ኣብ ፈረንሳ ስራሕ የለን?!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024
- ፈረንሳ ስራሕ የለን?!
#Eritrea#ትግርኛ #eritreancomedy #EritreanCulture #ትግራይ #ሓበሻ #habesha #Ethiopia #ኤርትራ#eastafrica #ትምህርቲ #eritreanwedding #eritreanfood #ethiopianbeauty #ethiopianfood #tigraymusic #ethiopiancoffee #ethiopianwomen #Ethiopian #eritrean #tigraytourism #tigrayreelstigrayreels #Tigray
#habeshafashion
Merci pour les bons conseils❤❤ብምቕጻል ካሓተካ ዝደሊ ኣነ ኣብ ሓውሲ ገጠር እየ ዝቕመጥ ኣብዚ ዓዲ ካኣ ሓድሽ እዩ ዳርጋ 2ዓመተይ ቀሪበ ኣለኹ ኣብ espac vers ማለት ኣብዚ ሓምላይ ቦታ እየ ዝሰርሕ ብድሕሪኡ ናብ ካልእ ክቕይር ኢለ ሲቪ ዘርጌሐ እሞ ክረክብ ኣይካኣልኩን ኣብ ከም ባዓል ባሪስ ዓበይቲ ከተማ ዶ ስራሕ ይሓይሽ ይመስለካ ምስናይ ይቕሬታ መልሲ ክጽበየካ እየ