱ ኣጆኻ ቀጽል ኣይትተሓለል ኣብ ኣሰርካ ኣለና !!!! ዓወት ዘይተርፍ ኢዩ !!!!!! ።

  • @melesrezene7526
    @melesrezene7526 3 ปีที่แล้ว +1

    ውውው ጽቡቅ ገርካ ገልጽካዮ ኣቦና ንሕና ድማ ብምስትዉዓል ክርኦ ኣለና ንዓና ክሕሸና የቀንየልና

  • @samsonfissehaye7807
    @samsonfissehaye7807 3 ปีที่แล้ว +5

    Thank you B/G Tekeste, you have given your life to Eritrea. I hope we will give you our gratitude one day.

  • @alexgmedhn9572
    @alexgmedhn9572 3 ปีที่แล้ว +3

    Great man, great ideas thank you verymuch and thanks Eri-Sat aa well.

  • @SuperMobly
    @SuperMobly 3 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና!

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 3 ปีที่แล้ว +10

    Kubur Abo edmenn teinan yhabka❤️🇪🇷👍

  • @mebryemebrye9282
    @mebryemebrye9282 2 ปีที่แล้ว

    እድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሃይለ ናይ ብሓቂ
    ጽቡቅ ገይርካ ገሊጽካዮ

  • @redaezaki4495
    @redaezaki4495 3 ปีที่แล้ว +17

    ንየማነ ተክለገርግሽ እንተ ተቅርቡልና ጽቡቅ ነሩ።

  • @Eritreanam
    @Eritreanam 3 ปีที่แล้ว +1

    ይበል ብስለት ኣዘራርባ፡ የቀንየልና ኣቡና። Thank you.

  • @iampruodmyselfsami8155
    @iampruodmyselfsami8155 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks!!!

  • @asmarashikor2764
    @asmarashikor2764 3 ปีที่แล้ว

    Thank you very much B/General Tekeste Haile hope the Eritrean people and military personnel will listen and work together to safe our people and country. Thank you Erisat as usual.

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 3 ปีที่แล้ว +4

    ሄኖክ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዚ ትሐቶ ዘለካ ቀጽሎ👍👌

  • @habtomtew3050
    @habtomtew3050 3 ปีที่แล้ว

    Veneral Tekeste. Nberelna eske.
    Your explanation is based on factual, understandable,. I love to listen

  • @juditeweldejudi1547
    @juditeweldejudi1547 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና ተኸስተ ዝህበና ዘሎ ኣብ ግብሪ እንተነውዕሎስ ብቑልጡፍ ዓድና መኣተና።

  • @abduadem1780
    @abduadem1780 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much brother brigadier General Tekheste Hayle you are the great one

  • @user-hl1fn7iz1v
    @user-hl1fn7iz1v 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዘይምኖ interview.

  • @danlolo6711
    @danlolo6711 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ይብርኽካ ተኽሰተ ሃይለ፡ ከማኻ ቅንዑን በሊሕን ተጋዳላይ ኣይርኣናን።

  • @essayasberhane7698
    @essayasberhane7698 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks again Mr tekeste Haile great job

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 3 ปีที่แล้ว

    ዘሎ

  • @syemane8526
    @syemane8526 3 ปีที่แล้ว

    Thank you B/Jeneral Tekeste .

  • @Ramino92
    @Ramino92 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ

  • @senayalem12
    @senayalem12 3 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሃይለ ሕድሪ ስውኣትካ ተተግብር ስለዘለካ ከመስግነካ ይደልይ ፡ካብ ኣዘራርባካ ጥራይ ልቦናካ ን መጻኢት አሪትራ ዘለካ ኣረኣእያ ንጹር ዮ ዘሎ ኣይደከምካን ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 3 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher yebareka kubur abo betami betami betami Lebeka zetenkefe helnaka zegeb tezareb aloka. atum Lomi etxsarefun etenekun xsebahe kulena weshetawi helenana keyedekem neheseb

  • @bhlinankid3646
    @bhlinankid3646 3 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ሓርበኛ ኣቦ ብጣዕሚ ሃናጺ ዘረባ . ኤሪሳት ነዚ ክቡር ኣቦ ብዙሕ ስለ ዘፍልጠና መሊስኩም ከተምጽኡልና ይላበወኩም.

  • @dogolabay4547
    @dogolabay4547 3 ปีที่แล้ว +8

    ሄኖክ ብጣዕሚ :ቅኑዕ :ሕቶታት ኢኻ ኣክርብኽኣሉ ንጀነራል ነበር አያና ተኸስተ ::Tnx

    • @user-hv3ox9fy3r
      @user-hv3ox9fy3r 3 ปีที่แล้ว +4

      entay jeneral neber da hjs men do awridwo eyu

    • @tzehaiecelentano3484
      @tzehaiecelentano3484 3 ปีที่แล้ว +1

      አዚ ትብሎ ዘለካ ዋላ አካ ሓቂ ይኩን ኣምብር
      ኣብቲ ዚነበርካ ሉ ጊዜ ኪትብሎ ዚነበረካ ጉዳይ አዪ ነይሩ ሕጂ ከምዚ ምባልካ አንታይ ኒምርካ ብ ዪ ከም ታሪክ መጽሓፍ ምጺሓፍ ኣይመሓሽካን ካብ ኒመዲያ መጋበሪ ትኮውን ኢቲ ጂግነታቲካ የኣምነሉን የኪብረክ ከም ጂግና ተጋዳላይ

    • @user-hv3ox9fy3r
      @user-hv3ox9fy3r 3 ปีที่แล้ว

      @@tzehaiecelentano3484 des zbl rieto natey hasab keman kemzi natka eyu

  • @kidanemariamsebhat3327
    @kidanemariamsebhat3327 3 ปีที่แล้ว

    Really Brigader General Tekeste Haile is very dynamic and great thinker and politician. He is genuine & humble at addressing issues. We can benefit a lot from his word of wisdom. Congratulations appreciate very much for the interesting interview made by Erisat.

  • @memhirkesete1289
    @memhirkesete1289 3 ปีที่แล้ว

    ትብዓት ይኹን ሓቂ ዘለዎ ትንታነ

  • @sabag2099
    @sabag2099 3 ปีที่แล้ว

    Long life Honour B.General Tekeste Haile.

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 3 ปีที่แล้ว +21

    ወዲ ሃይለ ሓቀኛ ኢኻ ብሓቂ ንጹርን ሓቅን ዘረባ ተዛሪብካ ጅግና፡ መንእሰይ ተበዲሉ ተጋዳላይ ድማ ተበዲሉ ኢሳይያስ ንኹሉ ኢዩ በዲልዎ።

  • @saraadem7058
    @saraadem7058 3 ปีที่แล้ว +4

    ዚገርም እዩ፡ዘስደሚም፡ስለዚ እንድዩ ድኣ ኣጎልጉለትን፡ተጋደልትን ዘይሚስምማዕ ዝነበረና፡ባባ ተኸስተ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ሕጂ ናይ ሓቂ ቃልካ ብምሃብካ ውን ብጣዕሚ ነመስግነካ፡erisat ድማ እንተተኻኢሉ ቀጻሊ ኢንተርቪው ግበሩሉ፡ብትብዓት ዝተበገሰ ጅግና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ።

  • @user-eh4lf8rr2v
    @user-eh4lf8rr2v 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኩም

  • @yirgawdebesay2272
    @yirgawdebesay2272 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሀይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @biniamyosief4675
    @biniamyosief4675 3 ปีที่แล้ว

    Eritrea Aidlegna iya Bsalakum,komu win fkrkum dhneta iyu,Mesret Geganuna metsai mebale selam Abay Eritrea n kulu Gizie iya Awet n Hafash kbretkum nzelallem nebari iyu

  • @erisun1278
    @erisun1278 3 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ኣገላልጻ

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 3 ปีที่แล้ว +2

    Yekenylna kubur abo 😍😍😍

  • @eritrawifenqels5197
    @eritrawifenqels5197 3 ปีที่แล้ว

    ክቡር ጀነራል ተኸስተ ናይ ብሓቂ ቅኑዕን ፍትሓውን ለባምን መስተውዓልን ብልሂን ኢኻ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ። ድኻምካ ከይጸብጸብካ ካልአይ ጊዜ መጺእካ ከመይ ጌርና ከም ንጥርነፍ ፡ ከመይ ጌርና ነዚ ሕማም አውራጃ ድሑር ሕማም ክንፍውሶ መሊስካ ክትምህረና ሓደራ ይብለካ። ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ለባም ዘይብሉ ዓዲ፡ ንፋስ ዘይብሉ ዓውዲ፡ ህሩፍ ዘለዋ መአዲ፡ ዓተር ዝአተወታ ከብዲ ኢያ ኰይና ዘላሞ፡ ከማኻ ዝአመሰሉ ለባማት ብህጹጽ የድልይዋ አላ። ከምኡዉን ክቡር ሓውና ሄኖክ ተኽለ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና ነዚ ቃለ መሕትት እዚ ዘዳሎኻ።

  • @BA-xi1yw
    @BA-xi1yw 3 ปีที่แล้ว +10

    Erisat nkdmit

  • @gchi9955
    @gchi9955 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና .ጅግና ጀነራል ተኸሰተ ዘየለ .ሰለቲ ሐቀኛ መግለጲኻ .ክብረትን ምጐሰን .ንዓኻ..እቶም ንጨካን ኢሳያሰ ተንበርኪኾም ህዝቦም ዝጭፍጭፈ.ዘለው .ጀነራላት..ኮሮነላት.ናይ ሰለያን.ናይ ሀገራዊ ድሕንነት ሐለፍቲ ኢድኩም አክቡ. ንብሎም .ብዝገበሩዎ ጰሊም ታሪኽ .አብ ልዕሊ ህዝቦም ብዘይጥርጥር .ተሐትቲ እዮም....

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 3 ปีที่แล้ว +1

    በየናይ ሓንጎል ኣድጊ ዝብኢ ክበልዓ እንዳመጻ ኣይትካላኸልን ሓያል እንኮላ ሓንግል ስለ ዘይሰርሕ እዩ ከም ናይ አርትራውያን። ፎእ ፎእ

  • @fthi3585
    @fthi3585 3 ปีที่แล้ว +1

    Bhakie iwe tebedilu😍😍👍

  • @basilosteklehaumanot8428
    @basilosteklehaumanot8428 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 3 ปีที่แล้ว

    ዘይሓላፍነታዊ ኣካይዳ ደንበ ፍትሒ እውን ተወሳኺ ወጽዓ ይኸውን ስለዘሎ እውን ክሕሰበሉ ይግባእ። ዘይተሓስበሉ ኣገዳስን እዋናውን ስለዝኾነ ብግቡእ ክፍተሽ ኣለዎ። ብርጋዴል ተኸስተ ሃይለ ኣዚና ነመስግነካ ጠቃምን ህዝቢ ዘይፈልጦ ሚስጢራትን ብምሃብካ ክትምስሰገን ይግባእ።

  • @welietesfagabr9280
    @welietesfagabr9280 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ሓላፍነታዊን መዓል ሞራልን ኩቡር ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለ። ኮምፓስ ንኡስ ኤረትራዊ ወለዶ ኢካ።

  • @AngelMichael386
    @AngelMichael386 3 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ኤሪሳት ብፍላይ ድማ ናይ ጀጋኑ ጅግና ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ ጉዳይና ካብዚ ንስኻ ዝሃብካዮ እኹል ጌሩ ክገልጾ ዝኽእል ይሎን እሞ ድሕሪ ደጊም ናብ ግብራዊ ንኺድ ጊዜ ዘሎ ኣይመስለንን።

  • @bmennetuhubun6084
    @bmennetuhubun6084 3 ปีที่แล้ว

    ምስ ምስብቅዓቱ ዘሎ ሓርበኛ ኣያና ተኸስተ ሃይለ

  • @habenbrhane837
    @habenbrhane837 3 ปีที่แล้ว

    Nayi behaqi xufufu meglexi thanks

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 3 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ስርዓት ኮነ ኢሉ እዩ መንእሰይ ዝጎድእ ዘልቆ ኣእዱግ ግን ገና ኣይተረደኦምን ዘሎ ጸገማትና ሓደ ዘይምኻን ኣእዱግ ምኻን ጥራሕ እዩ።

  • @siumlebasi4061
    @siumlebasi4061 3 ปีที่แล้ว

    bravooo kbur jeneral btami bsul meglexi

  • @user-hd5nl6xh1l
    @user-hd5nl6xh1l 3 ปีที่แล้ว

    Good job General 👍👍👍

  • @jesuswept998
    @jesuswept998 3 ปีที่แล้ว +1

    ቅድሚ 5 ዓመት ሓብተይ ይቅረታ ሓቲትካ ፎርም መሊእካ ምጻእ ክትሪኤና ብዙሕ ሰብ ከሙ ዩ ዝገብር ኢላትኒ ፡ ኣነ ከኣ ህግደፍ ባዕሉ ይቅረታ ይሕተተና ኢለያ ምክኒያቱ ብዙሕ ዝተበደልና ስለዝኮንና፡ ቅድሚ 3ይ ወራር ኣብ ከባቢ በረንቱ መዓስከር መከተ ዝበሃል ወተሃደራዊ ታዕሊም ዝወሃበሉ ነሩ ይዝከረኒ ኣብቲ መመርክታ ምጅማሩ ተጋደልቲ ጥራሕ ተባሂሉ ካብ ምሉእ ግንባር ጋሽ ባርካ ተዋጺኦም ክምረቁ ከለዉ ግን እቲ ሓላፊ ግንባር ድዩ ካልእ ኳ ስሙ ኣይፈለጥኩዎን ንሱ ኩሎም ተጋደልቲ ዮም ብምባል ነዚ ወለዶ ክሳዱ ብምርጋጽ ኢኩም ተስምዕዎ ኢሉ ክሳዱ ክርገጽ ትእዝዝ ሂቡ( ተዛሪቡ) ።ሕፈሩ ክብሎም ግን ናይ መካናይዝ 161 ብጌጋ ካብ ኣገልግሎት ዮም ሰዲዶም ይዝክሮ ናትና ታንከኛ ኣቡ ዝነበሩ ብ እዝኖም ዝሰምዑዎ ዮም ነጊሮምኒ ሓዚነ ካብታ መዓልቲ እቲኣ ን ህግደፍ ክእምኖም ኣይከኣልኩን G 15 ምስ ተኣስሩ ከኣ ፍጹም ቀቢጸዮም ንህግደፍ ኣብ 2002 ምስቶም ቀዳሞት ወጼ ብፍላይ ኣብ ጋሽ ባርካ ዝተገብረ እዝይ ዩ ኢልካ ዘይንገር ዩ ኣሕዋትና ብገዛእ ሃገሮም ተረሺኖም ብዙሕ ዩ ነዚ ዝፈላጥ ከኣ ኣብቲ ከባቢ ዝነበረ ዩ ምክኒያቱ እቲ ሓቅን እቲ ማዕከናት ህግደፍ ዝብላኦ ዝነበራን በበይኑ ዩ ገበን ገበን ገበን ዩ ተገሩ ይመርመር ይገለጽ ቲ ሓቂ

  • @alilaaajose2603
    @alilaaajose2603 3 ปีที่แล้ว

    Weledna jeganu lekmekum ezi agame wahid

  • @kuwameyhabuni1351
    @kuwameyhabuni1351 3 ปีที่แล้ว

    Erisat media leli kulu hayln tseatnyu mo ajona ajokum

  • @user-yg3fg9ep6s
    @user-yg3fg9ep6s 3 ปีที่แล้ว +3

    **ብሓቂ **
    ጌሩ ሞራል ዝዘርኣልካ ጅግና ሰብኣይ

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 3 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ እንተሎ ኣይሕለፈሎም

  • @henokmoss6962
    @henokmoss6962 3 ปีที่แล้ว

    ዓቢ ኣቓልቦ ክውሃቦ ዝግባእ ምዕዶ ካብ ኣቦና ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ

  • @abdusuleiman8657
    @abdusuleiman8657 3 ปีที่แล้ว +5

    ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
    "ሞራላዊ ሓላፍነተይ ይስከም"
    መንገዲ ጥዕና ሓላፍነታዊ ኣዘራርባ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 3 ปีที่แล้ว

    ማዓኮርና ዘይከደና ጃህራ ናትናእዩ

  • @ephar133
    @ephar133 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤፕ እንታይ እሞ ኩሉ ነገር ምስፈረሰ ካብክቱር ንላዕሊ ዛሕቲልና አለና ሐደ ሓደስ እቶም አብ ላዕሊ ሓላፍነት ዝነበሩስ ኣብአስመራ ዳርጋ መብዛሕቶም መደንዘዚ ናይአረቂ መግዝኢ ስኢኖም ትገዝኣሎም እንታይ እዩ ወሪድና ኣብገዛእ ዓድኻ ሰላም ስኢንካ አብደገ ብደይምትእምማን ባዕልኻ ንባዕልኻ ተባጃጂልካ ስኒት ደይምግባር ብደይፍላጥ ንእግዚኣብሄር ደአ ኣቐይምናዮ ከይንህሉ

  • @debora9761
    @debora9761 3 ปีที่แล้ว

    Wow btaemi nemesgn kibur abona
    gzie kefilkan
    N haki enber nriesey trah etieameni ilka TM zeymbalka🇪🇷💖

  • @abielaraya810
    @abielaraya810 3 ปีที่แล้ว +1

    thank you ብርግዳል ጀናራል

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu2248 3 ปีที่แล้ว +1

    ተባዕን ሓቀኛን ጀነራል ኢኻ ኩቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @dogolabay4547
    @dogolabay4547 3 ปีที่แล้ว

    ክብር ጀነራል ተኸስተ :ትህቦ ምስክርነት :ሓቅን ክውነትን እዩ :ስለዝኾነ :እዩም :እታ ሓገር :ኣብ :ዘይምትእምማን :ዝነግስ :ዘሎ ::ብጣዕሚ የመስግነካ ናይ ሓገር ህዝቢ ኤርትራ :ዝሃብካዮ :ምኽሪ :ሓበሬታ :ንጹር እዩ ::

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 ปีที่แล้ว +1

    HERO-GIFTED-SON OF DECA.

  • @millionmicaell4768
    @millionmicaell4768 3 ปีที่แล้ว

    ጂግና ወዲ ሃይለ ጹቡቅ ትንተና

  • @user-wm1jq1ho1t
    @user-wm1jq1ho1t 3 ปีที่แล้ว +3

    ህግ ግንባር ኣብጻር ተጋደልቲ ፡ ኣንጻር ህዝቢ ፡ ኣንጻር ኤርትራ'ዩ።ስለዚ ሪቮሉሽን ዝኣምን ቃልሲ ክህሉ ኣለዎ እምበር ጥኒን ዝብል ወይ ዝኾረየ ቃልሲ ኣየድልየናን'ዩ።እዚ ሰብኣይ ብሓቂ ካብዞም ምስሉያት ተጋደልቲ ሶጒሙ ኣሎ ቀጽሎ።

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri 3 ปีที่แล้ว

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ። ሰብ ሰብ ዝገብሮ ጌግኡ ተኣሚኑ ካብ ጌግኡ ዝእረም ኢዩ። ክቡር ኣያናን ኣቦናን ከኣ ናይ ብሓቂ ተባዕ ኢኻ ሓቂ ከኣ ትዛረብን ተፍልጥን ኣሎኻ እሞ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ብቃጻሊ ከኣ ብጽሑፍ ጌርካ እቲ ሓቂ ዳሓዳዮ ኢኻ። የቀንየልና።

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 3 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭 Eway hezbiy nezi serat zedgef abze hegi Ewan zteragema yekun 😥😥😥🙏🙏🙏

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun3481 3 ปีที่แล้ว

    Bejakum eiskatkum atririkum tezarebuwom eintesemeikum eimber esatom eintezeyegelglwo abzi kulu aymbeshom

  • @heavensounds5957
    @heavensounds5957 3 ปีที่แล้ว

    Lebam Abo, tegadalay Kemu wun jigna Merahi.
    Kemzi aynet astentno azerarba, ayreakun ksab hji. 💯

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi6337 3 ปีที่แล้ว +6

    Ezi wdib natu entay ybil bkemey knxinbero nkil 100, eta ane zdelya part merahia ezi eyu

    • @awetnuguse9097
      @awetnuguse9097 3 ปีที่แล้ว +1

      sumur demeksawi ginbar eritrea ybehalu

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 3 ปีที่แล้ว +1

      @@awetnuguse9097 abey kmrekbo nkil wey bkemey megedi knsibom nkil bro

  • @neeusr8740
    @neeusr8740 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki jigna haki zezareb amlak adimen tenan yhabika erisate kea ajokum 5 kifale kitbxeh alewa

  • @meserethadgu902
    @meserethadgu902 3 ปีที่แล้ว

    ። ነጥቢ ኩቡር ኣያይ

  • @kemmenbibu4161
    @kemmenbibu4161 3 ปีที่แล้ว

    ብመጀመርያ ኩሉ ጽቡቕ ኢልካ ዝውሰድ ኣይኮነን ግን ድማ 80% ቅኑዕ ሓበሬታ እዩ። ግን ናይ ደምበ ፍትሒ ወይድማ ደምበ ተቓውሞ ፍልልይ የብሎምን ፍልልያቶም ዘጽብብሉ ዘይኮነስ ኣብ ሓደ ክመጽእ እንተዝድለ ሓደ መራሒ ክመርጹ ብሕጊ ድማ ምኸዱ ኔሮም።

  • @Wed_Keren
    @Wed_Keren 3 ปีที่แล้ว +1

    Dear General Tekeste thank you for your very honest and detailed interview. Please put all you Sewra and after independence golden knowledge in a book 📚, so us the next generation can use it as a reference in future.

  • @habtomtesfaou3900
    @habtomtesfaou3900 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኤርትራ ሓለፍቲ ንመጀመርያ ግዜ ቲኪኽል ዝተዛበ ሓላፊ ።ብር ኢልካ ተሓጎስ ኢድመን ቲኢናን ኒኣካ።

  • @fillilover1132
    @fillilover1132 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki hayalen moral zelekan seb eka. amlak edmen Tienan yihabka kebur General.

  • @sambr9018
    @sambr9018 3 ปีที่แล้ว +2

    One important question you could have asked: why are the Warsai not getting the right military promotions? Do we have a Warsai who is even a coronel?

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 3 ปีที่แล้ว

    M Genrale teksete haiel nemsegneka keme,sesefun hagose menenn do abza aynberku eza ayefletan eye keybeleka beruhe meglexi zeglxekalna thanku

  • @user-eg3oz1lb4c
    @user-eg3oz1lb4c 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤሪ ሳት ዝነኣድ ስራሕ ቀጽልዎ። ታሪክ በዞም ሰብ ታሪክን ዉዕሎን ከም በዓል ጀነራል ተከስተን መሰልቶምን ደለይቲ ፍትሒ ከም ዘለዎ ክስነድ ከሎ ብዝበለጸ ሚዛናውን ርትዓውን ይገብሮ።

  • @bisrattikabo4585
    @bisrattikabo4585 3 ปีที่แล้ว +3

    Gigina mukanu kabti teririnn haki zereba ktrdoo ayetsegmekann

  • @yordateklechannel1190
    @yordateklechannel1190 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝምስገን አቦ ንጌግኡ ዝአምን

  • @teweldemedhinmogos3259
    @teweldemedhinmogos3259 3 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ጀ/ተከስተ ሃይለ፡ እዛ ናትካ ቃለ መሕተት ካብ ኩሉ ዝተኸታተልኽዎ ፉሉይ ኾይኑ ረኺበዮ፥ 1) ኩልና ዘይንገብሮ ብንጽንህና "ይቅረታ" ምሕታትካ ምስ-ነብስካ ምዕራቅ እያ እሞ ከመስግነካ ይፈቱ፡ 2) ንተቓለስቲን ህዝብን ዘለካ ኣኽብሮ የድንቅ፡ 3) ዝሃብካዮ ገምጋም ከምቲ ንምውሓስ ሃገር ሰንሰላታዊ ቓልሲ ዝኸፈልና፡ ብተመሳሳሊ ንምዕናውና ወለዶታት ሰንሰለት ኾይና ንኽተሎ ምህላውና፡ 4) ሕጋውን ሕጋውነትን ዝሳሓቶ ጉዕዞ፡ ሓዲዳ ዝሰሓተት ቦቡር ሙዃና ኣርኢካና፡ 5)awarness (ንቅሓትና)ኣብ ምዕባይ ዝተሰርሔ ብዘይምህላው፡ 6) ኣተሓሳስባና ንነብሰይ ይጥዓመኒ፡ ጥፍኣት ሓደ ጥፍኣት ሃገር ሙዃኑ ምስሓትና፡ 7) ሓድነትና ኣብ ምሕያል ቡዙሕ ከምዘይሰራሕና፡ 8)ኣጽናቲ ስርዓት ንምድሃል መንእሰያትና፡ ርእስና ኣድኒና ክንከይድ ድማ ዝገበሮ ጻዕሪ፡ 9) ስቓይና ከብቅዕ፡ ዜጋ ንመሰሉ ክስለፍ 10) ብረት ዝዓጠቐ ልዕሊ ኩሉ ግዳይ እዩ እሞ ብረቱ ማንካ ዘትኾነ ሓዊ ሙዃኑ ኣሚኑ ህዝቡ ከድሕን ንሃገር ምውሓስ ክጥቐመላ፡ 10) ኣብ ደገ ዘሎ ደምበ ፍትሒ ፍልልያቱ ከጽብብ፡ ናይ ርእቶ ፍልልይ ሃብትና ሙዃኑ፡ መንእሰይ ሓላፍነት ክስኸም፡ 11) ሜድያ ሓላፍነቱ ክስኸም ግሉጽ መልእክቲ፡ 12) ርእሰተ ተኣማንነት ክህልወና ፡ ኣብ ብልሓትና፡ ኣብ ናትና ንዋይ ኣሚና ንቓለስ ይብል ኣሎ ኩቡር ጀነራል
    I salut dear hero, this is timely message welldine

  • @filimonyacob697
    @filimonyacob697 3 ปีที่แล้ว

    Naybehakiy abiy zerba kexlo

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 3 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ዘረባ ናይኩሉኹም ጹቡቅ እዩ ግን ናሕጂ ንግበር ብዘይ ዕጥቂ ክኸውን ኣይክእልን እዩ

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 3 ปีที่แล้ว

    thanku kubure M Generale tekeste haile Edmene tenan nakan ne lebonakan yemene

  • @abielsolmon8186
    @abielsolmon8186 3 ปีที่แล้ว

    ኣነ ክንደይ ካድራትን መርሓቲ ኪናትን ብሱል ኣታሓሳስባን ኣዛራርባን እሞ ኣብ ዕድመይ ሪኤ ግን ኣይከም ጅግናን ተባዕን ብርጋደር ጀነራል ወዲ ሃይለ ።

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 ปีที่แล้ว

    KENTEBA.....

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 3 ปีที่แล้ว

    Abe sawa zeyele hemame yelene babiau megsase alo

  • @tesfayakal5228
    @tesfayakal5228 3 ปีที่แล้ว

    Nay bihaqi busulin ritawin haqenan meglexi Br. General Wedi haile jigna.