Tigray Media Network ጀነራል ፃድቃን ትግራይ Aug 5, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 68

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኩቡር ናትናኤል የቖቅንየልና: ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ::

  • @edendiev2823
    @edendiev2823 2 หลายเดือนก่อน +19

    ሰረቕቲ ንህዝቦም ይኹን ንኸባቢኦም ዝረበሹ ከደምቲ‼

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 2 หลายเดือนก่อน +3

      ጽቡቕ አለካ ኤርትራዊ ሐውና ንሕና ችግርና ብግልጺ ተማያይጥና እቶም ሰረቅቲ ካብ ስልጣን ብምውራድ ሐዱሽ ንምትካዕን ፖርትን መንግስቲን አሳራራሐ ንምፍላይ እዩ ማንም ትግራዋይ ንትግራዋይ አይዋራዘየሉን እዩ ኩሉ ማዕረ እዩ ዝተጋደለ፣ ዘይተጋደለ፣ ንስኩም የሕዋትና እውን አብ ሻዕቢያ ቅኑዕ ዘይኮነ ምሕደራ እንተሎ አሰተካክልዎ።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 2 หลายเดือนก่อน +9

    ናቱ ደላይ ሰላም❤
    እዚኦም ንህዝቦም ኣሳቕዮም ንህዝቢ🇪🇷ልምዓቱ ከይገብር ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝዓይነቱ ሕልኽን ክድምናን ሓዊሶም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ህውከት ዝፈጠሩ ብዓቢኡ ድማ ነቲ ህዝብና ዝብልዎ ህዝቢ ትግራይ ግዳይ ጌሮም ንነብሶም ድሒኖም

    • @Angeloasfawstsbehamamo
      @Angeloasfawstsbehamamo 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ዓድኻ ግበር ፡ ንባዕልኻ አፍካ ብናይ መኻዚኖ ጓጒንቸር ተዓፂኻ ከዚህ ዝብል ርኢቶ ክትህብ ሞራል የብልኻን

    • @zzeeyib3009
      @zzeeyib3009 2 หลายเดือนก่อน

      When he sees injustice he has to give his comments because Tegaru before u clean ur mess talking about genocide, rape who is raping and killing now weshlak​@AsfawAtsbeha

    • @Angeloasfawstsbehamamo
      @Angeloasfawstsbehamamo 2 หลายเดือนก่อน

      @@zzeeyib3009 ፡ ከም ሃላቂ አቅሓ/ non transferred material / አብዩ ዝገዝአካ imported material . በዓል ሕሱር ታሪኽ እዚ ክትፅሕፍ ሞራል የብልኻን

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋርዋኒ፡ ብሓጺሩ ተንኮል፡ ጥልመት፡ ሕስድና፡ ሓሶት፡ ስስዔ፡ ቅንእን ክፍኣትን ወጊድ ኢልኩም ብሰላም ምንባር ተመሃሩ። ንውላድካ ተንኮልን ክፍኣትን እንተ ምሂርካዮ፡ መጀመርያ ብኣኻ ኢዩ ዝጅምር። ስለዚ ዝዘራእኩሞ ኢኹም ትዓጽዱ ኣሎኹም። ነቂሕኩም ኣብ ማዕርነት፡ ሕውነትን ሰናይ ጉርብትናን እመኑ። ኣይኮነን፡ ነንሕድሕድኩም ክትኮሳተሩ ክትነብሩ ኢኹም።

  • @isaachaile6017
    @isaachaile6017 2 หลายเดือนก่อน

    ጅና ጅና Thank you ወለደስላሴ

  • @AronYohanis
    @AronYohanis 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየፃድቃን። ዘረባኻ ብማዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ እዩ። ካበዚ ኹሉስ እተን 1, 2, 3, 4, 5 ተባሂለን ተቖፂረን ዝተዋሃበኦም ተልእኾ ዘይፍፅሙ? ኣብዘይምልከቶም ርእሰ ጉዳይ እንዳኣተው ዕንክሊል ክንብል ዝገብሩ ዘለዉ።

  • @abieteffrimekta2344
    @abieteffrimekta2344 2 หลายเดือนก่อน +3

    በረሀ ስትወጡ የጀመራችሁት አልጠግብ ባይ ስግብግብ ለዚህ መከራ እንደዳረገን ማመናችሁ እራሱ ከስር መሰረታችሁ መነቀል እንዳለባችሁ ያሳያል ከነመጠሪያ ወያኔ ከሚባል ነቀርሳ ለመገላገል ❤🇪🇹❤️🇪🇹❤️🇪🇹

    • @SolGebre-st3wk
      @SolGebre-st3wk 2 หลายเดือนก่อน

      ኣንተ ጥፋ ዱቄታም ሁላ

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 2 หลายเดือนก่อน +3

    Selam. Natu ❤❤❤

  • @abieteffrimekta2344
    @abieteffrimekta2344 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዚህ ስብሰባ ላይ የሚገኙት በብዛት ነዋሪነታቸዉ መሀል ሀገር እንደነበረ የሚታወቅ ነዉ ቤት ንብረትም እንዳላቸዉ ይታወቃል ለምን ወደ መኖሪያቸዉ ተመልሰዉ በሰላም አይኖሩም የቤት ኪራይ እየበሉ መቀሌን ከሚያጣብቡ ❤🇪🇹❤️🇪🇹

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ዶክተር ምዑዝ ዝበሃል ብርኢቶት ንፉዕ ጅግና ኩሉ እቲ ሓቂ ግልህልህ ኣቢልዎ💐

  • @wewe5688
    @wewe5688 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ኹላ ዝበስበሰ አተሓሳስባ ዘለዋ ፖለትከኛ ክትእለ አለዋ እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ አይሓይሽን እዩ፡ መንእሰይ ትግራይ ባዕሉ ተላዕሉ ንኹሉ መሓውር ክቆጻጸሮ አለዋ ንድሕሪኡ ምስ ኩሎም ጎረባብቶም ናይ ሰላም ዘተ ይካየድ ብሰላም ድማ ኩላትና ንለምዕ 4።

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 2 หลายเดือนก่อน +4

    For some reason i don't trust tigrawaye specially general zadkan. The reason why he is talkig to get back those infinished buildings.

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናቱ ዝጸዓርካሉን ዝዘራእካዮን ጽቡቕ ህዝብኻ ንክትርኢ ቀሪቡ እዩ💐ቀጽሎ💐

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጻድቃን ንባዕልኻ ከመይ ገርካ ሃፍቲምካ? ብኸመይ ኢኻ ብደመወዝ ናይ ጀነራልነት ፋብሪካ ቦራ ወኒንካ?ሕጂ ከኣ ደሞክራስያዊ ተቓላሳይ ኣመኽኒኻ ናብ ስልጣን መጺኻ ክትዘምት ዶዩ?

  • @samuelmereb
    @samuelmereb 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፃድቃን ህዝብ ኣይሸዉድ ንባዕልካ ለይባ ንመን ኢካ ክትመርሕ

  • @BKMGA
    @BKMGA 2 หลายเดือนก่อน +1

    one quality of a leader is risk taker.

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน +2

    መለስ ኣይትረብሕን ኢኻ ኢሉ ዘባረሮ ለካ ሓቁዩ። ጻድቃን ፈራሕን ናይ ባዶ ባዶዩ።

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน

    እዞም ዝዛረቡ ዘለዉ ቁኑዓት እዮም ግን ወያነ ከይትቐትሎም ክሕለዉ ኣለዎም።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጻድቃንስ ቃላኣብ ኣኸባዩ ዝበኪ

  • @abdulnasermustofa9353
    @abdulnasermustofa9353 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wow tigray will reform from Banda tplf then will solve 99 percent problem

    • @amlesettekie6223
      @amlesettekie6223 2 หลายเดือนก่อน

      I doubt it !! They are all Bandas and corrupt. ሓሳዳት

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝብና።ንፃድቃን፡ቦታይወሀቦ፡ለዉጢ።የድልየናአዩ።❤❤❤❤

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน

    GIVE THE POWER TO PEOPLE.
    Replace the old leaders by new jeneretionn.😊

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳብ፡ፃድቃን፡በሕታዊ፡ናይምድሓን፡ህዝቤ፡እዩ።❤❤❤

  • @АсмелашАбраха
    @АсмелашАбраха 2 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ፡ኒትግራዋይ፡ዝብድለሉ፡ዕዋን፡ከብቅዕ፡አለዎ።

  • @BarokAbay
    @BarokAbay 2 หลายเดือนก่อน

    እዞም ጉርፕ እዚአቶም ተዘይተነቂሎም ህዝቢትግራይ ሰላም አይረክብን ንቀልዋም

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 2 หลายเดือนก่อน

    መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ መጻወቲ እዞም መደናገርቲ ኮይኑ ተሪፋ. ዘይሐፍሩ ህዝቢ አጽኒትካስ ከም ጅግንነት ዝገበርካ በጠጥ.🇪🇷

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 2 หลายเดือนก่อน

    ደረቅ ሰብ አብ ክንዲ ዝሰተር ይግተር !
    አብ ትግራይ ሄዚ አጋጢሙና ዘሎ ሐደጋ የሕዝን እዩ ዝበሃል ጥራሕ ዘይኮነስ ፈፂሙ ካብቲ አቲናዮ ዘሎና ድቅድቅ ፀልማት ክትወፅእ ዘይምድላይ እዩ ።
    እቲ ሕዚ አጋጢሙና ዘሎ ሐደጋ ክሕተቱ ዝግቦኦም ገለገለ ውልቀሰባት አብ ጊ/ም/ትግራይ ስልጣን ክሕዙን ፀገም ክፈትሑ እዮም ኢልካ አሚንካ ብዘይሐፍረት ክወራዘዩ ክትሪኦም መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ የታሐሳስበኒ ፤ አብ ፌዴራል ዓብይ ሐላፊነት ተዋሂብዎም ብዝፍፅምዎ ዝነበሩ ፀረ ሰብአዊነት ፤ ግዕዝይናን ሙስናን አብ ፌደራል ከፍተኛ ፍ/ቤት ዓ/ሕግ ብ2ተ መዝገብ ተኸሲሱ ብ5ተ , ብ3ተ ዓመት ቅፅዓት ተፈሪድዎም ቅፅዓቶም ወዲኦም ዝወፁ ውልቀሰባት አብዚ ወረጃን ክቡር ህዝብናን ስውአትናን አሽካዕላል እዩ ።
    ብፍላይ ድማ አብ ጊ/ም/ትግራይ ዘሎው ዓበይቲ አመራርሐ ዝፈልጥዎ ጉዳይ ዕሺሽ ኢሎም ክሐልፍዎ እንተ ደለዩ እዚ ፀሐይ ዝወቅዖ ን ህዝቢ ዝፈልጦ ጌጋ > 1 _ ዘጋጠመና ፀገም ንክፍታሕ ድልየት የለን 2 _ ትግራይ ምሁር የብላን 3 _ ስልጣን ህርፋን ኔት ወርክ
    ስልጣን ናይ ህዝቢ እዩ እሞ አብዚ ደረጃ ዘበፃሐና ው'ን ህዝብና እዩ እሞ ናብ ህዝቢ ውረዱ እቲ መፍቲሒ አብኡ አሎ ። ተፈቲኖም ዝወደቁን ብብልሹ ተግባራቶም ዝፍለጡ ዝኾነ አካል ወይድማ ውልቀሰብ ግን ትማሊን ሎሚ ፅባሕ ልማድያ ዕንቅፋት ስለዝኾነ ይታአለ ።
    ትግራይ ትስዕር !

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

    ማለሊት ይህባይ ክእከቡ ክብተኑ ተሳእሎም ክዝርጉሑ ስእሎም ህዝብ ትግራይ ደክሙ ደናቁር የህባይ ተንበን

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน

    ንኹሎም ካብ ስልጣን ኣውርድዎም።

  • @kulunatbah-mg7vk
    @kulunatbah-mg7vk 2 หลายเดือนก่อน

    Haile
    Selam natu doctor dejen mozgobo zi kulu zizareb zelo c bihaki ntgrais selam kemtsaala elka thasbdo

  • @JosephLeseba-zg8rz
    @JosephLeseba-zg8rz 2 หลายเดือนก่อน

    Where is the chairperson?

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 2 หลายเดือนก่อน

    እሞ ዘወርዶ በሉይ ኸድኹም ል ኣብይ ካልኦት ብዙሓት ልተምሃሩ መናእሰይ ኣለዉ ኢልኹም ዕርፍ በሉ። ኹልሻዕ ኣኼባ ኣኼባ ኣኼባ ቢሮ መገልገሊ ዓፂኹም።

  • @tsehayeasfaha6506
    @tsehayeasfaha6506 2 หลายเดือนก่อน

    እሞ ንስኻ እንዲኻ ኣመሓዳርን ምኩርን ኣብቲ ቦታን ዝነበርካን ዘለኻን፡ዓቢ በዓል-ስልጣን ክንዮኻ መን ኣሎ ድዩ፡ስለዚ ንስኻ እንተዘይፈታሕካዮ መን ክፈትሕ ትጽበ ኣለኻ።

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ኣንታ እዞም ተጋሩስ ንገዛእ ህዝቦም ከምዚ ዝገበሩስ ንጓና ድኣ እንታይ ይደግሙ 😡😈መራሒኦም ነበር መለስ ዜናዊ ምስራቅ ሕጋዊ እዩ እንተ ዘይተታሒዝካ ኢልዎም ስዲ መራሒ ዝመልሞሎ ህዝቢ እዚዩ እቲ ውጺኢቱ 🙉 ንዓና ንኤሪትራውያን ብጣዕሚ እዩ ሽግር

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 2 หลายเดือนก่อน

    አየ ጻቅጣን ሲኣይኢ ናይ አሜሪካ ዝወረዶ ህዝብኩም እዮ ዘሕዘነና በር ንነብስኩም ኢኩም ትሐስብ ንህዝብኩም ሐሲብኩም አይትፊልጡን ሰረቅትን ሐሰብውትን ።

  • @kulunatbah-mg7vk
    @kulunatbah-mg7vk 2 หลายเดือนก่อน

    Haile
    Selam natu
    Jeneral tsadkan bzaeba blshiwna zizareb zelo c abei neirka nskake zblo seb sienu

  • @khasaihailetedla8105
    @khasaihailetedla8105 2 หลายเดือนก่อน

    ኤህ ሎሚ ተረዲእዎም

  • @እየሱስከሞትየድናል
    @እየሱስከሞትየድናል 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተዛሪቡ ዘይደክም ወረኛ።😊

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 2 หลายเดือนก่อน

    ማስጣ ኤርትራ እዩ እዚ ኩሉ ረኺብኩምዎ ዘለኹም።

  • @M12-l8e
    @M12-l8e 2 หลายเดือนก่อน

    እዙበሽቃጥ ስርዓት ህወሓት ካንሰር እዩ

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 2 หลายเดือนก่อน

    Abtisltan emo esukum ekum hjkumo zelekum nihgi ztahase haqfkum enakedkum kemeygerkum selem ketemxau

  • @GebrekirosGher
    @GebrekirosGher 2 หลายเดือนก่อน

    Eti police tblo zeleka naaka nbaelun adun kedhin elu zwtse jigna eyu hanti nbaelka zeytseeh 10 mzrab gn giga eyu mehzenti.....

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros 2 หลายเดือนก่อน

    Ane zigermeni nimintay eyu absiltan ziineberu kemzeyimilketom I yigelsu fabrika nawenenka enshetkan fokativilatatin enakareka nisuhat. Ayitimselu hizbi kulu yifeliteyumo ezikulu nimiftah nab gubae kulu tekawamayy teykereye tesatifo tegeru bihaki hizbi yifredimo mircha tegeru adi teerif hakitatwin yiwsieu
    Higikeayikeber ember serftatin wekesati yigemgemu
    Adi habirka eya bikulutimirah

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዳት።ብኽፍኣትን ሓሶትን ዘቕቢብኩም፡ርጉማት ለመንቲ ምሳኹም ምድዋብና ተካል ዕድል እዩ።

  • @GebrekirosGher
    @GebrekirosGher 2 หลายเดือนก่อน

    Nsikatkum ekum kemiau mgbar jemirkumo leyabu tekielkum kulokum nsaha etewu tezey alo hade atslimka nbaelka tngselu adi aykonenn ezi adi....😅😅😅

  • @rtiko4359
    @rtiko4359 2 หลายเดือนก่อน

    Nenhidhidom si balediom yfeltu serekti , neti kebabi imber rebishemo , kfuat libi serekti , kk zkyeru mslika kkk 60 malti takibom kkk kemziom ko u zyele, acid gerka tlblbom neziom

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 2 หลายเดือนก่อน

    ስርአት እንድትቀይር ነው እንዴ በወንበርህ ላይ የተቀመጥከው ። ይሄ ኩዴታ ነው ከpp ጋር ያመሳስልሀል

  • @GahdyPost24
    @GahdyPost24 2 หลายเดือนก่อน

    ዓረር ዝናፍቕ የለን ተገዲዱእምበር ፡ንስኻትኩም ግን ንባንደነት ጥራሕ ኢኹም ዝተፈጠርኩም ትመስሉ ።

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 2 หลายเดือนก่อน

      WXAE ATA GUHAF RESAH WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE BANDA CADRE

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 2 หลายเดือนก่อน

    ናትናኤል ከዳዕ ኢኻ ሃም ሕወሓት ሸዋጢ ሃገር ስኻይ ሕወሓት ይ ከደምቲ ና ኤርትራ ኢኹም 😢😢😢😢😢ፀረ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢

    • @hybirdgenetic7096
      @hybirdgenetic7096 2 หลายเดือนก่อน +3

      ንስኻ ድማ ኣገልጋሊ ባርያ ሕዉሓት ኢኻ ፡ጭርኡ ከም ዝተረገጸ ከልቢ ውሕውሕ ትብል ኣለኻ

    • @እየሱስከሞትየድናል
      @እየሱስከሞትየድናል 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@ahmaduhfyui2521 ተደርቢሽካ ሕወሓት ደአ ደመኛ ጸሊኢ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ካብ መዓስ እዩ ከዳሚ ኤርትራ ዝኾነ???? እቲ ምክዳም ህይወቶም ስለዝኾነ ንምዕራባውያን እዮም ዝኽድሙ።

    • @ahmaduhfyui2521
      @ahmaduhfyui2521 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@እየሱስከሞትየድናልኤርትራውያን ጠቅሊልና ካብ ገፅ ምድሪ ነጥፍኩም ነበርና ኣብ ኩናት ባድመ ሕወሓት ዝከዳዕ ተመሊሱ ኢሉ ልኾለፈና ኣሕሕሕሕሕሕ😢😢😢😢

    • @Pablo-nl1bg
      @Pablo-nl1bg 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ahmaduhfyui2521😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅ከምኡ ኢሎም ዲዮም ሓሴሙኹም😅😅😅😅😅😅 ፡ዓለም ለኻዊ ዝኮነ ሓበሬታ ብዛዕባ እቲ ጊዘ ተወከስ ክርዳኣካ(ወያነ እዩ ጥፍኣቱ ሩእዩ ዕርቂ ለሚኑ) ፡ እምበር ናትኩም ሓሶት ደኣ ኣበይ ክውዳእ። ከተጥፉኡና ከኣ ናይኩሉ ጊዘ ሕልሚኩም እዩ፡ ሕልሚ ጥራሕ።

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 2 หลายเดือนก่อน

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE WEDI TEREF MEREF DRON CADRE BANDA WEYANE

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤