ATV: ኣቢይ `ሰራዊት ኤርትራ ካብቲ ሒዙዎ ዘሎ መሬት ትግራይ ክወጽእ እንተኾይኑ ፈለማ ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ክፈትሕ ኣለዎ` ዝብል ቅድመ ኩነት የቐምጥ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @atvasena
    Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
    gofund.me/a29c...
    donorbox.org/s...
    PayPal: www.paypal.com...
    Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
    Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
    Twitter: / atvasena
    Facebook: / assenna-2110272969199739
    Facebook: / amanuel.eyasu.94
    email:aseye.asena@gmail.com
    Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.

ความคิดเห็น • 37

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay1744 6 หลายเดือนก่อน +13

    ትግራይ ትስዕር።

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 6 หลายเดือนก่อน +6

    😢 ዋይ ዛደይ!
    ትግራይ ትስዕር በቃ።

  • @21youzer
    @21youzer 6 หลายเดือนก่อน +7

    ይገርም

  • @kibromhagos8895
    @kibromhagos8895 6 หลายเดือนก่อน +5

    ❤️❤️❤️💛💛💛💪✊️

  • @tigistgirmay939
    @tigistgirmay939 6 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛

  • @user-zy3jv9zz6x
    @user-zy3jv9zz6x 6 หลายเดือนก่อน +2

    💊💊💊💊👊👊👊

  • @user-ck8us1cz1i
    @user-ck8us1cz1i 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣንበሳ ፅቡቅ ኣገላልፃ እዪ ልብ ንበል

  • @aexum1597
    @aexum1597 6 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Ema hawey 🙏🏾 ❤❤❤

  • @mr.t9096
    @mr.t9096 6 หลายเดือนก่อน +2

    ውዕል ፕርቶርያ ከይተፈረመ ከምዘይትግበር ሓቢርና: ሰማዒ ግን ኣይረኸብናን። As usual, the TPLF leadership has failed the dreams and aspirations of the heroic Tigrayan people. VERY SAD.

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d 6 หลายเดือนก่อน

    የለን ዕጥቅና ክንውሰኽ በር ኣይነርግፍን

  • @user-ew3kh7qm2f
    @user-ew3kh7qm2f 6 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙♻️♻️♻️💙💙💙💙💙

  • @asjb1607
    @asjb1607 6 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢❤️💛❤️💛

  • @freedom320
    @freedom320 6 หลายเดือนก่อน +3

    አቢይ ሰይጣን ብሐይሊ ምዃን አቢዎ ዲዩ ሕጂ ተንበርከኹለይ ከጥፈአኩም እዩ ዝብል ዘሎ! ኢሳያስ ከአ ስርሑ ስለዝፈልጥ ዩ! ናይ ጊዜ ጉዳይ ጥራሕ ዩ እንበር ኩሉ ክፍታሕ ዩ!

  • @user-pw3gf8un9j
    @user-pw3gf8un9j 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናይ ኣብይ ዘረባ ዝፀንሐ ይመስለኒ ቅድሚ እቲ ፌርማ ፒሪቶርያ ሶ ሕሶት ንምንታይ ኣድለየ🤔

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 6 หลายเดือนก่อน +2

    ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ኣብ ዶባት ትግራይ ተጨውዮም ይሳቕዩን ክሳብ 5.000$ ይሕተቲን ኣለዉ። መድያታትና ንምንታይ ኢኹም ከምቲ ዝድለ ሸፈነ ዘይትህብዎ፧

    • @user-co1hv3rs7d
      @user-co1hv3rs7d 6 หลายเดือนก่อน

      ኣረ ካሊአ ይግቦኦም ኔሩ ከም ተግባር ኣቦታቶምስ ሰረቅቲ ማንካ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣየወ ልቢ ይሃበና ዘብልዩ ኢሳያስ መስጣና የውርደሉ ዕምሩ ይኽጸር።

  • @Fetlii
    @Fetlii 6 หลายเดือนก่อน

    ጠቅሊሉ ህዝቢ ትግራይ ይጥፋእ ዝመስል መግለፂ አማኒኤል ። ቁሱሉ ዘይደረቀ ህዝቢ ታይ ግበር እዮ ።

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus8431 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሠራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወፅእ አለዎ:: ንህዝቢ ትግራይ እናገፍዐ ኣብ ትግራይ ዝነብረሉ ጉዳይ የለን:: ንኤርትራ ኣብ ትግራይ ኮይኑ ኣይኮነን ክሕሉ ዘለዎ::
    እቲ ናይ ጦብያ ሠራዊት ድማ ንትግራይ ካብ ፀላእቲ ክከላኸለላ ዘይኽእል እንተኾይኑ ትግራይ ባዕላ ንባዕላ ክትከላኸል ኣለዋ:: ትግራይ ሓላዊ እንከይሃለዋ ዕጥቂ ክትፈትሕ ኣይትግደድን::
    ዓሰርተ ግዘ ስምምዕ እናፍረሱ ብህዝቢ ትግራይ ጠላዕ ክፃወቱ የብሎምን::
    ህዝቢ ትግራይ ሕብረት የብሉን ኢሎም ኣብ ልዕሊኡ ዝዕንድሩ ዘለዉ ፀላእቱ ክፃወቱሉ ክፈቅድ ከምዘይብሉ ይፍለጥ::
    ህዝብና ድማ:- ንግዚኡ ልዕልነት ረኺብና ኢሎም ከፅንትዎ ሽርሒ ንዝፍሕሱን ንዝትንፍሱን ፀላእቱ ዕጥቂ ዘዉርደሉ ጉዳይ ንክቅተለሎም እንተተሰማሚዑ ጥራሕ እዩ::
    እንታይ ዓይነት ፍርዲ እዮምባ ዘሳዉሩን ዝጉዝጉዙን ዘለዉታ?
    "ንስኹም ኣሜን ኢልኩም ተሓረዱልና" ከምዝብሉ ዘለዉ ጌረ'ዬ ዝወስዶ!
    ብልፅግናን: ሻዕቢያን ከምዙይ ዓይነት ሽርሒ እንተዝገድፉ ምሓሸ::
    ህዝቢዉን ሰላም ምረኸበ!
    እስኪ እግዚአብሔር ሰላም የውርድ!

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i 6 หลายเดือนก่อน

    ድሓር ከ መሊዑ ንህዝቢ ትግራይ ዘርኡ ከጥፍኦ

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 6 หลายเดือนก่อน

    Wushetammmm

  • @kesete767
    @kesete767 6 หลายเดือนก่อน

    Tetenkeku,tegaru,etki,keytfethu,eseyasn,abiyn,Ms,america,temeshatiru,ketfaakum,eu

  • @mehamedbirhanmehamed-wk5dl
    @mehamedbirhanmehamed-wk5dl 6 หลายเดือนก่อน

    ግርምባ ጥሩምባ ናይ ዓሻ ዘረባ ንኻልእ በሎ መሽረፈት

  • @fridaystar
    @fridaystar 6 หลายเดือนก่อน

    ሓንትን እንኮን ፍታሕ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምሕንጻጽ እዩ።ሃለውለው ኣይትበል ተካል መሸከሉ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ሉኡላዊ መሬቱ እዩ ዘሎ።ምትሩስ ካብ መን እያ ኤርትራ ስግኣት ዘለአዋ።ካብ ጃንዳ ወያነ።እቲ ጸገምካ እኮ ንኤርትራን ኤርትራውያንን ስለዘትፈልጦም እዩ።

    • @user-co1hv3rs7d
      @user-co1hv3rs7d 6 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክክክ ኣይበሰልካን ትም በል

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d 6 หลายเดือนก่อน

    ኣይተብኣሱን ማለትዩ ሕጂ አውን ብኣብይ አዩ ዝምራሕ ዘሎ ሰራዊት ሻዕብያ ፐውውውው

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 6 หลายเดือนก่อน

    Entay malet euuu

  • @avielavi990
    @avielavi990 6 หลายเดือนก่อน

    ATV you have dlei

  • @miheentertainment
    @miheentertainment 6 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ምግበ መን እዩ ?
    th-cam.com/video/r6FnLtO6uCQ/w-d-xo.htmlsi=2jaQoVuGgRl9Am5b

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 4 หลายเดือนก่อน

    ንዓሻ በሎ ዕጥቂ ምፍታሕስ ኣድኩም ሃቡ ክነጽንተኩም ማለት ትግራዎት መዓስ ኢኹም ዝዓሸኹም ምስ ውልቀ መላኺ ተጋሩ ስረ ቀደምኩም ቀጥ አቤቴ ንሕጻን አጠፋፍእ

  • @user-cc6yq3vs1e
    @user-cc6yq3vs1e 6 หลายเดือนก่อน

    አማኑኤልሠላም

  • @user-em9zz5gk6k
    @user-em9zz5gk6k 6 หลายเดือนก่อน +1

    Game over Hasawi

  • @GhirmayKahsay-vm2os
    @GhirmayKahsay-vm2os 6 หลายเดือนก่อน

    To all Tigrians I hope this is not a surprise.You have to fight back before ,ALL PEOPLE OF TIGRAY ARE DEAD OF HUNGER OR IMMIGRATED ,The same thing what happen to scared Eritreans,Isay Scared because they did fight MOST OF THEM DIED ,IMMIGRATED OR ARE IN PRISON,the same thing is HAPPENING IN TIGRAY.

  • @emanuelbrhane7045
    @emanuelbrhane7045 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቢ እንታይ ዘይገበረ ነቶም ሩሙሳት መራሕቲ ትግራይ ጽቡቕ ጌሩ ፈሊጥዎም እዩ።

  • @lanteTV1
    @lanteTV1 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብኻልእ ኣዘራርባ፡ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣንጻር ልኡላውነት ኢትዮጵያ ብሓይሊ ዝወሰደቶ መሬት ምህላዉ ከም እትኣምን ንማሕበረሰብ ዓለም ብግልጺ ኣዊጃቶ ኣላ። ንውዲታዊ ፖለቲካ ጥራይ እንተዘይኮይኑ ንሰላምን ልምዓትን ሓባራዊ ብልጽግናን ዘይግደስ መንግስቲ ኤርትራ ከይፈለጠ ኣብ ክሳዱ መጻወድያ ምእታዉ ኣዝዩ ዘገርም እዩ።

  • @sdyy5416
    @sdyy5416 6 หลายเดือนก่อน +2

    ካባኻ ምኽሪ ኣይጽበይን እዩ መንግስቲ ኤርትራ ኣታ ምሽቲ!

  • @tigistgirmay939
    @tigistgirmay939 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛