My Hero Gen. Sebhat Efrem በጃኻ ብቀረባ ጊዜ ኣብ ሚድያ ክንርእይካ ንምነ ጅግና እድመን ጥዕናን ይሓብካ 🙏 i love you❤️..I was born and raised in Ethiopia my tigrigna isn't that good 😆
EMNA D G job thix Second one i'm glad to hear Our hero 🙌 ❤️ Good job keep up thank you for everything 🙏 Long live Eritrean people and governmbut. ⚘️🌷🌹💯🇪🇷🇪🇷👌
General Sbhat is the heartbeat of all Enemies welcome back we miss you so much we haven’t heard from you for so long. We’re lucky to day to hear from you Efrem Gide we appreciated so much for your service.
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank u all for making Eritrea 🇪🇷 for Eritreans for ever Awet n hafash zelalem zkhri n sematat Eritrea 🇪🇷 bless my beautiful country and people as always beyond proud to be Eritrean.
Portrait of Eritrea at its best. Wisdom, expertise, intellect, sophistication, courage, and guts made of steel. A brilliant military strategist, and commander, a product of our historical experience, a living history book, a national hero, and a treasure.
ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"
Thank you EMN Thanks Ephrem n jegna harbegna General Sibhat Ephrem dmtsu zesmaekmuna Arha nber belulna newih Edmen tienan nmneyelu
Sewrawi derftat please 🙏 bbzhi ketesmiuna qirsi seweana sledkone
Thank you
Egziabher Amlak N Hagernan hizbenan ybarik Zelalemawi Zikrin Kibrin n Semaetatna ♥️
Awet N Hafash 🇪🇷 ♥️
We are very happy and proud of your programs and wish you every success in all your programs
ሃገራዊ ደርፍታትና ዝጸልእ ሃገራዊ ኣይኮነን ፡ ስለዚ ጎቲቱ ዘእተዎም የለን እሞ ሻሕ ይበሉ ።
ነዚ ቅርጡው መደብ ኣዚና ኢና ካብ ልቢ ነመስግን። ካብኡ ናብኡ ድማ ድምጺ ሓርበኛ ኣያና ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ስለ ዘስማዕኻና ዝያዳ ኩርዓት ይስመዓና። ምኽንያቱ ሓደ ካብቶም ብሌን ሃገርና ስለዝኾነ። ንበር ክበር ምስቶም ሰብ ኣምዑት ብጾትካ። ክብርን መጎስን ንሰማእታትና፡ ዓወት ንሓፋሽ!!
nay meas interview eu
ጂግና ወዲ ኢፍረም ማዓረይ ድሃይካ አይተሓባእ አንታ ለዋህ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ ።🙏🙏🙏❤❤❤🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዛቢሄር ይመስገም ድሃይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዘስማካና ተመስገን ተመስገን።ኤረይ ተባረኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰብ ድዩ መሪሑ ናብዚ youtube ኣምጺኡካ። እዚ፡ድምጺ ናይ ጀነራል ቅድሚ 15 ዓመት ዝተዛረቦ እዩ፡ ንክሽቅጥሉ እዮም ኣምጺኢሞ። ብሂወት ከሎ ካልኣይ ጥልመት በዛ መደብ ይፍጸሞ ኣሎ።
Flut eu...nay kedem eu ezi...lo'mi de'a...nab sh'qaq ke ba'elu k'keyd y'k'el do y'kewn?
መርሃብ ደሃይ ንፈትዎ ጅግና ነቢ በዓል ድርብ ሓሞት በሊሕ ኣእሙሮ እንታይ እሞ ክብል ነዓኻ ክገልትጽ ቃላት የብለይ♥️🇪🇷🌹ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ. ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹
ዕድምኡ ደእ ሳል ወዲመድህን ሐጺራ እንድይ
❤❤❤❤abyet ewe neziom ztkie si yhlu ykewn
@@Tesfa325 sre jeganuna rikayo eka anta nefat ab sofa kof elka eka tizareb zeleka am sure aneyway game overrrrrr
@@Tesfa325 ሃታፋት ኣይንኹን. መን እዩኸ ክኣምነካ? ጽልኢ ካልእ ሓቂ ካልእ.
@@Tesfa325
"ፍትሒ" "ኤርትራ" ትርጉመን ክንደየናይ ተረዲእካየን ክትህሉ ።
እቲ ቀንዲ ፍትሒ ን ኤርትራ ዘድልያ በዞም ትርእዮም ትሰምዕም ዘለኻ ተጨቢጡ እዩ ፥ እቲ ካልእ ፍትሒ ፡ ፍትሒ ን ኤርትራ ዘድልያ ካብዘን መብቲ ፍርዲ ሃገራት ዝሓዝእኦ ሓያላን ዓለም ጥራሕ እዩ ። ንዕኡ ከኣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትበጽሖ እያ ።
ኣሜንንንን ጀ /ል ስብሓት ኤፍረም ደሃይካ ኣይተሓባእ🇪🇷💖🙏 መራሕትና ደጀን ሃገርና ንበሩልና ንዘልኣለም🙏: ነመስግነኩም ኣዳለውቲ EMNA🇪🇷💖🙏🙏🙏::
ነቢ ኣያናንመራሒናን ጅግና ስብሓት እፍሬም🇪🇷
ኣራሓ ሃገር ኣቦና ስባሕት ኢፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ፈጣሪ ❤❤❤
ሰላም ኤፎሬም ጊደ
ነበር
Abey alo entolo eba ariyuna
@@Zegenfoክሳብ መዓስ ክቃለሱልካ ደሊኻ ? ሕጂ ናይ ነኣሽቱ ግዜ እዩ።
ናይ ብሐቂ ድሃይካ አይታሐባእ ጅግና❤❤❤
🇪🇷❤🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏 ዳሓይካ ኣይታሓባክ ጅግና ኤርትራ 🙏 ከመይ ዝኣመኣለ ኣእምሮ እዩ ኣምላኽ ህብኩም!! Amazing Eritrean leaders god bless you🙏
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት❤❤🎉
❤😂ሰላም ክቡር ጀነራል ስብሓት አንቛዕ ድሃይካ ሰማዕና፡ ፈጣሪ ዝተመስገነ ይኹን።
እዚ መደብ ብጣዓሚ ጽቡቅን መሃርን ኢዩ ቀጻሊ ክኸውን ኣለዎ መታን እዚ ንእሽቶይ ወለዶ ክመሃሮን ክፈልጦን 🌹🇪🇷🌍💪👉🧠
ክብርን ሞጎስን ንጅጋኑና 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
እሾኽ ብበልሓ ትፍጠር🇪🇷❤️💪 ካብ ዕድመኻ ከም ህያብ ዝወሃብ እንተ ዝኸውን ነይሩ ኣነ ንጀነራል ስብሓት 98% ናይ ዕድመይ ምወፈኹሉ🇪🇷💪🇪🇷❤️
ክክክክክ እዚ ሉሙስ
@@tesfamhretgebrekristos5627 ቀባሪ ዝሰኣነ ሬሳ
@@tesfamhretgebrekristos5627 እንታይ ኣዴኻ ከፍእካ ወዲ ሓደ ብዕራይ 🐂
@@samiyemtek1982ኣታ ድርባይ መዋእል ክትርገጽ ድዩ ቃሕ ኢልካ ንስካ ዚተረገጽካዮ ከይኣክለካስ ነቶም ድሕሬካ ዘለዉ ዎሎዶ ከኣ ክርገጹ ተመኒካሉ ኤህ ደኣ ንስካስ 😢
@@SimonTesfabruk ጉሓፍ፣ ገመል ሰሪቕካ ጉምብሕ ጉምብሕ ምባል ነብስኻ ምትላል ኢዩ። መን ምዃንካ/ኪ ተሓቢኢካ/ኪ ነውራም ዘረባ ምዝራብ ናይ ምሽትታት ምሽቲ ኢዩ።
ኤርትራዊ ምኳን ዕድልዩ ዕድለኛ ጥራሕ ዝረክቦ።
❤💝💖
ሓቅኻ ማሙቅ ገዛና ገዲፍና ኣብ ሲናይ ኩሊትና ፡
ኣብ ሳህራ ን ባሕርን ዕሸላት ደቂ ስውኣት ቀብርና እቶም ዕድል ዝገበርማ ከኣ ስ ደት ዓዲ ጋና ሰፊርና ብሓቂ ዕድለኛታት ኢና
@@frezhihaile3219 ባዕልካ ደሊካዮ መን ገዲድካ ክጥዕመካ ከምኩሉ ሳልሳይ ዓለም ተሰዲድካ
ብጣዕሚ ምሃርን ኣገዳስን ታሪኽን ኣቅሪብኩምልና ቀጽልዎ ድምጺ እቲ ኣንበሳ ናቅፋ ከኣ ኣስማዕኩምና ደግምና ነመስግን። ብዝተዓጻጸፈ ክትቅጽልዎ ይላቦ❤❤❤❤❤
ክብረት ይሀበልና አናብስ ሳሕል ነቲ ኩሉ መስዋእትነትን ድካምን በጃ ህዝብን ሀገርን ዝክፈልክሞ። 🇪🇷💪🇪🇷❤️
መርሐባ ወዲ ኤፍረም ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ብጣዕሚ ዕግበት ዝህብ ገለጻ። ንበረልና ጅግና፡ ጽምኢ ዘርዊ ዘረባ'ዩ፡ አልልልል,,,,,,,፡በጃኻ ተሞክሮኻን ጅግንነትካን ኣውርስ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣርሓ ሓበን ሃገር ጀነራል ስብሓት ኤፍሮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷💪🙏🙏
በርቱዑ ታሪኽ ምሃርና ቆጽሉዎ❤❤️🇪🇷✊🙏👈
ካብ ራኢ የውሃንስ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይፍለ : ራኢ ስብሓት ኤፍሬም ብኣካል ሰሚዕናንን ርኢናንን ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ክቡር ጀንራል ወዲ ኤፍረም 💗
GOOD TO HEAR YOUR VOICE. THANK YOU FOR YOUR TIME AND SERVICE TO THE BEAUTIFUL COUNTRY ERITREA 🇪🇷. 🇪🇷
ሊያ ጎይቶኦም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
እቲ ዘይድገም ሁዱእን በሊሕን ጀነራል ወዲ ኤፋር ደፊርካ ዉን ነቢ ተበልካዮ ምግናን ኣይኮነ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ሓደ መዓልቲ ዳግማይ ተመሊስካ ንሪኤካ ንከዉን እዞም ላሓስቲ መልሓሶም ምሓዮኩ❤❤❤❤
ኣይለመሰን እንድዩ ዳኣ 5d ago ዝብል
❤ጅግና❤ወዲ ኤፍሬም💪🏿🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጅግና ኩቡር ጀነራል ኣቦና ኤፍሮም!!! የቀንይልና ኩቡራት ጃጋኑ ኣሕዋተይ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🙏🙏🙏
መርሐባ መርሐባ ወዲ እፍሬም ድሀይካ አይትሐባእ
በሊሕ ናይ ቅዲ ኩናት መምህር
ገጽ ንፍቱ ርኤና ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good to hear your voice our hero thank you for your service god bless you 🙏 🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹
ኤፍሬም ክገርመካስ ንጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣቕርበልና ናይ ዝሓለፈ ዋላ ኢለ ክድውለልካ ይብል ኔረ . ናይ ልበይ ስለ ዝገበርካ ካብ ልበይ የመስግነካ. ከም ፀሎት ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ በቓ ጹቡቕ ጌሩ ዝሰምዖ ሰብ ዳርጋ ብዲግሪ ዝተመረቐ ጌሩ ይቁጸራ ነብሱ.ተስፋ ይገብር ድሕሪ ወዲ ኣፎም መጻኢ ፕረሲደንት ኾንካ ክርኤኻ ♥️🇪🇷♥️
I agree with you a 100% Eru Eritrawit. 🌴 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🌴
I agree with you too.
I agree with you too
ኩሉ ጊዜ ዋላ እቲ ናይ ቀደም ደጋጊመ እየ ዝሰምዖ
My Hero Gen. Sebhat Efrem በጃኻ ብቀረባ ጊዜ ኣብ ሚድያ ክንርእይካ ንምነ ጅግና እድመን ጥዕናን ይሓብካ 🙏 i love you❤️..I was born and raised in Ethiopia my tigrigna isn't that good 😆
@@eri-dm ሱቅ በል ሓሳድ ሓሳዊ ኣጋመ 😂 ቦርደር ምስትከፍተ ኣቱም ርጉማት ኣጋመ እንታይ ከምድገበርኩሞ ንፈልጥ.. በጃ ህግደፍ ጋህ በሉ 😂
ኣብ ርእሲ ስነ ኣእምሮ ምትእምማን ኤርትራውነት 🎉❤ ዘእንበበ ሻእብያ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤🌹🌹🌹Edmen tenan yhabka fetari kubur jigna sbhat efrom wedi efrom🌷⚘💐🌺🌺💖💖💯💯💯💯✌✌🙏🙏🙏
ጀጋኑና ንበሩልና: ወዲ ኤፍሬም ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ወዲ ኤረ: ብሃንቀውታ ህዝብኻን ሰራዊትካን ይጽበየካ አሎ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🥰🇪🇷❤️
ሰላም ልያ ጎይትኦም ❤❤❤❤❤❤
ጅግና ተ/ሊት ድምጻዊት ሊያ ጎይትኦም ❤
ብጣዕሚ ዘሐሱስ ዜና ብሩኻት፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
Abrehet. Brhane. ❤️🇪🇷👍🏽👍🏽🇪🇷❤️❤️🇪🇷👍🏽
ድሃይኻ ምስማዕ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏
Egziaebher admen taenan yhabka
Kubur Jeneral Sebhat
❤❤❤
Jigna Gen.wedi Efrem nice to hear your voice edmrn teenan yehabka. Thank you for your service. Long live Eritrea!!!Awet n'hafash
ሰላም ምንስትሪ ዜና ንኩቡር ጅግና ነቢ ዝኮነ ምቅራብኩም ነመስግን ግን ምሉእ ምቃረት ክህብ ግን ኣብ ሕሉፍን ህልውን ኩነታት ኢንተርቪው ዘይተግብሩዎ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏Blbi nfotwon nfkuran Aboma ❤️❤️❤️🌹
They Very strong People,s N HeoersBrothers n SistersMay GodBless you ReAch your Dream n our Dream too Bless Abaycum Yeddfen Jeganu Ahiwaten Ahten ❤🎉
ነመስግን ብ/እፍሬም ነዚ ሓየት ጅግና ወዲ እፍሬም ደሃዩ ዘስማዕካና🇪🇷ክብሪን ሞገስን ንስውኣትና
መርሓባ..ጅግና.እንካዕ.ብሰላም.ምጸና
ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ መዋዳርቲ የብሉን!!!ዓወት ን ሓፋሽ ❤️
ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job deki Erey
ዋው❤ ሊያ ጎይትኦም እያ ::ኤፍሬም ተቅርቦ ዘለኻ ታሪኻት ዝድነቅ እዩ::ኤርትራውነት ኩቡር መንነት::♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
ሊያ ጎይትኦም legend ዋዕሮ
👍👍👍❤🇪🇷
የቀነልና ንክቡር ጀነራል ስፍሓት ኤፍረም ብምጻኩም 💐💐💐🌳🌳🌳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🕊🕊🕊🏵🌻🌻🌻🙏🍁🍁🍁🌱🌱🌱🌷🌷🌷🌸🌸🌸ሰላም ን ቅሳነትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ
EMNA D G job thix Second one i'm glad to hear Our hero 🙌 ❤️ Good job keep up thank you for everything 🙏 Long live Eritrean people and governmbut. ⚘️🌷🌹💯🇪🇷🇪🇷👌
Egzabher Amlak qdmen tiqnan yhebka kubur ABon sbhet Efrem ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዚኣብሔር ንኤርትራ ይባርኽ ❤❤
ዋውውውውው......እታ ዝፈትዋ ኤርትራዊት ወዓሮ ተጋዳሊትን ተቃላሲትን ደራፊትን ተዋስአይትን ጅግና ወ/ሮ ሊያ ጎይትኦም።🇪🇷❤🇪🇷
General Sbhat is the heartbeat of all Enemies welcome back we miss you so much we haven’t heard from you for so long. We’re lucky to day to hear from you Efrem Gide we appreciated so much for your service.
❤❤❤❤❤ድምጽካ እንካዕ ሰምዓና ተመስገም ኣምላክ❤❤❤❤❤❤
ጅግና ፍላፍፋ ናይ ታሪኽ ወዲ ኤፍሬም
ኣቦ :መራልን :ብሕን :ንቕሓትን
እቶም ዝረዓዱ ንጥፍኣትካ እከይ ተበግስኦም ኣይተዓወቱን
ምሉእ ምሕረት ይምነየልካ ❤️🙏
ENMA ኩሉ ትገብርዋ ደለኹም ጻዕሪ ድነኣድ እዩ እሞ ቅትቕጽልዋ ይላቦ 🇪🇷❤️💪
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና።❤❤❤❤
Love❤ the real General of the Generals Sibhat Efrem, I am glad to hear from him wishing him Health, Happiness and Long life to our Legendary Hero.
💖🇪🇷 Liya Goyteom VIVA Eritrea Nkid Trah Deky Erey JEGANU 💐🇪🇷💖💐
Wedi Efriem jegna long live ❤🇪🇷💯💪
ታሪኽ ደጋጊምካ ሰሚዕኻዮ ኣይሙኖን ኢዩ እንበር ፡እዚ ናይ 2016 ዝተዛረቦ ኢዩ።ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ክቡር ጀነራል❤❤❤❤
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank u all for making Eritrea 🇪🇷 for Eritreans for ever Awet n hafash zelalem zkhri n sematat Eritrea 🇪🇷 bless my beautiful country and people as always beyond proud to be Eritrean.
ጅግና ጀነነራል ስፍሓት ኤፍሮም አለኹ በለና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቐንየልና ኤፋር ስለ ኩሉ ብዛዕባ ታሪኽ ጅግንነት ጀጋኑና ተቕርበልና ዘለኻ ♥♥♥ዳሃይካ ኣይትሓባእ እወ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፍላስፋ ጅግና ወዲ መም•ኤፍሬም 🙏🙏🙏♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
Generaal Sbhat Hero 🌺🌻🌹🌺🌺🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷!!!
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣሎ ቀጽሎ ብፍላይ ነዚ ሓድሽ ዎሎዶ ኣትሕዝዎ ኢዛ ዳራፍቲካኣ ማዓሾ ሓለፍ ኢዩ
ብ/ ጻይ ኢፍሪም
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏💪💪Our hero 🙌 ❤️ ❤🙏🙏🙏🙏
ዋውው ዋሮ ጋል ኤረይ ሊያ ጎይቶኦም
ሐርበኛ ጅግና ኤርትራዊ ሐየት ዳ ሐይካ እንቃዕ ሰማዕና
Merhaba dimxi nifetwon nekbron disemaena 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 God bless you deki Erey welela
ዕድመ ሃብካ አምላክ ወዲ እፍሬም ፡ሃግርና አምላክ ይባርከልና ።
ዕድመን ጥዕናን ንጅግና ጀ/ል ስብሓት ኤፍረም።🇪🇷❤🇪🇷
Portrait of Eritrea at its best. Wisdom, expertise, intellect, sophistication, courage, and guts made of steel. A brilliant military strategist, and commander, a product of our historical experience, a living history book, a national hero, and a treasure.
ዓወት ንሓፍሽ ✊️✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዛኣቢሀር ይመስገን ደሃይካ ዝሰመዕና!!!!!!
ክቡር ጀረናል ስብሓት ኤፍሬም ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
Merhaba Jigna nay jeganu amlak edmen tenan yhabka❤❤❤
አሰይ አሰይ ድሀይካ አይታሐባእ ጀግና ክቡር ጀነራል ስብሐት ተመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ዝሐንጸጽካዮ ተፈጺሙ ብርሀን ረኺብና
ሕጅውንንበሩልና ክበሩልና ጻማኹም ይሀብኩም
ወዲ ኤፍሬም አንበሳ ንኾርዕ ባአኻ ድምጽኻ ምስምዓና ሐገጎስና ወሰን የብሉን
እልልልል ኤርትራ ንኤርትራውያን ዓወት ንሐፋሽ ❤️🙏🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🇪🇷
ልያ ጎይትኦም
ብተቅርብዎ መደብ ዕጉባት ኢና ካብዚ ንላዕሊ ታርኽና ክትብርቡሩ ንምሕጸን
ኔቢ አቦናን አያናን ጀነራል ሰብሓት ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ
Good to hear your voice our hero ❤❤🙏💐🇪🇷🇪🇷👏
ጅግና ጀነራል ስብህት ኤፍረም 🤴🇪🇷ኤርትራና ንዘልኣለም ትንበር 💪✊
ሰላም ደቂ ኤረይ
"ተጋዳሊት ሊያ ጎይትኦም" እያ።
Nafiknayo Eko Ezi Sebiay, Wedi Ephrem My HERO 🫡😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Ilalka zeymino idemin tinan yhabka fetari 🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷💕
ተስፋ ኤርትራ ስብሓት እግዚኣብሄር ይሓልካ እግዚኣብሄር ድማ ሓይሊ ይሃብካ!
Edmen tienan fetari yhabhka jigna abona nberelna kiberelna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
መርሓባ ወዲ ኢፍሬም ፍላስፋ ኣፋር ጽቡቅ መደብ የቀኔልና።
እዋይ ብቭድዮ እንተ ትገብርዋስ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ እዞም ጨነውቲ ስርዓት ወያነ ዝጨጭሓቶም ሕርር ኩምትር ክብሉ ብዝኾነ እንቃዕ እሞ ድምጹ ሰማዕና ናይዚ ጅግና ጀነራል ስብሓት
ሓውና እዚ ናይ ቐድም ቓለ መሕተት እዩ ቡዙሕ ኣይትታለል
Welcome back our heroes 🎉🎉❤🎉❤ we are really excited to hear your voice again.. Thank you God this was the happy moment to hear his voice again.🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪Kemzi kemay do yhulu liely hiwetey zefqro kubur jeneral wrdi efrom bjakum ba nay hiji b Video zteseneye amxulna 🌷♥️⚘💖🌺💐🌹💯✌✌🙏🙏🙏
Liya Goytiom eya deki Eri welcom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️
መርሓባ ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ልበይ ብታሕግዋስ ፍንጭሕ ክትብል ደልያ ፡፡ ወዮም ደለይቲ ሕማቕካ ዳኣ እንታይ ክብሉ እዮም ፡ ተመስገን ፈጣሪ የቐንየልና ኤፍሪርም ግደ ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ሓርበኛታትና ክብሪን ምጎስን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኩቡር ጂግና ጀነራል ስብሓት ኢፍሬም ንበረልና❤❤❤❤❤❤
ሰላም ድቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤
ዓይኒ ሃገርና ክቡር ስብሓት ኤፍሬም እወ ልዕሊ ዓይኒ የለንሞ ንበረልና
ጅግና ፈላስፋ ኩቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ነቲ ሉኡል ፈጣሪ ካኣ ተመስገን ንብል ንሕና ኤርትራውያን:: ኤፋር አንበሳ ሕጉሳት ኢና ትገብሮ ዘለኻ
መርሓባ መርሓባ ዳሃይካ ኣይታሓባእ!
ክቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም🎉
ኣታ ደጀን ሓበን ሃገር መዋዳድርቲ ዘይርኸቦ ቡሉጽ (ጂንየስ) ዓንዲ ማእኸል ኤርትራ
ሓውናን ዜጋናን ብምዃንካስ ዓቢ ሓበን ይስምዓና ።
ክብረት ይሃበልና ስለቲ ኩሉ ተወፋይነትካን መሪሕነትካን ሰራሒ ቅያ፡ ትንቢት ትዛረብን ትውጥንን ብሉጽ ወዲ ሃገር ከማኻስ ይብዙሕልና።
ንዓኻ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ምስልዑል ኣክቡሮት🎉
ሐውና ኤፍሬም ግደ ድማ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ብጣዕቢ ዝምስገን ስርሕ ተቅርቡ ስለዘለኩም ባኣኻትኩም ድማ ሓበን ይስምዓና ታሪክና ንክንፈልጥ ትጽዕርዎ ዘለኩም ልዑል ምስጋናና ተቀበሉ🎉🎉🎉