ኣብዚ ቃልሲ ዝቕንጽሉ ኣለዉ፣ ኣሜሪካ ረድኤት ስደተኛታት ደው ኣቢላ | Yikealo Tv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 95

  • @Gebr1996
    @Gebr1996 10 วันที่ผ่านมา +6

    Yikealo thanks , I've to say Ktema is quite innocent man.

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 10 วันที่ผ่านมา

    thankes yekalo💙💙💙💙

  • @Mhar-ni7wm
    @Mhar-ni7wm 10 วันที่ผ่านมา +4

    Thanks yikealo ❤❤❤❤❤❤

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 10 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you so much Ykealo hawna! I love your new intro!

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 10 วันที่ผ่านมา +1

    You are absolutely 💯 right ezi hesum AREMEN shfeta kehekek terah eyu zelwo.

  • @ሓዊእሱራት
    @ሓዊእሱራት 10 วันที่ผ่านมา +8

    💙🌿💙🌿💙🌿

  • @ffanuscom2699
    @ffanuscom2699 10 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ሰላም ይከኣል ሓውና 💞🌹💕

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 10 วันที่ผ่านมา +1

    Yekalo tv is good

  • @HenosBrhane-t4s
    @HenosBrhane-t4s 9 วันที่ผ่านมา

    Yka hawey kemwetru blux srah ajoka one day tkerib ala.❤❤❤❤❤

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 10 วันที่ผ่านมา +2

    sélam yikaleo hewey selamtaka yitiaem hetir tufufun aekerariba ketilo

  • @oromayy
    @oromayy 9 วันที่ผ่านมา

    ንሰልጠነ ዝጸልእዎ ሕማም ርእሲ ስከዝኮኖምን ተወላዲ ኣከለጉዛይ ስለ ዝኮነ ኢዩ። ጅግንነትን ኣከለጉዛይ ስለ ዘፍርሖምን ቅንኢ ስለዘለውም ኢዮም እንበር ሓንቲ ጭብጢ የብሎምን።

  • @TlianoHaile
    @TlianoHaile 10 วันที่ผ่านมา +4

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 10 วันที่ผ่านมา +7

    ብዕስለ መፅዬም ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ሰብ ክድህሉ ዝውዕሉስ ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ በዓል ፌቨን ጊዴዎን በዓል ማማ ጉዖይ ካልኦት ተቃለስትን ኣበይ ኣለዋ:: መቃልስተን ረሳሕ ማሕፀን ክብልወን ከለው ኣይረኣኻን ማለት ድዩ ይከኣሎ? ንዓባ ፍትሓዊ ኩን እዚ ኩሉ ልቦናኻ:: መዓት ሰብ እኮ ገዲፍዎ ቃልሲ:: ፍትሓውያን ንኹን ክንዕወት እንተኬንና ::

    • @arita6990
      @arita6990 10 วันที่ผ่านมา +2

      Guoy nbaela akeleguzay nbeal wufuy txaref nera

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤welcome brother

  • @Beiteseb
    @Beiteseb 9 วันที่ผ่านมา

    ወልሓንቲ ዘይፈልጥኦ ይዛረባ ከም ዘለዋ ኣስተብሂልኩም'እዘን ኣዋልድ፡ ከምዚ ኣብ highschool ከለና መምህር ኣብ ሰሌዳ ወጺካ ተዛረብ ምሽ ይብለካ፡ ሰጋእጋእ ትብል ልክዕ ኮምኡ እየን እዜኤ። ኣስመራ ክመጻ ኢለን ዝተዛረብዋ እዮም።

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 10 วันที่ผ่านมา +3

    💙💙💙

  • @bisratteclemariam3755
    @bisratteclemariam3755 6 วันที่ผ่านมา

    Weldegba neblom

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 9 วันที่ผ่านมา

    ፈሪሓ ትዛረብ ዘላ ዝባሃል ጠፊኡዋ ኣይኮነ ን ከምኡ በሊ ተባሂላ ኢያ።

  • @saimonmehari9960
    @saimonmehari9960 6 วันที่ผ่านมา

    Ya,alewu awe haqi yu tezarib

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 10 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏

  • @gm5215
    @gm5215 8 วันที่ผ่านมา

    እዛ ሰብ እዚአ ትውክሎ ስብ የብላን

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 10 วันที่ผ่านมา +2

    ብራቮ ይከአሎ

  • @samt9850
    @samt9850 10 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ይካኣሎ ወዲ ህዝቢ፡

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 10 วันที่ผ่านมา

    Msu hadira nnguhuuyu ambassadeur geruwa selam kblo keyde zbelwo lag iyu AMORE ambassadeur shemekileku ❤❤❤❤😂❤❤

  • @AdmiringCassettePlayer-kk4ce
    @AdmiringCassettePlayer-kk4ce 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ከተ ማ ተብትቦ ሓቂ ሓቁ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 10 วันที่ผ่านมา +3

    Welcome Yikealo Tv

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

      Aye Goitish!

  • @michaelberhane5025
    @michaelberhane5025 10 วันที่ผ่านมา +4

    ደንቆሮ አይፈርህን እዩ እዘን ሚሊታሪ ተከዲነን ዝዛረባ ዘለዋ አይትሐዙለን ህዝቢ ኤርትራ አደንቂርዎ ካብ ዐለም ከዊልውም ስለ ዝነብር ንሳ ያ ርእሶም

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 10 วันที่ผ่านมา

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @tesfagabirtewlde1828
    @tesfagabirtewlde1828 10 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሓቅኻ። ሠላም መፍቱሕ ኩሉ እዩ።

  • @sirakbrhane1106
    @sirakbrhane1106 9 วันที่ผ่านมา

    Ykalo enda feletka kexalit guile kem zela nmntay eka nana thatena seltene gega alewo ena belka hnti malti nekifkayo aytfltin eka slemntay????? Nkalot ktnekf twuel aleka .Slezi nska hade kabta gujile eka terdieka keyterdeka

  • @1990selina
    @1990selina 10 วันที่ผ่านมา

    ✊🏾💙

  • @ሕልመይ-ኣበይ-ኣሎ
    @ሕልመይ-ኣበይ-ኣሎ 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 9 วันที่ผ่านมา

    ሶፊያ ዳኣ እንታይ ንህጻናት ክትጣበቕ ንገዛእ ርእሳ ህጻን ጃብላ ተበላጺት ሰለ ዝኾነ ህጻን ወሊድካ ከተዕቢ ትብዓት የድሊ።

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 9 วันที่ผ่านมา

    እንታዩ ቅንጸላ ማለት እዚኮ ቀልሲ እዩ ንቅንጸላ እውን ጌጋ ምዃኑ ኣብ ውሽጡ ኮንካ ኢኻ ትቃለሶ ቃልሲ እኮ ቶርታን ሕብስትን ኣይኮን ኮርየ ኢልካ ዕጥቂኻ ምድርባይ መትከል ተቓላሲ ኣይኮነን ።

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 10 วันที่ผ่านมา +2

    ርኢኹም ኣሕዋት!
    ካብ መሻጢት ጸጉሪ ናብ ኣምባሳደር ኣብ ው.ሕ.ሃ. ሎቶሪ ዝበጽሐት ሶፉያ ተስፋማርያም፡ ኣብ ዩኒሴፍ ኣትያ ማሕበራት ተራስሕ ኣላ። ኩልና ብፐቲሽን ፈሪምና ንየው ንበላ።
    ብዓል ዩኒሴፍ ከም ማፍያ ኮይኑ ከምዘሎ የርእየካ። እምበር ካብ'ዝኩሉ ህዝብስ ነዛ ዓጣሪት!! ይገርም ኢዩ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 10 วันที่ผ่านมา

    Fhiran zemachn weditunul Bandera hizom bemhargna endyom zderfu zneberu Beal fisto

  • @baburasmera213
    @baburasmera213 10 วันที่ผ่านมา

    ሶፍያ ሐንቲ ስስዕቲ ሐሳዊት አዚ ስልጣን አይግባአን እዮ ዘይትረብ ሰብ እያ።

  • @ffanuscom2699
    @ffanuscom2699 10 วันที่ผ่านมา +2

    🩵💚💙💙💚🩵🩵💚💚💕💞💞💙💚💚💚💙

  • @TewodrosGhebrezghiabiher
    @TewodrosGhebrezghiabiher 10 วันที่ผ่านมา +2

    ግድል ኢያ እዚኣ ቅንጸላ ኣሎ ይብሉኻ ግን ዘይነግሩ ነቲ ቃልሲ ንምውዳቅ ኢዩ ዝስመዓኒ ሰብ በውራጃ ዝተኣከበ የሎን ኣውራጃውያን ስለዝኾንኩም ናብ ኣውራጃ ትሃድሙ ይገርም ኢዩ

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 10 วันที่ผ่านมา

    Yekalo beal helena kemaka yebzuhulna.

  • @TekleweinBerhane
    @TekleweinBerhane 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ሳሚሽኮር ዝብሃል እንታይነቱ ዘይፍለጥ ምኻዱ ንባዕሉ ጌጋዩ ክሕሱ ዝለዝደለየዩ ከይዱ ጽንሕ ኢሉ ንመራሒኡ ከርክቦዩ ።ዋን ነሽን ጠፋሽ

  • @fishabreha3574
    @fishabreha3574 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሰለሙን ዘራጊ ናይቃልሲ ክዝረግ ዝተላኸ ዑሱብዩ

  • @beredbrhane143
    @beredbrhane143 10 วันที่ผ่านมา +1

    Kapiten msh negirka exi tefieka

  • @haregot8000
    @haregot8000 10 วันที่ผ่านมา

    ዮከኣሎ ጠፊእዎም ዘዪኮነስ ካብ ከዳዓት እንታዪ ትጽበ

  • @gitup7918
    @gitup7918 10 วันที่ผ่านมา +1

    Showrarat Aynom nyew belom yekalo.

  • @senaynkulusemeyawi3564
    @senaynkulusemeyawi3564 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሰለሙን ኮንቶ ንስካ ደይኮንካን ከብ UA ናብ England and German ትዓፍር ነይርካ ካባካ ንላዕሊ ጸቢብ ኣሎ

  • @danielgoitom9417
    @danielgoitom9417 10 วันที่ผ่านมา

    Ane eko gere eye

  • @beredbrhane143
    @beredbrhane143 10 วันที่ผ่านมา +2

    Ata ykealo bejeka eski neaka ke tefieka kndey seb tekenxilu alo abzi kalsi bmen ke nnebska hteta dehan nerka hji gen abta grub nayknxela teatu aleka.

  • @mokegirm4590
    @mokegirm4590 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሱቅ በል በሎ መጠራጠሪ ዘረባ ተዛሪቦም፡ ነዚ ቃልሲ ከዳኽሙ ዮ ድልየቶም።

  • @sirakbrhane1106
    @sirakbrhane1106 9 วันที่ผ่านมา

    Fthawi kun ykialo shame on you

  • @hadgueyob4954
    @hadgueyob4954 10 วันที่ผ่านมา

    Links eba gebefelna kenferem

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 10 วันที่ผ่านมา

    እዞም ቆልዑ ከምዚ ኢልኩም ተዛረቡ ተባሂሎም ዝተመኽሩ ኢዮም እምበር ናጽነት ረኺቦም ኣብ ዘይፈርሕሉ ቦታ እንተ ዝኸውን ብኣንጻሩ ምስተዛረቡ ነይሮም ::

  • @MhretFisehaye
    @MhretFisehaye 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሰልጠነ ግን ብኸመይ ቀንጻሊ ክበሃል ዝኽእል፡ ንምንታይ ሓቂ ትዛረብ ምባል ይቐልል። ምኽንያቱ ሓቂ መምስ ገለጸ እዮም ተቐንጺልና ዝብሉ ዘለዉ። ንዝጋገ እናረኣኻ ስቕ ምባል ብወገነይ ጽቡቕ ኮይኑ ኣይረኣየንን።

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 10 วันที่ผ่านมา

    መንደላይ ተመን

  • @AbrahaleTadese
    @AbrahaleTadese 10 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ማለት እዩ ከ ኢትዮጵያ ሰላም እንተዘይረኪባ ንሕና ሰላም ኣይንረክብን ኢና ኢልካ ዘረባ ብጥዓሚ ዘሕዝን እዪ ንኤርትራ ድዮም ዝዋጉላ ዘለው ንኢትዮጵያ እኮ ምርዳእ ኣብዩና

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha2014 10 วันที่ผ่านมา

    ሶፍያ፡ ዝኾነ ኤርትራዊ መንነት፡ ስምዒት፡ኣበርክቶ ዘይነበራ፡ ብ ኢትዮጵያዊ መንነትን ሕንቃቐን ዝዓበየት፡ ናይዚ ማፍያ ስርዓት መጋብርያ እያ። ሶፍያ ብዛዕባ መሪር ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትፍልጦ የብላን።
    ስለዚ ኣብ ዓለማዊ ዲፕሎማሲ ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ምቕራባ ውርደትን ጸርፍን እዩ።
    እቲ ዘሕዝን፡ ሃገርና ኣብ ኢድ ከምዚኦም ዘኣምሰሉ ዕሉላት ሸፋቱ ምውዳቓ እዩ።

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 10 วันที่ผ่านมา

    Deqalu deqalu sete falliti hasewuti

  • @elilta70
    @elilta70 10 วันที่ผ่านมา

    አፎርቂስ ህልም የበል ጸይቂ ኢዩ::

  • @ayegzye
    @ayegzye 10 วันที่ผ่านมา

    Shifun kem efun aytgbero selomun

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 10 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰለሙን ዝብሎ ዘሎ
    ቅልዉላዉ እዩ
    1ሰለሙን ቀዳማይ ብኣዉራዉነት ዝተለኽፈ እዩ
    ኣብቲ ኣብጀርመን ዝወዓልካዮ የነገር

  • @DMA-f1z
    @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

    Police Holland John Black nebse kitlet fetinu yiblu alewu. Beal Seltene (Adgi Show) dima ab Mekelle mis Medhin adalawit Brakhe Show ab bar koshemshem yiblu alewu. Dr Abiy + kaliot merahti Ethiopia Assab natna eyu Red Sea natna eyu yiblu Brigade Nihamedu dima mis Dr Abiy kiserih tsedefdef yibil. Mesdemem. Nikulu miray mikinay!

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 10 วันที่ผ่านมา

    ካአብ,ሳሓል,ንእሳያስ,ገአመድ,ፈአንዮም,የኤቤሞኦ,

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 10 วันที่ผ่านมา

    Haki yablomin mninutattt Seltenne wufuy kblu meret arbuwom

  • @Sebrigum
    @Sebrigum 10 วันที่ผ่านมา

    xeleme eyu

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 10 วันที่ผ่านมา

    Eseyas eko Nats et aretra ayamnn eyu ethiopia btaemi eyu zfetwa ethiop yawi eyu gonder eyu

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 10 วันที่ผ่านมา

    እዛ ሶፍያ ትበሃል ኣመንዝራ
    ካብ ኢሰያስ ኣፍወርቂ
    ደቂላ ዝወለት ምኻና ይንገር

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

      Ajew gidef.

  • @AdhanomAdhanom-y1y
    @AdhanomAdhanom-y1y 10 วันที่ผ่านมา

    ከምቲ ወትሩ ብሉጹን ጽፉፉን ሓበሬታ ዩ ይክኣሎ ሓዉና ሓንቲ ነገር ግን ኣመዓራርያ እዛ ናይ ኢትዮፕያ ናይ iom 250 ዝበልካዮ ሓገዝ ኣይኮነን ናይ ወለድ ለቃሕ ዩ ምስ ናይ ኤሜሪካ ዘራኽብ የብሉን ምኽንያቱ ምስ ምምዕርራይ ፖሊሲ ናይ ቁጠባ ናይ ኢትዮፕያ ተራእዩ ብለቃሕ ዝወሃብ ዩ ስለዚ ደጊምካ ርኣያ

  • @dawitkassa6371
    @dawitkassa6371 10 วันที่ผ่านมา

    Wedi taba riesi dorho

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 10 วันที่ผ่านมา +1

    ይካኣሎ ፖለትካ ኤርትራ ተንኮል ሓሶት በለጽ ኣምሶልነት ሰለሙን ዝተባህለ ናይ ዋን ውጥ እንታይ እዩ ደሊዩ እንታይ እዩ ካሃርም ደሊዩ ብዝግባእ ክንፈሊጥ ኣለና ደቒ ኣከለጉዛይ እዮም እዩ ዝብል ዘሎ እቲይ ኣብ ፖለትካ እንታይ ተባህሉ ይጽዋዕ ይመስለካ ስዉር ሽርሒ ወይ ተንኮል እዩ ዝባሃል

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

      Akeleguzay nezi kalsi remisomo. Tesfa korotsna higis.

    • @FilmonTekle-d3e
      @FilmonTekle-d3e 10 วันที่ผ่านมา

      Entay geromuka akele dea wedey​@@DMA-f1z

  • @TewodrosGhebrezghiabiher
    @TewodrosGhebrezghiabiher 10 วันที่ผ่านมา

    ሰለሙን ሕማም ኣውራጃ ኣለዎ ኢለ ኣይኣምንን ኔረ ሕጂ ግን ይቅየረኒ ኣሎ ኣብ ቲክቶክ ምስ ደቂ ሰራየ ኮይኑ ሃልውሎው ይብል ኔሩ ተቃላሳይ ድዩ ወይ ኣውራጃዊ ኢዩ በውራጃ ዓንገረር ዝብሉ እኮ ኣለው ናብኦም ምጽምባር ኢዩ እምበር ። ኣነ ኩሉ ግዜ ዝብላ ኣላ ንሳ ድማ ሃገር በውራጃታት ኢያ ቆይማ ዘላ ኩሉ ሰብ ኣውራጅኡ ይጽላእ ዘይኮነ ብሃገር እናተቃለስና ናብ ኣውራጃ ኣይንህደም ሽግር እንተሎ ትዛሪብና ንፍትሓዮ ።

    • @As22611
      @As22611 10 วันที่ผ่านมา

      Asmera fekar hakafit koulu
      Ketema ab koulan zobatat bmare ythanex gelen mesafi gelen mekorneyi kisin . Kulen ketematat aditat Ertra ytehanexa . Asmera tiray aykonetin anya tebalashya kulen ketemat aditat kihnexa kisefha alewen.

  • @ThomasTkabo
    @ThomasTkabo 10 วันที่ผ่านมา

    nay LAMPADUSA resatat naymen mukanom bimntay nifeltom ........ nay africawuyan diyom eritreawuyan emoke dea nay Africa entelay wekila kkkkkkkk

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 10 วันที่ผ่านมา

    ስርዓት ቫዕብያ
    ስርዓተ-ዳስ ሓዉያ
    እቶም ዘይራኣኹም
    እተን ዘይራኣኽን ንዕነ ራኣያ
    ኢሰያስ ሃለቃ
    ብነፋሪት ኣቲኻ ብላዕሊ
    ብቑልጡፍ ብጉያ
    ፈሊጥካያ ዶ ተግባራት
    ዳስ ሓዉያ
    ረሲዕካያ ደኺ
    ኣይትተሃመል ዝበልካያ
    ጽዋ በዓል ቢተዉ
    እንቓዕ ፈለጥካያ

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 10 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkk dirbayyyyyyyyt

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 10 วันที่ผ่านมา

    selitene nimitay seb zeyifetiwo felalayi zibiliwo gega aelewo eiwe gi meaenita silezelewo nukulu bimaeire neta heki tog silezebila nihesot hesot silezibil nubuzihet aeyiwa hetelomen eiyu nizitegageye se deki aekolegizay eilika aedi mulue aelieilika mizirab newuri heki einitelika hede nihede shumom tewieika mizirab tubuk yimesileni kem selitene hekega tekalasay nukulu bimaeire nihesot hesot biheki heki zibil yelen selitene kulu yemariro bitaeimi yihizineka

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

      Police Holland John Black nebse kitlet fetinu yiblu alewu. Beal Seltene (Adgi Show) dima ab Mekelle mis Medhin adalawit Brakhe Show ab bar koshemshem yiblu alewu. Dr Abiy + kaliot merahti Ethiopia Assab natna eyu Red Sea natna eyu yiblu Brigade Nihamedu dima mis Dr Abiy kiserih tsedefdef yibil. Mesdemem. Nikulu miray mikinay!

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

      Siltania No 1 awrajawi!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @tesfaberket9730
    @tesfaberket9730 10 วันที่ผ่านมา

    አንታይ ኤኻ መጋብርያ ይገብርኹም ኣልዎ why ግዚኻ ጠትፈ ናይ ብዓል ሰልጠነ ዋይ ናይ ብዓል ውፉይ መድብ ኣምጽኻ ነቲ meda ተትቅሙሉ ናይ ዞም ፋንድያ አንዳ ኣመጽኻ ረስና ኣይትሕመመና please tanks

  • @abelgere601
    @abelgere601 10 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙

  • @MariaAraia
    @MariaAraia 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🔷️🔷️🔷️🔷️💙💙💙💙

  • @abrahamsolomon4999
    @abrahamsolomon4999 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @yohannesulema9762
    @yohannesulema9762 10 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵🌿

  • @ElianaK-h5n
    @ElianaK-h5n 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @bahtakdanibahtakdani2778
    @bahtakdanibahtakdani2778 9 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵