ኣቦታትና ኣይገገዩን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ንጽዮን ሚድያ ይከታተሉ የፋልጡ👇
    www.youtube.co...
    / tsionmedia
    t.me/TsionMedia
    ንጽዮን ሚድያ ይደግፉ👇
    gofund.me/6859...
    Zelle - 380-258-0299
    #Tsion #Media #Tigray #Orthodox #Church
    #TMH #TV
    #ጽዮን #ሚድያ #ትግራይ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ቤተክርስቲያን

ความคิดเห็น • 65

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 17 วันที่ผ่านมา +12

    ኣቦታትና ኣይገገዩን::ኣነ ምስ ኣቦታተይ ትግራይ የ ዝቀውም😇

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 18 วันที่ผ่านมา +9

    ብሓቂ ደስ ዝብል መብርሂ እዩ ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘልካ ከሙዚ ዝበለ መዓዲ እዩ ዘድልያ ዘሎ ትግራይ ❤❤❤

  • @asterberhane3165
    @asterberhane3165 18 วันที่ผ่านมา +6

    We are blessed to have fathers like that, ክብረት ይሀበልና አቦታትና

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 17 วันที่ผ่านมา +5

    በሓቂ ደስ ድብል መግለፂ ንመምህርና ነዊሕ እድመን ጢ ኢናን የሃብኩም ንፀላእትና እዚ መግለፂ እዚ በትርን ጩጉራፍን እዩ

  • @251m91
    @251m91 17 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መልሲ እዩ ከምዙይ ቀፅልሉ መምህር!

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 17 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ኣቦታትና ኣይገገዩን ብጣዕሚ ድኣ ብዝግባእ ንህዝብና ዝጠቅምን ዘድልን መግለፂ ሂቦም ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ክቡራን ኣቦታትናን መማህራንናን🙏
    ንኩሉ ወዲ ሰብ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን የዉርደልና ኣምላኸ ቅዱሳን🙏

  • @MohdDanish-gy9vi
    @MohdDanish-gy9vi 17 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ እዋይናዊ መግልፅን ኣዋጂን እዩ ዕድመን ጥዕናን ነቦታትና።

  • @MebrhitHaftu
    @MebrhitHaftu 17 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሊ መግለጽ እዩ እግዝኣብሄር አምላክ ንኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቡኡነት በረከቶምን ጾሎቶምን ኣይፈለየና 🥰🥰🥰

  • @ጓልድንግልማርያምአደይ
    @ጓልድንግልማርያምአደይ 17 วันที่ผ่านมา +3

    አቦታት ተጋሩ አይጋገዩን ሓሲቦም አስተንቲኖመ እዮም ዝኽድ❤❤❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 16 วันที่ผ่านมา +1

    ንሕና ምስ አቦታትና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    ነውሒ ዕድመን ሙሉእ ፀጋ ጥዕና ንኹሎም ብጹአን አቦታትና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 16 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን ብጹአን አቦታትና ቡራኬኹም ይብጻሓና ጸሎትኩምን ልመናኹምን አይጋደፈና.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Melody_On
    @Melody_On 17 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ጽቡቅ መልሲ ክቡር ሓውና መምህር ፍጹም ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦታትና ኣይተጋገዩን ክገብሩዎ ዝግባእ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ኣቦነት ሰሪሖም ኣለው ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ነቦታትና ንዓኹውን ነዞም ሕማቅ ዝዛረቡ ጸለመ ንኣቦታትና ዝገብሩዎ ሕለይቲ መሲሎም ቅዱሳን መሲሎም ንሽግር ህዝቢ ትግራይ ሓዊ ዝኣጉዲ መስተውዓሊ ልቦና ይሃቦም ሕልናኦም ይውቀሶም
    ኣነ ዝገርመኒ ጽዮን ሚዲያ ዳርጋ ናይ መንበረ ሰላማ ልሳን እያ ናይ ህዝብና ጸገም እትጭነቅን ብጸሎት እትልምን እያ ንዘይተሰማመዑ ተታዓርቅ መንፈሳዊ ቻነል እያ ሰብግን ኣብ ዘረብሕ ቦታ ናይ ስጋዊ ብዙሕ ሰብ ይኽተል ነዛ ናይ ህይወት ቃል ማዕዳን ምኽርን ቃል ኣምላኽ በቦታት ዝመሓላለፈላ ሰዓቢኣ ውሑድ እዩ ሳብስክራይብ ውሑድ እዩሞ ሓደራ ኩላትና ንስዓባ ንባዕልና ንክንጥቀም

  • @GsHd-l2n
    @GsHd-l2n 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰምዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
    ነቶም ዝፃረፉ ድማ እግዚኣሔር ኣምላክ መሰተዋዓሊ ልቦና ይሃቦም

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 17 วันที่ผ่านมา +3

    ደ/ ር ድያቆን ፍፁም ሐወይ እዞም ዝፃረፉ ዘለው ገውኦም ብዉርሖም ገውኦም ድማ ብገርኦም እዩ ዝግበር ዘሎ ፀለመ አቦታትናን ቅድስት ቤተ ክርስትያናን ንምንእአስን እዩ
    ❤ ክምሕፀነኩም ዝደሊ ግን አብዙ አዚ ስዓት ካብ ላዕሊ እስካብ ታሕቲ ዘለው አቦታትና ብዝግባእ ክጥንቀቁ ይግባእ ምስ ማንም ወገን ከትውግኒ ጥንቃቀ ክትገብሩ ይግባእ
    ሓደ አቦ ተተጋግዮ ንቅድስት ቤተ ክርስትያና አንፃርና ስለ ዝልዓሉ ዘለው

  • @MurutsAbrha-u2u
    @MurutsAbrha-u2u 17 วันที่ผ่านมา +5

    ፍጹም ቅዱስ ስራሕ እዮም መራሕቲ ሃይማኖት አበው ቅዱሳን ሊቃነ ጳጰሳት ትግራይ መንበረ ሰላማ ኦ ተ ት ብትክክል ደስ ዝብል እዩ

  • @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ
    @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ 18 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ መምህረይ ወሳኒ ሓሳብ እዩ ኣነስ ትማሊ መግለፂ ምስ ሃቡ ብድሕሪኡ ብዝሓት ሰባት ኣቦታት ልባዕልቶም ዘይተሰማምዑስ ከመይ ኢሎም ንመራሕቲ የስማምዕዎም ዝብሉ ምስራኣኩስ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ኣቦታትናለዶ ኣብ ዉሽጦም ምስምማዕ የብለምን እዮም ኢለ መንበረ ሰላማ ኣብ ዝለኣለ ደረጃ በፂሑ ህዝብና ብኣግባቡ ትምህርቲ ክረክብ ኣቦታት ተሸይመምልና ኣለዉ ኢለ ተሽፋ ዝገብረሎም እዮም ኣቦታት መንበረ ሰላማ ትማልግን ኣይስማምዑን ልባዕልቶም ዝብል ምስ ረኣኩን ሰማዕኩን ብጣዕሚ እየ ሓዘኒ ንድሕሪት ግዲ ክምለሱና እዮም ኢለ ናብ ኣርባዕተ ኪሎ ዘይቆረፂ ኣቦታት ኣለዉ እዮም ምስ በሉስ ኣምላክ ሓድነትን ሰላምን ይፍጠረልና ኣቦታትና መንበረ ሰላማ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ በፅሕኩም ክንርኢ ተስፋ ንገብር በጃኩም ብጥንካረ ንቅድሚት ሰጉሙ ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @Lete-p3x
    @Lete-p3x 17 วันที่ผ่านมา +4

    ቃለሂወት የስመዓ ልና መልስ ግቡዓ አዩ 🙏 የክንየልና

    • @Tadesse-ht9ob
      @Tadesse-ht9ob 14 วันที่ผ่านมา +1

      አምላክ ንኩልና ልቢ የሐና ናይትግራይ አቦ ብፁእ ወቅዱስ አቡነ ጳውሎስ የሠሩት ላጋራሕ መስቀል አደባባይ ጰንጠዎች ሊያሰተምሩ ሲሉ አይቻልም በለው ለጠቅላይ ምንሥተር መለስ ዝሐቡዎ ውሣነ እዛ ቦታ መስቀል አደባባይ ጰንጠ ከመሕሩ እንተፈቂድኩም ሐይማኖት ተደፊራ ክአውጅ ኢየ ኢሎም ድንኳን ፈ ሪሱ አቦታትም ❤❤.

  • @teweldekidane8490
    @teweldekidane8490 16 วันที่ผ่านมา +1

    Long live our Fathers we are with you on your side

  • @mmn-sy7vo
    @mmn-sy7vo 17 วันที่ผ่านมา +1

    በሓቂ ቃለ ሠናይ የስመዐልና ክቡር መምህርና ደስስ ዝብል መግለጺ እዩ 🕊🕊 አቦታትና ናብ ፅቡቅ መንገዲ ክጓዓዙ ከለው ግድን እዩ ተጓንፎታት ኸጋጥም እና የቀንየልና አምላኽ ይሓግዝኹም 🙏

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 17 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና❤🙏

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 17 วันที่ผ่านมา +1

    ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና ብሓቂ ዝደገፍ ሐሳብ እይ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 17 วันที่ผ่านมา +2

    Amen🙏🙏🙏⛪🕊️❤️❤️❤️❤️

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 5 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡራት አቦታትና ፀሎትኩም ይስማዓልና ቃለሂወት የስማዓልና አሜን ❤❤❤❤

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 17 วันที่ผ่านมา +2

    Abotatna kbret yehabelna korienalkum

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 18 วันที่ผ่านมา +1

    Kale. Hiwet. yesmalena. behake. Eyu. Memhar. Egzhbear. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey.✝️☝️😢🙏😢😢😢🌿💊🌿

  • @berhanabelay5596
    @berhanabelay5596 17 วันที่ผ่านมา +1

    Medhanialem selam yewerd amen amen❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 17 วันที่ผ่านมา +1

    አቦታትና ቀፅልሉ ከምቲተሰፋና ትሕቲ ፈጣሪ ሰራዎት እዩ መራሕትና ህልናኩም ይሰራሕ ንክብርኩም ከይትገደሱ ታሪክ ሰሮሑ ተለመኑ

  • @teweldetekleslase
    @teweldetekleslase 12 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና🙏🙏🙏🙏🙏 ደስ ዝብል መብርሂ እዩ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @bbg8739
    @bbg8739 17 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks!

  • @segeredasalma9295
    @segeredasalma9295 17 วันที่ผ่านมา +1

    ክብረትይሃበልና🙏🙏🙏

  • @aberashreda2072
    @aberashreda2072 17 วันที่ผ่านมา

    We're proud of our beloved fathers keep up the good work much love

  • @AbebaYesus
    @AbebaYesus 15 วันที่ผ่านมา

    ናይ ጎይታና ኢየሱስ አገልጋሊ ሐዋሪያ ዝሆኑ አቦታትና ምክሪ ንስማእ ። 🙏🙏🙏

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏

  • @bbg8739
    @bbg8739 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 17 วันที่ผ่านมา

    አቦታትና ፀጋኩም የብዝሐሎም መረሠሕትና ንሰጋና ይጠቅሙ አቦታት ግን ነብሰን ሰጋን ዝመርሑ ሰለዝኮኑ ቀፅልሉ አቱም አቦተት ትወቅሱ መከራ ዘይጥዓምኩም ትኮኑ

  • @SalamWoldow
    @SalamWoldow 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @app9839
    @app9839 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 17 วันที่ผ่านมา +1

    Egziabhare ymesgen neziatom abotatna geru zehabena

  • @asfawkiros2952
    @asfawkiros2952 17 วันที่ผ่านมา

    Kale Hiwet yesmalna hawna Kesis Efrem Eti haqi besu eyu berte agoka

  • @GenetBezabih-qi3pd
    @GenetBezabih-qi3pd 16 วันที่ผ่านมา

    Amen🙏kalehewetyesmealna🙏🙏🙏🙏

  • @hamekebede2501
    @hamekebede2501 18 วันที่ผ่านมา +1

    ክብር መምህርነ ቃለ ህወት የሰመአልና ብሐቂ ዝደገፍ ሐሳብ እይ።

  • @Giante-u1m
    @Giante-u1m 17 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ፡ሒወት፡የስመዐልና፡ግን፡ግን፡ኣነልገርመኒ፡ለሎ፡በተለይ፡በተለይ፡ናይ፡ቤተክርስትያን፡ምድያታት፡እት፡መልእግት፡ከምት፡ናይ፡ካልኦት፡ምድያታት፡ከም፡ድልየትታ፡ምዝራብ፡ግብኡ፡ድዩ

  • @Giante-u1m
    @Giante-u1m 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሕዝቢ፡ትግራይ፡መንእሰይ፡ትግራይ፡ካብኡለ፡መራሕት፡ትግራይ፡መሓሩናጠፍእኩሙ፡እይተጥፉኡና፡በዛብእዩ፡ተከቢባ፡ለላ፡ትግራይይይይ፡😢😢😢😢😢😢😢😢፡ካብክያት፡ኣድሕንና፡ለደታ፡ልእስት፡ትመንእስይ፡ብቢ፡ዒስራ፡ኣመት፡ኣድሕንዎ

  • @user-ti6ru1ud6i
    @user-ti6ru1ud6i 17 วันที่ผ่านมา +1

    ተመሰገንአሰይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏😥😥😥

  • @segeredasalma9295
    @segeredasalma9295 17 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @Giante-u1m
    @Giante-u1m 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣዲ፡ለለኩሙ፡ይኩን፡ኣብ፡ደገ፡ዘለኩሙ፡ምዱያታትት፡ቤተ፡ክርስትያን፡በይዛኩሙ፡ሓደ፡ይኩን፡መልእክትኩሙ፡ሓደ፡ይኩን፡መሓሩና፡መእምን፡ናይ፡ባኣልና፡ሓጥያት፡ላብ፡ወለድናመሓሩና፡ናይ፡ባኣልና፡ሓጥያት፡ንክእል

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Selamawit-c4o
    @Selamawit-c4o 17 วันที่ผ่านมา

    Btaami des ybl

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 17 วันที่ผ่านมา

    😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ih2un7np6l
    @user-ih2un7np6l 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጽበቕ ሓሳብ እዩ ግን ድማ እና ፈላጥኩም ! አቦታትና አብ ውሽጣም ሽግር ዝበሃል የለን ! ምብል ነታ ሓቂ ምሽፋንዶ አይኸውንን ? ጸገም ከምዘሎ ባዕላቶም አቦታትና እውን የአምንሉ እዮም ፀሓይ ዝወቕዖ ኩሉ ዝፈለጦ ዘይኽወል ርኡይ ስለ ዝኾነ።
    ስለዚ እቲ ካልእ ምኽሪ ፅቡቕ እዩ። ሓቅ ግና ኸዊልካ አይትኸውልዋ እሞ፣ ደሓር ምእራማ ከይተ ፀግመልኩም ሓወኒ !

    • @fitsumgebreegziabher7891
      @fitsumgebreegziabher7891 17 วันที่ผ่านมา

      ክቡር ወገን ኣብዛ ነንባዕሎም ተሰማሚዕኻ ምስራሕ ኣድላይነት ክብሪ ኣቦታት ብዝሓለወ መንገዲ ልዕሊ ሚድያና ደጋጊሙ ዝሰርሐሉ የለን ። ክሳብ ዝዕሪ ድማ ክንቅፅለሉ ኢና። ኣብ ጉዳይ ደብረ ሰላምውን ብፍሉይ ከምዝሰራሕና ኣብዚኣውን ጠቒስና ኢና። እቲኣ እንተዘይገይርኹም እዚኣ ኣይትስርሑ ዝብል መሸማቐቒን ዘይነፃፀሩ ምንፅፃርን ኢና ንቃወም ዘለና።
      የቐንየለይ🙏

  • @ጓልድንግልማርያምአደይ
    @ጓልድንግልማርያምአደይ 17 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ንአቦታት ዝጸርፉ ኮ ተላአኽቲ ናይ አዲስ አበባ ኩርኩር እዮም ብገንዘብ ዝተገዝኡ

  • @mukanonm1188
    @mukanonm1188 17 วันที่ผ่านมา

    ቢጣሚ፣

  • @kokebtekle-kc3zk
    @kokebtekle-kc3zk 16 วันที่ผ่านมา

    እነደብረጽየን፣ደሞ፣እንደዛሬ፣ጠግበው፣ሀብትመው፣አያውቁም፣ስለዚህ፣የቀረየድሀልጅ፣ሲጠፋ፣ደሞ፣የበለጠ፣ይበለጽጋሉ፣ጠያቂ፣ስለሌላቸው፣

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 17 วันที่ผ่านมา +1

    ዓሪዪ ዘይፈልጥ ናይ ዓረና ኣቦወንበር ዓንዶም ገብረስላሴ ኣብዘይፈልጦ ጉዳይ ኣቲዉ ንሰላም ደለይቲ ኣቦታትና ክወቅስን ክመክርን ዓዘፍዘፍ ምባሉ ዘየግርም እዩ:: ኣብ ዘርኢ ምፅናት እዋን ብፋሽሽቲ አብይ አህመድ ብልፅግና መንግስት ተሾይሙ ካብ ዝነበረ ገበነኛ ካብዙይ ወፃኢ ትፅቢት ኣይግበረሉን:

  • @LetayKidanu
    @LetayKidanu 15 วันที่ผ่านมา

    ግርም ጾም ንምንታይ ኣወጁ ኣይንብልን ጾም ናይ ነብስናን ናይ ስጋናን መድሓኒት እዩ ብስሩ ግን ኣብ ማእኸሎም ዘሎ ጸገም ከ ፈቲሒምዎ ድዮም ? ክልተ ሰበስልጣን ብፖለቲካ ተባኢሶም ኢሎም ጹሙ ዝብሉና ነቐደም ኣቡነ ዮሃንስን ኣቡነ ኢሳያስን ከ ተስማዕሚዓም ዶ ? ሓበሬታ ስለዘይብለይ እየ ።

  • @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ
    @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ 18 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ መምህረይ ወሳኒ ሓሳብ እዩ ኣነስ ትማሊ መግለፂ ምስ ሃቡ ብድሕሪኡ ብዝሓት ሰባት ኣቦታት ልባዕልቶም ዘይተሰማምዑስ ከመይ ኢሎም ንመራሕቲ የስማምዕዎም ዝብሉ ምስራኣኩስ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ኣቦታትናለዶ ኣብ ዉሽጦም ምስምማዕ የብለምን እዮም ኢለ መንበረ ሰላማ ኣብ ዝለኣለ ደረጃ በፂሑ ህዝብና ብኣግባቡ ትምህርቲ ክረክብ ኣቦታት ተሸይመምልና ኣለዉ ኢለ ተሽፋ ዝገብረሎም እዮም ኣቦታት መንበረ ሰላማ ትማልግን ኣይስማምዑን ልባዕልቶም ዝብል ምስ ረኣኩን ሰማዕኩን ብጣዕሚ እየ ሓዘኒ ንድሕሪት ግዲ ክምለሱና እዮም ኢለ ናብ ኣርባዕተ ኪሎ ዘይቆረፂ ኣቦታት ኣለዉ እዮም ምስ በሉስ ኣምላክ ሓድነትን ሰላምን ይፍጠረልና ኣቦታትና መንበረ ሰላማ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ በፅሕኩም ክንርኢ ተስፋ ንገብር በጃኩም ብጥንካረ ንቅድሚት ሰጉሙ ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @fhjih578
    @fhjih578 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤