One of Top Educated leader he was before start the war he knows what he do and he breaks the enemy believe it or not never lost a war his a master of geography maps most aur military leaders they know every landscape of Eritrea 🇪🇷 Ali Brhim he have more than any leader he knows Map that was his advantage in state to lose this guy I wish to lose one battalion
ألله يرحمو القادة الحقيقين والوطنين امثاله رحلوا لو كانوا موجودين لقادوا البلاد إلي بر الأمان كما قادوها في السابق للتحرير لأنهم اصحاب رؤية وطنية بحته ومخلصين وليست خونة وغدارين جبناء حولوا البلد إلي بلد أشباح ولكن انها مقادير ألله والحال يغني عن السؤال
ጅግና ዓሊ ኢብርሂም ኣብ ልቢ ነፍስ ወከፍና ታሪኽካ ክቡርን ነባርን ኢዩ።
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና !!!!!!
ብኤርትራውነተይ እና ሓደርኩየ'የ ዝሕበን ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምስጋና ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
ጅግና ኣይነብርንዩ ታሪኩዩ ዝውረስ ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
ሓርበኛ ኣይነብርዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ!
ዘርኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና♥
ሓርበኛ አይነብርዩ ታሪኹዩ ዝዉረስ🇪🇷🇪🇷❤❤💪
ጅግና ኣሊ ኢብራሂም ኮላቶም ጀጋኑ ስዋኣትና መቃብርኩም ይቅሰን ብነጻነት ተደቢሱ እዪ ሕዝቢ ኤርትራ ሳላኹም ብርሃን ተራኹብ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🙏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷♥️❤️
ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና። ጀጋኑ ታሪኮም እዩ ነባሪ። ከምቲ ንዓና አብ ልብኩም ጌርኩም ነታ እንኮ መተካእታ ዘይብላ ሂወትኩም ዓይንኩም ከይሐሰኩም ስለ ህዝብኩምን ሀገርኩምን ዘወፈኩማ ጀጋኑ። እካአሎ ምስ ዋርሳይ ወትሩ አብ ልብና እዩ ሰፈርኩም። 🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ!!!!!
ኣላህ ያርሓሙ ስዉእ ጂግና ኢብራሂም ኣዛዚ ግንባር ናድዉ
Ali Ibrahim 🇪🇷🇪🇷 Allah yehamke 💪💪💪🇪🇷🇪🇷👏
ጅግና ስውእ ዓሊ ኢብሪሂም
መዳርግቲ አልቦ ጅግንነት እወ ሰማእቲ ኩሉ ግዜ አብ ልብና ።🇪🇷🕯
ክብርን ዝኽሪ ንስውኣትና 🔥🔥🔥🌹🌷🌹🌷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እምበረ መጠን እምበር ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ኣርማ ሃገር መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት፡ቡሉጽነትን ክቡራት ፍጥረት እግዝኣብሄር ናይዘልኣለም ዕረፍቲ ይሃብኩም።፡❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ቶፖ ጥዑም ድምጽ ኣጆኻ ቀጽሎ ታሪክና ከምቲ ዝግባእ ኣጉላሓዮ ተዓወት ተዓወት ተዓወት ጅግና ከማኻ ይብዝሑ ይበዛዝሑ
Jigna Ali Ibrahim, allah yarhamu!!
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና
ኤርትራ ሃገርና መግለጺት መንነትና
ህያብ ናይ ስዉኣትና።
المجد والخلود لشهداءنا الابرار
ጅግና ዓሊ ኢብራሂም ወትሩ ኣብ ልብና
jgna Ali ibarahim wetru ab lbey
መን ከም ተጋዳላይ/ተጋዳሊት!? ማሕላና ኣብ ኣሰርኩም ከምዘይነበረ ጠሊምናኩም ነብስና ፈቲና ኣብ ደገ ሃዲምና, ኣብዚ ኮና ግን ደጊምና ኣይንጠልመኩምን። ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና!
ኣብሽር ሓቢቢ
ziteleme yelen nebsi mesrh eyu kulu,men nasinet zirie yimeslo neru,menke kisded hasibu yifelt,nenatu edil,alewo hade kiswae hade dima bandera amsiu,dihriu,nay kulu halafnet eyu.aytelemkan
ሰይ ኣብዚ ነሀልካ ለመጭመጭ ዘረባ! ጠሊምናኩም ከኣ ትብል አፋ መሊኣ ወረ ዝጠለመ ወይ ሕድሪ ጀጋኑ ዝኻሓደ ማንም የብልናን ዝኸሓደን ዝጠለመን ህግደፍን ኢሰያስን ኢዮም ኮርኲሖምና ነዛ ትንፋስን ሓሳብና ምግላጽን ሰሪሕና ስድራና ከይንኣልን ኣባሪሮምና ከይኣክል ጠላማትን ከዳዓትን ዉን ሰሚዮምና! ጀጋኑ ግን ከቢርናን ሰሪሕናን ሃገርና ከነበልጽግ ድኣምበር ፈቐዶ ሃገራት ሃገር ከምዘይብልና ተሰዲድና ክነብርን ን እንዳታትን ቀቢላታትን እግሪ ከነትክል አይተሰውኡን!
@@MATTI-YOW ስቅ በል ንባዕልኻ ለመጭመጭ ኣይትበል ምስቶም ንስውኣት ኢለ ማስቲካይ ኣይጉሕፈን ዝብሉ ትኸውን ህግደፍ ትርጉሙ ዘይትፈልጦ ስቅ ኢልካ ኣይተሀተፍትፍ ኣይከውንን እንድዩ ድሓን ንኣብነት ንህግደፍ ገምጢልካ ነቲ ንስውኣት ኢለ ማስቲካይ ኣይጉሕፍን ኢሉ ዝህተፍትፍ ህበይ መንጉዳ ዲካ ምርሓኒ ክትብሎ
ዓሊ ኢብሪሂም ምዑት ወዲ ሃገር!!!
ብሓቂ ጎይታ ግምባር ናቕፋ
2020 ዝሕጉሰኒ ኩሉ ኤርትራዊ ንስዋኣቱ ካብ ስድሩ፣፣ይሕዋቱ፣ በተ ሰቡ ፣ይዕርክቱ ፣ኮታስ ዝፈልጦ ዛበለ ሱዋኣቱ ኣብ ማሕበራዊ መድያታት ምዝርጉሑን ታሪክ ኤርትራ መልሱ ክኮልዒን ንታሪክ ሳውራናን ታሪክ ኣቦታትናን ጽጹዋይ ኢዩ ንዝብሉ ይዒንቶም ይዕውሩዎም ደሰሰሰ ኢሉኒ
ዓሊ ኢብራህም ካኣ ጂግና
Yali kol raxmato atu nitiy kitomhu mangum naftikhira
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና።
Allah yar_hamu jigna Ali Ibrahim
ጂግና ጀነራል ዓሊ ኢብራሂም ምስ ጀጋኑ ብጾትካ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺❤️👍
ከመይ ደዮ ዝርዳአኩም ገለ ገሌኹም ግንባር ናቅፋ ናይ ብዙሐት ዝተረባረቡላን ቅያ ዝሰርሁላ ግንባር እያ ጅግና ስውእ አሊ ኢብሪሂም ሀደ ካብኦም እዩ እዚ ንእኡ ንምዝካር ዝቀረበ እዩ ጎይታ ግንባር ናቃፋ ምባሎም አይበዝሆን እዩ ካልኦት ጎይቶት አውን ከም ዘለው ርዱእኮ እንተኾነ አባዛ ነአሊ ኢብርሂም ትምልከት ዝቀረበት ፕሮግራም ንኹሎም ከም ትውክል አይትረሰዑ አሊ ሕጂ ውን ጎይታ ናቅፈን ጎይታ ብዙሐት ግንባራትን ነይሩ ፈጣሪ አብ ገነት ይቀበሎ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hero ali ibrahm 🥰🥰🙏🙏
All of sematatna thanks so much we are not forget all life in our heart 🇪🇷👈 give us freedom r.i.p 🙏❤
ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝዉረስ ዓወት ንሓፋሽ
ከርሲ ኤሪትራዊት አደ ዘፍረየቶም ጀጋኑ እቶም አሎው ዝበሃሉ አብዛ ዓለምና ጀነራላት ሶቬት ከይተረፉ አይከአሉዎምን።
Ali Ibrihim Eritrean HERO
your GOLDEN HISTORY is always in our heart!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪⭐🇪🇷🐪⭐🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐🐪🇪🇷
Jigina Ali ebrhim eta enko hiwetu beja Eritrea zkefele jigna wedi jigina wetru ablibna alekum
Allah yarhamak Ali.
beautifully heroes really story kebrn Mogosn nsemaietna thanks DIMTSI love in word!!!🎇🎇🎇🎇🎇🎇🎇🎇🎇
لهو الرحما ولمقفيرا ኣሕ ክንደይ ቡሉጻት ነወሕትን ሓጸርትን ቀየሕትን ጸለምቲን ከስርና
እዞም ሉል ሀገር ህይወቶም ዝኽፈሉላ ሀገርሲ ንባዐል ሚልሻ ስርናይ አይንታዬምን እያ ስለምንታሲ ታሪኽ ኤርትራ ብደም እዬም ነዲቆም እያታትና❤🇪🇷
✊✊✊🇪🇷 neakum seinna bsalakum kebirna qsenu semaetatna::
Welcome deki eri enkae dhan metsaekum
Allah yarhamu Ali Ibrahim
Ali ibrhem watro ab lebina 🙏❤🙏🇪🇷
الله يرحمه ويسكنه فسيح جنانه يارب العالمين
wetru ablna ali ibrahim elalemawi zkri 💔💔💔💔💔💔💔
Kbrn mogosn nsemaetatna ♥️🇪🇷
rest in peace HERO.glory our MARTYRS
الله يرحمه الباطل على ابراهيم وأدى قباريت اشاورتوي 💪👉ambesa wedi Gabarit aswertea
Ali Wedi Hezbi Ertra eyu,Ali Wedi behire Saho eyo::
ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝዉረስ
Awet nhafash, our hero
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣያናን ኣቦና ስውእ ጀነራል ዓሊ ኢብሪሂም ጎይታ ግንባር ናቅፋ ሳላካን ሳላ ብጾትካን ኮሪዕና ብጅግንነትካ፥መንእሰያት እዛ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ሃገረ ሰማእታት ዝኾነት ኤርትራ ሃገርና ብግዝያዊ ረብሓታትን ትሕተ ሃገራውነትን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክንእትዋ ሕድርን መብጽዓን ጀጋኑ ሰማእታትና ኣይፍቅድን እዩ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዘ
االرحمه والمغفره لشهيد علي ابراهيم
Allha yerhmlo ali ibrhim🙏🙏🙏
መዳርግቲ ኣልቦ ጂግንነት ወትሩ ኣብልብና ስዋእትና
ኣሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Bravo Ali
ዘላእልማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
ALLAH YERHAMU
الله يرحمه ويغفر له ويسكنه فسيح جناته الشهيد البطل على ابراهيم
Ab tarik eritrea zeytenegre ember zeyteserehe kiya yelen ..fre jignenetkum nexinet teregagixu 🇪🇷 hagherna belxightin mebelten kibirtin koyna nezelalem kitneber eya zelalemawi kibri nexiwatna ..selam ksanet tenan xigheben fikrin hweneten ne hafash 🇪🇷
Jigninet Ali ebrihim wetru ablibna alekum kbrin megosn nsematatna
Eritrean Tegadelti are unique. Long live EPLF!
الله يرحمهم ويسكنهم الفردوس الأعلى
Who wrote this narrative?
Allah yarhamuh Ali
ሳላ ጀጋኑ ደቃ ኤርትራና ኤርትራ ኮይና ንሕና ከኣ ኣፍልብና ነፊሕና ኤረትራዊያን ኢልና ክንሕበን ገረሙና። ሰምኣታትና ዝክሮም ረዚን ኢዩ። ሓርበኛ ኣይነብር ኢዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ✊✊✊🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🌹🌹🌹✊✊✊
✅💸Ali Ibrahim real hero💸✅
🌴🇪🇷🌴🇪🇷
ዓሊ ኢብሪሃም ጎይታ ግንባር ናቅፋ እወ ናይ ሓቃ ኣነ ዝገረምን ግን ናይ ኤርትራ እዩ ኣብዚ እውን ን ተጋሩ
ምሕጋዝ እዩ
zanta jgna wedi hambir kaa bjakum . jgna wedi ebrihim rip
Jeganu sematatna,,,enqa aytruwa hager wedi berad hamamisuwa..😥😥😥
Harbena ainebrin euo tariko euo ziwers 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏
Selam deqi eri ❤️❤️❤️🙏👍🍾
ሓርባኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ
39K only?
Gegna Aynebrn Tariku eyu Zwres Kbrn Mogosn N Swatna 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Asgodom rashayda jgna haweboy ezgabiher amlak mengste semay yewarska
اللهم اغفر له وارحمه وادخله فسيح جناتك الشهيد القائد علي ابراهيم
Ur hero forever
❤❤❤
الرحمة والمغفرة للشهيد علي ابرهيم
Ali ebrihim nay bexaqi jegna amlakh abyemenay idu yiqebeleka
Our hero
Jegena Aye Neberin EU Tarik EU wersuuu Jegena AliAlibrehm Beselam Erfiiii Weteruuu Awet Nahfash 💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷
Zelalemawi zkri nswatna
ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራዊ ብዙሕ እዩ
An mshalit ztesewe jigana.
ዕላማ መስዋእቱ ዕንቃዕ ጥራሕ ተሳኺዑ ኤርትራ ነጻ ኮይናትልና ሓላላት ወሲዳ ግን ሓላል መስዋእቲ ዩ ።እንሆ ህያው ጅግንነት መስዋእቱ ይዝንቶ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
One of Top Educated leader he was before start the war he knows what he do and he breaks the enemy believe it or not never lost a war his a master of geography maps most aur military leaders they know every landscape of Eritrea 🇪🇷 Ali Brhim he have more than any leader he knows Map that was his advantage in state to lose this guy I wish to lose one battalion
Jigna Alibrihim
ألله يرحمو القادة الحقيقين والوطنين امثاله رحلوا لو كانوا موجودين لقادوا البلاد إلي بر الأمان كما قادوها في السابق للتحرير لأنهم اصحاب رؤية وطنية بحته ومخلصين وليست خونة وغدارين جبناء حولوا البلد إلي بلد أشباح ولكن انها مقادير ألله والحال يغني عن السؤال
Bejekum kexlwo deqi eri efli gahafat tarik tegadeltina yebalashwu alewe
🇪🇷❤️😭🤲🏻🙏☝️🌷🌹👈
ኣብ ኣሰሮም ኣብ ሕድሮም ኣብ መትከሎም ንዘልኣለም።
tarik tesfaldet trah kenbbo fqedlu semaetatna weru ab lbna
ክብሪን ዝክርን ንስዉኣትና !
እንተኾነ፡ ናይ ዓሊ ኢብራሂም ምልክት ረድዮ ዝነበረ፡ ሕጂ ሜጀር ዘሎ፡ ዓሊ ኢብራሂምን ብጾቱን ብእግሮም ንከረን ገጾም እንዳገስገሱ ብቡምባ ነፋሪት ከምዝተሰውአ እዩ ዘዘንቱ።
Merhaba wedy ely
😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ስውኣትናን ጀጋኑ ሰራዊትናን ሳላኹም ኤርትራና ህልውቲ ሃገር ኮይና ኣላ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንዓኹም ይኹን።
faris dima ynebir rebi lirhamo wo egil kulu shuhadae eritrea.wo daem zikir egil shuhadana
jgna ali ibrihim wetru ab lbna
እንታይ ኢዩ እዚ ሕጂ ታሪኽ ዓሊ ኢብራሂም ተነጊሩ ማለት ድዩ?
ስድራቤት ፡ዓዲ , ኣሕዋት፡ ኣበይ ተማሂሩ፡ ምዓስ ተሰሊፉ፡ ውላድ ኣለዎ ዶ ካልእ ውዕሎታቱን ኢዩ ታሪኽ ዝብሃል እምበር እንታይ ነጊርኩም ማለርዩ ሕጂ እቲ ኣምሓራይ ንዓሊ ኢብራሂም ይካታተሎ ኔረ ዓቢ ታሪኽ ኣምሲልኩም ትነግሩ ኣለኹም ማለር ድዩ።
እዚ ዳኣ ንኩሉ ኣዛዚ ሰራዊት ዝግበር ምክትታል እንድዩ ኣሃዱ ጠለፋ ንኹሉ ዝገብርዎ ስራሕ ኢዩ።
ስለዚ እቲ ሓቀኛ ውዕለታቱን ክእለቱን ጽሓፉ ከምዚ ስኒ ኣረጊት ላም ንሳዕሪ ዘባላሹ ልዛይ ጌርኩም ታሪኽ ኣይተባላሽዉ።
ዓሊ ኢብርሂም አሕዋት አለውዎ ሓደ ዓቢ ሓው አብ ተሓኤ ነዊሕ ዓመታት ዝተቃለሰ ማሕሙድ ቅድዊ ዝባሃል ምስ ሓድሽ ወልደገርግስ አብ ከባቢ አስመራ ከምኡ ብነፉሪት ተሰዊኡ፡ ዓሊ አብ መንደፈራ ዓቢዩ አብ ሳንጆርጆ ዝተማህረ ኮይኑ ናይ ካላአይ ዓመት ናይ ዩኒቨርስቲ አዲስ አበባ ኢዩ ኔሩ፡ ካብኡ አብ 1972 አቢሉ ንመዳ ተሰሊፉ፡፡
"ab kebabi Asmara...(adi abeto...bnefarti aykonn...hadidh w/gergissh b Tank...awtobus nai Setayo b Borborela kewsiu kelowu...zeytehasbu b Beleza zmesu KOLEGA .
(tzey tegagye)
@@warsayykalo3985 kudefelasi eyu adu Medefera kea temahiru
ሳሆ ድዩ ትግረ ቢሄሩ ክ?@@warsayykalo3985
@@angesomyohanes3530ሳሆ ድዩ ውይሲ ትግረ ቢሄሩ?
Tesfaldet nay mesfen hagos kea amxealna
ታሪኽ መስፍን ሓጎስ ኣብ ሬድዬ ወያነ ክትስምዖ ኢኻ ክክክ
Jigna ay nebrn u tarik u zserh hyaw tarik gedifu u jign