ማማ ርግኣትን ወደን ፍረ-ሰላምን ጎይታ ተቐቢሎም፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 304

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k ปีที่แล้ว +22

    ዓቢ ውሳኒ !!፣ኣብዚ ምድሪ፡ዘይጣዕስ ነገር ንክርስቶስ ህይወትካ ምሃብ እዩ።

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว +1

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @destadesta5130
    @destadesta5130 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ናኣካ ይኩን ኣዳላዋይ ሰማይ ቴቬ ስለ ኩሉ ንክብሪ ኣምላክ ይኩን ሕጂ ንማማ ርግኣት ትሕገዛሉ በኣይታ ፍጠሩ ብከመይ ትሕገዝ መገዲ ኣዳልዉ ተባረክ ❤❤❤❤❤❤

    • @hanagender155
      @hanagender155 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamsolomon8597
    @selamsolomon8597 ปีที่แล้ว +9

    ዋውውውውውው
    እልልልልልልልል
    እሰይይይይይይይ
    ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ስሙ ካብ ዘልኣለም ንዘልኣለም ስሙ ይባረኽ🙏🙏🙏

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 ปีที่แล้ว +7

    ብዘይ ጎይታ ድያ ትነብር ነራ ዋእ ወዳ ነውጺ ገሩ ከይ ከውን ጎይታ ሐንሳአ አብ ልብኻ ተዘይ አትዩ ቦታ ተቀየርካ ዝላ ከምብተይ ብዝኾነ ነአይ ዘገድሰኒ ምሕረት የውርደላ ሐፍትና ❤🎉👍🙏🇪🇷

    • @amine4019
      @amine4019 ปีที่แล้ว

      Read to the bible and open your heart

  • @temesgenkidane1669
    @temesgenkidane1669 ปีที่แล้ว +8

    ዕልልልል ኣሜን የሱስ ክርስቶስ ጎይታ ኢዩ።

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @roziroza3655
    @roziroza3655 ปีที่แล้ว +13

    ዋውውው እየሱስ ጌታ ነው ማማ ርጋኣተይ ዝሓሸ መሪጽኪ ክብሪ ንአምላክ ይኩን 🙏

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @petroseyob5837
    @petroseyob5837 ปีที่แล้ว +8

    Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ
    12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

    • @Mercy-n5z
      @Mercy-n5z ปีที่แล้ว

      Ezi interview tesema do aleka

  • @godisgood177
    @godisgood177 ปีที่แล้ว +9

    Beautiful family you did the right thing and the right time because Jesus is coming soon!!

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @sevenaraya5972
    @sevenaraya5972 ปีที่แล้ว +2

    ❤ ኣሰይይይ እልልልልል እልልልል እልልልልልልልል ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ጎይታ የሱሰ ይባርኪ ርግኣተይ ጸግኡ የብዛሓልኪ ጎይታ ስሙ ይባረኽ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @Kalhaki
    @Kalhaki ปีที่แล้ว

    ትባረእኺ ብሪክት ብርግጽ ንጎይታ የሱስ ረኣክብክዮ ንስኺ ንቡዛሕት ብርሀን ክትኮኒ ኢኺ ኽብሪ ንጎይታ ይኹን፡ጌና ንሃገርናን ንህዝብናን ክብጽሕዩ ጎታ ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @freweinytewelde2218
    @freweinytewelde2218 ปีที่แล้ว +1

    Asey Asey Praise God this the best news our God is at work let us just keep praying all of them are coming to the Lord!❤

  • @sabag2099
    @sabag2099 ปีที่แล้ว +4

    Wise woman, wise coach wise mom wise teacher

  • @asmeretabay9709
    @asmeretabay9709 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል፡ ክብሪ ንጎይታ። ኣጆኩም ጎይታ ከክብረኩም ኢዩ፡ ጸላኢ ከም ውሒዝ ደሪኹ እካ እንተመጸ ትንፋስ እግዛቢሄር ክሰጎ ኢዩ። ተባረኹ

  • @elsakubrom9607
    @elsakubrom9607 ปีที่แล้ว +11

    ሃሌሉያ እልልልልልልልልልልልልልል ምድሓን ሓንቲ ነብሲ አብ ሰማያት ዓቢ ሓጎስ እዩ

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @biniamtesfamariam8525
    @biniamtesfamariam8525 9 หลายเดือนก่อน

    Glory to our God ❤❤❤

  • @tekie2151
    @tekie2151 ปีที่แล้ว +8

    ዝሓይሽ መረጽኪ❤ እቲ ኣብ እግዚኣብሄር ዝውከል ከቶ ኣይሓፍርን ዩ!!!

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว +1

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @jesusisalive2362
    @jesusisalive2362 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ጎይታ ይባርኽኪ ርግኣት ሓፍተይ ። ብዙሓት ፓስተራት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ተባሂሎም ፡ ግን ምስጢር ጴንጠን ፡ ፕሮተስታንትን ክይተረድኦም ዝጐዓዙ ብዙሓት'ዮም ። እዛ ሓፍተይ ትማሊ ትማሊ ጎይታ ተቐቢላ ግን ክርስትያን'የ ፡ ሰዓቢት ክርስቶስ'ውን እየ ምባላ እዚ ዓቢ ምግላጽ ይበሃል ።
    Mark 8 ትግ - ማርቆስ
    34: ነቶም ህዝቢ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ ድማ በሎም፡ ዝዀነ ይኹን ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዚደሊ እንተሎ፡ ገዛእ ርእሱ ይቕበጽ፡ መስቀሉ የልዕል እሞ ይስዓበኒ።
    Acts 11 ትግ - ግብሪ ሃዋ
    26: ኰነ ኸኣ፡ ኣብታ ማሕበር ዓመት ምሉእ ብሕብረት ነበሩ ንብዙሕ ህዝቢውን መሀሩ። እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ቅድም ኣብ ኣንጾክያ ክርስትያን ተሰምዩ።
    ስለዚ ቴዲ ሓወይ'ውን እታ "ጴንጠ " ዝበልካያ ቃል ከተስተኻኽላ ይመኽረካ ። ካብ መሰረት እዩ ክስተኻኸል ዘለዎ ።

  • @tsegagebretatios1356
    @tsegagebretatios1356 ปีที่แล้ว +2

    Amen Elelelllllllllllll❤

  • @yohannesalazar7578
    @yohannesalazar7578 ปีที่แล้ว +2

    Praise God Glory to lord Jesus.

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @akberetzeweldi6909
    @akberetzeweldi6909 ปีที่แล้ว +9

    ርግአት ሐፍተይ መዋርስተይ እልልልልልልልልል🎉❤🙏

  • @almazyohannes8913
    @almazyohannes8913 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል።
    ኣስይ ደስ ዝብል ስማዕ
    መዋርስተይ ሓፍተይ፡
    እንኮዕ ምሉእ ፈውሲ ኮነልኪ፡
    የሱስ ዝሓዘ ኩሉ ኣለዎ
    እግዛኣብሄር መምሊሱ ጽግኡን በርኸቱን ይብዝሓልኪ፡
    ክብሪ ንእምላኽ ይኹን።
    🙏🙏🙏❤❤❤

    • @rezenegebreslasie5404
      @rezenegebreslasie5404 ปีที่แล้ว

      ይገርም ዩ ኦርቶዶክስ ማለት ከ እንታይ ማለት ከም ዝኮነ ትፈልጦ ዶ ትከውን ኣቦታትና ትሕደስ ሃይማኖት ኣይገደፋልና
      ናብ ልብኪ ተመለሲ ማማ ርግኣት

  • @fanak1648
    @fanak1648 ปีที่แล้ว

    Amen hallelujah ELlllllllllllllllllllllllllllllllll ❤

  • @karinlili4367
    @karinlili4367 ปีที่แล้ว

    Amen amen elelelelelele elelelelelele elelelelelele elelelelelele Asey Asey Eyesus Yibarek

  • @tirhaszere7465
    @tirhaszere7465 ปีที่แล้ว

    እውእይይይይይይ
    ማማ ርጋት ክልተ ግዜ ተራኣኢኪ
    ጎይይታ ዳ ኣ ኣብ ብ80 ማዕእልቲ እንዲኪ ተቀቢልኪ
    ሒጂ ጊን ንዲያብሎስን መሳርሕቱን ኢኪ ተቀቢልኪ
    ይሁዳ ኮ ብገንዘብ ተታሊሉ ኡ ንመድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሸጦ
    ሕጂ ዲማ ንስኪ ሓቀና ኣማኒት እንትአትኮኒ ከመቦና ኢዮብ ንፈተና ብተመስገን ምቀበልክዮ እምበር ኣብዚ እድመዚ ክትማራስሒ ኣይምተገበኣክን
    ብዝኮነ ምህረቱ ሊኢኩ ናብ ቦታኪ ይምለስኪ ኢልና አና ክንጽልየልኪ ማማ ርጋት

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 ปีที่แล้ว

    Amen hallelujah ❤️ 🙌 🙏 👏

  • @yosiefyacob1746
    @yosiefyacob1746 ปีที่แล้ว

    ኽብሪ ን እግዚኣብሔር ይኹን።
    Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ
    12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። ኣሜን

  • @abimass5642
    @abimass5642 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ናብ ኣምላኽ ኪመጽእ ዚደሊ ንሱ ኸም ዘሎን ነቶም ዝደልይዎ ዓስቢ ኸም ዝህቦምን ክኣምን ይግብኦ እዩ ። እብ 11፥ 6
    እልልልልልልል እልልልልልልልል ማማ ርጋኣት እቲ ብርሃኑን ሓቁን ዝገልርጸልኪ ጎይታ ኣብ ቤትኪ ክኸብር እዩ ። ጽቡቕ ምርጫ! ❤

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @freselam9225
    @freselam9225 ปีที่แล้ว +4

    ክብሪ ንዓካ ጎይታ ❤❤❤

  • @mimibeyene8359
    @mimibeyene8359 ปีที่แล้ว

    Amen amen

  • @rozinatsegay6373
    @rozinatsegay6373 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ንጎይታ ይኩን እዚውን ካብ ኣምላክ እዩ ኣምላክ መመሊሱ እምነትኪ ይወስኽ ፡ ጎይታ ነቶም ዝእመንዎ ኣየሕፍርን እዪ ኣጆኪ❤ ፈውሲ እንጀራ ውሉድ እዪ ኣጆኪ ❤ ምሉእ ፈውሲ ይግበረልኪ

  • @asmerettesfay1783
    @asmerettesfay1783 ปีที่แล้ว

    Amen

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 ปีที่แล้ว +2

    ጎይታ እሙን እዩ እልልልልልልልልልልልልል እዋይ ኣታ እሙን ጎይታ ባሓቂ ድንቂ ኢኻ ስራሕካ ፍሉይ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meksebhagos6215
    @meksebhagos6215 ปีที่แล้ว

    Amenn Amenn ❤ 🙏 🙏 🙏

  • @asterkarin2105
    @asterkarin2105 ปีที่แล้ว

    Praise to be God hallelujah

  • @selamawitweldemichael1109
    @selamawitweldemichael1109 ปีที่แล้ว +1

    Kbri nalak ykun.
    Kabaki zeywseed gde hariki mamma rgat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrawitsimon6646
    @samrawitsimon6646 ปีที่แล้ว

    Amenn

  • @freweinigoitom517
    @freweinigoitom517 ปีที่แล้ว +4

    Woww አየሱስ ጌታ አዩ 🥰🥰🥰🥰🙏

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @mitslalgebremichael1288
    @mitslalgebremichael1288 ปีที่แล้ว +1

    Amen,yes us goyta goytot ngus negestat,Jesus is coming soon hallelujah

  • @ariamandemeskel2077
    @ariamandemeskel2077 ปีที่แล้ว +1

    Glory to God

  • @saradaniel6599
    @saradaniel6599 ปีที่แล้ว

    Amen hallelujah glory to God

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @nadiyaibrahim5736
    @nadiyaibrahim5736 ปีที่แล้ว

    Wowwww kbri ni amlak ykun hallelujah hallelujah Eleleleleelelleelell 👏👏👏❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selamgirmay5200
    @selamgirmay5200 ปีที่แล้ว +2

    ክብሬ ንአምላኽ ይኹን ሀሌሉያ አሜን

  • @LulaAbrha-ko9sl
    @LulaAbrha-ko9sl 4 หลายเดือนก่อน

    ጌታ ይመስገን

  • @yorda5718
    @yorda5718 ปีที่แล้ว

    Elelelelelele Eseyyyy!!! Ewayyy Rgiat Jigna! Aden wedin Jeganu halelujhaaa🙏🙏🙏 Egziabher kemti bimoyakum fulutat zineberkum Goya bixegu’en Kibatun Ab hagernan Ab Alemin Yedmikmin zinakum yewxaeen!Egziabher Bixegue’u yeglexkum🙏 Fre Selam kem Shimka Biwengel nay Selam Awajin Nay Selam Gelaxin yegberka! N buzuhat Nabti Wengel Selamin Minchi Selamin Zikone Kristos nimflatin nimdhan buzuhatin yegberkaaa🙏🙏🙏 We love you❤️❤️❤️

  • @ShewitWerede38
    @ShewitWerede38 ปีที่แล้ว +1

    Yes

  • @abrahamfiory8978
    @abrahamfiory8978 ปีที่แล้ว

    Amen Hallelujah ♥️ 🙏🏻

  • @KokobYasus
    @KokobYasus ปีที่แล้ว

    Elelelelelelele Asey Glory to God ❤❤❤👏👏👏👏

  • @saba275
    @saba275 ปีที่แล้ว

    Praise god amazing testimony. 💐🙏

  • @JE10149
    @JE10149 ปีที่แล้ว +1

    Eway mama Rgat tkorbilu tisegdilu gize eu neru hij si Amlak lbonak Yhlefo ❤❤❤

  • @naya6232
    @naya6232 ปีที่แล้ว

    Egziabhier Amlak ymesgen. Amen

  • @merontekleiloveagain6912
    @merontekleiloveagain6912 ปีที่แล้ว

    Elllllllllllllllll ❤thank you jesus

  • @elsafetme3465
    @elsafetme3465 ปีที่แล้ว

    ብሀቂ አነ ብጣአሚ ተዐናአኒአ አብዘአመነ አግዛአብሔር ሀለወ በርትኤ አማማ ርግአት አብዚኹ ይባርኪ

  • @thegoat5905
    @thegoat5905 ปีที่แล้ว

    Aseee Elelelelel ❤❤❤ Right time because JESUS is Colin Soon!!!
    Belss u❤❤❤

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 ปีที่แล้ว

    elelelelelelelelelelelelele

  • @deborahyohannes8425
    @deborahyohannes8425 ปีที่แล้ว

    Waww Praise God ,may GOD bless you 🙏❤
    Acts 4:: 12 bless you wonderful

  • @antonyo5484
    @antonyo5484 ปีที่แล้ว +1

    ይሕሽኦም እዋእ ወዳ ሁዉከተኛ ሰላም ኣብ ሂወታ ከልኡዋ ይሕሽኦም ንህዝብና ሰላም ይረክብ ወዳ ረብሹና

  • @biniambirhane9901
    @biniambirhane9901 ปีที่แล้ว

    Amen Amen halleluja kibri nigota yikun

  • @mussiehaile8341
    @mussiehaile8341 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyyyyyy the king of kings bless your life mama Rigat!!!!!!

  • @Senu2211
    @Senu2211 ปีที่แล้ว +1

    Woww Amazing thanks God,I’m so happy .you’re so lucky family.

  • @yonasteklemichael7506
    @yonasteklemichael7506 ปีที่แล้ว +1

    100%❤❤❤❤❤❤ Eti enko medhani yesus tray eyu.

  • @mhrethabte7299
    @mhrethabte7299 ปีที่แล้ว

    Amen amen amlkh ybarki❤

  • @awtsanabahta251
    @awtsanabahta251 ปีที่แล้ว +2

    1 Timothy 4 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ
    1: በቲ ዳሕራይ ዘመናት ግና ገሊኦም እምነቶም ክሒዶም፡ ንመናፍስቲ ስሕተት ንምህሮ ኣጋንንትን ከም ዚስዕቡ፡ እቲ መንፈስ ብግሁድ ይብል አሎ።
    ድንግል ማርያም በቲ ፍቁር ወዳ ጌራ የዕንተ ልቦናኪ ትክፈተልኪ

  • @petroseyob5837
    @petroseyob5837 ปีที่แล้ว

    Amennnnn

  • @selamawitbirhan4750
    @selamawitbirhan4750 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen Amen. Illl illl illl wow hallelujah Jesus Lord Jesus Lord God bless you my sister God bless your family

  • @rgatgebremichael
    @rgatgebremichael ปีที่แล้ว +1

    aseyyyy eyesus ybarek enkao amletki Ellll Ellllllllllll Halieluya

  • @michaelshumendi2034
    @michaelshumendi2034 ปีที่แล้ว +1

    ቴሌፎና ግደፈልና ኢኻ ቴዲ ብሩኽ።❤

  • @AlmazHadege-ih9tn
    @AlmazHadege-ih9tn ปีที่แล้ว

    God bless you more and more semay tv

  • @merafyousif3901
    @merafyousif3901 ปีที่แล้ว

    Hallelujah kbri namlak ykun amlak redikuki mama Rigat btaemi thagusna ❤❤❤❤❤❤❤

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @hanimami9054
    @hanimami9054 ปีที่แล้ว

    Wawww goyeta yebrki🙌 hallelujah....goyeta yebrka tede hawey

  • @yohannesalazar7578
    @yohannesalazar7578 ปีที่แล้ว +1

    God bless you Teddy.

  • @tsegahizkias4114
    @tsegahizkias4114 ปีที่แล้ว

    Wowww kebri ne Goyta yekun . Egzabeher zemenkum kulu yebark you are blessed.

  • @mmn6193
    @mmn6193 ปีที่แล้ว

    Waw Glory to God❤❤

  • @embeiteitekle
    @embeiteitekle ปีที่แล้ว +1

    God bless you with your beautiful family With Lots Love 💕 🙏🙏🙏💖💖💖🌺🌺🌺

  • @adiammehari1511
    @adiammehari1511 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ደስ ዘብል ❤❤❤ጎይታ ይባረኽ

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

    • @adiammehari1511
      @adiammehari1511 ปีที่แล้ว

      ጎይታ ይባርካ/ኪ የሱስ የፍቅረካ/ኪ እዩ

  • @michaelshumendi2034
    @michaelshumendi2034 ปีที่แล้ว +1

    Weleky shishay anta Hayal wongelawit koina xeniha mama Rigiet jigna,kibri n Amlak ykun.❤❤❤❤🎉

  • @JESUSisLORD-ns1ht
    @JESUSisLORD-ns1ht ปีที่แล้ว

    እሰይይይይይ ጎይታ ይባርክኪ ርግኣት ሓፍተይ❤

  • @yordnostewlde5350
    @yordnostewlde5350 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww Asyyyyyyyy Kebri ne amlak ❤❤❤❤❤❤ Regatina Goyta yezizu yebareki

  • @awetkifle9642
    @awetkifle9642 ปีที่แล้ว

    Wowwww Halleluja goyta ybarek Eilllllll Amennnn Amennnn .Mdhan bkrstos ember bkalie keto yelbon. Wowwwww Amaizing God Bless you 🎉❤

  • @issaismerese1498
    @issaismerese1498 ปีที่แล้ว

    God bless you mama rigat

  • @senaitsolomon8665
    @senaitsolomon8665 ปีที่แล้ว

    Gloryt to ou Jesus christ

  • @belaineshkebede6975
    @belaineshkebede6975 ปีที่แล้ว

    Amen kbri namlakh ykhun

  • @shewitghebrebrhan1112
    @shewitghebrebrhan1112 ปีที่แล้ว

    Waw This is so awesome. The world and everything in it . But Faith in God lives for ever.

  • @maryhabtab6142
    @maryhabtab6142 ปีที่แล้ว

    Thanks my father you are incredible ❤️ always ❤️ . God bless you my brother Teddy ❤️

    • @piealpha795
      @piealpha795 ปีที่แล้ว

      ኣታ ዋላ እዞም ናይ ሃይማኖት ኢና ትብሉ ኢኹም እቲ ሓሶትን ቀጠፍጠፍን ኣቲኹሞ
      ናይቲ ወዲ ድልየትካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ሓደ ቀይዲ በተኽ ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን
      እቲ ዝገርም ሓበሻ ኤች ኣይ ቪ ምስ ሓዞ ፣ ወይ ድማ ሕብረተሰብኣዊ ተንጽሎ ምስ
      ዘጋጥሞ መህደሚኡ ሃይማኖት እያ እሞ ድሓን ንር'እዮ ብሓደ ኣለና እንዲና
      እንተ ርግኣት ተኽለ ናይ ቀደማ ቅብልቲ ፣ ጽርይቲ ክርስትያን ተውሃዶ ናይ ኣቦታታ
      ናይ ኣዴታታ ፣ ስለዚ ዘየለ ዘይተባህለ ሳናቲም ክትእርዩ ክትብሉ ኣይትሓስዉ

  • @godisthekey7326
    @godisthekey7326 ปีที่แล้ว

    Wawww praise to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻praise the lord may God bless you keeep praising the lord🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MhurEtbarek-gu5er
    @MhurEtbarek-gu5er ปีที่แล้ว

    Kbri namlak bzuh tehaguse Thenk you jesus

  • @tedros8953
    @tedros8953 ปีที่แล้ว +2

    Every Glory to Our Jesus Christ.

  • @selamasfaha2775
    @selamasfaha2775 ปีที่แล้ว

    Amennnnn Amennn kbriy namlak ykun

  • @MartaBeyene-j2s
    @MartaBeyene-j2s ปีที่แล้ว

    ሃለሉያ ክብርይ ን ኣምላኽ ❤❤❤🌹🌹🌹🎉🎉🎉

  • @adhanetmelake3256
    @adhanetmelake3256 ปีที่แล้ว

    Wawwwww Yesus Goytay eyu Amennn❤❤❤❤

  • @MamaTiti-kg7uk
    @MamaTiti-kg7uk ปีที่แล้ว

    Amlitkum zyemletkum nau amltu begakum Juses is love

  • @aie4116
    @aie4116 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤🎉Amen

  • @ብመንገዲኻምርሐኒኣምላኽይ
    @ብመንገዲኻምርሐኒኣምላኽይ ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቡኩም ይክፈተለኩም ኣሕዋተይ ናብ ሓቀኛ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይመልስኩም 😢😢😢😢😢😢😢

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 ปีที่แล้ว

    Good news 👏 ❤❤ amazing job

  • @helenkidane5423
    @helenkidane5423 ปีที่แล้ว

    Asey ellllllllll 🎉🎉🎉🎉
    Zemenki ybarek

  • @SenaitTesfalem-jk7ou
    @SenaitTesfalem-jk7ou ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤

  • @luwamabraham732
    @luwamabraham732 ปีที่แล้ว

    Wawww ❤❤❤❤❤ kbri neamlak 🙏🙏🙏

  • @rahwakefela3367
    @rahwakefela3367 ปีที่แล้ว

    Elelelellllllll 🎉

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 ปีที่แล้ว

    LEWAH FEQRIE MAMA RGAT GOYTA YKFETELKI NETOM KELEKILOMKI DELEW AJOKI PLEASE KEEP GOING WENGHAL 🙏 ❤️

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 ปีที่แล้ว

    Glory to be Jesus she is hero for Eritrea 🇪🇷 and hero for Jesus

  • @gezaetesfay5501
    @gezaetesfay5501 ปีที่แล้ว

    Welcome to the kingdom of heaven fereselam Hawna; we expect mezmur that Glorify our king Jesus 🙏🙏🙏