ዋጋ ሰውነተይ ንገሩኒ" ኣብ ሓቐኛ ዛንታ ዝተሞርኮሰ ትረኻ፡፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
    • ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
    ዋጋ ሰውነተይ ንገሩኒ" ኣብ ሓቐኛ ዛንታ ዝተሞርኮሰ ትረኻ፡፡
    zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 49

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash 7 หลายเดือนก่อน +14

    እዋይ ሓፌተይ ኣባይኪ 😢😢ሂወት ከባድ ኢያ ንስድራቤትኪ ክትብሊ ክብርኪ ሸይጥኪ ኣሓ ኩሉ ጸገምኪ ዝፈልጥ ሓደ ፈጣሪ ኢዪ እሞ ኣጆኪ 🥰🙏🥹ግን ንጹር ሃገር ኣይሃብካናኖ ንሰማዓትካ ዌን ጽቡቕ ኣይኮነን 🙏

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 6 หลายเดือนก่อน +3

      ወላ ኣነ ተሓዋዊስኒ እኮ ከም ዝመስለኒ ትግራይ ክኸውን ኣለዎ ወልድያ ይብል ኔሩ

    • @Amorawedigash
      @Amorawedigash 6 หลายเดือนก่อน +2

      @@whatabouttomorrow1990 ያ መስለኒ ከብድኻ ትበልዓካ 😢

    • @SamiHabte-w7v
      @SamiHabte-w7v 3 หลายเดือนก่อน +2

      Awedadqa qaltka kef alewo ❤❤❤

    • @Amorawedigash
      @Amorawedigash 3 หลายเดือนก่อน

      @@SamiHabte-w7v thanks 🙏

  • @amen5503
    @amen5503 6 หลายเดือนก่อน

    🥺💔🙏💘❤❤❤🎉🎉

  • @eyobhadgu5158
    @eyobhadgu5158 7 หลายเดือนก่อน +8

    ሂወት ከባድ እያ ናይ ሄርሞን ደርፊ እያ ትገልጻ ነዞ ዞንታ አሳሳይት ሄዋን አሳሳይ አዳም እንጀራ ኮይንኪ እምበር ልዋመይ ዶ ምወጻኪ ግዳም 😢😢😢 ከምዚ ናይዛ ሓፍትና ታሪክ ቡዙሑ እዩ ዘሎ
    የሕወታይ ነስተዉዕለሉ ንታሓላለ

    • @DanaitKiros-w5i
      @DanaitKiros-w5i 3 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaqi 😢😢😢😢

  • @kokobrusom7693
    @kokobrusom7693 7 หลายเดือนก่อน +4

    Kkkkkk ካበይ ናበይ እዩ እዚ ዛንታ ናይ ኢትዮጵያ ድዩ ናይ ኤርትራ ኣበ ቦታ እዩ ዝጅምር ኣትሕዙኒ 😂

    • @Eriboy1
      @Eriboy1 7 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ ናዓይ እኮ ገሪምኒ ኣብ ኤርትራ ዝትሃርመ ባንኪ ኣሎ ድዩ 😂😂😂😂😂

    • @okubateklebrhan
      @okubateklebrhan 6 หลายเดือนก่อน +2

      😂😂. እቲ ዛንታ ናይ እትዮጵያውያን እዩ ጸሓፊት ዛንታ ፍያመታ ኣምሃ ትበሃል

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@okubateklebrhanንሕና ከኣ ገሪሙና እኮ ተሓዋዊስና ኣብዚ ቅድሚ 2 ዓመት ዝነበረ ማለት ድዩ

  • @msami4714
    @msami4714 7 หลายเดือนก่อน +1

    ነታ ደራሲት ናይዛ ዛንታ ክሬዲት ሃባ ፊያሜታ ትበሃል ካብ ኣምሓርኛ ግልብጥ ኣቢልካ ከምዛ ንስኻ ዝደረስካያ ምንባብ ነውሪ

  • @eritrea2306
    @eritrea2306 3 หลายเดือนก่อน +1

    Neski tehshi bexegmki abzi kufu neri alna zerkebe zega kesawtlen awldna ne amlak zemsgno habti zeybley mekuan 😢

    • @DanaitKiros-w5i
      @DanaitKiros-w5i 3 หลายเดือนก่อน

      Ewe hafti zeyblka mukanu zeykones xbah wn gual ktweld sle tkel hmaq kgebra zreakayen mkri mhab u zhaysh mesleni hawey bruk

  • @ገነትጓልቅዱስሚካኤል
    @ገነትጓልቅዱስሚካኤል 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሕሕሕ ቅስልካ ትገድእ ዛንታ 2013 ዘትርሳዕ ፃላም ዘመን 💔😭

  • @loveme-kn5rn
    @loveme-kn5rn 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዛራ ፍልጠት እንታይ ትኾኑ ኣለኩም😢😢

  • @AbduNurahmed-vh3fl
    @AbduNurahmed-vh3fl 7 หลายเดือนก่อน +2

    Ajki behwtki mehlwki allhmudlilh beli hiwet kamu eya

  • @DanielWoldeselassie-u4i
    @DanielWoldeselassie-u4i 3 หลายเดือนก่อน

    Zara filtet Eza nay Merry photo kitkemu kolekum habirkuma dikum weys ayhaberkuman. Xibah kea sieli haftey eya abzia

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 7 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ኢዩ!!❤❤❤ ቀጽልዎ እንዳበልኩ። ኣነ ግን ዝገርመኒ እቶም ትጻረፉ ዘሎኹም ኣብዚ ኮመንቲ ብጣዕሚ ኢኹም ተሕዝኑ። እዚ ዛንታ ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ኢትዮጵያ ንዓኹም እንታይ ከበደኩም? ኤርትራውነ ብኣኹም ዝምዘን ኣይኮነን። ስለዚ በጃኹም እዚ ናይ ህግደፍ ዝዘርኦ ክርዳድን ጉሓፍን ስነሓሳብ ካብ ርእስኹም ኣውጽእዎ። ክሳብ መዓስ ኢኹም በዚ ዘይጠቅምን ጉሓፍ ስነ-ሓሳብ እንዳተሳቐኹም ክትነብሩ? ንዝመጽእ ወለዶኹም ሕሰብሉ ኣሕዋት በጃኹም።

  • @medashishay9518
    @medashishay9518 3 หลายเดือนก่อน

    Hawey tsbuk srah gn entay eske gele gele tarik ab maekel resiakalu aleka nketsali 😂

  • @Eriboy1
    @Eriboy1 7 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት ዛንታ ኣይተምጹኡ ናይ መዓስ ዓመተ ምህረት እዩ ናይ ኤርትራ ተኮይኑ 'ከ ማዓስ እዩ ባንኪ ተሃሪሙ😂😂😂

  • @gidomekidane8524
    @gidomekidane8524 2 หลายเดือนก่อน

    Mesarihetey kisabi zisbudu nebiey bihaq 💔

  • @yohannesyonas8909
    @yohannesyonas8909 7 หลายเดือนก่อน

    Lomes nab nay kedemekum temelisekum kab politic wexikum

  • @yohannestesfamariam
    @yohannestesfamariam 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ዝገለመንስ እታ ጋል ኤርትራዊት ድያ ዓጋመ ከምዚኣ ኣሰልቻዊት ዛንታ ሰምዓ ኣይፈልጥን ሓንሳብ ካላኣይ ሃገረይ ትብል ብግልጺ ዘይትዛረብ ሰነፍ ንኤርትራውያን ብኩሉ ክተካፍኡና ረሳሓ ኣረይቲ ኩቦ ባዓልኻ ዝፈጠርኻዮ ዛንታ እዩ ድርባይ 0000000

    • @amanuelmengsteab5384
      @amanuelmengsteab5384 7 หลายเดือนก่อน +4

      Nay Ethiopia zanta eyu eko bro

    • @JromHintseab
      @JromHintseab 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@amanuelmengsteab5384ኣምሺ በሊድ

    • @alganeshteclai1797
      @alganeshteclai1797 6 หลายเดือนก่อน

      Okay ane keman eko mrda abini xenihu nay eritrawit Familie zanta aikonen thank you

  • @ሶሊጋልሱዳን
    @ሶሊጋልሱዳን 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @MomoMomo-r3g
    @MomoMomo-r3g 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @SamuelHaile-go9oh
    @SamuelHaile-go9oh 7 หลายเดือนก่อน

    Sewinet amharigna eyu tigrigna sebinet yibehal.amharignan tigrignan tehawawisukum.

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b 7 หลายเดือนก่อน

    Eritreawit eya arku hager zbl bzeka eritreawi men alo

  • @akberebereke2646
    @akberebereke2646 5 หลายเดือนก่อน

    Ajoki brkti haftey Gbu

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 7 หลายเดือนก่อน

    🩵🩵🩵🩵👌👌👌🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 3 หลายเดือนก่อน

    00×00=0

  • @akberetmangsetabe8609
    @akberetmangsetabe8609 6 หลายเดือนก่อน

    🥹🥹🥹🥹

  • @NetsantTesfamikal
    @NetsantTesfamikal 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😢😢😢😢

  • @Eritrea-t7b
    @Eritrea-t7b 7 หลายเดือนก่อน

    None

  • @amen5503
    @amen5503 6 หลายเดือนก่อน

    😢😭🙏🙏🙏

  • @MazenHrami-bf6om
    @MazenHrami-bf6om 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sae-pj6tg
    @Sae-pj6tg 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂❤

  • @miligidedey
    @miligidedey 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MatewosTesfamichael
    @MatewosTesfamichael 7 หลายเดือนก่อน

    00000

  • @Mita5724
    @Mita5724 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @Luck961wty
    @Luck961wty 7 หลายเดือนก่อน +3

    ልዕሊ እቲ ዛንታ እቲ ትረካ ❤❤❤❤❤

  • @KibromHaile-yg7dm
    @KibromHaile-yg7dm 7 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤👍

  • @semkahsai8365
    @semkahsai8365 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጙሓፍ ዛንታ ቤተሰብካ ንምሕጋዝ ነብስካ ምሻጥ ምኽንያት ኣይኮነን። ዋላ ነቲ ዛንታ ኣገዳሲ ኣምሲልካ እንተገለጽካዮ፣ ገንዘብ ለሚዳ በለና እንታይ ኮይና ኦያ ኣማራጺ ዘይብላ? ዛንታ ኢልካ ዲካ ነዚ ክትነግረና ደሊኻ