መዝሙር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • መዝሙር ትግርኛ

ความคิดเห็น • 394

  • @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ
    @ጓልፖፕሺኖዳሳልሳይ 2 ปีที่แล้ว +22

    ♦️ *_በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን/፫/_*
    ◈ _*ፃድቅ ባሕታዊ*_◈
    ኣብነ ኣረጋዊ ፃድቅ ባሕታዊ
    ከም ሰብ ተወሊዱ *ግብሩ ሰመያዊ*(2)
    ኣብ ሮማ ተወሊዱ ካብ ኢሳቅ ካብ እድና
    ካብ ትሳእቱ ቅዱሳን ሓደ መፂኡልና
    ፍፁም ፀሎት ኔሩ ፍፁም መንፈሳዊ
    ሽሙ ተቀይሩ *ኮይኑ ኣረጋዊ*
    እዝ
    ፀሎት ፃዴቅ ብግብራ ንብዙሕ ተስልጥ
    ዝወደቀ ኣልዒላ ታሪክ ሰብ ትልውጥ
    ገዳሙ ክገብሮ በረካ ለወጠ
    ደብረ ዳሞ ወፀ *ገበል ናጨበጠ*
    እዝ
    ሓይሊ ገድሊ ዘደምም ተኣምሩ ብዙሕ
    ቃል ኪዳነ ዘማልድ ስሙ ንዝፀርሕ
    መመምህር ሃገር ኮነ ናይ ወንጌል ሓረስታይ
    ብሄረ ህያዋን *ዓሪጉ ናብ ሰማይ*
    እዝ
    ብሽም ኣረጋዊ ዝሑል ማይ ዘስቲ
    ከቢሩ ይነብር ምስቶም መላእክቲ
    ዝክሪ ኣረጋዊ ይነብር ዘልኣለም
    ምሕረት ሰላም ኮይኑ *ፀዊዕና ናቱ ሽም*
    ኣቡነ ኣረጋዊ ፃድቅ ባህታዊ
    ከም ሰብ ተወሊዱ *ግብሩ ሰማያዊ*(2)
    _ብሰም ሰላሴ ሓቢርና ንዘምር_🎤👏🍃
    *ወስብሐት ለእግዚአብሔር*
    *ወለወላዲቱ ድንግል*
    *ወለመስቀሉ ክቡር አሜን*

    • @عاياهحم
      @عاياهحم ปีที่แล้ว

      AMEN AMEN AMEN,, SIe kulu neger egzabher ymesgen ❤❤❤

    • @TesfuMuhur-sk5oo
      @TesfuMuhur-sk5oo ปีที่แล้ว

      ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

    • @adak3185
      @adak3185 10 หลายเดือนก่อน

      ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣሜንንንን

  • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
    @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 5 ปีที่แล้ว +106

    አሜን አሜን አሜን ከምዚ ከመይ አብ ስደት ኮንኩን ናይ አቡነ ኣረጋዊ ፃዲቅ ባሕታዊ መዝሙር ትግርኝ ትሰሙዑ ዘለኹም ያሕዋት አብነ ኣረጋዊ ፃዲቅ አብዘዘለናዮ ያሓልወና ናፍቆትን መከራናን ያኣኽለኩም ይበለና ብብዘለናዮ ዋሕስን ጠበቃን ይኹነና 🙏🙏🙏🙏🙏😥

  • @tdf9455
    @tdf9455 3 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን🙏🙏🙏🙏
    💕ብትግሪና💕መዝሙር ክንደይ ይምቅር ተባረኩ ኩቡራት ኣቦታት ሀገረ ትግራይ💕💕💕

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +44

    ኣሰይይይ እልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓወይ ናተይ ደቂ-ትግራይ መዝሙር ብትግርኛ ማዕረ ክንደይ ጥዑም ምኻኑ ኣስተማቕሩ ሕጂ ብናትካ ሓበን ኩርዓት,ዩ።

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 11 หลายเดือนก่อน +2

      ❤እካዕ❤ኣብፀሐና❤

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 7 วันที่ผ่านมา

      Abune Aregawi aboy haderaka zehameme meharelna ,zwefere akibelna,zetebaese ereqelna hizbeka hadera 🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 7 วันที่ผ่านมา +1

      Ellllllllllllllllllll❤❤❤

  • @SamryGebrekirstos
    @SamryGebrekirstos 13 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የስመዐና ጎይታየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ንግስተማርያምሃይሉ
    @ንግስተማርያምሃይሉ 5 ปีที่แล้ว +25

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ናይ አቦና አቦና አረገረጋዊ ፀጻዲቅ በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @Abc-bi3yj
      @Abc-bi3yj 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @goitomande6594
    @goitomande6594 5 ปีที่แล้ว +17

    ዕልልልልልልል
    ዕልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣብነ ኣረጋዊ ምስ ኩላትና ይኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመኩም ይባርኽ ቅዱስ እግዚኣብሔር !!!

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +19

    ኣቡነ ኣረጋዊ ዘደብረዳሞ ዓመቱ ኮይኑ ጻድቕ ኣቦና በረኸቱ ራዲአቱን ኣይፈለየና ኣሜን።

    • @fremahari3059
      @fremahari3059 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @ufjgfjd2564
      @ufjgfjd2564 2 ปีที่แล้ว

      ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልል ነይ ኣቦና ኣብነ ኣርጋዊ ፅሃይ በርከቶምን ፍጣን ተርዶኦም ኣይፍለይና ኣሜን

  • @kesanetgeri7500
    @kesanetgeri7500 3 ปีที่แล้ว +7

    እልልልል ዝሜሬ መልኣኽት የስምዕልና ኣሜን ናይ ኣቦና ኣረጋው ጽላን በረኸትን ኣይፈለየና ኣሜን ዝተብረክን ዝተቀደሰ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና ኣሜን 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @yordanosabedom4874
    @yordanosabedom4874 5 ปีที่แล้ว +8

    Elllllllllllllllllll zemare melaekti yesmalna xegu yebezhalkum Egzabher.

  • @selamhabeshatube3281
    @selamhabeshatube3281 5 ปีที่แล้ว +13

    እልልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋትና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም ናይ አቦና ጻድቅ አቡነ አረጋዊ በረከት ረዲኤት ጸሎት አይፈለየና አሜን።
    ታጋሩ አለና ዶ ?

  • @monamanoo3856
    @monamanoo3856 5 ปีที่แล้ว +11

    እልልልልልልልልልልል ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣቦነ ኣረጋዊ ፀሎቶን በረከቶምን ኣይፍለየና

    • @Abc-bi3yj
      @Abc-bi3yj 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @ydfuufght895
    @ydfuufght895 5 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልል ዝማሬ ማለኣክት የስመዐና ፀሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና ኣረጋዊ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 5 ปีที่แล้ว +10

    እልልል ዓመት ዓመት ይዕቁረና ፃድቅ አቦን ኣረጋዊ ቃል ህይውት ያስማልን

    • @BachayehuTesfaye
      @BachayehuTesfaye ปีที่แล้ว

      እልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
      አሜን የባታች አቦነ አረጋዊ ፆለታቸው በረከታቸው በኝላያ ይደር

  • @wasli8257
    @wasli8257 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን አበነ አረጋዊ ፃዲቁ ባህታዊ በረከታቹ አይለየን አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን አባታችን

  • @mamaminas502
    @mamaminas502 3 ปีที่แล้ว +6

    ኡኡኡፍፍፍፍ ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ወንድማችን። ቋንቋውን ባላሰማው እንዴት ልብን የሚያርድ መዝሙር ነው ደግሞ ታሪኩን ስለማውቀው ነው መሰለኝ ምን እንደሚል ለመረዳት አልቸገረኝም

  • @almassalmasnegas6978
    @almassalmasnegas6978 5 ปีที่แล้ว +13

    እግዚአብሄር ይመሰገን ዝማሬ መልአክትን ያሰማልን ወንድማችን አሜን አሜን አሜን

  • @Filimonmeley
    @Filimonmeley 5 ปีที่แล้ว +9

    Amen amen amen zmare melakti yesmealna

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ናይ ኣቦና አብነ ኣርጋዊ ፀጋ በረከተምን ረዲኤተምን ኣይፈለየና ክብራተይ🙏🙏🙏

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦይ በረከተ ረድኤትካ ኣይፈለየና ኣሜን

  • @tesfaadane1152
    @tesfaadane1152 5 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልልልልልልል

  • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
    @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ፀጋኡ የብዛሓልካ ዝሓወይ ዘመንካ ይባርከልካ
    ቁዱሰ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ብፀሎቶምን በረከቶምን ምልጃኦምን ኣይፈለየና

  • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
    @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 5 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ህዝበ ክርስቲያን ል14ጥቅምት ዓመታዊ ባዓል ብሰላም ያብፀሐና ያሕዋት

  • @sigemgebergergesghghd4036
    @sigemgebergergesghghd4036 4 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልሎልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ናይ አቦና ፃድቅ አቡነ አረጋዊ ፀጋ በረከቶም አይፈለየና አሜን

  • @ebtsamasare768
    @ebtsamasare768 5 ปีที่แล้ว +9

    አልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane9612 5 ปีที่แล้ว +21

    ናይ አባና ኣቡን ኣርጋዊ በርከት ኣይፍለይና ዝማሪ መልኣክቲ ይስመዕና አምልክ ♥እልልልልልልልልል

  • @makda5344
    @makda5344 5 ปีที่แล้ว +8

    አሜን አሜን አሜን ዝማሪ መላእክት ይስመዐልና ድስ ክትብሉ ምዓት ኢኩም

  • @tseqaygoeay6871
    @tseqaygoeay6871 5 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልልልልልልልል እሜን እሜን እሜን እሜን እሜን እሜን እሜን

  • @ስደተኛነኝየድህነትታጋይ
    @ስደተኛነኝየድህነትታጋይ 5 ปีที่แล้ว +5

    ዕልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዕልና ፀግኡ የብዝሕ

  • @-4587
    @-4587 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንኣሜንኣሜንናዓ ይናቤተሰቤይለንስሃሞትኣብፀሐናኣብነኣረጋዊፃድቅብቅድሜናምረሐናብድሕሪትናኮንካሓልወናካብሓጥያተይወፃኢ

    • @-4587
      @-4587 3 ปีที่แล้ว +1

      ሓሳብልበይኣስምረለይናዓይንቤተሰበይንናይሂወትናመጨረሻኣስምረልናኣፀብቀልና

  • @dhdjdkfirhdjshdkudj3617
    @dhdjdkfirhdjshdkudj3617 5 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላአክት ያስመአልና በረከት ናይ አቦና አውነ አረጋዊ በረከት አይፈለየና አሜን

    • @Abc-bi3yj
      @Abc-bi3yj 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @alikttss2902
    @alikttss2902 ปีที่แล้ว +5

    በርኸቱን ምሕረቱን ናይ ቡነኣረጋዊ ጻድቅ ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሰናይትየማርያምልጅ
    @ሰናይትየማርያምልጅ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና በርከትን ረዲአትን ናይ ጻድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣይፈለየና ኣሜን (3)

  • @ጋልወጀራትቱኡ
    @ጋልወጀራትቱኡ 3 ปีที่แล้ว +2

    ሸርርር እንግበርሰሚዕና ዝማሬመላእክት ያስማልን

  • @hhcgvgh5194
    @hhcgvgh5194 5 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና እንካዕ አብፀሐና ህዝበ ክርስትያን

    • @Abc-bi3yj
      @Abc-bi3yj 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @kopo4551
    @kopo4551 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ ያስማዕልና

  • @ራህዋነኝየተዋህዶልጅየክር
    @ራህዋነኝየተዋህዶልጅየክር 5 ปีที่แล้ว +8

    ፍትዋት ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ንፃድቁ ኣቦና አረጋዊ ዓመታዊ ክብር በዓል አብፀሐኩም በረከቶም ረዲኤቶም አይፍለየና ንዕልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ በርትዑልና

  • @temsgnamlaky6373
    @temsgnamlaky6373 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ ሓደራካ ሓሳብ ልበይ ኣስሚርካ ብሰላም ናብ ገዳምካ ኣብቀዓኒ ሓደራካ 🙏❤14❤

  • @adak3185
    @adak3185 10 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ፀሎቶምን ሬድአቶምን ኣይፈለየና ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ❤

  • @sikosilo4629
    @sikosilo4629 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዝሙር መላእክቲ የስመዐና
    ዓይኒ ልቦናና ይኪፈተልና እግዛብሔር ኣምላኽ🙏🙏🙏

  • @Helabelaful
    @Helabelaful 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ባህታዊ
    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ባህታዊ(2)
    ከም ሰብ ተወሊድ ግብሩ ሰማያዊ(2)
    ካብ ሮማ ተወሊድ ካብ ኢሳ ካብ ኤርና
    ካብ ሳቱ ቅድሳን ሓደ መጺኡልና
    ብጾም ጸሎት ነይሩ ፍፁም መንፈሳዊ
    ሽሙ ተቀይሩ ኮይኑ ኣረጋዊ
    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ባህታዊ(2)
    ከም ሰብ ተወሊድ ግብሩ ሰማያዊ(2)
    ጸሎት ጻድቅ ብግብራ ንብዙህ ተሰልጥ
    ዝወደቀ ኣልኢላ ታሪክ ሰብ ትግልብጥ
    ገዳሙ ክገብሮ በረኻ ለወጠ
    ደብረ ዳሞ ወጸ ገበል ናጨበጠ (2)
    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ባህታዊ(2)
    ከም ሰብ ተወሊድ ግብሩ ሰማያዊ(2)
    ሓብሊ ገድሉ ዘድምም ተኣምሩ ብዙህ
    ቃልኪዳኑ ዘማልድ ስም ንዝጠርህ
    መምህር ሀገር ኮነ ናይ ወንጌል ሓረስታይ
    ብሔረ ህያዋን ኣሪጉ ንሰማይ
    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ባህታዊ(2)
    ከም ሰብ ተወሊድ ግብሩ ሰማያዊ(2)
    ብሽም ኣረጋዊ ዝሁል ማይ ዘስተዩ
    ኸቢሩ ይነብር ምስቶም መላዕኽትይ
    ዝኽሪ ኣረጋዊ ይነብር ዘለኣለም
    ምህረት ሰላም ኮይኑ ጸዊእና ናቱ ሽም (2)
    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ባህታዊ(2)
    ከም ሰብ ተወሊድ ግብሩ ሰማያዊ(2)

  • @mijjtgg6776
    @mijjtgg6776 5 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen zimare melekt yesmealna

  • @ህያብፍቅር
    @ህያብፍቅር 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማርየ መላእኽቲ የስማዓልና ኣሜን 🙏💒🙏አብ ስደት ዘለኹም ወገናተይ ከዓ አብነ አረጋዊ ይሓልኹም 🙏🙏🙏🙏

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ አሜን አሜን አሜን ናይ ኣቦና አብነ ኣርጋዊ ፀጋኦምን በረከተምን ረዲኤተምን ኣይፈለየና ክብራተይ🙏🙏🙏

  • @ShewitTela-ou4qf
    @ShewitTela-ou4qf ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ በረከቶምን ረድኤቶምን ኣይፈለየና የሕዋተይ ስደትና የሕጸረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏

  • @fggtfgfnr7160
    @fggtfgfnr7160 5 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን አሜን አሜን

  • @Ma-yv5ji
    @Ma-yv5ji 5 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ፀለቶም በረከቶም ኣይፈለየና

    • @nabyomgere3443
      @nabyomgere3443 4 ปีที่แล้ว

      ኣቡነ ኣረጋዊ ይሓልወና

  • @ንሰብሆንእግዚኣብሔር
    @ንሰብሆንእግዚኣብሔር 5 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና ክቡራት ኣሕዋተይ እንኳዕ ደማ ክቡር ዓመታዊ በዓሉ ኣብፅሐኩም ረዲአትን ኣማላጅነትን ናይ ሕሩይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ( ዘምካኤል) ፃድቅ ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @dtgd4380
    @dtgd4380 5 ปีที่แล้ว +9

    እልልልልልልል መዝሙር መልኣኽቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ♥

    • @alonsmnsajha6344
      @alonsmnsajha6344 11 หลายเดือนก่อน

      AmenAmenAmen🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️

  • @mirrym8719
    @mirrym8719 5 ปีที่แล้ว +4

    Amen (3) zemar malaktna

  • @maloanwr2236
    @maloanwr2236 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይስመዓና ናይ አቡነ አረጋዊ ፃዲቅ ፀሎተምን በረከተምን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን

  • @elsatesfay9974
    @elsatesfay9974 5 ปีที่แล้ว +5

    እልልል እልልል እልልል በረከት ናይ ኣቦና ይብዛሃልክ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว +2

    እልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በረቶም ምሔረቶምን ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩነልና፫

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 ปีที่แล้ว +1

    እወ ብሓቂ ጹቡቕ ኣስተምሁሮ ኳ እንተኾነ ንስኻ ተንብቦ ደለኻ በቲ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ዝጻሓፍዎ ኢኻ ተንብብ ደለኻ እንተኾነ እቶም 9 ቅዱሳን እኮ ብማርሳ ተኽላይ ብምድረ ኤርትራ ሳዕል ሃገረ ናግራን ኣዕሪፎም ነዊሕ ጸኒሖም ድማ ማርያም ደብረሲና ተቐሚጦም ብድሕሪዚ ብመላኣከ ኢግዚኣቢሄር ተነጊሩዎም
    እዚ ደለኹሞ ምድረ ኣግ ኣዚት ቅዱሳን ህዝቢ እዮም ሁር መድረ ኢትዮጵያ ዘምድረ መምለኪያነ ጣኦት ተባሂሎም ዮም ብሓፈሻ ብትግራይ ጌሮም ንሙሉእ ኢትዮጵያ ዝሓልፉ ዝነበሩ።
    እንተ ባዓል ንስኻ ድማ ኣሕሳኣ ዶ ዋላ ገለ ኢናበልኩም ኣብ መሬት ትግራይ ጥራይ ከም ዝተቐመጡ ጌርኩም ገድሊ ጻድቃናት ተባላሽዉ እንተ ደይፈለጥካ ኪድ ደብረ ቢዘን እቲ ሓቀኛ ገድለ ቅዱሳን ኣብ ኡ ኣለካ ገድሊ ጻድቃናት ተማሃር ኣምብብ።
    ኣቡነ ኣረጋዊ ድማ ምጽእ ኢሎም ኣይኮኑን ደብረ ዳሞ ዝደየቡ ተጻቦኦ ሰይጣንን ተጻቦኦ ተጋሩን ምስ በርተዖም ተጻቦኦ ሰይታን ኣይመሎኾምን እንተኾነ ተጋሩ ኪፉኣት ኣንታ ሩጉም መነኮስ ኪድ ካብዚ ቦታና ኣልግስ እናበሉ ኣሳቖዩዎም እሞ (( ዘከመ ጸለየ ኣቡነ ኣረጋዊ ወሆረ ላእለ ደብረ ዳሞ በ ሃይለ ሚካኤል ሊቀ መላኢክት እም ከይሲ።
    ብመሪሕነት ቅ ሚካኤል ኣብ ገበል ተጻዒኑ
    ዝጸለዮ ጾሎት ኣብ ቅድሚ እግዚኣቢሄር በጺሑ
    (( ኣረገ እምዘ ላእለ ደብረ ዳሞ)) ኣብ ላዕሊ ደበረ ዳሞ ከም ዘደየቦም ኢና ንሪኢ ።
    እዚ ድማ ብተጻቦኦ ህዚቢ ዳሞ ከም ዝነበረ ኢዩ ተገሊጹ ደሎ እንተ ንስ ኻትኩም ድማ ኢቲ ቅድስና ብ ሃገረ ኤርትራ ናይ ሽዑ ስማ ምድረ ኣጋኣዚት ዝነበረ ቅድስና ኩሎም ቅዱሳንን ጻድቃንን ኣብ ትግራይ ኢትዮጵያ ከም ዝነበሩ ጌርኪም ኪትገልጹን ታሪኽ ገድሊ ቅዱሳን ከተባላሽዉ መሸቀጢ ጌርኩሞ ሃይማኖት።
    ታሪኽ ተወከስ ባላ ተሞርኮስ !!!
    ብ ኢትዮጵያውያን ዝተጻሕፈ ገድሊ እናንበብኩም ኣብ ገዳማትኩም ዘሎ ቅ መጻሕፍቲ ከየምበብኩም ያኣ ኢትዮጵያ ኬድና ተማሂርና ምባል ከም ትምክሕቲ ተቐጺሩ ዓመት ክልተ ዓመት ኣብ ኡ ትማሃሩ ንህዝብና ደይኮነ ገድላት እናንበብኩም ተባዕዱ ኣለኹም።
    እምበር እቲ ሓቂስ ዋላቶም ሃጸያት ኢትዮጵያ ከም ኣብነት ብዓል ሃጸይ ዘር ኣ ያእቆብ ኣብ ደብረቢዘን ን 4 ተ ዓመት ትምህርቶም ተማሂሮም ብድሕሪዚ ኢትዮጵያ ከይዶም ንመንግስትነት ከም ዝተቐቡኡ ኢና ንሪኢ ወዲ ሃጸይ ዳዊት መለትዩ ስለምንታይ ትሕትናን ቅድስናን እቲ ዝለዓለ ኣብ ምድረ ኣግ ኣዚት ስለ ዝነበረ እዚ ኩሉ ንዋየ ቅዱሳን ብ ኣሕመድ ግራኝ ኪቃጸል ተብረ ቢዘን ጥራይ ተስዎሮ ነበረት እሞ ናይ ደብረ ቢዜን ንዋየ ቅዱሳን ዋላኳ ሓንቲ ንሽሙ ኣይጠፈአን በዚ ኢና ድማ ብልጫ ካብ ኢትዮጵያውያን ዘለና እቲ ሓቀኛ ንዋያተ ቅዱሳን ድማ ኣብ ኣድባራት ኤርትራ ጥራይ ከምዘሎ ኪነግረካ ይደሊ።

  • @tebqln8206
    @tebqln8206 5 ปีที่แล้ว +4

    amen amen amen

  • @letishgebrehiwat3185
    @letishgebrehiwat3185 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና❤

  • @negestnegest1416
    @negestnegest1416 ปีที่แล้ว +1

    አሜን፫?ዝማሬመላእክትያሰማልን፫?❤❤❤❤❤❤ጸድቁአባይ ሓደራክም ከክፉ ሁሉ ሓልውና አባይ ምዓርይ❤❤❤❤❤❤

  • @brhang6873
    @brhang6873 4 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በረከትን ረዲኤትን
    ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን🙏

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 4 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልል
    እልልልልል
    እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ፀጉኡ የብዝሕልካ ክቡር ሓውና
    በርክቶምን ረድኤቶም ኣይፍለየና ኣሜን 🌹
    ☘️🌿☘️🌿🌿🌿👏📖

  • @deutstrau5165
    @deutstrau5165 5 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen zmareye Melakitiy yesmealnay

  • @የቅዳሰማከኤልልጅነኝ
    @የቅዳሰማከኤልልጅነኝ 5 ปีที่แล้ว +2

    Elllllllllĺlllll.Elllllllllllll.Elllllllllllll
    amen.amen.amen
    zemara.malekete.yasmalen

  • @ngstishikor813
    @ngstishikor813 5 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zemri malek yasmealn

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 ปีที่แล้ว +3

    ናይ አቦና አብነኣረጋዊ በረከቶም ይሕደረና 🥰🤗❤️💛🙏

    • @adak3185
      @adak3185 10 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤

  • @nukulukalolebey8989
    @nukulukalolebey8989 5 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zemarye ሞለቆት yesemeana ab lbena yehedro ellllllllllllllllllllll

  • @우성철-c6l
    @우성철-c6l 3 ปีที่แล้ว +2

    ደኣ ትብል ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @AberashMekonen-dp7eb
    @AberashMekonen-dp7eb 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ameen 💘🙏💞💞🙏🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alikttss2902
    @alikttss2902 ปีที่แล้ว +1

    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ጸሎቱን በረኸቱን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ናይ ኣቦና አብነ ኣርጋዊ ፀጋ በረከተምን ረዲኤተምን ኣይፈለየና ክብራተይ🙏🙏🙏

  • @rufta12.
    @rufta12. ปีที่แล้ว

    ኣቡነ ኣረጋዊ ንጉስ ኣቦና በብዘለናዮ ይሓልውና ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ በሉኒ ደቂ ሪመይ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen. Egziabher. yemasgen. Lllllllllll✝️🙏🙏🙏❤️🌿

  • @merataraya9054
    @merataraya9054 11 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌹👏🌹👏🌹👏🌹🌹👏🌹👏🌹🌹🌹👏🌹🌹👏🌹👏🌹👏🌹👏🌹👏🌹🌹👏🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤

  • @YohanisYoni-b5v
    @YohanisYoni-b5v ปีที่แล้ว

    እሜን ይህን የሜያሥጠላ አለም ትተን በቅዱሳን ሀገር ለመኖር ያብቃን

  • @Salam-mt4er
    @Salam-mt4er 4 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllllllllllllllllll
    Ellllllllllllllllllllllllllll
    Ellllllllllllllllllllllllllll
    Zemare melaekti yesmalna

  • @ራማዓዲአርባዕተ
    @ራማዓዲአርባዕተ 5 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና እልልልልልልልልልልልልልል

  • @ብሬጓልጊወርግስ
    @ብሬጓልጊወርግስ 11 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና በረከቶም ይሕደረና

  • @ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
    @ሰላምንትግራይRጓልገርዓል 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም 🕊🕊

  • @meargmehari
    @meargmehari 9 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenmeasho
    @edenmeasho 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🍀🙏

  • @اللالل-ش2ش
    @اللالل-ش2ش 2 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉❤
    እልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉❤
    እልልልልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉❤❤❤
    ኣዊነኣረጋዊ ፀለቶምን በረከቶምን ኣይፈለዩና

  • @helloaustralia1640
    @helloaustralia1640 4 ปีที่แล้ว +1

    😇😇👍 🤲🕯🤲🤲🤲🤲 👏👏👏⚖️ 🇪🇹⚖️🇪🇹

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 2 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @እምነትእዩዓቢይ
    @እምነትእዩዓቢይ 5 ปีที่แล้ว +5

    እልልልል ተመሠገን ፈጣሪ እንዃዕ አብጸሐና አብጸሓኩም

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 3 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልል ደሰ ዝብል መዝሙር አሕዋተይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም አሜን 👏👏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @اساس-ص2خ
    @اساس-ص2خ 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @ራሔልጓልገርዓልታ
    @ራሔልጓልገርዓልታ 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @makeshMeres
    @makeshMeres 9 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mulutedla6419
    @mulutedla6419 3 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllllllll Abune Aregawi xadiku berkte rediatom ayfeleyena
    Zemari Melakiti yasemalen

  • @Asa-xe5kk
    @Asa-xe5kk หลายเดือนก่อน

    Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll zimare melaekt yas mialina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ abatachin abune aregawi tsadik kab kufue kulu haliyuna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ክብሪንTDF
    @ክብሪንTDF 9 วันที่ผ่านมา

    አሜን(3)👏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣቡነ አረጋዊ ኣባይ ባዓል ውዕለታይ❤👏ተመሰገን 1/14/2017❤

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልክም🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 2 หลายเดือนก่อน

    አቡነ አረጋዊ በረከቶም አይፈለየና አሜን አሜን አሜን❤❤❤🙏🙏🙏

  • @جميلهابراهيم-ب1ن
    @جميلهابراهيم-ب1ن ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤ ዕልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @lidu3196
    @lidu3196 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐና ኮብ ኩናት ወረ ኩናት ይሓለወና👏👏👏

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልል 👏🌿👏🎤🌷ዕልልልልልልልልልልልልልልል👏🌿👏🎤🌷👏
    ዕልልልልልልልልልልልልልልል👏🌿👏🎤🌷👏💐👏👏👏🎤🌷💐🌿🌾ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና ክብር ሓወና ኣቤቱ የምብርካ

  • @tesfalemrezene5471
    @tesfalemrezene5471 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen zemari melakti yesmalna ⛪❤💒✝️

  • @tekleageba9071
    @tekleageba9071 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen
    Amen
    Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church Abune Aregawi Bexlotum Wedegifuna deki tewhado 💒💒💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 2 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልል ልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እልልልልልልል ልልልልልልል❤❤❤❤❤🕊🕊🕊🕊🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @meyou3218
    @meyou3218 4 ปีที่แล้ว +2

    kale hewt yasemalen

  • @kbromt6169
    @kbromt6169 3 หลายเดือนก่อน

    አቡነ አረጋዊ በረከቶም አይፈለየና አሜን 🙏🙏🙏

  • @nigistighebrezgabiher5092
    @nigistighebrezgabiher5092 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ ፍቃድካ ኮይኑ ቦታካ መጽኤ ከመስግነካ ኣብቀዐኒ።