Jstudio "ኣርኣያ በላይ ከም ደራሲ" ደሳለ በረኸት 4ይ ክፋል
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 30 พ.ย. 2024
- support Jstudio donorbox.org/s...
website Jstudio jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio 1’ is one branch of the three TH-cam Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
Jstudio Team.
ደሳለ በረኽት brilliant mind 👍
Tack J studion
ይሕዝን ምስ ብዓል ኣረጋዊን ዓንደብርሃንን ምትራፍና ።
ዝኸበርካ ደሳለ ወደይ! "መን'ዩ በደለኛ" ኣብ ዓመት 1965 ኣዋርሕ ክረምቲ ኢያ ተጻሒፋን ተሓቲማን። ምስ ኣርኣያ ስለ ዝነበርኩ። በጋጣሚ'ውን ንስእሊ እታ ገበር ኣነ'የ ኣዳልየያ። ንምዝካር ጥራይ'የ። ኣቦኻ ኣዲ ገብረ።
ክብረት ይሃበልና፡ ንስለ መኣረምታኹም፡ ኣቦና ኣዲ ገብረ!
ከምቲ ግብኡ፡ ንስኻትኩም ክትገልጽዎ'ዩ ዘምሕር ነይሩ።
"መን ይንገር ዝወዓለ . . ." ስለ ዝኾነ። የግዳስ፡ ኣብቲ ንሕና ብገርሂ እንጋገየሉ ግዜ'ውን፡ ተኻታቲልኩም፡ ብኸምዚ መንገዲ፡ ምእራምኩም እውን ብልቢ ዝምስገን'ዩ።
ደጊምና ምስጋናና ንገልጽ።
ምስ ዕዙዝ ሰላምታን ኣኽብሮትን፡
ደሳለ
ደሳላ ሓወይ :
ካብ ነዊሕ ጊዜ እየ ንመደብካ ክከታተል ዝጸናሕኩን ዘለኹን እየ እሞ።
ጻዕርኻን መንፉዓትካን ብቕዓትኻን ዝድነቕ እዩ።
ናይ 1972 ናይ ቀሐስ ተመሀሮ ነበር አዘነ ነድንቐካ ኢና።
አጆኻ አይትተሐለል ድኻምካን ስራሕካን ጽባሕ ፍረ ከርእየና እዩ።
Thank you as always josi and dessale ❤❤❤
ደሳለ በረኽት ናይ ብሓቂ ከምቲ ዝበሎ እዚ ህዝቢ ተፍንጢሑ ክስራሕ ኣለወ ።
Respect ደሱ ❤
Wow love it God bless Everyone ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
J Studio, you have beautiful voice. I like the way presented the story of Abreha Belay.
❤
I read my first Tigrigna fiction titled “Biniam” by Araya Belay when I was 12 years old in the 1970s. My parents used to love Araya Belay so much. Thank you JStudio
Welcome j studio Andemariam
Welcome jossi
Kburat yehwat bteami yemesgnekum. Nezi ktsemie keleka kabza hager ezia mftarey yehzneni.meqabr mhuratn jeganun dkonet hager.!!!!bertiu nkulu gize alowo.selam.
ዕድመ ይሃብካ ምሕርባይ......
ወዲ ኢሰፓ
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ሓዉ ደስ በለ በረከት(ደሳለ)።ከም'ኡ ዉን ሓዉ ዮዎስየፍ ገብሪሕይወት(ጆሲ)ፍልጠት ክንቀስም ከመኻትኩም ዝበሉ ይብዙሑን ይሰስኑን።ሻዕብያ ብዛዕብኡ ዝጸሓፍዎ እንተሃልዩ ከኣ ነንብቦ ይግበረና ከነመዛዝን።
ሻዕብያ'ሞ ከመይ ኣቢላ ብዛዕባኡ ክትጽሕፍ፧ ካብ ኣካሉ ንላዕል ናይ ስሙን ስራሓቱን ሞት እንድዩ ዘገድሳ ነይሩ! የግዳስ፡ ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዘሎ ድማ፡ ንገለ ኣባላታ፡ ከም በዓል ሳሚኤል ገብረኣዶናይ "ኣርኣያ በላይ" ዝብል ሳጓ ኣጠሚቓቶም ነይራ'ያ።
ኣርኣያ በላይ ቆልዓ ከለኹ የ ብእዝነይ ዛ ስም ዝፈልጣ ወላዲተይ ብዘረባ ኣብ ዝማጎታ እዋን ኣርኣያ በላይ ኢላ ትጽውዓኒ ኔራ!
ኣርኣያ በላይ መን ሙኻኑ ግን ሕጂ ፈሊጠ ብጣዕሚ ተገሪመ!
እዛ ሽፍታ ሻዕብያ ክንደይ ብሉጻት ሰባት እያ ኣጥፊኣ፣ሕጂ ራኢን ዕላማን ዘይብሎም ሰባት ሒዛ ተሪፋ።ብዓል ጽልእን ቅንእን ስንቆም።
Ni Araya Belay Zqrtelo SHAEBIA U.
Does anyone have his books, I really want to read his books???
Eza hagere kab newih heza deqa sele zebelti tesfa yeqorxe alku ayteren eya eway beqa sedetnyna konu kenber eu semey.
እዛ ፍንፍንቲ ጉጅለ ሙሁራትን ብሉጻትን እዳበለዐት መጺአ ሕጂ ብስደቱ ዝኾርዕን ዘጉርዕን ወለዶ አፍርያ፣ ብልማኖን ድንቁርናን ተደምሮ ዜሮ ዝኾነ ሕ/ሰብ ጫጪሓ ፣ ብዝኾነ ደሳለ በረኸት በርክተልና ብርዒ ይሰስንንን
INRTOኩም እዝዩ ረባሺ ኾኢኑ ባእ 😢😮
ሕጂ ኸኣ: ዮሴፍ ገብሪሂት ተኪኢዎ ኣሎ::
ክዕበጥ ዝተደልየ ታሪኽ ክፍሓር ኣለዎ
Tebarek agegnae....
ሻዕብያ ዘይፈጸምዎ ገበን መኣስ ኣሎ።
ጆሲ :
ንመደብካ ካብነዊሕ ጊዜ አትሒዘ እየ ክከታተሎ ጸኒሐን ዘለኹ :
አዚኻ ትድነቕን ብሱሉን ኢኻ።
ንሕና ናይ 1972 ናይ ቀሐስ ናይ 12 ክፍሊ ምሩቓት ን ድሒርና ናብ ሳንታፉሚልያን አዲስ አበባ ዩንቨርስቲ ዝቐጸልናን ገሊና እውን ናብ ስራሕ ዓለም ተዋፊርና ስድራና እንዳሐገዝና ሓፉሽ ውድባት ኮይና አብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮይና ብዙሕ ዝሰራሕናን ሕጂ ብዘይድሌትና ተሰዲድና ንነብር ዘለና : ንኹሉ ብመራኸቢ ብዙሐት ዝፍኖ ውረን ትንተናን ትራኻን ንሰምዖን ብዓቕምና ንመዝኖን ኢና ።
ናትካ መደብ ካብተን ነድንቐንን ንናፍቓን መደብ እያ።
አጆኻ ጆሲ ሓውና ጥራሕ ሕልናና አይንቀፈናን አይሕተተተናን እምበር ለውጢ ጽባሕ እዩ።
Good job Jose.
ኣዚ ሚድያዚ ናርኣያ በላይ ምምጹኡ ናይ በሓቂ ደቂ ኢትዮጵያ ወይ ሞት፡!!!!!👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽💀💀☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️
ኣርኣያ በላይ ክሊቲኤን ዝረኸበ ወያናይ!!!
ኮምእልና ጽሊኢ ክንፍሕር የሕዝነካ ኢይ ካልእን ጊዚያውን ዝኾነ ነዚ ኮነታት እንተ ተምጹ ዶ ምሐሸኩም አየኸየ ::
ብኸመይ ኢኻ ምስ ጽልኢ ኣተሓሒዝካያ እዛ ታሪኽ፧
ኣነ ንባዕለይ ኣብዛ መደብ እንተዘይመጽእ ኔሩ፡ን ኣርኣያ በላይ ክፈልጦ ኣይምኸኣልኩን ኔረ።
ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ንቕሓትን ትብዓትን ዝወነኑ ሰባት፡ከመይ ገቢርና ክንሕዞምን ክንጥቐመሎም፡መምሃሪ ይኾነና።
@@ghebre1993 ከምኡ ክብል ከሎኹ ታሪኺ አርአያ ክንገር የብሎን አይኮንኩን ማለተይ አይኮነን. እንታይ ደአ ንሕና ከም ኤርትራውያን ንቅሐት ጏዲሎና አብ ነንሕድሕድና ሆ ንብል ዘለና ሃገር በዞም በላዕተኛታት ትረማሰስን ትድወንን ዘላ መንእስያታ አብዘይ ናቶም ውግእ አቲዮም ዝጠፍኡላ ዘላን ክሳዕ ሕጂ እውን ድስደደላን ዘሎ ሃገር ሒዝካ ጀብሃዶ ቀቲላቱ ሻዕቢያ ዶ ደጊማቶ እንዳ በልካ ንዲሕሪት ምምላስ ኢቲ መንእሰይ አቂሕካ ንመሰሉን ንማዕርነቶን ክትምህረሉ ዝጽውዕ እዋን ኢዩ ማለትይ ሕንቲ ዲሞክራሳዊት ፊቲሒ ሰላም ዘለዋ ሃገር እንተ ወኒንካ ኸአ ታሪኺ ተደቢኑ አይነብርን ኢዩ ሰለዚ ነቲ መንእሰይ አብ ናይ 60ታት 70ታት ዝተገብረ እንዳ አምጻእካ ንዘሎ እዋና ፋሽሽቲ ውልቀ መላኺ ከመይ ናብ ራህዋ ነገላግላ ክብሃል አለዎ ኢዩ ዝብል ዘለኹ ኢታ ጺሊኢ ዝበልክዋ ኸአ ጀብሃ ዲያ ጌራቱ ሻዕቢያ ጊዚኡ አለዎ ዝዝረበሉ አነ ኸአ ስቅ ኢለ አይኮንኩን ዝምልስ ዘለኹ ደሳለ ሐውና ስቅ ኢሉ ጸኒሑ ሕጂ አብዚ ውዕውዕ ጊዜ ኢዚ ታሪኺ ናይ ባዓል አርአያ አምጺእካ ምዝራብ እንታይ ይድለ ሰለ ዘሎ ኢዩ ::ታሪኺ አርአያ በላይ ከአ ደሳለ ዘይሩ ዝአኮቦ ዘይኮነስ ብአካል ዝፈልጥዎን ዝነበሩን ቡዙሐት ሰለ ዘለው ብዛቱ አብዛ ሰዓት ኢዚአ ደሳለ ብወረ ዝሰመዖ ከም ዝራአዮ ኮይኑ እንዲዩ ዝገልጹ ዘሎ አብኡ ጸገም የብለይን ይንገር ንምንታይ ሕጂ?
ኣርኣያ በላይ ዓስቢ ክድዓቱ ዝረኸበ ተጻይ ኤርትራ!
ኣርኣያ በላይ ሰብ ጸውዕ እንተበልካስ በዓል በለስ፧?