MaEzer Semay Tv and Radio Network: ፓስተር ሳምሶም ደበሳይ ታሪኽ ቤተክርስትያን 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​

ความคิดเห็น • 13

  • @hyabtranspotation3381
    @hyabtranspotation3381 ปีที่แล้ว

    May God bless your more Pastor

  • @asmeromghebrezighabiher4282
    @asmeromghebrezighabiher4282 5 ปีที่แล้ว +3

    Bless you pastor samsom

  • @shalibela
    @shalibela 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless u pastor Samsom.Azyu agedasi tmhrti u .

  • @yorkieyoku2702
    @yorkieyoku2702 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelokbu5461
    @amanuelokbu5461 2 ปีที่แล้ว

    GBU Pastor

  • @edenhailemariam7857
    @edenhailemariam7857 5 ปีที่แล้ว +2

    Bless you pastor 🙏🏿

  • @biniamabreham8364
    @biniamabreham8364 5 ปีที่แล้ว +2

    God bless you pastor

  • @selamdawit2258
    @selamdawit2258 5 ปีที่แล้ว +2

    Sami hawey May the lord bless .

  • @Merih98614
    @Merih98614 4 ปีที่แล้ว +1

    ስለ'ቲ ዝድነቕ ዛዕባ ትምህርትኻ፡ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን። ተባረኽ። በዚ ዛዕባ'ዚ፡ ዝተፈላላዩ ኣዝዮም ኣገደስቲ ስብከታት ክፈትሕዎ ዘይክኣሉ ፍልልያት ከም ዝጸቡ ምሉእ እምነት ኣሎኒ።

    • @ariamalem7878
      @ariamalem7878 4 ปีที่แล้ว

      ወንጌል ዮሃንስ 14
      6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። 7፤ ንኣይ እንተ ትፈልጡንስ፡ ነቦይውን ምፈለጥኩምዎ ኔርኩም። ካብ ሕጂ ትፈልጥዎን ርኢኹምዎን አሎኹም፡ በሎ።

  • @ariamalem7878
    @ariamalem7878 4 ปีที่แล้ว

    ኦሪት ዘዳግም 6
    4፤ ዎ እስራኤል፡ ስማዕ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓደ እግዚኣብሄር እዩ። 5፤ ንስካ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ፍተዎ። 6፤ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘሎኹ ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን። 7፤ ንደቅኻ ምሃሮም፡ ኣብ ቤትካ ኾፍ ምስ በልካን ኣብ መገዲ ኽትከይድ ከሎኻን ኣብ በጥ ምባልካን ኣብ ምትንሳእካን ብእኡ ተዛረብ።

  • @prophetelijah2843
    @prophetelijah2843 4 ปีที่แล้ว +1

    ሻሎም ቅዱሳን ኣጆና የሱስ ክምለስ እዪ። ፓስቶር ሳምሶም ሓወይ ሎሚ እየ ክካታተላ ጀሚረ ግን እታ መጽሓፍ ታሪኽ ቤተክርስትያን ትብል ኣንቢበያ ኔረ እታ መጽሓፍ ኣብ ኢደይ ክረኽባ ስለ ዝይከኣልኩ ኣገልገልቲ ብዝሰደዱለይ ኣብ ሞባይል ኢየ ኣንቢበያ ብጣሚ ሽግር ኣለዎ ኣብ ሞባይል ክተንብቦ ካብ spiritual books ዘንበብክዎ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣዚያ ብልጽቲ ኮይና ረኺበያ ስለዚ ፓስቶር ኣነ ውን ካብ ሎሚ ጀሚረ ኪከታተሎ ክሳብ እቲ በጺሑ ዘሎ ክፋል ከርክብ መታን። ኣምላኽ ይባርኽካ ፓስቶር ሳምሶም ሓወይ እዛ ትምህርትይ ትወርደሉ መዓስ መዓስ ትኸዉን ኣዳለውቲ መደብ ክትሕብሩኒ ብትሕትና ይሓትት ተባረኹ።

  • @abrahampeace8083
    @abrahampeace8083 5 ปีที่แล้ว +1

    ቤተክርስያን አብ ዘበንና ካ እንተሃለወት፣ ጋል ዘበንና ግና አይኮነትን።