Jstudio ቀታሊ መን'ዩ? ዛንታ ኣርኣያ በላይ። ብደሳለ በረኸት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 83

  • @berizegeye3066
    @berizegeye3066 ปีที่แล้ว +2

    Tigrignea 1 egberelna. Our god.

  • @berizegeye3066
    @berizegeye3066 ปีที่แล้ว +3

    Let’s love and respect each other’s today to make tigirains and Eritreans love and respect each other’s today to make us great again tomorrow.

  • @frewoinidebesai8309
    @frewoinidebesai8309 ปีที่แล้ว +2

    God job ❤❤❤❤

  • @hayal-iu1oi
    @hayal-iu1oi ปีที่แล้ว +6

    ኣርብዓን ሸሞንተን ዓመት። እወ ነዊሕ እዋንዩ እንተኾነ ግዳ ንዓና ኩሉ እዋን ምሳናዩ ስለዚ ንሓንቲ ነቁጣዉን ኣይንርስዖን። እቲ ኣዝዩ ዘገድስ ከኣ እዚ ኢዩ። ኩሉ ሰብ ብዛዕባ ኣርኣያ ነናቱ ተዘክሮ ይህልዎ ይኸዉን፡ ክርሳዕ ዘይብሉ ግን ነታ ተወሊዱ ዝዓበየላ መሬትን ህዝባን ባህላን ዝነበሮ ፍቅርን ሓልዮትን ካብ ናይ ዝኾነ ወዲ ሃገርየ ዝብል ግለሰብ ብዝኾነ መለክዒ ዝትሕት ኣይነበረን።

    • @MicFreetalks
      @MicFreetalks ปีที่แล้ว +1

      ሓቂ ብሓቂ፡ ሓቂ በልካ!

  • @moseteklu3632
    @moseteklu3632 ปีที่แล้ว +1

    Epdp,bayto,sagm semeenaካብዚ ንላዕሊ ዘክል ግን አይረከብኩን thank youjstedieo

  • @yonastesfamichaelarayabelay
    @yonastesfamichaelarayabelay ปีที่แล้ว +1

    Iti tebegusu yimisgen, yegidas bizaiba Gazetegna Kibur Araya Belay men iya gena aytedahsesen… gena bizuh sirah yiterif. Wedi 10 Amet koyine ni Araya biradio yisemio nere, Kisab lomi gin kiriseo aykealkun. Niketsali ab iti tarikin sirah iti seb kemiuwin amawita wezete yitekor. Kibri nisiweatina. Amen

  • @mr.t9096
    @mr.t9096 ปีที่แล้ว +10

    God bless you for remembering Araya Belay. He was a genius. I have been searching the truth for the last 40 years. Why did the barbaric shifta (ELF) kill him?

    • @YonasG
      @YonasG ปีที่แล้ว

      So you think you found the Truth? እንታይ ግዜ ኢና በጺሕና

    • @mr.t9096
      @mr.t9096 ปีที่แล้ว +1

      @@YonasG ዘይተገልጸ ዝውሰኽ እንተለካ እሞ ዘይትነግረና? You don't just throw words that make you look braindead and stupid.

  • @tesfaitesfazghi563
    @tesfaitesfazghi563 ปีที่แล้ว +2

    ✔️💯✔️💯✔️💯💯💯✔️👍👍👌

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 ปีที่แล้ว +2

    2ይ ክፋል ሳልሳይ ክፋል.....,ጸሓፍሉ እቲ ቪድዮ

  • @Romeno_
    @Romeno_ ปีที่แล้ว +7

    እንተ ኪኢልካ ናይ ጅግና ስውእ ተስፋልደት ምስግና (ወዲ ምስግና ) ሙሉእ ዛንታ ድለየልና ❤❤

    • @ttek9180
      @ttek9180 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ወዲ ምስግና ድአ ካበይ ክረኽበልካ፣ ናይቶም ሐርበኛታት ደቂ ሃገር መዝገብን ታሪኽን ዘብሎም'ስ ያኢ ከዘንትዉልካ ዘይሕሰብ። ሕጂ ተሪፉዎም ዘሎ አውያት "ቀታሊ ሌተና ጀነራል ተሾመ እርገቱ ... ቀታሊ ጀነራል ይልማ አየር ወለድ አብ አስመራ መንዩ" ዝብል አርእስቲ ኢዩ ተሪፉዎም ዘሎ።

  • @asefbizen9013
    @asefbizen9013 2 หลายเดือนก่อน

    ትምነዮሞ ይዝንገዓኪ ኣንታ ሰራቒ ደርሆ ዕሱብ ።ኣርኣያ በላይ እኮ ኣብቲ ግዜ ጸረ ሕዝቢ ኤርትራ መርዛም ጅንዚ ዝዘርእ ዝነበረን ከዳዕ ብጀጋኑ ኤርትራውያን ሰውራውያን ተቓለስቲ ንናጽነት ድማ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኣሰማቢቶሞ ።

  • @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
    @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ ปีที่แล้ว +2

    ናይ ቐደም ይዕበ ይንኣስ ዓቕሞም ዘፍቅደሎም ጌሮም ሓሊፎም ናይ ሎሚ ዘለና ግን ብኸመይ ኮን ክዝንተወልና እዩ 😪😪😪

  • @negassinegassi4924
    @negassinegassi4924 ปีที่แล้ว +2

    ብኽልተ ክፋል ዝቕረበ ናይ ኣርኣያ በላይ መደብ ተኻታቲለዮ። ስለምንታይ ናይ ሞት ስጉምቲ ተወሲድዎ መልሲ ግን ኣይረኣኹሉን። ኣብቲ እዋን'ቲ ይኹን ድሕሪኡ ናይ መንግስቲ ደርግ ናይ ስለያን ድሕነትን(ደህንነት) ብኣባላት ምብራቕ ጀርመን ዝእለየሉ ዝነበረ እዋን ከይተረፈ ኣብ ልዕሊ ከዳዓት ዝውሰድ ዝነበረ ክልተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ማዕዳን መጠንቀቕታ ምስተዋህበ ነይሩ። ስለዚ ኣማውትኡ ንህዝቢ ብፍላይ ንመንእሰያት ንምድንጋር ዝዓለመ'ዩ። ካብ ኣዳናገርቲ ምድንጋር ምጽባይ ድማ ከም ካይሓለምካ ዝተፈትሐ ሕልሚ'ዩ።

  • @azzyland65002
    @azzyland65002 ปีที่แล้ว +6

    አርአያ በላይ ዜና ኽህብ ኾሎ አመጨረሽታ ሰብን ዕንጨትን ተሰባራይእዩ ታሪኽ ግን አስበርን ትብ መልሐሱ ሐያልእያነይራ ዘይትፍቶወኻ

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 ปีที่แล้ว +3

    Second listen

  • @brukmark7675
    @brukmark7675 ปีที่แล้ว

    ዒታ!

  • @aberitrean8862
    @aberitrean8862 ปีที่แล้ว +3

    He was kezab so he gets what he deserve

  • @Brhane6888
    @Brhane6888 ปีที่แล้ว

    Jossy enkea teweledka bi salaka eti haki kulu felitnaio ena 🙏

  • @coolgrapes2709
    @coolgrapes2709 ปีที่แล้ว +3

    First listings

  • @Betri-HaqI
    @Betri-HaqI ปีที่แล้ว +1

    ሃለውለው

  • @tigrignapost
    @tigrignapost ปีที่แล้ว +2

    ዋዉ ደሱ ዘ ግሬት! ጀሲ ድማ ጽቡቅ ኣቀራርባ ይበል 👍 ሳልሳይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንጽበ።

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 ปีที่แล้ว +5

    ብጣሚ ዝነኣድ ስራሕዩ'ሞ ብስራሕካ ተሓበን
    ክቡር የኽብረ መጠነ ነብሱ ስለዝኾነ ክቡር ወዲ ህዝቢ ስለዝኾንካ ክብርታትና ሃሲሱ ከይተርፍ ብትገብሮ ጻዕሪ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካ' ኣብርቲዕካ ቀጽሎ።

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 ปีที่แล้ว +1

    I'm 3rd one

  • @kemdlayu
    @kemdlayu ปีที่แล้ว +2

    ኣርኣያን ብዙሓት ኣርኣያታትን ብግፍዒ ተቀንፂሎምዮም:: ኣብ ኣስመራ ኣርኣያ ክቅንፀል ከሎ እዝክር ቀብሪ ንዘይምኻድ ብዙሕ ተፅዕኖ ይግበር ነይሩ

    • @MicFreetalks
      @MicFreetalks ปีที่แล้ว

      ትኽክል! ናይ ብሓቂ ድማ ዘሕዝን'ዩ። መን እዩ ግን፡ እቲ ተጽዕኖ ክገብር ዝፍትን ዝነበረ፧!

  • @yonimiki1020
    @yonimiki1020 ปีที่แล้ว +1

    ደሱ ብሓቂ ትገብሮ ዘለካ tanx

  • @desbelestegu3442
    @desbelestegu3442 ปีที่แล้ว +1

    Araya belay tigtawai eu kendy ethiopiawi eu neyru

  • @ruttateklezgy5666
    @ruttateklezgy5666 ปีที่แล้ว +1

    It’s very important history for our children GBU all

  • @misaelmehari2299
    @misaelmehari2299 ปีที่แล้ว

    Hilezeybeluwos kidan hamatu yehli

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 ปีที่แล้ว +1

    ደሱ! የቀንየልና

  • @rutatesfamariam3788
    @rutatesfamariam3788 ปีที่แล้ว +1

    Nguse heile menseay mhlab aykonen adu

  • @fuhgfhtf9637
    @fuhgfhtf9637 ปีที่แล้ว +3

    ኣርኣያ በላይ ህቡብ ጋዜጠኛ ብምንባሩ፡ ታሪኹ ክሰምዕ እንተኣተኹስ ሃተውተው ጥራይ ኮይኑ፡፡ ሃተውተው እንተይዘይ ኣቋሪጽኩም ንስኹም'ውን ዕጫ ኣርኣያ በላይ ክበጽሓኩም ይኽእል'ዩ!

  • @tokhondae.abatimer8734
    @tokhondae.abatimer8734 ปีที่แล้ว +2

    Ata.afari.guahaf.araya.belay.ethiopiawe.ekua.eyu

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Jose for this program I can wait to hear for next program 👍

  • @ንዘይትረክቦምንፋቅክሓስም
    @ንዘይትረክቦምንፋቅክሓስም ปีที่แล้ว +1

    Thanks josi kamzom kuburat abotatna gena kale wn alewom mhtat tray aynhmeq

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 9 หลายเดือนก่อน

    "ንወጉኖም ክብሉ ዝጭቑኑ
    ዝደኽሙ እውን ጥቕሞም ንምርባሕ
    ኣትደልን እያ ኤሪትራ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ናይ ጽባሕ 2።
    ኣንጻር ምምሕያሽ ኣብ ዝጸንሐ ባህሊ ብኒሕ ተቐይድካ
    ከም ገያሺት በቕሊ
    ውትሩ ጌጋ እዩ
    ፉጹም ዘየድሊ 2"
    ክሳብ ሕጂ ነዚኣ እንዳዘመሩ
    ዝተሰውኡ ዝዝክረላ መዝሙር😢😢😢😢😢

  • @kubromfutuwi8983
    @kubromfutuwi8983 ปีที่แล้ว +2

    Pls Party 3

  • @TedyGebremariam
    @TedyGebremariam ปีที่แล้ว

    Hito 30 a met temelisuley bilibi yemesgnekum

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 ปีที่แล้ว

    አርአያ በላይ ናይ ሞት ጽውዕ በቲ ብገድሊ ህዝቢ ኤሪትራ ጭልጥዋ። ልክዕ ከም ሕውህት TPLF. Game Over.

  • @Mama-nu7it
    @Mama-nu7it ปีที่แล้ว

    Ab my temnaye
    tegadlo harenat ertrea( fedaine)( jebha ) eyom katelmo
    kedmu ge wesae yblwo nerom yebahal

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 ปีที่แล้ว

    Ade twled Yosi xubuk thzto ms xubuk anaba keep going on bro

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +4

    ግዜ ይወስድ እምበር እቲ ሓቂ ኩሉ ሓደ መዓልቲ ክወጽእ እዩ። እቲ ፍረ ናይ ደናቑር ዓያሹ ኣገልገልትን ተበለጽትን ሎሚ እሾኽ ኣፍርዩ ንርእዮ ኣለና።
    ብሰንኪ ደንቑር ሸፋቱ ፡ ብባዕዳዊ ማርክሳዊ ዓረባዊ ሕልምታት ዝሰኸሩ መራሕትን ዓያሹ ኣገልገልቶምን ፡ ብዙሓት መሳኪን ንጹሃት ምሁራትን ገባርን ፈቐድኡ ደሞም ተዛሕዚሑ እዩ። ገሊኦም ኣምሓሩ የዕሩኽ ኣለዎም ተባሂሎም ፡ ዋላ ምስ ኣምቸ ዝኸዱ ፡ ገንዘብ ኣይከፈልኩምን ፡ ሓበሬታ ምሃብ ኣቢኹምና ፡ ምስ ውድብና ኣይተጸምበርኩምን ፡ ማኪና ወይ ኣድጊ ኣይሃብኩምናን ፡ ኣይተሓባበርኩምናን ፡ ጃሱሳት ኢኹም ተባሂሎም ፡ እተኣስሩን እተረሸኑን ኣላዉ።

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ሓይሊ ባሕሪ ከለና ኣርኣያ በላይ ዝብሃል ምሳና ኔሩ ናይ 90 ተ/ጋ

  • @Eriboy
    @Eriboy หลายเดือนก่อน

    ሓው-ኣቦኽን ( ትግራዋይ ) ኣርኣያ በላይ ሕጂ ድሕሪ ፍርቂ ዘመን ተልቅሳሉ ኣሎኽን :: kkkkkk

  • @kokobdemetrius9434
    @kokobdemetrius9434 ปีที่แล้ว +1

    Bhaqi abta metsaet eritra godenatat teatrat ketematat bsimm etom jeganu harbegnatat mekertin zekertin tsahaftin zismeyulu gizei rhuq aykonen. Kbrtatna nab wanau kmles eyu. Tiray nsmer . bzuh nemesgin.

  • @helenukbe4886
    @helenukbe4886 ปีที่แล้ว +1

    ታሪኽ ምምጻእካ ጹቡቅ መሃሪ እዩ ግን ነጽነት ኤርትራ አይትቅበለን ኢኻ ኩቱር ጽልኢ አብ ሻዕቢያን ጀብሃን አታሓሳስባ አለካ ። ደጋፊ ማሕበር አንድነት ደርጊ ምኻን ይሓይሽ ካብ ኮንካ ናይ መሓሪ ምስግና ድማ ንጽበየካ እዚ ታሪኽ ጅግንነት ተጋደልቲ ሻዕቢያን ጀብሃን ንሃገረ ኤርትራ ምምጻእ እዩ ሃገራውነት ንምፍራይ አንድነታውያን ምጥፋእ ኤእ ሰውራ እዪ ክውስኽ ሰውራ ደቃ ባዕልኻ መልአዬ

    • @MicFreetalks
      @MicFreetalks ปีที่แล้ว

      ጀብሃን ሻዕብያን ፍሹል ፕሮጄክት'ዩ። ከምኡ ምዃኑ ድማ፡ እዞም ኣብ ስደት ዘለና ኣነን ንስኻን እኹላት ጭብጢ ኢና!

    • @helenukbe4886
      @helenukbe4886 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ አይነፋዕናንን ነበሰ ፍትወት አዕቢና አታ ሩሙሰ ዘይከም አቦታቱ

  • @tesfagaberredie9921
    @tesfagaberredie9921 8 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ኢርትራውያን ዘይተዛረብኩምሲ ብዛዕባ ኢትዮጵያውያን ትዛረቡ፡ ዘስደምም እዩ ናትኩምሲ፡ ብዛዕባ ጀጋኑ ዘይተዛረብኩምሲ ብዛዕባ ንጀጋኑ ኤርትራውያን ዘጥፍኡ ክትዛረቡ፡ ኣየ ሬድዮ ኢትዮጵያ

  • @ttek9180
    @ttek9180 ปีที่แล้ว

    አየ ብዓል ደሳለ አብ ጎቦታት ሳሕል ብዓል ነብሰ ገዳይ ኢሳያስ ካብ ትኽክለኛ ባህልን ልምዲን ታሪኽን ህዝቢ ኤርትራ ነጺሉ ዘዕቢ፣ ጎቦ ሐንጎልን ጎቦ ልቢን ሒዝኩም ወጺእኩምን ዓቢኹምን። ጎጃመታይ ዝኾነ አርአያ በላይ ከምቲ ባዕሉ ዝበሎ " ነደና ኢትዮጵያ ወይ ከነቐድማ ኢና ወይ ክንቅድማ ኢና" ኢሉ ዝጨርሖ ነዲኡ ኢትዮጵያ ቀዲሙዋ ከይዱ። ብሐቂ ስለ ኤርትራን ህዝባ ትግደሱ እንተኾንኩም፣ ስለ ሃገሮም ኤርትራን ህዝባን ብሃይለስላሴን ደርግን ዝተቐንጸሉ ታሪኻት ድአ ዘይትግንጽሉ? ንስኹምን ጸሊእናዮ እትብልዎ ነብሰገዳይ ኢትዮጵያዊ ዘመድኩም ኢሳያስን ዘገድሰኩም ታሪኽ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያአያንን ኢዩ። ብቦታን ውልቃዊ ጥሙሕ ስሚዕትን ጥራሕ ኢኹም ተፈላሊኹም ዘለኹም።

  • @kbromgebremedhin8553
    @kbromgebremedhin8553 ปีที่แล้ว +3

    ደሱ ዓርከይ፡ ፍሒራ ኢለካ ኣለኹ።፡ክንደይ ሕቡእ ኢኻ ፈሓሒርካ ተውጽእ ዘለኻ ሞ ቀጽሎ

  • @redaeteklay2484
    @redaeteklay2484 8 หลายเดือนก่อน

    ንስኻ ትኸዉን

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 ปีที่แล้ว +1

    ጓሉ ብጣዕሚ ቀያሕ ካምቦኒ ኣስመራ ትማሃር ኔራ። ይዝክር እንተዘይተጋግዬ።

    • @MicFreetalks
      @MicFreetalks ปีที่แล้ว

      ሂሩት እያ ትኸውን። ሕጂ ኣብ ኣመሪካ ትነብር ኣላ።

    • @simonm.7755
      @simonm.7755 ปีที่แล้ว +1

      @@MicFreetalks ሽማ ኤርትራ ትባሃል ከ ኣይነበርቶን? Hope Im not wrong. Im testing my memory.

    • @hirutbelay4509
      @hirutbelay4509 ปีที่แล้ว +1

      No he did not. And please keep his kids out of this .
      Thank you

  • @ስምኦንንጉሰ
    @ስምኦንንጉሰ ปีที่แล้ว +3

    ደሳለ በረኸት ጹሑፍካ ኣዝዩ ማሃሪ አዩ አንተኾነ ግን ብጽሑፍ ኢኻ ሸር ትብሎ ኣብ ፌስቡክ 😂😂😂😂 ካብ ጹሑፍ ምንባብብ ሃዲሙ ዘሎ መንአሰይ ከመይ ኢሉ ከንብቦ ብዝኾነ ማሃሪ ትብሎ ዛንታ ወይ ባዕልኻ ወይ ጆሲ አንተተዘንትዉልና ጽቡቅ ኔሩ ጆሲ መርገጺኡ ኣይፈትዎን አየ ግን ዘይሕባኣ ጥዑም ኣዛናትዋ ክአለት ኣለዎ ስለዚ ጆሲ ንጽሑፋትካ ነባሪ ሂወት ክህቦ ስል ዝኸአል ንዎሎዶታትት ዉን ተሰኒዱ ስለ ዝጸንሕ ኣብ ዩቲብ ፌስቡክ ምጽሓፍ ገዲፍካ ብዩቲብ ምጻና

  • @merhawitsamuel2640
    @merhawitsamuel2640 ปีที่แล้ว +1

    ገለ ሰባት ሲ እዞም ንሕብርት ኢትዮጵያ ዝብሉ ዝነበሩ ንጽሃን ኤርትራውያን ብሻዕብያን ጀብሃን ብዘስካሕክሕ ዝተቀትሉ ታሪኾምን ዛንትኦምን ክለዓል ኣይደልዮን እዋ ናይ ኤርትራ ሪፈረደም እኮ 98.8% እወ ንናጽነት ኣድሚጾም እቶም 2.2% ከኣ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ኢሎም እንታይ እዩ እቲ ጸገም ስለዚ ኤርትራዊ ብኢድ ሰብኣዊ ክጠፍ ኣይንደልን ኢና ከምድላዮ ፓሎቲካዊ መርገጺኡ። any way thank you josi and desale

    • @adulis73
      @adulis73 ปีที่แล้ว

      100%-98.8%= 1.2%

  • @Ae91scd
    @Ae91scd ปีที่แล้ว

    ሐሶት ብሐቒ እንተዘይተበዲሁ ይጋልብ! ድዩ ተባሂሉ !
    መዓስን አባይን ንመንን መናእሰይ እዩ አርአያ በላይ አበሳቢሱ ? አብ አስመራ ዝተወለድናን ዝዓበናን እኾ አለና :።

  • @ttek9180
    @ttek9180 ปีที่แล้ว +2

    ደሳለ በረኸት ናትካ ኮነ ናይ ዓርክኻ ዮሴፍ ገብርሂወት ነገር ከምቲ "ስራሕ ዝሰአነ ጓሳ ጠባብቕ ይሃድን" ዝብልዎ ኢዩ ነገሩ። እቲ ህሉው ሰብ ልቡ ጠፊኡዎ ፍታሕ ከናዲ ይቃለስ አሎ፣ ንስኻትኩም ከአ ንሕሉፍ ህዝባዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ከተጠቅሩ አብ መቓብር ምዉታት ሃሰስ አብ ምባል መሬት ተዕርብዎ አለኹም። ምስቲ ዘመድኩም ካብ ቁልዕነትኩም ጸልዩ ዘዕበየኩም ነብሰ ገዳይ ኢሳያስ ጉዕዞን ዕላማን እውን ዘፍልየኩም የብልኩምን። ዘይሩ ዘይሩ ኢትዮጵያውነት ስምዒት አብ ኤርትራውያን ምስፍሕፋሕ ኢዩ።

    • @Danimeley
      @Danimeley ปีที่แล้ว +3

      Meseret haki ente zeyhzka kolilka kolilka nab Netz amexti eka

    • @ttek9180
      @ttek9180 ปีที่แล้ว

      @@Danimeley መሰረት ሐቂ እንታይ ኢዩ? ነቲ ህሉው ኩነታት ዘሎ አስተብሂልካ ፍታሕ ምርካብ ድዩ ወይስ ዳኛ አብ ዘይብሉ ታሪኽ ዝሞቱ አልዒልካ ምህውታት ኢዩ? አብ መዓኮርካ ዘሎ እሾዂ ኮፍ ዝኸልአካ'ሞ አልግሶ፣ ሽዑ ታሪኽ ዛንታ አልዒልካ ሐቁን ሐሶቱን ከተውጽኦ ክቐለልካ ኢዩ።

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 ปีที่แล้ว

      ​@@ttek9180 anta meary emo etom zemotus yirseu behalay deka

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 ปีที่แล้ว

      ❌❌❌❌❌❌

    • @mr.t9096
      @mr.t9096 ปีที่แล้ว +2

      ምስላ ካብ ሕማቕ: ማይ ካብ ዓማቚ። ስራሕ ዝሳኣነ ጒዋሳ ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን። ንጥሪቱ ሳዕርን ማይን ዝሳኣነ እንተትብል ክንደይ መምሓረልካ። Were you involved or assigned in the planning and killing of Araya Belay by any chance?

  • @akberetzeweldi6909
    @akberetzeweldi6909 ปีที่แล้ว

    ካብመዓስ ድአ እዩ አርአያ በላይ ጅግና ተባሂሉ እቲ ምስ ባዕዳዊ ጸላኢ ኢትዮጵያ ኮይኑ ህዝቢ አስመራ መንእሰያትና ዘባሳበሰ ዝወደኤ ሎምስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ድማ ክአ ምስ ጁግና ንጉሰ መንስዓታይ ክትሰርዖ ጆሲ ስትድዬ ጽቡቕ Information የብልካን ሱቅ
    እንተበልካ ይሐይሽ :: መን እዩ እዚ ሐወልቲ ክስርሐሉ ዝበልካ አለውና ሐወልቲ ዝስርሖም ስውአት ኤርትራውያን ስለ ህዝቦም ዝተሰውኡ🥲

    • @MicFreetalks
      @MicFreetalks ปีที่แล้ว

      መን'ዮም ስውኣትኪ፧ በዓል ወዲ ፈንቅል፡ በዓል ሳልሕ ጠጠው ክክክክ

  • @tokhondae.abatimer8734
    @tokhondae.abatimer8734 ปีที่แล้ว

    Eshsh.eshsh.hamema.elomukha.tegaru.basha.ambesa.ahfiruki.likie.nirobi.esayas.zegatemo.agatimuki