"መን'ዩ በዳሊ" ኣብ ሓቐኛ ፍጻመ ዝተሞርኮሰ ዛንታ፡፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.พ. 2024
  • ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
    • ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
    "መን'ዩ በዳሊ" ኣብ ሓቐኛ ፍጻመ ዝተሞርኮሰ ዛንታ፡፡
    zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 21

  • @user-yf5kl2pc2z
    @user-yf5kl2pc2z 5 หลายเดือนก่อน +5

    ዋው ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ዛንታ እግዚኣብሔር ናትካ ዝበሎ እዩ ዝህበካ ብገለ እኮ ኣይትቸነቁ ዝብል ጥቅሲ ኣዘክራትኒ ክብሪ ን እግዚኣብሔር ልኡል ለ ወላዲቱ ድንግል ወ ለ መስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሃርን ዛንታ ፍቕሪ ኢዩ። ቀጽሎ ክቡር ሓው። ብዝያዳ ንደቂኣንስትዮ ኣሕዋትና ብዙሕ ኢዩ ዝምህረን፡ ምኽንያቱ ንሰን ለዋሃትን ፈቃራትን ብምዃነን ብኣና ደቂ ተባዕትዮ ብዙሕ ግዜ ዝጉድኣን ንስን ስለዝኾና። ስለዚ ነዚ መሃሪ ዛንታ ብዝተኻእለ መጠን ኣብዚ ብዘይምቁራጽ ከትቕርበልና ይምሕጸን።

  • @yosief-eri9302
    @yosief-eri9302 5 หลายเดือนก่อน +2

    👉👉👉Thank you Zara filtet it’s amazing story keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @merhawitesfu427
    @merhawitesfu427 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ መሳጢ ዛንታ'ዩ። ኣቀራርባኹም ድማ ዝነኣድ።እንተኾነ እቲ ዛንታን ዝተመርጸሉ ኣርእስትን ግን ዝሳነ ኮይኑ ኣይረኸብክዎን። ኣርእስቲ ምስ ረኣኻ ጥራይ ሕማቕ መዛዘሚ ኢኻ ትጽበ።እዚ ግን ብኣንጻሩ ደስ ዝብል መፈጸምታ። ኣብ ቀጻሊ ዝሓሸ ክጽበ'የ።ቀጽሉ ንፉዓት።

  • @solomunyonas3650
    @solomunyonas3650 5 หลายเดือนก่อน +5

    Short and sweet thank you ❤❤❤❤

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 5 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👋👋👋👋👋👋ጽብቕቲ ዛንታ

  • @user-kq8ev8cs3s
    @user-kq8ev8cs3s 5 หลายเดือนก่อน

    Tanks qexel zahawey ❤

  • @user-iq1xu6hr1n
    @user-iq1xu6hr1n 5 หลายเดือนก่อน

    ተመስግን🙏🙏🙏😍😍😍😘😘😄

  • @user-xl5tb2dq6c
    @user-xl5tb2dq6c 5 หลายเดือนก่อน +2

    ታ ታሪክ ደስ በሃሊት እያ 🥰🥰🥰 ግን ትምስሊ ንቲ ታሪክ ዘይገልፅን ደስ ዘይብልን አዩ 🙏🙏🙏

  • @selamdawit8323
    @selamdawit8323 5 หลายเดือนก่อน

    Eway btami des tibile zanata nimikael feteya kimewet eti wisana des eilini ❤❤❤thanks zara filitet ❤❤❤

  • @afrahabubeker1726
    @afrahabubeker1726 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤wow

  • @user-jb6uv9rn7t
    @user-jb6uv9rn7t 5 หลายเดือนก่อน

  • @desnetkbrom
    @desnetkbrom 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @helengebrhiwet4060
    @helengebrhiwet4060 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kj7nv5bu9p
    @user-kj7nv5bu9p 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @user-dd5kp8mg5h
    @user-dd5kp8mg5h 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yosiasben-rg9sn
    @yosiasben-rg9sn 5 หลายเดือนก่อน +5

    መሳጢት ዛንታ ተራካይ ኣድኒቀካ ጥዑም ድምጽን ኣቀራርባ ኣለካ ቀጽልዎ።

  • @Zerezgigebrehans
    @Zerezgigebrehans 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ፍ❤❤ቅ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ር❤

  • @amangebru-ri8xc
    @amangebru-ri8xc 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ገዛ ኣይ ክም ቀደምኩምን መስመርኩም ስሒትኩም ኣለኩም

  • @berhanesium6489
    @berhanesium6489 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ስእሊ እንታይ እያ ትገልጽ? ስምኩም ዛራ ፍልጠት ይብል ፖስተር ስእልኹም ሰባብ ነውራን ናይ ዝሙት ዝዕድሙ 😢። ሕሰብሉ ንኹሉ ንስለ መንእሰያት በዚ እዮም ዝምሰጡ ኢልኩም ክርኣየልኩም እሞ ተመሲጡ ክስመዓልኩም ኢልኩም ዘይስነስርዓታዊ ስእሊ ኣይትግበርሉ። ኣብ ገዛ ምስ መላእ ስድራባ ህጻናት ኮነ ዓበይቲ ወለዲ ኣብ ቲቪ ክንውልዖ ከለና ከምዚኣ ዝኣመሰላ ኣዋልድ ኣብ 55 ወይ 65 ኢንች ቲቪ ጥራይ ዕርቃና ጠጠው ኢላ ተዓኒዳ መጣርጦኦ ኮነ ዝባን ዕርቃናን ኣፍልባን ደስ ዘብል ኣይኮነንን። ሕሰብሉ እቶም ህጻናት ከ ገበሩ። ኣይኮነን ፈነወኹም ጽቡቅ ኔር እንተ በዛ ፖስተር ካብ መደብኩም ከቋርጾ ምክትታልኩም ኣብ ነግፈረግ ኣለኹ!