Selam sister betami xebuk u gin kehtki tegdski melsly eta nay deharawayti tere abeake gin aytrdetenn ab may alknyo ne 1 semun kentkmo eina eilki mo aytredann so tegdski melsly
Selam Raki ewe iti abaike aliknalu zelena mai nsemun ab fridge aqemitna kabuu indaawxaina nsemun kemti abti video zelo gerna ntqemelu aybelashonyu maletey u 👍
ገፅና ብኩዕ ተቀይራ❤😂😮
😂😂😂
ሰላም ዝሓብተይ ከመይ ቀኒኺ ንትገብርዮ ጻዕሪን ተበግሶን ብንምስጋን።እቲ ኣጋዕከ ዝተቐልወ ድዩ ዘይተቐልወ?ከምኡ ውን እቲ ጸባ ኸ ዝፈልሐ ድዩ ዘይፈልሐ?ብተወሳኺ ነዚ ዘዳለኽዮ ተጠቒሞም ውጽኢት ዝረኸቡሉ ሰባትከ ኣለዉዶ? ወይ ንስኺ እንተተጠቒምክሉ ዝረኸብክዮ ለውሒ ከትረእይና።ጭብጢ ክኾነና ኢለየ።ነዚ ብኣይን ብኻልእ ሰባትን ዝተሓተቱ ሕቶታት ክትምልስልና ቪድዮ ክትሰርሒ ብትሕትና ይሓተኪ።ከምኡ ውን ኣብ ትሕቲ ዓይንና ከምማይ ዝመልአ ይዕዝዕዝ ወይ ይዓጥር ነዚ ንምጥፋእ ክንገብሮ ንኽእል ኣገዳሲ ምኽሪ ወይ ትምህርቲ እንተልይኪ ውን ከተካፍልና ደስ ምበለና።ሎሚ ብፍላይ ብዘይ ዕድመ ኣፈላላይ ትሕቲ ዓይኑ ዘይዓጥር ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን።
ngexna tray du brkti haftna
No nkulu yteqm eyu 👍
Ma sha allah nejuye betami xebuq qexleyou
Xubukatey lewti zemxialkin aledo tegediskin melisaley
🎉🎉🎉🎉
ኩሉ በሓደ ማዓልቲ ድዩ ክንጥቀሞ ዛሓፍተይ
ኖ ኣማራጺታት ዩ
Ezi kulu entay eyu walahanti Ayeqrebkn kndzs bhansab diyu wala bebeynu
እቲ ኣባዕከ ክንቀልቦ ድና ክብርቲ ሓፍትና
@አስካለ ይቱብ ገይረልኪ ክብረተይይ
Shukren habibi
Tanks ziyaday gn 3 mealti ekul diu wey ab megurtina ndelyelu ena kntikemlu melsi tegediski ziyaday
sgab ndelyo lewti nrekb ntqemelu nkiel 👍
Tanks ziyaday💜💜💜
ለውጥይ ዘምፀልክን አለኽደ ክብሪተይ
ናተይ ልሙፅ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ገፀይ ኣያባላሽወንን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፅብቁ የኔ ቆንጆ
❤️
ብሓቂ ክብረተይ ደስ ዘብልእዩ ዝቃየሮ ሰብኸ ኣለዶ ማዓረይ😍
ከምኡውን ኣብ ገፅና ዝኾነ ውቃዕ ውቃዕ ዘለና ብከመይ ነጥፍኦ ንኽእል ተኽኢልኺ ብማርያም ከይቲ ሓልፍኒ ትሓባበርና ክብረተይ♥🙏
ማዓረይ ለዎጢግን እኒአዎዶ
እወ ኣለዎ 👍
@@NEJATBEAUTY እሺኒ ዝያዳይ ምስየቅርታ ትፈልጢ ተኮይንኪስ ናዉቃጦ መእለይእባ ክሬም ታሓባብርኒ ልዓደይ ክከድ ኢለስ ካሊአምኒ መጀመርታ እለዮ እበር ኣይንፈቅድን ኢለምኒ
Wawww btami xubuq
ኹሉ ብሓደ ግዜ ድዩ ልግበር
Wow good job thanks
Ok bitaemi xbik gin kan kulu hede eika titkem kulu hde du
Nay hnbasha loweto weym kamera gberlu
Selam neju habtye (1) heto alatni
Eti abeka kenikelwo dena wella zay teklwa ena keintekami pls melsi
Selam Muna ztekelewe wela zeyteqelewe abaike kulu ykewn eyu zelena kntqem nkiel ena Habibti 👍
ኔቢቶ ማለት እንታይ ማለት ዩ
Lebito Malet mish alo mebikue Himbasha wey bani gele kem mibkie ntqemelu Malet u
ካሚራ
Bkemey
Malti malti dina ntkemo kbretey
Ewe Sgab lewti nerie 👍
Btaemi xbuk haftsy abaeke ztekolwe dyu wala zeytekolwe
Well come
Bmntay ena nlkeyo
Thanks
Wwww ብጣምይ ደስ ዝብል 😍❤
Selam sister betami xebuk u gin kehtki tegdski melsly eta nay deharawayti tere abeake gin aytrdetenn ab may alknyo ne 1 semun kentkmo eina eilki mo aytredann so tegdski melsly
Selam Raki ewe iti abaike aliknalu zelena mai nsemun ab fridge aqemitna kabuu indaawxaina nsemun kemti abti video zelo gerna ntqemelu aybelashonyu maletey u 👍
❤
❤❤❤❤🎉
Selam nqbat zelewo gex ke ykewun do
ewe ykewn iyu
ታይ ዓይነት ፀባ ኢዩ ንገብረሉ ሓላለይ
👌👌👌😘😘
ሓሊብ ሱዕድ ከ ይካልዶ?
ሰብሰክራይመልሱ
ገፅና ኣይባላሾን
Gexe dea beynu zeregude??
yes😂
ዘይት ስምሰም ማለት ናይ ምግቢ ንሰርሐሉ ማለት ድዩ
❤❤❤😍😍 ባጣዕሚ ፅቡቅ ሓፍተይ ብምቁፅል አብ ክሰደይ ፅላምን ፅዓደ አሉ እም እንተይ ክጣቁም ተመክርን አብ ሓክምና ክይደ ክረመ ሂብምን ምክሮክ ክተለገሰለይ ዛሓፍተይ ...
Thanks for shareing sis & eti abake quluw dyu weys deyteqelwe?
kulu kntkem nikiel ena zelena 👍
Haftey natey entay aynet cream malet eyu ,,,eti abiake tuhun kr qluw dyu zteqelwe plc melisley eki
selam Tsega cream (moisturizer)zsemamaaki ;eti Abaike dma zkone ztekelwe wey zeyteqelwe kulu ykewn iyu 👍
ነቢቶ ማለት ታይማለት እዩ
ካሜራ ወይከዓ ናይ ሕምባሻ መብኩዒ
Hiii selam sis ane kabtom adneqtki eye nay Facebook emeylki ktsedlna zkal entekoynu bweshti krekbeki
Selam Embaba thank you sister b Facebook Nejat Abdulkadr tbl ktrekhbni tikieli eki 👍
ሕጅ ክፍትኖ የ
ምስ ፈተንካዮ ንገረን አካ
ምጭዉተይ ድንሽ ማዓልታዊ ይጥቀም እየ ግን እዝይ እዉን ናይ ሳዓት ኣፋላላይ ገይረ ክጥቀሞ ፀገም ይህልዎ ዶ ተገድስኺ መልስለይ ዛሓፍተይ
ኖ ጸገም የብሉን
ነቢቶ ማለት እንታይ እዩ?
Kamera
መብኩዖ ብሑቕ።ንሕምባሻን ብኩዖን ዝጠቅም
ክብረተይ ተገዲስኪ እባ መልስለይ እቲ አባዓ ከ ዝተቀለወ ድዩ ዘይተቀለወ በጃኪ ንገርኒ❤❤❤
ከምዝመስለኒ ጥረ ኣባዓኸዩ
በጃኪ ናማዳ ስርሕለይ
እዚኣ ኣላትኪ ናይ ማዳ ሓቢብቲth-cam.com/video/vYwOdvuq0nQ/w-d-xo.html
ካልእ ውን ኣብplaylist ኣለኪ ናይ ማዳ ዝሰራሕኩዎ 👍
ቫዝሊን እንተተቐምና ኸ ተገዲስኪ መልስለይ
እዚ ኩሉ ብሓደ መዓልቲ ክንጥቀመሉ ማለት ድዩ
ኩሉ ብሓደ ምዓልቲ ድዩ ንጥቀመሉ ምዓረይ 💝💝
ኩሉ ሓደ ኢዩ መሪጽና ኢና ንጥቀሞ👍
ኣሰላም. ውዓለይኩም@@NEJATBEAUTY
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግን ኽሓተኪ ሓፍተይ ዘይቲ ተዘይገበርናሉ ከ ማለት ዘይቲ ዘይስማማዓኒ ኮይኑ
Mashaalah nejuye shkuren hbibti
ንኽንደይ ግዜ ዝኣክል ምሳና ክጸንሕ ኣለዎ
ገጸይ ቕብኣት ኣለዎ እንታይ ጊረ ከተርክሶ
እቲ ምስ ጡሑን አባዓከ ዝሓወስክዮ እታይ እዩ
ካሜራ
ماشاالله تبارك الله 👍👍👍👍
እዚ ምስ ገበርና sunscreen ተገበርና ጸገም ኣለዎ ድዩ።
ኖ ጸገም የብሉን
@@NEJATBEAUTY
Thank u
Sis tetkimkla diki lewti ke rieklu do tegediski eba melsley
ሓፍተይ ኣብ ክሳድና ዘሎ ከ ከመልአልና ይክእል ዶ
እወ ክመልኦ ይኽእል ኢዩ 👍
👍👍👍💐💐💐
Zeyti wey crime ente zey blna ke wey kemey aynet kkewn alewo eti zeyti
Mashallh
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😂🎉😢😮😅😊
አቲይ ነብቶ አልትብለኽዮ ከምራ ድዩ ወይስ ታይ አዩ
እወ ኸሚራ ኢዩ 👍
💓💓💓💓💓💓💓
ተይ ሕንባሻ ድና ክነዉክዓ🤔🤔🤣🤣🤣🙄
🙈😂😂😂
😂😂😂
😂😂😅
👍👍👍🌹
እስኪ ንዳልየ ምዕበይ ንገርኒ ሓላለይ
😂😂😂
ጽብቅ እንበር ግን ክሓተኪ እት ኣብዓከ ትቀልዎ ድኻ እት ትገብርዮ ሰለስተ ዓይነት ብሓደ ማዓልቲ ድኻ ትግብሮ ወይስ ብብግዚኡ ኢዩ
ሓንቲ መሪጽኪ (ዝተሰማማዓኪ)👍
ዝኮነ ዓይነት ክሬም ወይድማ ዝኮነ ዘይቲ ዘይብልና ናይ ገፅና ድሕሪ ምሕፃብናከ እንታይ የምፀልና
ቆርበትና ንኸይደርቅ ኢዩ እምበር ጸገም የብሉን
ኣነ ኣምላክ ይመስገን ምንም ኣይጥቀምን ግን ቆንጆ እዩ ገፀይ ብፅርይቲ ማይ ብቻ እየ ዝሕፀብ ናይ ተፈጥሮካ ጥዑም
ተጠቅምኪን ለውጢ ዘምፀልኪን ኣለክን ዶ ንገራኒ ?
⅔²²32²¹
🤩🤩☺️🌹👍🏼😘
❤❤❤
❤❤❤