Robel Michael - Aytehteyeni (Official Video) | Eritrean Music
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
- Eritrean Music : Robel Michael - Aytehteyini (Official Video) | Tigrigna Music.
Directed by Victor Daniel
Lyrics by Wekyanos Guesh
Composed by Bereket Woldu
Blenda Studio : / blenda_studio
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/Adm...
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. Adm...
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEritrea #EritreanMusic #RobelMichael
ሎማዓንቲ ሰበይተይ 2 ማናቱ አወዳት የሕቁፋትኒ ማርያም እንካዕ ብሰላም ገላገለታ ብሽም ደቀይ Like እባ ሃብኒ ደስ ኽብለኒ !!
instablaster...
Anqa mariam awxeta haweni nay desta girkaya eka music semika malet dyu ካይ ተብክዮም በል ❤❤
ሮቢተይ ሽኮር እንካዕ ዳሓን መፂእካ ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሎ ንቀፃሊ ካሊእ ሒዝካልና ክትመፅእ ድማ ብትስፋ ንፀበ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣሚ ዘኽበረካን ዘድንቀከን ሓፍትኽም ካብ ትግራይየ
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🚽🚽🚽
@merhawitdawitnega😮si1251
*ሮቢ እንካዕ ድሓን መጻካ❤❤❤*
*እንካዕ ናብ ቅዱስ ሩፋኤል ኣብጽሓና ደቂ ተዋህዶ❤❤💒 ሰላም ፍቅሪ ራህዋ ቅሳነት የውርደልና*
ኣሜን (3)
Amen amen amen (3)
Amen+(3)
Amen(3) dir auch
Amen(3)
ሃሌ ሉያ ኢርሚ ዓርከይ
ኣወዳት እስከ እንድሕር ዘይቱኮኑና ፈሊጥኩም ዛደርፊ ጋብዙና ብዘይ ስክፍታ "ኣይተሕጥይኒ "💔💔💔💔💔💝👌
😂😂😂😂
ኣቀዲምና'ዶ ክንነግረክን ፡ ብዝኾነ እዛ ድርፊ ማራ ኢየ ዝፈትዋ
@Semh😢ar-wq5pp
አቤት ስወደዉ ይሀን ልጅ ሰላም እና ጤና ለኤርትራ ህዝብ ይሁንላችሁ
አሜን
I am from somalia and i love Eritrean people and eritrean Music 🇸🇴🇪🇷
KABACADE TV we love you too bro
I love to Somalia, people I have full respect. God bless you ❤❤❤
We Love too bro. 🇸🇴❤🇪🇷
@@ykistudio44 ààààààààaàaaàààààaaàààààaaàaaààààaaàaaààààaàaààaaàaaaaaaàaaaaaààaàaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa
@@eritreaforeritreanonly4280 vi I y78
ፅብቅ ስራሕ ሮቢ ሽኮር
እስከ ነዚ ኮመንት ዘምበብኩም
ስደት ዝመረረኩም ብlike ድምፅኹም ኣስሙዕኒ ።ብሩኽ ቀዳመ-ሰንበት ይግበረልና
Amen nkulatna 😍
አሜን አሜን
Br ktb tehagos
Hawey mearey sidetin derfi nay kemziom shekato lahtatat kulu meririna alo wedi tikabo hizna terifina esu kea donguyina
Amen amen
ዋው ግጥሚ ውቅያኖስ ጉዕሽ ኮሪዐልካ ኣንበሳ ዋው ድምፂ መረዋሕ ሮቤል
ኣነስ ድምጺ ናይ ሮቢ ደስ ክብለኒ መክንያቱ ስለዉ ኢዩ ኣይርብሸካን ኢዩ ሁዱእ so ጽቡቅ ስራሕ ሮቢ ሽኮር ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
MY Love is broken!! ny dola ka kkkk
natsenet abraham @what do you mean sisi?
ja ,du hast rechtig gesagt 👍
Aykemayn habibi 💋💋💋
Israel Berekat @danke bürdi
ደቂ ዓበይቲ ብማርያም ኢለኩም እዚኣ like ኣጥዑሙኒ ሮቢ ናይ ሕማመይ ተታሒዝና ንዓድና 2019 ኣብ መወዳእታ ክንኣቱ ኢና ደቂ ኤረይ
ንሮቢዬ ዝፍቱ ላይክ እስኪ ሃቡኒ ደቂ ትግርኛ ወርቂ (ሮቢልዬ ውሽጣይ ኢካ እኮ )ስላምኩም ይብዛሓ እሜን!! 🇻🇳🇻🇳❤💛❤+🇪🇷🇪🇷🙏
Ati gal ezi maxmadiea eko Takoxaxirkiyo
hibeki aleku gal tgray shikor
@@meriwedierimeriwedieri5097 ወዬዬ ውዲ ኣስመራ ሽኮር
Xubk alki shukorr
Hani sweet n robi sle dfetu deykonkun neaki sle dfetekuki eye like hibeki yene konjo 😍
ሮቢስ እንቃዕ ናይና ኮንካ ግን ሓደራኻ ናብዞም ጎረቤትና ኣይትጸጋጋዕ you are smart enough from my heart ❤ eritrean 🥰🇪🇷🇪🇷🥰😍😍
ቀዳማይ ኣለኹ ከይትዕምጹኒ ሮቢ❤ ዝፈትዎ ጥራይ ላይኽ ይግበረለይ ጽቡቅ ቀዳመ ሰንበት ❤፡የገበተልኩም ሮቢ ክኣ ጽቡቕ ስራሕ ፡።ብሽም ሮቢል 1k ላይኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ አሰመራ ሰብሰክራይብ አግርጩ አብለኒ
@@ሰላሰያን7 ana kigabralka eya gin entay eka katawrid?
❤🇪🇷
ፍቕሪ ኣስመራ Like !
ፍቅሪ ኣስመራ ንሮቢየ ስለዝፈትዎ like ሂበኳ ኣለኩ
ሮቢተይ ሽኮር ናትካ ድምፂ ገለ ኣለዋ መፀለል ጥዕሚቲ ደርፊ ደቂ ኤሬ ሽኮራት ኣምላክ ኣብ ሃሊኩም ሓሊኩ ሰላምኩም የብዛሓዮ ንሮብየል ዝፍቱ ጥራሕ ላይክ ኣግርጭው ኣቡለይ
selam Hafatu Robi my favorite I like ur song gabi from Calgary
ሮቢ ሽኮር እቲ ናትካ ኣንደበትስ ኣዙዩ እዩ ሙቁር ንስካ ክትደርፍ ኣነ ንከስምዕ ክንራባረብ ኢና ግና ሰለዚ ቀፅለሉ ካብቶም ሁቡባት ደረፍቲ ኣሓተይ ሓደ ንስካ ኢካ 😍😍😍😍😍😍😍😍
ሳሕ
ጓል ትግራይ ክሕሎ፣ ኣነ ኸ ካብቶም ህቡባት ኣይኮንኩን
Btaemi eye zfetwo kebdey kemey gele eyou zgebreni
@@zaiddesta8381 ብሓቂ በሊ ከመይ ድኣ ይገብርኪ
@@internationalmusic219 ቅቅቅ ምኻንካን ዘይምኻንካን ንክፈልጥካ ክምኩረካ ፍቀደለይ???
ሮቢ ሽኮር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ጽቡቅ ስራሕ።
ፍትሒ ን ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ።
ቁማር ትርጉም ዝባሃል የብሉን ኣቃርጾ ሮቢተይ 40 ዓመት ተጻዊትና ድኽነት እመበር ፍቕሪ ኣይረኸብና ፋካ ከልዮ ከልዮ ቁማር ዘይጻወት ጥራይ like ሃበኒ ።
Sekt gezab 😅😅😅😅 gamplin dea sebay dea kderagem alewo ember 😅😅😅😅😅 senay kedame sembet 👌✌✌✌l don't like 😅like
@@ዳንኤልኩራቴ ♦️ኣዉኡ ከለኹ ♣️እንድየ ገጢመካ ♥️ክትምሽልጠኒ♣️ኢኻ ♦️♠️ሓሲብካ♣️♠️♥️ቁማርጂ ሙኻንካ ዳኣ ♣️ ኣይጸርፈካን ♥️እየ ♥️ብፍቕሪ♥️ ናይ ማታ ማታ🃏🃏 ክስዕርካ የ♠️ ማሺ 🃏ኻኣ♦️ ሰይመካ ♠️ኣለኹ👍።
ክክክክክክክክክክክክክ ያ ሓቅኻ ኢኻ ቁማር ጉማማ
Like ወዲ ኣርብዓ
እዉይይ haki yhabka wedey kisara eyu
Derfi nay robel bezney zeykone blbey eye zsemo kemzi natey entelo like habuni robeleyyyyyyyyyyyy 100000
Me too
እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ኤርትራ ሙዚቃ ውስጤ ነው በተለይ ሮቤሌ ስወድህ
Stop racisim
ውስጥ
ሮቢ ሽኮር ሳላ ምስ ህዝብኻ ኣለኩ ዝበልካ ህዝብና ሸይፎ ኣብ ሳዓት ዘይትመልእ.....!
ጽቡቅ ስራሕ ሓቢቢ keep it uppppppp
wawwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwww
Genau so
ኣይተሕጥይኒ-
ግደፊ ኣይተሕጥይኒ ሓራይ በለኒ ኢልኪ
ኣይተስተማስል(2)
ይክብደኒ ኢዩ ናዓይ ኣንጻር ስሚዒተይ
ሕራይ ንክብለኪ ንዘይብለይ ፍቅሪ
ይብሉን መለሳ
ጽባሕ ተጣዕሰ ንነብሰይ ካይከሳ
ፍቅር ኣብ ዘይብለይ ጎደሎ ኢዩ ,,,
ምሳኪ ከለኩ ክጥምት ኢየ ንካልኣ
ካይባሃል ጠላሚ ክሳራ ኣይተትርፊ
ኣይፋልክን ጽብቅቲ ኣይተሕጥይኒ ግደፊ
ለባም ክንስኪ ማዓስ ትውሕዲኒ
ኣንተ'ዘፍቅረክስ ናዓይ ማሸኒ
ምስ ነብሰይ ዉዕል ኣቲየ ንዘይይቀብሎ
ኣይትዓድምኒ ምስለይ ክክዉሎ
ግደፊ(4) ኣይተሕጥይኒ
%
%
ግደፊ ኣይተሕጥይኒ ንነብሰይ ክዉጽዕ
ኣንተ ዘፍቅረኪ ብመርፍኣ ይወጽኣ
ግደፊ ኣይተሕጥይኒ ኣምነት ንዘይሕሉ
ኪዳን ዋሕስ ዲዩ ፍቅርና ኣብዘይብሉ
ኣይተሕጥይኒ ኣንዶ ፍተዊ ዘፈትወኪ
ንስኪ ትኮንዮ ንሱ ዝኮነኪ
ግደፊ ግደፊ ኔዉ በልያ ኣዛ ሕቶ
ኣናፈልጥካ ዶ ናብሓጥያት ይእቶ(3)
ሮ
ቢ
ጆብ
\
በጣሚ ንፉዕ ገታማይ ውቃኖስ ጉዕሽ ንጹር መልክቲ።
@@fthawibrhane7053 ይገርመካ ኢዩ ሓወይ
@@ከምቲዝድልዮኮይኑመልስኪ perfect zkenka wedi adam
ሮቢ ናይ ዛ ይኣክል ዝበልካያ ኣብዛ ደርፊ ተመልከት ውጽኢት ነተባባዓዮ ጽቡቃት
Dey komu koynu eyu yeakel eylu
Ablelom andom ይኣከል ስለ ዝበለ ስቅ ኢልካ ላኢክ ክትህቦ ።ብ ስርሓቱ ድኣ ሊክ ሃቦ ።ሓንቲ ሓበሪታ ክህበካ ንዓካን ንከምዚ ከማካን (ሸይጣን ኣብዚ አዋን ተቃብለነቱ አንዳ ወሃደ አምጸ ስለ ዘሎስ ይኣከል ክብል አዩ አሞ ኣብአ ክትሰግዱ ኢኩም ሕቡሽ)።
@@achebinomen1855 sekt gumama
ላይክ ኣይነዉሕደሉ ደለይቲ ፍትሒ የሕዋተይ ሮቢ ጸባ ኢኻ ኣስቲኻኒ ብቀዳማይ 👍
Abshir wegen
ናይ በሓቂ ኣነ ከማን ጸልአዮ እየ ኔረ ድምጹ ምስ ኣስምዔ ግን ደስ ኢሉኒ ሺሕ like እስኪ nehabo
Kkkk ja neaykeman
Nay bhaqi kemey dyu yhigsna
Dis like ferhu eu delayi fthi koynu defi kzrgh ms deleye ezi leba
ሮቢ ድምጽህ እኮ አንደኛ ነክ ሮቢ የሚወድ ላይክ አግርጭው እስኪ ልያችሁ
Welcome ሮቢየ ብሃንቀውታ ይፅበየኳ ነይረ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ግጥሚ ዜማ ክሊፕ ሮቢየ ናይ ሕማማይ ክፍትወኳ ኣነስ እስኪ ንሮቢየ ዝፍትው like ግጩኝ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ንኩላትና ተዛረብቲ ትግርኛ
Tigraway,F.u.
እውይ ደቂ ኤሪ ሽኮራት አነ ክብሮም እየ ካብ ዓዲ ግራት ማራ እየ ዝፈትውኩም። ሰላምኩም ይብዛሕ ንኤሬ ፍትሒ ካአ አብ ጎንኹም አለኹ ላይክ ካአ እግርጭው እስኪ አቡሉለይ ናይ ፍትውትኩም መግለጺ!
ንሕና እውን ፍትው ክብሮማ። ኢትዮጵያ ማራ ኢየ ዝናፍቆ ጡዑም የሕሊፈሉ ኢየ። 🇪🇷💗🇪🇹
ሮቢየ ናይ ልበይ ከመይ ዲካ ሽኮር ካብ መቀለ እየ ግጨውኒ እስኪ ላይክ
Xibuk srah robi shikor
ኩሉ እንዱዩ ሓሳዊ 😂😉
ሮቢየ ናይ ልበይ ሽካር ካብ መቅል እየ √√√√√
ትግራዎች እንዴት እንደምወዳችሁ በምን ቃል ልግለፀላችሁ ሁለሁም ነገራችሁ ውስጤ ነው ትርጉሙን ባላውቀውም ሙዚቃውን ሳዳምጠው ብውል ባድር አልጠግበም በፍቅር ነው የምወደው የትግራይ ሙዚቃ❤ ኤርትራዊያንንም ትግራይም ለኔ አንድ ናችሁ ውድድድድ 🇪🇷🇪🇷🇬🇳
ንውቅያኖስ ን ሮቤልን ዝፈቱ ላይክ ይግበር
ውቅታኖስ ጉዕሽ ንፊዕ ገጣሚ ኢዩ ረቤል ሚኪል ጽቡቅ ስራሕ
ሮቢ ደርፍታትካ ንዘስተማቐሮም ትሕዝቶኦም ዝፈልጥ ናይዚ ዘመን ንእሽተይ ኣብራሃም ኣፍወርቂ ኢኻ ሽሕ ዓመት ንበረልና ትግርኛና ክነስተማቕር
ይኣክል እሉ እዩ ነተባባኣዮ፡ምኽንያቱ ሲ ኣብ ጎኒ ውጽዕ ህዝቡ ስለ ዝኮነ።
I'm want marred Eritrean man
@@MimiMimi-eb4lv really? If you want send your adress sis ok.
Robi... Wooooow ሀወይ ክንከ ንራከብ ተስፋ ይገብር...😎
ደምፅኻ እንጎየ ናብ ልብኻ ይኣቱ ሮቤለይ💝👑 ጥዑም ድምፂ ህድእ ዝበለ ብነብሱ💋ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ሓፍትኻ ጓል ትግርኛ💙ትግራወይቲ
بلرغم إني لا اجيد اللغه التغرينجه
لكن استمتع لروبيل فورجاج
التحيه للشعب الاريتري الراقي
ኣይተሕጥይኒ
ሕራይ በለኒ ኢልኪ ፥ ኣይተስተማስሊ
ይኸብደየኒ ንዓይ ፥ ኣንጻር ስምዒተይ
ሕራይ ንኽብለኪ ንዘይብለይ ፍቕሪ
ብዩኹን 'ትኣትየ ፥ የብሉን መለሳ
ጽባሕ ተጣዒሰ ፥ ንነብሰይ ከይከሳ
ፍቕሪ ኣብዘይብለይ ፥ ጎደለይ ክምልእ
ምሳኺ 'ከለኹ ፥ ክጥምት'የ ካልእ
ከይባሃል ጠላሚ ፥ ክሳራ ኣይተትርፊ
ኣይፋልክን ጽብቕተይ ፥ ኣይተሕጥይኒ ግደፊ
ለባም ክንስኺ ፥ መዓዝ ትውሕድኒ
እንተ ዘፍቅረክስ ፥ ነዓይ መሓሸኒ
ምስ ነብሰይ ውዕል ኣትየ ፥ ንዘይቕበሎ
ኣይተዓድምኒ ፥ ምስለይ ክኽዉሎ
ደርብ
ግደፊ ኣይተሕጥይኒ ፥ ንነብሰይ ክውጽዕ
እንዘፍቅረኪ ፥ ብመርፍእ ይወጽእ
ግደፊ ኣይተሕጥይኒ ፥ እምነት ንዘይሕሉ
ኪዳን ዋሕስ ድዩ ፥ ፍቕሪ ኣብዘይብሉ
ግደፊ ግደፊ ፥ ፍተዊ ዝፈትወኪ
ንስኺ ትኾንዮ ፥ ንሱ ዝኾነኪ
ግደፊ ግደፊ፥ ኔ'ው በልያ 'ዛ ሕቶ
እንዳፈለጥካ 'ዶ ፥ ናብ ሓጥያት ይእቶ።
ግጥሚ- ውቅያኖስ ጉዕሽ
ዜማ- ኣስመሉ ተኽሉ
ምውህሃድ ሙዚቃ- በረከት ወልዱ
Eze gobez getamay bereket weldu men eu? Abezuhetan tigrena geteme shumu alo afeletuna kenedeneko ♥️❤️♥️🌹❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ሮቢ ሽኮር የኔ አደኛ ስወድክ ከአማረኛ ቀጥሎ ለእኔ አንደኛ የትግራይ ሙዚቃ ብቻ ነው ሮቢዬ ውድድድ 😘😘😘😘❤😍😍
ዋውው ሮቢየ ብሃንቀውታ ክጽበየካ ቀኒየ
ህድህ ብዝበለ ድምጽካ ዝወሓጡ ቃላት ግጥሚ ውቅያኖስ ኣዝያ ጥዕምቲ ዝራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ሮቢየ #ክፈትወካ ማዓት እየ
ንሮቢየ እና ንገጣሚ ውቅያኖስ ዝፎቱ #Like👈 ቡሩክ ቀደምን ሰንበትን ካዓ ኣሕዋት 🙏
Yene marr betamm new yemwodachihu gin tergum zero negn min malet new ayetehietnie
Btaemi xbuq srah Robi hawey🇪🇷🇪🇷👍bflay kea Camera man📹📽🎥Editor🎬 Director 👌👌
Eske delayi fthi zkonka like aytewhd
yonas mengs fuck dleyti fthi emo yelen dream over deki shermuta ab sedet ktmeto ekom
@@erigang9336 ata sdi kemu aybehaln besmeam buda eka gn foe
@@erigang9336 aytesaref!
@@erigang9336 ኣታ ባርያ ህግደፍ እንታይ ትበክይ ኣብዚ ኪድ ውጻእ ካብዚ ወይጦ ተወልጄ
ነዛ ዘናጥ ወዲ ክፈትዋ መዓት እየ! ደርፍታቱ ብፍቕሪ የዳምፆ
Haqi nmzrab the way he dress up 100% i like it hade nska mestewali terekibka robi harif ab akedadna kemzkone i like to appreciate the pepoepl on the right time 👌👌👌
ሮቢ ጅግና ገለ ዓይነት ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ደቂ ህዝቢ ነተባብዓዮ
ትርጉሙ ባይገባኝም ብሰማው ብሰማው አልጠግበውም ሮቤል ሮቤል የእውነት ምርጥ ስራ፠the video also really awesome.
ሮቢተይ ሽኮር ገለ ዓይነት ሙዚቃ ዋውውውውው
ግጥሚ ውቅያኖስ ጉዕሽ 100% የኔ ማር ውቅያኖሰይ
ጅግና ቀፅለሉ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት የሕዋት 🙏🙏🙏
ምስ ህዝብኻ ደው ምባል ኩሉ ሰብ ይፈትወካ ምሳይ ውን ትዓሪቅካ ኣለኻ ኣጆኻ ብርትዕ እምበር ነዊሕ ግዘ ተቀይመልካ እየ ኔረ ሕጂ ግን ማሺ ማሺ ኩሊ ሰሊም ዩ ኣብሽር ሓቢበይ ብሰንኪ ኢሰያስ ተቀያይምና ነርና ሕጂ ፈቲሔካ ኣለኩ የኔ ጅቡዕ
Mahari Gurja aboy keshi 😁
Gurja ya rajel
Ich auch meni bro ዋላ ኣነ ሓወይ ናተይ ብዘይ ምግናን ትክክል
Wela ane
የስ ክብረተይ
Wow Robiyeeee 💋💋❤️😍tom demtsu betami eya defetiwaka kab tigerey hefetika
ሮቢተይ ሕጂ 3 ግዝየ የ ዝጽሕፍ ዘለኩ like ሃቡኒ ሰማዕቲ
ሮቤልአድናቂህነኝ 💚Ilove you Ert’
እወዳችኅለሁ
I'm from Sudan and I love Robell Michel
የ ኤርትራ ሙዚቃ ውስጤ ነው 😎❤
ሙዚቃ ብቻ ነው ወይስ ሌላም አለ ።
አለምነት ጎንደሬዋ
የኔ ኣድጊ ቅቅቅ
Ata ezom yedug entay koynom eyom abzi nay seb geza zemxu
michael habte! nsika eritrawi aymeslenin hmak zereba ab zebtsehaka yeblun .!ni ethiopia kabana nlaeli zitseli ayneberen. hiji gin zedliena gerna hagerna eritra aquimna ina.hiji zedli bselam bi blhat blibona hagerna mhnaz iyu zedli. tzelati aynebzh, tserfi nyew nbelo.sean nfuat merahti zeyblna imber ethiopia zigeberet yeblan.
ሕጂ ደኣ ምስ ህዝብኻ እንዲኻ ደው ኢልካ ላይክ & ኮመንት ክትነጅሕ ኢኻ::
Samrawi Wedi 4 ygermeka eu nefieu endiu hgi dea
Netom yiakl deybelu dislike gerna nkebelom hahha ente robi gn like habuley eske habayb.
CR 7 ቀዳማይ ኣነ ንኸምኡ ተዳልየ ኣለኹ ይጽበይ እየ ዘለኹ ክዝርግሑ ሽዑ ከይፈተው ክሓብሩ እዮም ብዘይ ህዝቢ ሓንቲ ዓቅሚ የብሎምን እዞም ኣስቂጦም ዘለዉ ጉኑፋት
Samrawi Wedi 4 tsibuk hasab eu anewun kema eye zitsbe zeleku arku 👍
ድሮ ነጂሑ ረኣዮ እንዶ። ከነህብቶም ኢና ግደፎ ጥራይ
ዝያዳ ትማል ሎሚ ብህዝብኻ ተቐባልነት ረኺብካ ኣለኻ ሮቢ"! ሓቂ ዘረባ ንዓኻ'ኮ ኣብ ጎኒ ህዝብኻ ክትከውን ኣይሓሰብኹኻን'የ ኔረ " ን'ሮቤል ሃይለ ግን ኣብ ትጽቢት ኣንቢረሉ ኔረ ኣፉ ምስ ሓዘ ግን ክቐብጾ ተገዲደ። መጋፍፍቲ ነጸላኻ'ዩ "ሞ ውሳነኻ ከተስምዕ ህዝቢ ይጽውዓካ'ሎ በለልና። ዝተረፈ ሮቢ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና። ንህሉው ኩነታት ዝምልከት ሓደስቲ ደርፊ ከኣ ፈይ ኣብለልና።
ኩላ ፈሪሓ ኢያ እምበር ብልባ ፎእ ኢላቶም ኢያ። ዓቅሊ ጥራይ። ኢሰያስ ደበሳይ ዝብልዎ ልሒትት ጥራይ ኢዩ ብልቡ ዝድግፎም ንሱ ከማን ከምዚ ኣላ ፋቻ ኢዩ መስለኒ እምበር እዚ መንእሰይ ደራፋይ ፈንፊንዎም ኢዩ ነዞም ረሳሓት
Do
#Robi shikor enda zekerkuka mexika edmeka knewh
Like eske habuni halalat nrobi tfetwu tray
Rabi asli ajoka tray wegeney haf kinebileka ena godni hizbika tray dew bel ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ሮቢየ በጣም ነው ምወድክ
ካብ ትግራይ እየ ማራ ኬፍ ኬፍ አለካ
ካማን ይሕበየካ እየ ተረዳአለይ
ዋውውውውውውው🎶🎶🎶🎶 ኩሉስ ህዱእ ደርፊ ሮቢ ሓቢቢ 💯💯💯💯💯ያ ጀምዓ ፍራይታግ ኢስ ኮ ካዕካዕ ሶ ላይክ ፈይ ኣብሉ ኢኩም ኮይስ ዶ
ሮቢ ሽኮር ካብቶም ኣብ ኤርትራ ኣዝየ ንደርፍታትካ ካብ ዝፈትዎም ዝነበርኩ ሓውካ እየ፡ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣጀካ ፡እቲ ናይ ቀደም ክእለትካ ኣማዕብሎ።
የዝን ልጅ ድምፅ ስወድ ትርጉሙ ባይገባኝም በጣም ነው ምወደዉ ዘፈኖችህ መሳጭ ናቸው በርታልን ❤💋
Robi Jigna Bravo enkae eza derfi dhri yeakil,,mibalka zergahkaya Ember hiji misefefkaya nerka eka kkk,,,bizkone tehabinelka biteami xibkti derfi tehabinelka.
ክክክክክክክክክክክክክክክክ
ሮቤል ኩልጊዜ ህድእ ኢሉ ልስልስ ዝበለ ጥዑም ድምፂ አለካ ንክትሰምዖ ዝስሕብ ሰላምካ ይብዛሕ አድናቂትካ እየ👌👌👌😍😍😍😍😍😍😍
Robi gele aynet srah
ሮቢተይ ካብ ቀደም ኢየ ዝፈትወካ ግን ህዝብኻ እንዳተወጸዕ ከይተዛረብካ ሰቅ ምስ በልካ ዳርጋ ካብ ልበይ ኣውጺአካ ነይረ ሒጂ ግን ዋውውውው ኣጆኻ ድሮ ከማን ራኣዮ ውጺእትካ
Robitey ab gini hzbka mukanka mare kndey dye fetyeka zeleku tetfelt mara eye tehabinelka zeleku kemzi kemay wn ayseanun eyom selamn rahwan ytmneyelkum eritrawyan i love nkulkum selmuni belu like alamidkum aytgdefuni !!!
Abos hibeka aleku bruder
@@CR-yd9wg kbret yhabka mqaley
I love you Robel ቋንቋውን አልችልም ግን ሳየው ስሰማው ዴስ ይለኛል ሰላምህ ይብዛ💚💛❤
gobez nshe ehet yen konjo
Robitey meksen nbereley good jod eske deleyti fthi like regixna nhlef
ሮቤል is ደላይ ፍትሒ፡ ሮቤል is not ላንጋ ላንጋ ፡ሮቤል is not ህግደፍ ፡ስለዚ ሞራል ንሃቦ #like
ሮቢተይ እንቃዕ ዳሓን መጻኣካ ወዲ ኤረይ
ሮቢ ጥዒምትን ረባሽት ዘይከነት ህድእቲን ደርፍ ቆጽሎ ሮቢተይ 👍🏽👍🏽❤️❤️❤️❤️🥰🥰😘😘😘
Robtey yibel yibel n robi zifetu eska abzia like
ወው በርቅ ነይዓድና ትመስል ሮቢል ጽብቅት እዪ
ሮቢተይ ጠፊእካና ነይርካ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ናዓካ ዳኣ እንታይ ክወፅኣካ ሽኮሪናዮ
I can't reiterate enough even after two years....much love Robi shikor
ናይ 2019 ዝበለጸት ክሊብ ሀ ትሰማሙዕላ እንተኾይንኩም like
ሮቢ ሽኮር ቀጽሎ ብታዕሚ ሕማቕ ኣለኩ ገለ ባ በሉኒ ተስፋ ተኮነኒ
ገጣሚ ትግራዋይ
ደምጺዊ ኤርትራዊ
ሮቢ ድምጽካ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ሉስሉስ እዩ ።
በርትዑ ትግርኛ ዓንብብ ናይ ኩላትና ሃፍቲ እዩ።
ሮቢ ኣጆካ ምባል ኣየድልየካን ኢዩ እቲ ምታሲ ኩሉ ስርሓትካ ብቁእ ስለዝኮን 100%
አስኪ የኣክል ትብሉ ላይክ ጌርኩ ኣጽመም ኣብሉኒ ምስኣ ጽቡቅ ደርፊ ሮቢ
Nayrobi keysemeakwa like gecheyo aleku slewxia hzbi yeakil sle zbelka nrobi zfetu like aytewhdu
ሮቢ መወዳድርቲ ኣልቦ
ዘይትምኖ ስራሕ❤
እኔ በጣምምምምምም ነው ትግሬ የምወደው ዘርኝነት አይኑ ይጥፋ
እሄ የኤርትራ ዘፈን ነው የትግሬ ኣይደልም።
@@ድንግለይራህርህለይንዓይን yene konjo min malet new ayetehteine😊😊😊😊
ጎንደርዋ ስ ስደተኝ የመይሳውልጅ
robi habibi iti fuluy zgeberka neger intelo kulu gize derfi natka nay sine libona mukanu iyu derfi natka ksemik ab fuluy smiet iye ztihil 💞💞💕💕💕💕💕💖💖👍👍👍👍👍
ሮበል ሚኪኢል እንቓዕ ሓጉሰካ ካብ ህግደፍ ቫይረስ ብመፍላይካ
እዋይ ደራፊ ምፍቃርስ ከመይ ክሓስም እዩ እሞ ካኣ ኣብ ልዕሊ ፍቀረይ መዓረይ እየ ንሮቢተይ ዘፍቅሮ መረገም ዶ ምርቃ ይከውን እዝስ ቅቅቅቅቅቅ ሮቢተይ ጥዑም ድምፁ ውድእቲ ስራሕ ማርያም ኣኩስማዊትን ማርያም ኣስመረይትን ፅላላ ተንብረልካ
ሮቢ ምርጥ ድምፃዊ ሮቢን ምቶዱ #Like
ማሬ ሰብሰክራይብ አርግልኝ
The best habesha clip video👍👍🇪🇷
Zikone seb tezekireni bifkru kemey zey deliyo zikonkulu❤ gn nsu gin eza derfi sedidley 😊
ሮቤል ስወድህ የ ህመሜ ነህ I Love Yuo 💗💗💗💗💓💓💓💓💓💓
I love you Robi, if you love Robi put here finger 👍👍👍 deki eri 💖💖💖.
Robitey nay mudeyy ab siata mexikana በል ኢስኪ፡ኣይ ትትፋና ኢካ
Robiiii habibiiiii well come wedi hezbi
Eske Ne Ribiiii zeftu like agabzuni
I am from Amsterdam city
ንፋዕ ሎሚ፡ምስ ህዝብካ ወጊንካ ኢካ
ሮቢ ሸካር ሰብሰክራይብ አግርጩ አብለኒ
ይኣክል ኢሉ ድዩ ቅቅቅቅ
I’m from tigray I like Robel michael 👍🏽
የኔ ምርጦች ዉዉዉድድድድ ❤❤ሰላም ለሁላችን ሰላም ላገራችን
ማሬ ቻናሌ ሰብሰክራይብ አርግልኝ
አንችም ሰላምሽ ይብዛ ያገሬ ልጅ ቆንጅየ
Anes Natika muzika kesmieo keleku Niebat eyu zekedmeni😢😢😢Roblo I miss you edmen teinan mes family❤❤❤❤🙏🙏🙏
Is that Robel michael?
Yes
😢@@SidonaBrhane-e3t
Mashallah የጀሚላ አነብ ኦንያ ሮቤል
Robu arkey enkan bedhan gebachu I like you & good job 👍👍👍
🤣🤣
Metabiti kchin des do elatki eza derfi
@@yemanezeray8274 asmirela
ስወደው ትርጉም ባይገባኝም ዘፈኑን እዳምጠዋለሁ ኤርትራዊያ እወዳችኃለሁ
ሮቤላ ሽኮር💖💖
ሮቢ 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙 ሕልዊ ሰብ 💛❤️🙏🙏🙏
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ ሰበይ ክሳብ መወዳእታ ተንቢብካያ ምናልባት ክትመውት ስለ ትኽእል ምንባብ ኣቋርጾ ኪይስ ዶ ?
ዋ ኣታ ኣቋርጾ እንዶ
ኣቋርጾ !!!!
ዋው ምራ ኢኻ ተባዕ ግን
ሓድሽ ነገር ክትርኢ ሞት ኣይትፈርሓን ማለት እኳ ዩ ? ጅግና ኢለካ ኣለኹ
ሃገርና ሕጂ ከምዚ ከማኻ ዓይነት ሰብ ዩ ዘድልያ ዘሎ !!"