ካብ ውድቀት ኣኒል ኣምባኒ ንመሃር (ካብ 42 ቢልዮን ዶላር ናብ $0) // From $42 Billion to $0 | 𝐅𝐢𝐝𝐞𝐥 𝐅𝐢𝐧𝐚𝐧𝐜𝐞

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 18

  • @abitajiwan6125
    @abitajiwan6125 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wayndherit btami yhezn abay tmherti eya thank you brother 🙏

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  11 หลายเดือนก่อน

      Thank you too 🙏

  • @benjamink841
    @benjamink841 ปีที่แล้ว +3

    Nice 1 ka degmuna ❤

  • @solomo5847
    @solomo5847 ปีที่แล้ว +6

    ከምዚ ናይ ኤርትራውያን ማለት እኮዩ ፡ ብሓደ ክንሰርሕ ዶ ንደሊ ኢና ፡ ብኣንነት ዝተመላእና ኢና እኮ ። ሓቢርካ ምዕባይ ልምዲ የብልናን ። ህንዳውያን ውን ከምዚ ናትና ዓይነት ባህሊ እዩ ዘለዎም ። ብዝኮነ የቀንየልና ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ።

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  ปีที่แล้ว

      ጽቡቕ ነጥቢ ሶሎሞ። ሓቢርካ ምስራሕ ክልመድ ዘለዎ ኣገዳሲ ባህሪ እዩ።

  • @sanaitairo8565
    @sanaitairo8565 ปีที่แล้ว

    Thank you

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  ปีที่แล้ว

      You're welcome. And thank you for supporting the channel.

  • @issakale1021
    @issakale1021 ปีที่แล้ว

    ጽብቅትን መሓሪትን አዘየ የመስግን
    እዚ ድማ አብ ምሕደራ ወፍሪ ወይውን
    አብ ሓቢርካ ምስራሕ እንታይ አገባብ ክንጥቀም ከምዘለና ተማሂረላ አለኩ
    አዝየ የመስግን።
    አብ ቀጻሊ አብ ወፍሪ ብሓፈሽኡ አብ ምሕደራ ዝተመርኮስ ጽሑፍ ከተቅርቡልና ተስፋ ይገብር ።

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  ปีที่แล้ว

      Thank you. እሺ ከነቕርብ ኢና።

  • @Ndndnd-lq8yx
    @Ndndnd-lq8yx ปีที่แล้ว +1

    Bitaemi xbuq timhrti

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 ปีที่แล้ว +2

    💙💙💙💙💙💙😍👍🏽

  • @semereabtesfay8568
    @semereabtesfay8568 ปีที่แล้ว

    ብዙሕ እዋን ድካ ዝነበረ ሃብቲሙ ዘይተማህረ ብዘደንቅ ተማሂሩ ወዲኡ ብዙሕ ካብ ታሕቲ ንላዕሊ እካ ትሰምዕ ብዘይካ እዞም ኣብ እስፖርቲ ዝነጥፉ።ጽብቅቲ ትምህርቲ ኢኩም ኣምጺኩም እዚ ናትና ሕብረተሰብ ክምሃረላ ዘለዎ።ኣብዚ ህዝቢ ብዝሕ ናይ ቤተ ሰብ ሽግር እዩ ዘሎ ቤተ ሰብ ተሓባቢሮም እንበር ተበታቲኖም ከም ዘይዕወቱ ይረድእና።

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  ปีที่แล้ว

      ጽብቕቲ ኣብነት ሰመረኣብ። ተበታቲንካ ዝመጽእ ዕወት ውሑድ እዩ።

  • @simonstefanos7417
    @simonstefanos7417 ปีที่แล้ว

    Not educational, just anecdotal. No use to that story, waste of time

    • @FidelFinance
      @FidelFinance  ปีที่แล้ว +1

      Thank you for your feedback, Simon. We appreciate different perspectives on the content. We will consider this as we work on future videos.