ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብዋ ዘለኹም ድንግል ማርያም ትኹን ጽላልኩምብር ክትብሉ ተሓጎሱ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ስደትና የሒጺሩ ገጽ ንፈትዎም ወለድናን መተዓቢትናን የርእየና።ኣሜን በሉ ስኣን ኣሜን ክይትሓልፈኩም ምርቃ ኣብዛ ፖሮፋይለይ ተዊቁም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ይምሕጸነኩም🙏🙏🙏
ኣሜን(3)
Amen amen amen 😘
Amen
ጨፊሩ ተናዲዱ ኣምሓርኛ ዘይኮነነ ሓሪቁ ሳዕሲዑ ዘይትብል
Please part two gberelna
ክክክክክክክክክክክ፡ኣየ ኣስመሮም በዓል ከናሪ ድምጺ ሰሓቂ ኣሚትካና።ብዝኮነ ንስካን፡ብጾትካን ብተቅርብዋ ናይ ዝተፋላለየ መደባት ናይ ብሓቂ 'የ ዘድንቀኩም።ስለዚ ጋዜጠኛ ኣስመሮም በርሀ ካብዚ ዘሎክሞ ንላዕሊ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሑ ይምነየልኩም።ኣብ ስራሕኩምን፡ሂወትኩምን ጥዕናን፡ኣሳልጦን ካብ ልቢ ዝነቀለ ትምኒተይ ክገልጸልኩም ይፈቱ።
Part 2 pls
Love you deqi Ereyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zara fltet tanks lomi nay deki hagerey semia mara fetyokum
ጽቡቅ ብጣዕሚ ናይ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ሞቲቨሽን ወይ መተባብዒ ቃላት ዝዛረብዎ ኣምጻልና በጃኻ ብዙሕ ኣሎ
Btaemi tsbuq medeb 🌹
ብዛዕባ አዛ መደብ ዘለኒ ር ኢቶ ክገልጽ ኣፍቅደሉይ ሻብ ኣራኣያ ሓወይ ኣስሜ ሓወይ ወዲ በርሀ ተቀማጦ ሃገረ አስራ ኤል ኢና ነመስግነኩም ነዛ መደብ ግን ምስ ኩሉ ኣዛናጋዕን መሃርን ካላኣ ይ ስም ከውጻላ ኣፍቅዱለይ ቀንዲ ስማ ዛራፍልጠት ኮይኑ ተወሳኺ ስም ካኣ ዛራ ሂወት ኢለያ ኣለኩ።
Nic jobb
Welcome
Ashikumna aytsenu 👍👍🙏🏿
ፅቡቅ መዛናግዒ ቀስ ኢልካ አንብብ ፈላልዮ ነበረት ክህልዎ
Hade gizi ab tesseney sizinino ab mengedi endakede enkolo. Hade senan wedi sizinino enda bele dedhero endakede rebishewo. Sizinino ka hariko senka endher koyno akebo nay mengesti enher koyno ka arekobo elowo
Kkkkkkkkkkkkkkkk ewey motku kkkkkkk
ኣብ ማይስርዋ ቤትማእሰርቲ ብዕለት 1/1/2004 ዜማን ግጥምን ናይ በረኸት መንግስትኣብ ጎመራ ትብል ደርፊ ተጠቒሙ ሓይሊ ኣየርና ጎመራኣንቀጥቂጥዋ ነስመራሓይሊ ኣየርና ዘራጢኣብ ዞባ ማእከል ዘዕጠጢ ምስበለ አብዛ ገመዱ ዊዒሉ ካብ ደረፍቲ ሃገርና ሽሙ ንድሕነቱ ድሕነት ኣባላት ነበር
Part 2 kxbeyeka eye bro
Kkkkkk Thank you bor Moyte deye gele 😂😂😂😂😂😂😢
Eza nay ukubay መስፍን higi kitdiref neriwa
10q
Kab #9:54-#10:49 ብጣዕሚ ዘስሓቀትኒ
Suzi is always the best
ክክክክክክክክክክ ኣይትሳኣኑ !!
1,ሱዚንኖ ሽኮር ንኣንትኮስ እንታይ X- ray ኣድሊዎ ከም እንቃቆሖ ኣንቃዕርርኩም ዘይትሪእዎ ኢልዎም 😂😂2,ባርያ ሽኮር እንታይ ክትርኣሉ ምስ በለን ነደ ካባኻ ዶ ከይከፍእ እዩ 😂😂😂
ክክክክክ
Suzzeyyyy😂😂😂
ክክክክክክ ሳንድያጎ
ንታዓዛዘብ ዶ ለና ሓቀይ
Weyseb dekey tbl Radio 10q guys!
Ata gohaf nay bereket mengsteab si mehreqi elka amtsikayo sle zeytfelt eka hkiya elka amtsikyo gohf btsbts
Entay eyu ezi nay godena hkyaaa
😀😀😀😀kakkkkk Ata bsahak tewediena btaeme xbuk koxlo😂😂😀😀
Menkr ke kab mrach menkr yeshk any way good job 👏
ክክክክ ናይ ታረቀ ኣስሒቃትኒ
ኔሩ ኔሩ ኔርዎ ኔሩ ኔርዎ ኔሩ እንታይ ዓይነት ኣንባቢ ኢኻ
Eway mote ...Nay bi haqi.
Part 2 gberelna 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ትህወኽ ኣለኻ እንበር ቤላ ኔሩ 👍
Gebel kketl zeyteshegeres gebel ktsel kkebdeka🤣.sandino
🤣🤣🤣🤣 thanks bro
ኣስመሮም ብዳሓንካ ዲኻሎምስ ኣይግድን ነዞም ክቡራትን ዓበይትን ስነጥበባውያንና ዘነኣእስ መልእኽቲ እንታይ ኣምጽኦ ሕሰበሉ በጃኻ ነውሪ።
እዛ መድያስ ዛራ ፍልጠት ድያ ወላስ ዛራ ጥፋኣት ብናተይ ዛራ ጥፍኣት እያ ትብሃል
6:50 nay zrebeshy temaharo kkkk ሕፍር
Kkkkkk Asme eza nay mrachsi teganina do hakey
ጌጋ ይክለኣለይ እምበር ኣዛ ናይ ባርያ ኣብ ቦለኛ ኢያ
Kkkkkkk👍👍👍👍👍👍
8:33 ካብ ኩለን ብጣዕሚ ዘስሓቀትኒ😂😂😂
kkkkkkkkkkkkkkk aytsanu
🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍
Kkkkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Nay bereket mengtab yigtma nere 😂😂
Moyte dye gele 🤣🤣🤣🤣🤣
ሃተፍተፍ
😂😂😂😂😂😂😁😁😁😁
😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆
ኣታ እታ ናይ የማነ ባርያ ኣብ ሱዳን ኣይኮነትን ኣብ ታሪኽ ህወቱ ኣላ ተጽሕፍቲ ኣብ መኪና እያ ምስ ካልኣዩ ከሎ ነተን ኣደ ትማሉኡኒ ምስበሎኦም ምስተማልእወን እያ እታ ናይ ኣንቲኮ እንታይኻ ትብሎ ከኣ ናቱ ኣይኮነትን ናይ ቀዳማይ ዙርያ እያ ብጃኩም ዘየለ ኣይተምጹኡልና ባእ
ኣታ ኣብ ጆሲ ስትድዮ ሰሚዒካ መጺኻስተማሉኡኒ ኢሎኖኦም ትብል ኔርካ ዲኻ
@@user-pm6kl7vh4q ኣታ እንታይ ኮይንካታ ኣነስ ናይ ሕኮር መደብ ክሰምዕ እታ ሕክያ ኣስመራ ከለኩ እየ ዝግጥማ ዓርኩ ኣነ ኮ ማርካ ወዲ ኣስመራ እየ ሕክያ ደኣ ብፊስቶ ክህበካ ጀይበኒ እንዶ
ኣብ ኣባሻውል እያ እታ ሕክያ
@@asmeraasmera5358 እንታይ ድዪ ጆሲ ስቱድዮ ፣ ወዲ ኣስመራ የ ክ'ኣ ትብል ሙዑቡል ኣድጊ ።
@@user-pm3fb9er7l ኣታ ብጽብጽ መጀመርታ ዝዛረቦ ዘለኩ ኣንብቦ ሕኮር ኣብ ስደት ልቺ ዝራኣየስ ምሳይ ከተዋዳድሮ ወዲ ኣስመራ ከኣ ኣይኮነን ሕኮር
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂
Kkkkkkkk
🤣🤣🤣🤣🤣
Acheto kkkkkkkk
Kkkkkkk
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkk
ብዋዛ ቁምነገር ሓዘል ክተምሓላልፈሉዩ ርዝነት ዘለዎ። ዓበይቲ ስነጥበባውያን ክትዝንጥል ጽቡቅ ኣይኮነን። የሕትተካውንዩ።
የ ማ ነ ን ዓ ኻ ን ን ኣ ድ ግ ን እ ን ታ ይ ይ ፈ ሌ ኩ ም ጣ ው ላ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Antiko 😂😂
እንታይ ኢካ ትብሎ እቲ ኣንታይ ኢካ ትብሎ ክክክ ኣንቲኮ። መሕረር ስዚኒኖ መሕረር እንታይ ኤክስትረይ ኣድሊዎ ኢዩ። ክክክ ምራጭ እንቃዕ በል ትንፋስ ኣይሓጸረካ ክክ
kkkkkk
Kkkkkkkkkkk
ክላ እዚ ዳኣ እንታይ ከስሕቅ ይብኽይ እምበር
ካብ ኣናብባኻ ጀሚሩ ክሳብ እቲ joke ኢልካ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ፈጺሙ እንዲዩ ዘየስሕቕ: ኩሉ ገዲፍና: ኣብታ ‘‘ኣንቲኮ መስተ ኣስቲዩ ክዕወተላ‘‘ ኢልካ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ግን እንታይ እናሓሰብካ ናብ ህዝቢ ከም ዘቕረብካዮ እናተገረምኩ ክሓተካ? እዚ ጉዳይ ብልክዕ ውዒልዎ እንተ ደኣ ኮይኑስ: ብፈተነ ዓመጽ ከም ዘኽስሶ ዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ? ዘይወዓሎ'ሞ ንቐልዲ ኢልካ ዘምጻእካዮ እንተኾይኑ ድማ: ስሙ ተጸልሞ ከም ዘለኻ'ዶ ቁሩብ ኣይስቆረካን? ቅድሚ ምዝራብና ናይ ምሕሳብ ባህሪ እንተ ነጥሪስ ክንደይ ኮን ምበለጸ ኔሩ! ደሓር ከኣ: ኣብዚ ስልጡን ዓለም: ንኽብሪ ደቂ-ኣንስትዮ ብዝግህስ ኣገባብ ‘‘መስተ ኣስትዩ ድላዩ ክገብር‘‘ ዝሓስብ ወዲ-ኣዳም እንተሎ: ተሓባቢርና ከኣ ምሰተርናዮ እምበር: ከም ሓደ ጅግና ዛንትኡ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክንገርሲ መወዳድርቲ ዘይብሉ ናይ ሞራል ውድቀት ኢዩ::
Kkkkkkkkk
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብዋ ዘለኹም
ድንግል ማርያም ትኹን ጽላልኩም
ብር ክትብሉ ተሓጎሱ
ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም
ስደትና የሒጺሩ ገጽ ንፈትዎም
ወለድናን መተዓቢትናን የርእየና።
ኣሜን በሉ ስኣን ኣሜን
ክይትሓልፈኩም ምርቃ
ኣብዛ ፖሮፋይለይ ተዊቁም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ይምሕጸነኩም🙏🙏🙏
ኣሜን(3)
ኣሜን(3)
Amen amen amen 😘
Amen
ጨፊሩ ተናዲዱ ኣምሓርኛ ዘይኮነነ ሓሪቁ ሳዕሲዑ ዘይትብል
Please part two gberelna
ክክክክክክክክክክክ፡ኣየ ኣስመሮም በዓል ከናሪ ድምጺ ሰሓቂ ኣሚትካና።ብዝኮነ ንስካን፡ብጾትካን ብተቅርብዋ ናይ ዝተፋላለየ መደባት ናይ ብሓቂ 'የ ዘድንቀኩም።ስለዚ ጋዜጠኛ ኣስመሮም በርሀ ካብዚ ዘሎክሞ ንላዕሊ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሑ ይምነየልኩም።ኣብ ስራሕኩምን፡ሂወትኩምን ጥዕናን፡ኣሳልጦን ካብ ልቢ ዝነቀለ ትምኒተይ ክገልጸልኩም ይፈቱ።
Part 2 pls
Love you deqi Ereyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zara fltet tanks lomi nay deki hagerey semia mara fetyokum
ጽቡቅ ብጣዕሚ
ናይ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ
ሞቲቨሽን ወይ መተባብዒ ቃላት ዝዛረብዎ ኣምጻልና በጃኻ ብዙሕ ኣሎ
Btaemi tsbuq medeb 🌹
ብዛዕባ አዛ መደብ ዘለኒ ር ኢቶ ክገልጽ ኣፍቅደሉይ ሻብ ኣራኣያ ሓወይ ኣስሜ ሓወይ ወዲ በርሀ ተቀማጦ ሃገረ አስራ ኤል ኢና ነመስግነኩም ነዛ መደብ ግን ምስ ኩሉ ኣዛናጋዕን መሃርን ካላኣ ይ ስም ከውጻላ ኣፍቅዱለይ ቀንዲ ስማ ዛራፍልጠት ኮይኑ ተወሳኺ ስም ካኣ ዛራ ሂወት ኢለያ ኣለኩ።
Nic jobb
Welcome
Ashikumna aytsenu 👍👍🙏🏿
ፅቡቅ መዛናግዒ ቀስ ኢልካ አንብብ ፈላልዮ ነበረት ክህልዎ
Hade gizi ab tesseney sizinino ab mengedi endakede enkolo. Hade senan wedi sizinino enda bele dedhero endakede rebishewo. Sizinino ka hariko senka endher koyno akebo nay mengesti enher koyno ka arekobo elowo
Kkkkkkkkkkkkkkkk ewey motku kkkkkkk
ኣብ ማይስርዋ ቤትማእሰርቲ ብዕለት 1/1/2004 ዜማን ግጥምን ናይ በረኸት መንግስትኣብ ጎመራ ትብል ደርፊ ተጠቒሙ
ሓይሊ ኣየርና ጎመራ
ኣንቀጥቂጥዋ ነስመራ
ሓይሊ ኣየርና ዘራጢ
ኣብ ዞባ ማእከል ዘዕጠጢ
ምስበለ አብዛ ገመዱ ዊዒሉ ካብ ደረፍቲ ሃገርና ሽሙ ንድሕነቱ ድሕነት ኣባላት ነበር
Part 2 kxbeyeka eye bro
Kkkkkk Thank you bor Moyte deye gele 😂😂😂😂😂😂😢
Eza nay ukubay መስፍን higi kitdiref neriwa
10q
Kab #9:54-#10:49 ብጣዕሚ ዘስሓቀትኒ
Suzi is always the best
ክክክክክክክክክክ ኣይትሳኣኑ !!
1,ሱዚንኖ ሽኮር ንኣንትኮስ እንታይ X- ray ኣድሊዎ ከም እንቃቆሖ ኣንቃዕርርኩም ዘይትሪእዎ ኢልዎም 😂😂
2,ባርያ ሽኮር እንታይ ክትርኣሉ ምስ በለን ነደ ካባኻ ዶ ከይከፍእ እዩ 😂😂😂
ክክክክክ
Suzzeyyyy😂😂😂
ክክክክክክ ሳንድያጎ
ንታዓዛዘብ ዶ ለና ሓቀይ
Weyseb dekey tbl Radio 10q guys!
Ata gohaf nay bereket mengsteab si mehreqi elka amtsikayo sle zeytfelt eka hkiya elka amtsikyo gohf btsbts
Entay eyu ezi nay godena hkyaaa
😀😀😀😀kakkkkk Ata bsahak tewediena btaeme xbuk koxlo😂😂😀😀
Menkr ke kab mrach menkr yeshk any way good job 👏
ክክክክ ናይ ታረቀ ኣስሒቃትኒ
ኔሩ ኔሩ ኔርዎ ኔሩ ኔርዎ ኔሩ እንታይ ዓይነት ኣንባቢ ኢኻ
Eway mote ...Nay bi haqi.
Part 2 gberelna
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ትህወኽ ኣለኻ እንበር ቤላ ኔሩ 👍
Gebel kketl zeyteshegeres gebel ktsel kkebdeka🤣.sandino
🤣🤣🤣🤣 thanks bro
ኣስመሮም ብዳሓንካ ዲኻሎምስ ኣይግድን ነዞም ክቡራትን ዓበይትን ስነጥበባውያንና ዘነኣእስ መልእኽቲ እንታይ ኣምጽኦ ሕሰበሉ በጃኻ ነውሪ።
እዛ መድያስ ዛራ ፍልጠት ድያ ወላስ ዛራ ጥፋኣት ብናተይ ዛራ ጥፍኣት እያ ትብሃል
6:50 nay zrebeshy temaharo kkkk ሕፍር
Kkkkkk Asme eza nay mrachsi teganina do hakey
ጌጋ ይክለኣለይ እምበር ኣዛ ናይ ባርያ ኣብ ቦለኛ ኢያ
Kkkkkkk👍👍👍👍👍👍
8:33 ካብ ኩለን ብጣዕሚ ዘስሓቀትኒ😂😂😂
kkkkkkkkkkkkkkk aytsanu
🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍
Kkkkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Nay bereket mengtab yigtma nere 😂😂
Moyte dye gele 🤣🤣🤣🤣🤣
ሃተፍተፍ
😂😂😂😂😂😂😁😁😁😁
😆😆😆😆😆😆😆😆😆😆
ኣታ እታ ናይ የማነ ባርያ ኣብ ሱዳን ኣይኮነትን ኣብ ታሪኽ ህወቱ ኣላ ተጽሕፍቲ ኣብ መኪና እያ ምስ ካልኣዩ ከሎ ነተን ኣደ ትማሉኡኒ ምስበሎኦም ምስተማልእወን እያ እታ ናይ ኣንቲኮ እንታይኻ ትብሎ ከኣ ናቱ ኣይኮነትን ናይ ቀዳማይ ዙርያ እያ ብጃኩም ዘየለ ኣይተምጹኡልና ባእ
ኣታ ኣብ ጆሲ ስትድዮ ሰሚዒካ መጺኻስ
ተማሉኡኒ ኢሎኖኦም ትብል ኔርካ ዲኻ
@@user-pm6kl7vh4q ኣታ እንታይ ኮይንካታ ኣነስ ናይ ሕኮር መደብ ክሰምዕ እታ ሕክያ ኣስመራ ከለኩ እየ ዝግጥማ ዓርኩ ኣነ ኮ ማርካ ወዲ ኣስመራ እየ ሕክያ ደኣ ብፊስቶ ክህበካ ጀይበኒ እንዶ
ኣብ ኣባሻውል እያ እታ ሕክያ
@@asmeraasmera5358 እንታይ ድዪ ጆሲ ስቱድዮ ፣ ወዲ ኣስመራ የ ክ'ኣ ትብል ሙዑቡል ኣድጊ ።
@@user-pm3fb9er7l ኣታ ብጽብጽ መጀመርታ ዝዛረቦ ዘለኩ ኣንብቦ ሕኮር ኣብ ስደት ልቺ ዝራኣየስ ምሳይ ከተዋዳድሮ ወዲ ኣስመራ ከኣ ኣይኮነን ሕኮር
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂
Kkkkkkkk
🤣🤣🤣🤣🤣
Acheto kkkkkkkk
Kkkkkkk
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkk
ብዋዛ ቁምነገር ሓዘል ክተምሓላልፈሉዩ ርዝነት ዘለዎ። ዓበይቲ ስነጥበባውያን ክትዝንጥል ጽቡቅ ኣይኮነን። የሕትተካውንዩ።
የ ማ ነ ን ዓ ኻ ን ን ኣ ድ ግ ን እ ን ታ ይ ይ ፈ ሌ ኩ ም ጣ ው ላ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Antiko 😂😂
እንታይ ኢካ ትብሎ እቲ ኣንታይ ኢካ ትብሎ ክክክ ኣንቲኮ። መሕረር
ስዚኒኖ መሕረር እንታይ ኤክስትረይ ኣድሊዎ ኢዩ። ክክክ
ምራጭ እንቃዕ በል ትንፋስ ኣይሓጸረካ ክክ