Shikor Entertainment - Robel Michael -Zemed Nebsu ዘመድ ነብሱ -New Eritrean Music 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- I am an Eritrean singer-songwriter. This is my official TH-cam chanel. I hope you like my music. thank you and spread the word.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉንሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ብ ኢደ ዋኒንኩም ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© All rights reserved to Shikor Entertainment. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
ጽቡቕ ስራሕ ሮቢ ❤❤
እስከ እዞም ኣብጎኒ ሓቂ ዘለዉ ስነጥበበኛታትና ነታባብዓዮም
ሮቢ ጅግና ብዓል ዓቢ ሕልና💙🌿. Good job, 👏👏👏
✅✅✅✅✅👍🏽
ኣታ ጅግና ብሉጽ መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ ፡ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ሮቢ ብዓል ሕልና ዘይከም ካልኦት ሕልንኦም ደፊኖም ዘለዉ ስነጥበበናታት እዚ ትገንሮ ዘለካ ቓልሲ ጽባሕ ምስ ወገሐ ኣብ ልቢ ኩሉ ሰብ ክብረት ክህበካ እዩ ብሉጽ ስራሕ 100%
እንዳ ሓምኡ T
አማን ብአማን ፍትሐዊ ስነጥበበኛ ሮቢል ተባዕ ብዓል ሕልና።❤
You are the bedste Robi oll ways !!💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅በዓል መትክል
ፍትሓዊ ስነ ጥበበኛ ሮቤል ተባዕ በዓል ሕልና.👏👍
ኣብ ጉኒ ውጹዕ ህዝቡ ዝስለፍ ሰብ ኩሉ ግዜ ኢዩ ከም ወርቂ ዝኹላዕ ሮቢ ድማ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ💙💙💚💙
"እናረኣየ ዓይኑ ዝኸሓደ
እናሰመዐ እዝኑ ዝኾነነ
እናፈለጠ ፍትሒ ዝቐበረ"።
ደምበር ዘመድ ነብሶም፤
ብሉጽ ስራሕ ሮቢ💗
😅
0:06 0:06 😅😮 0:06 😂🎉😢
Merci !❤
ሮቢ ሽኮር 💙👏👏
Bhaki good job robi ayney
ሮቢ ሽኮር 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢
ናይ በሓቂ ዘመድ ነብሱ ነጊሱ ሮቢ ካብቶም ሓቀኛታትን ዘድንቆን ሰነጥበባዊ ጽቡቅ ሰራሕ
""ኣታ ዘምድ ነብሱ ቀታሊ ሕልና"" ምስ ሓቂ ታዓረቅ ርሕቅቲ ኣይኮነትንን ቀርባ'ያ ጽባሕ፣ ሮቢ Thanks good job ❤
ሮቢ ኣብ ሓቂ ዝነብር ዘሎ ብቁዕን ብሉጹን ስነ ጥበባዊ እዩ ስለዚ ነተባብዓዮ💙💙💙💙👍👍👍💚✅
ሮቢ ጅግና ብዓል ዓቢ ሕልና
Absolutely, Robel has said it all. Tomorrow is not far from reaching. I think Eritreans , specifically those who have engorged the call for justice need to wake up. Great message brother Robel. Stay blessed!
ዘመድ ነብሶም ሕጂ ነብሶም ይሕከኩ እዞም ሓሰማ ጹቡቅ ስራሕ ሮቢ ሓወይ💙💙💙💙
❤❤❤❤ ሮቢ በዓት መትከል ኣጆኻ ኣብ ጸግዒ ጎድንኻ ኮንካ ምቅላስካ ጅግና ኢሓ ❤❤❤❤
ሮቢ ሓወይ'ከ፡ ኣታ ጂግና ኣፍ ዕቡሳት፡ ኣቦ ሓቂ፡ ኣብ ታሪኽ ተዘካሪ ኢኻ። ካብ 1000 ዓመት ምስ ዓመጽ 1 መዓልቲ ምስ ሓቂ ዝበልካ ተባዕ ኢኻ። ኣጆኻ ክንዕወት ኢና።
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሮቢተይ። 💙💙💙💙💙🌿ወይልኦም ድኣ ን ሓላፊ ግዜ ህዝቦም ክሒዶም ምስ ዉልቀ መላኺ ዘዳኽሩ ዝሓፍሩሉ ግዜ ዉን ቀረባ እዩ ።
Great song with a great content and Excellent advice. Wedi hzbi Robel . Ambesa eleka aleku…
Thank you ሮቢ ሎሚ ስም ረኺብካሎም ነዞም በላዕቲ ሰብ 💙🥰👍
ጽቡቅ ስራሕ ሮቤ ኣስሊ🌿💙💙✊
ሮቢ በዓል ሕልና ቅሰን ክንዕወት ኢና 🎉❤
Ya. Man
ሮቢተይ ናይ በሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ❤❤ ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ ኣርኣያ ህዝቡ ዩ ኩሉ ግዜ ምስ ሓቂ
Robi abi srah eka serihka ❤❤🎉🎉🎉
ሮቢ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መልእክቲ ተሰምዖምስ
ጽቡቅ ስራሕ ሮቢ❤❤❤❤ሮቢ ሮቢ
በቲ ተባዕ ቢትወደድ ምጅማርካ ኣዚዩ ደስ ኢሉኒ ሮቢ፡
ከምቲ ሉሙድ ብሉጽ ስራሕ!!!!
Bhaki wela ane 💙💙💙💙💙
ቀጽሎ ረቢ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ 💚💚💚
ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ #Robel (ሽኮር)💙❤❤
አየ እወ እዞም ሓበኤቲ ቁስሎም ረሳዕቲ ንሕዋቶም በዓል ሕልና ኣልቦ ፈተዉቲ ነብሶም. እግዚኣብሔር ኩሉ ግዜ ምስ ውጹዓት ይኩን🙏🏽🙏🏽🙏🏽.
ሮቢ ጅግና መትከላዊ ንጉስ ፍትሒ ጽቡቕ ስራሕ : ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን : ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ ኣንበሳ ኣፍ ውጹዕ ህዝቡ
ናትካ ሞያ ብቓላት ገሊጽካ ኣይውዳአን ንጉስ ሕልና 💙🌿💙
ሮቢ በዓል ሕልና ኣቦ ሓቂ💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿
ድምፀ መረዋ
መልእኽቲ 100%✊✊✊✊✊
Ezom ab comment gtmi derfi tixhfulna zneberkum tefiekumni& robi nice work keep up wedi gezawtey 💙💙💙
ተባዕ ተቓላሳይ ፡ ናቶም ሂብካዮም ነዞም ስሱዓት ዘመድ ነብሶም
Moral nihabom robi jigna zelenayo u nesu u Kea tbebenga zibhal compas hezbi ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሮቢ በዓል ሕልና 🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿🌿🌿🌿
ነዞም ኣንጻር ውጹዓት ደው ትብሉ ድምጻውያን ኩልኹም፣ ኣበርክቶኹም ኣይክንርስዕን ኢና!!! ኣጆኹም
ብሓቂ ንግዜና ዘንጸባርቕ ግጥምን ዜማን።
ከም መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ክትሽየጥ ኣለዋ እዛ ደርፊ not ኣብ TH-cam 💙💙💙
በሓቂ ዘመድ ነብሱ ❤
ሮቢ ይበል ይበል 💙💙💙💙
ፅቡቅ ስራሕ ብዓል ሕልና በዚ ዘመን ሰብ ሕልናኡ ዘጥፍአሉ ጊዜ ወገን ውጹዓት 🙏👑
ሮቢ ብጣዓሚ ዝፈትው ብፍላይ ስራሓቱ ናይ ባሓቂ ዘመዱ ነብሱ
ብሉጽ ስራሕ ሮቢ👏💙👑
ሼር በልሎም ናብ ዘመድ ነብሶም ክሓድቲ ሓሰማታ ደገፍቲ ህግደፍ ጽቡቅ ጌሩ Robi ገሊጽዎም ኣሎ።
entaye. yeteweke agame
Aymlketeknnnn wigin toblak baelna alenayo natna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ሮቢ ብሉጽ ስራሕ ❤
ጽቡቅ ስራሕ ሮቢ ሽኮር ዓቢ መልእኽቲ ኢዩ።ኣቱም ንሕልናኹም ዝረገጽኩም ሓሰማታት ሃየ እስከ ስምዑ!!!
Eritreawi ab Eritreawi teray eu sebay zejfeo eu zeftu, robi hawey endafelte zemote endaseme eka tekebro bezkone beluxe serahe Robitey❤🎉🎉🎉
ስነ ጥበባዊ ዝበሃል ህይወት ሕብረተ ሰቡ ብልክዕ ከየጋነነ ብስነ ጥበባዊ መልክዕ ዝገልጽ እምበር፡ ብሙሩጻት ቃላት ብሰሓቢ ህርመት ኣብ ባይታ ዘየለ ዘንጻባርቅ ኣይኮነን። ኣብርሃም ኣፈወርቂ የማነ ባርያ ካልኦትን ክሳብ ሕጂ ዝዝከሩ ዘለው ንሓቀኛ ናብራ ህዝቦም ይገልጹ ስለዝነበሩ ኢዮም።
Robi God bless you and your Family ❤❤❤
Robi shikor
ብጣሚ ጽብቂ ስራሕ
ናይ ባሕቂ ተባዕ
ኣጀካ ቆጺሎ
Well Done Robi Shkor. Speaking the truth as always👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
Robi kem kulu geza bluxxx srahh💙💙💙💙
ናይ ብሓቂ ደርፊ ጋቢዝካና ሮቢ ጂግና ሓቀኛ እዩ ተዘካሪ ኣብዛ ምድሪ
ጽብቅ ስራሕ ሮቡ ኣቦ ሕልና።
Enkae bedhan metsaka Robi bal hilna ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Wwwww nice Robi continue keep it up bro thank you for everything
ደሓን ግደፎም ግዜ ዘየግህዶ የለን ኣብዛ ዕድሜና ከማን ክንደይ ግምጥልጥ ሪኢና ኣለና
❤❤❤❤
Great job Robel 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ቀረባ'ያ ጽባሕ💙ሮቢ😍
ገላጺ ዘበንና ናይ በሓቂ
💙💙💙💙💙💙💙ሮቢ ጽብቅ ስራሕ ከማኻ ይብዙሑና 💙💙💙💙💙😍😍😍😍😍😍😍💙💙💙💙💙💙
ናይ ብሓዊ ናይ ሕልና ደርፊ።እንታይ ዝዓብስ ሚሳይል በዛ ደርፊ ጌርካ ኣራእስ ዘመድ ነብሶም ቶኪስካዮ ኢኻ።1000000 like ኣብ 2 ምዓልቲ ክትበጽሕ ዝግባኣ ደርፊ።ነዚ ኣብ ዚኸባቢናን ዓለምን ዘሎ ኹነታት ብንጹር ትገልጽ ደርፊ። ቐጽሎ!
ጽብቅ ስራሕ🌿💙🌹
Robii jegnaaaaa wawwwww❤❤❤❤❤❤❤❤
ሮቢ ጽቡቅ ስራሕ 🙏🙏🙏
Well Done Robi anbesa , Nay bhaki hlina titnkif derfi , kexlo ab gonka alena ❤❤❤❤❤
ብሉጽ ስራሕ💙💙💙💙💙💙💙
Kem kulu gezeie good job robi jegena 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰
ተናሲሒካ ጽናዕ ቀረባያ ጽባሕ 1000%/መልእክቲ ሮቢ ስትሮንግ❤❤❤
Nic job Robii haweyy❤❤❤❤❤
Robi king 💙💙💙💙💙💙💙💙💙🤴🤴🤴
Kem kulu gezeie Jagan Robi 💙💙💙💙💙💙💙
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ሮቢ መልእክቲ ዝሓዘት ደርፊ ቀጽለሉ ❤
💙💙🤴👈 welcome back Robi👑👑👑
ብሉጽ ስራሕ ሮቢ ሓወይ፣ በሎም ድኣ ነዞም በላዕትን ኽሓድትን ዘመድ ነብሶም ጥራይ። 😌
ሮቢተይ 😢 well done
ሮቤል ሽኮር ስራሕካ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ ቀሪብና ኢና❤❤❤
Robitey fthawi eritrawi bneasu zbesele bravo
Wawwww abo haki zey kemtom fetewti nebsom Robi shikor bulux srah kem wetru ❤❤❤❤❤❤❤
Wedi hezbi Robi shkorr 💙💙💙
Good jobb ❤ ❤ ❤
Robiiiii ❤❤❤❤❤❤❤❤100 %❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Robi fetawi haki bulux srah 💙💙💙💙💙💙💙
Robishikor 🌿💙💙💙🎵
ሮቢ💙💙💙
Good job robi beal hilna ❤
ጽብቅ ስራሕ ሮቢ ከምወትሩ ወናኒ ምሉእ ሕልና💙💙💙✌️
robelawi hlnawi btaemi des zbl srah 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Gele ዓይነት ጥበብ እዚ እዩ::
ሓታቲትካ'ዩ ❤
Robi Asli💙 tebae beal hilna
Wawwwww nice job man 💙💙💙💙💙💙💙💙
Robel hawey best music knig artist
Xebuk music 🎵 robi shekor 💙💙💙💙💙💙
Robel hakena signer continue
Tsbuk srah robiy nay bhakiy zelenayo tigelts so nice job ❤❤❤❤ nkdmit zdefana fre nay kalsina u nizeyterf awettt❤❤❤❤❤
Welcome Robi shkor
ጽቡቅ ስራሕ!
ሮቢ🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉