ካብ ፍርሕን ጭንቀትን ክትጋላገል / New eritrean Motivation

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ካብ ፍርሕን ጭንቀትን ክትጋላገል / New eritrean Motivation #lbonamedia
    #Tigrigna motivation affirmation 1
    • ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባ...
    affirmation 2
    • ምስ ነብሰይ ከምዚ ክብል ምስ ጀመር...
    © Copyright: Lbona Media
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Eritrean Motivation
    #Tigrigna Motivation
    #Tigray Motivation
    #richest man in Bablon
    #ኤርትራ ምንቕቓሕ
    #ትግርኛ መናቓቕሒ
    #ትግራይ መናቓቕሒ
    ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
    እዛ ቭድዮ ማለት affirmation ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ፍርሂኻ ንምስጓግ ዘኽእለካ ብሉጽ ሜላ Tigrigna motivation ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር።
    ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ።
    Ambiment - The Ambient by Kevin MacLeod is licensed under a Creative Commons Attribution 4.0 license. creativecommon...
    Source: incompetech.com...
    Artist: incompetech.com/
    ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
    መም ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

ความคิดเห็น • 20

  • @ybrahgehbreyohanes3889
    @ybrahgehbreyohanes3889 9 หลายเดือนก่อน +2

    Btami xfuf srah tesfu hawey ❤ajoka kexilo 🎉

  • @user-ni5rl1yk1k
    @user-ni5rl1yk1k 9 หลายเดือนก่อน +1

    Bmejemeriya selam so fetari edmen tenan yhabeley kubur haweyy btaemi des zbul tmrti 🙏🥰🥰🥰

  • @user-bs8tz6yc7d
    @user-bs8tz6yc7d 9 หลายเดือนก่อน

    waw tebarek kubur hawey kexelo bezuh temahire nay behaki ayttfeana🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 9 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ የቀንየልና ተስፉ ሓወይ ❤❤❤🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  9 หลายเดือนก่อน

      Thank you❤️❤️❤️❤️

  • @user-vf3uy3nn4u
    @user-vf3uy3nn4u 9 หลายเดือนก่อน

    thank you Memhir ❤

  • @sun1October
    @sun1October 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much, Brother

  • @chakurmedia
    @chakurmedia 9 หลายเดือนก่อน +2

    Kab zkatateleka 2semun gere aleku welfi geruley kemztat msmaei btaemi eika tlwuteni zeleka i hope kea kilwet so thanks ajoka kexilo

  • @embebamengs5474
    @embebamengs5474 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @merihsolomon9958
    @merihsolomon9958 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tiemarkeshi2258
    @tiemarkeshi2258 9 หลายเดือนก่อน

    Thank you ❤

  • @wedimereb1166
    @wedimereb1166 9 หลายเดือนก่อน

  • @Neguseermias
    @Neguseermias 9 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ እተቅርቦ ዳርጋ ኩሉ ሰሚዐዮ እዩ ብዙሕ ካኣ ተቀሙኒ ብጣዕሚ ካኣ የመስግነካ ተስፋ ሓወይ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  9 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @lulyatekle8106
    @lulyatekle8106 9 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @wedihazomotube
    @wedihazomotube 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፍየ ሓውኻ ክትምስገን ይግባእ ከምዛ ናይ ሎሚ ሓጻርትን ጽፉፋትን ክኸውን ኮሎ ዝያዳ ሰብ ክሰምዕ ይኽእል ኢለየ ዝምን ካብ ቀንዲ ተኻታታሊኻ'የ ካብ እስራኤል❤

  • @mussiedebru
    @mussiedebru 9 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hxjd4533
    @hxjd4533 9 หลายเดือนก่อน

    ጥዑም ምክሪ የቀንየልና ክቡር ሓውና ቀፅለሉ🙏🥰

  • @Furt438
    @Furt438 9 หลายเดือนก่อน

    Lbawi msgana

  • @chakurmedia
    @chakurmedia 9 หลายเดือนก่อน

    Kab zkatateleka 2semun gere aleku welfi geruley kemztat msmaei btaemi eika tlwuteni zeleka i hope kea kilwet so thanks ajoka kexilo