ውዕሎ ሰንበት ምስ ስድራይ ❤

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • like, share, comment and subscribe Nueud tube (ንኡድ) 🙏

ความคิดเห็น • 669

  • @love-yv9px
    @love-yv9px 6 หลายเดือนก่อน +21

    ጌታየ ኣነ ከምዚ ህዱእ ሓዳር እየ ዝምነ የስምረልኪ በሉኒ ነዓኩም ከኣ ሓዳርኩም ይባረክ 👏

  • @slamr0r054
    @slamr0r054 6 หลายเดือนก่อน +14

    ስላም ኤሚ ዋይ ንፍረ ባ ኣምፅእና ንፍረ ዝፈትዋ ❤ ግበሩ❤❤❤

  • @HyatHyat-kv4jz
    @HyatHyat-kv4jz 6 หลายเดือนก่อน +12

    ኣሜየይ ሽኮር ፅቡቅ መደብ እዮ ግን ቱ ድምፂ ዴል ዴል ዝብሉ ኣጥፍእዮ እኪ ኣብ ቀፃሊ መደብኪ ረቢሽና ኤዝንና ይቅሬታ ግን❤

  • @gfyr6202
    @gfyr6202 6 หลายเดือนก่อน +15

    ደስ ክትብሉ❤ መዓዝ የ አነ ከ ካብ ስደት ተመሊሰ አብ ዓደይ ሓደር ገይረ ሓድሽ ሀለወት ምንባር ዝጅምር ነዛ አደይ ለ ዘሕጉሰላ መዓለቲ 🙏

  • @kgq5sj
    @kgq5sj 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኤሚዋይ ብጣዓሚ እየ ፈትው ዘብለኩም ዘብለኪ ሓላለይ ቀፃሊ ምሰ ልድያ ምፅእና🙏❤❤😊

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 6 หลายเดือนก่อน +4

    እስይይይይይይ ደሰ ክትብሉ ቡረኻት ስድራ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 🙏♥♥♥♥ዘክብረኩም ዝፈትወኩም ሙቁራት ናተይ ♥♥♥♥

  • @FFaha-fh6xj
    @FFaha-fh6xj 6 หลายเดือนก่อน +2

    እሚ አነስ ደስ ትብልነ ናመዳም አቁሑት ናይኽ ዲራማ ላረኦኹ የኤ ደይትፈላጠጥ ሓፂበ ዲዉዲእ❤❤❤

  • @amanuelmekonen4761
    @amanuelmekonen4761 6 หลายเดือนก่อน +8

    አነለ ምስ ሰበይተይ ተጋዲመየ ኣሕሊፈዮ ኣጋጣሚ ሶኒ ባንክ ሆሊደይ ኢሎም ኣዕሪፎምና ኣብዙ ልነብረሉ ዓዲ እምበር ከምዛ ናትኩምኳ ዳርጋ ኣብ ዓዲየ ገዲፈያ😂
    N.B ከም ሓበሬታ ቲቪ ብፍጹም ምርኣይ ከይተልምድዎ ወድኹም።ተተኻኢሉ ክሳብ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ተዘይኮይኑ ከኣ ኣትሊስ ክሳብ ሓደ ዓመት ዝመልኦ ካብ ሞባይልን ቲቪን ስክሪን ክእለ ኣለዎ። እዚ ምኽንያቱ ስክሪን ናይ ቆልዑት ኮግኒቲቭ ዴቨለፕመንት(ሓንጎል ምዕባለ የጓትትዩ)። እዚ ብሳይንስ ዝተረጋገጸዩ። ኣፎም ንክኸፍቱ ቋንቋ ዕቤቶም ዓቢ ተጽዕኖ ኣለዎሞ ሓደራ። ብዝኾነ ሰርች ግበሮ በልዮ ንሙዑዝ

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቅካ ኢካ ሓወይ ማዓረይ ኤሚተይ ስምዕዮ ኣብ ተግባር ካዓ ኣውዕልዮ

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 6 หลายเดือนก่อน +8

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኹም ሰንበት መዝሙር ዘይትኸፍቱ ሙዚቃ ካብ ምኽፍት ይቅርታ ግን ስለ ዝፈትወኩም እየ ካላሲካል ድማ ረባሺ ድምፂ እዩ ተትቕይርዎ

  • @selamburuk
    @selamburuk 6 หลายเดือนก่อน +6

    ደስ በሃሊ እዩ ኤማየ ብሕብርኩም የንብርኩም ❤ግን እዛ አሰራርሓ ቢዛ ናይ ትግራይ እባ ብድምጽኪ ገይርኪ እንታይን እንታይን ከም ዝአትዎን ከመይ ገይርካን ከም ትስራሕ ካሊእ ግዜ ሰሪሕኪ ልቀቅልና ኬክ ምስራሕ እኮ መዳመይ አሪኣትኒ እያ እንተ እቲ ቢዛ እና ጁስ ዝበልክዮ ግን ኣይፈልጦን😂 ዘይትፈልጦ ሓቲትካ ምምሃርካ ከኣ ይፈቱ እየ እና አሪእና ወለላይ❤🎉🙏

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ በልኒ🎉🎉🎉

  • @yeromhailu3870
    @yeromhailu3870 6 หลายเดือนก่อน +2

    ውሓለ ናይ ብሓቂ ሰበይቲ ረኺቡ ሰብአይኺ ጻዕራም ንፍዕቲ 👏👏👏ካልእ ግን ፓፓያ ምኻን ይገብር እዩ ይብሃል ክንደየናይ ሓቂ እዩ አይፈለጥኩን ጥራይ ዘይምብዛሕ ጽቡቕ ይመስለኒ.

  • @DHAG-m4f
    @DHAG-m4f 28 วันที่ผ่านมา

    የኔ መረች ፍቅርኽም የብዘሐይ ሐድርኽም የብርከልኽም 🙏🙏🙏♥️♥️

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኤሚዋይ ወሓለ ፂሪቲ ንሊድያ ሓፍትኪ እባ ሒዝክልና ምፂ ?prank ግበርያ

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 6 หลายเดือนก่อน +4

    ልድያ አምፅእልና ሓደ ማዓልቲ❤❤

  • @ክብራጋልተዋህዶ
    @ክብራጋልተዋህዶ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቃት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣራ ንፍረ እና ሊዱ ኣምፅእና ኤሚየይ❤❤❤❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ❤

  • @ziadatewelde
    @ziadatewelde 6 หลายเดือนก่อน +2

    I am really appreciate you guys (ንኡድ Tube) "በዚ ሎሚ ግዜ እውን ከምዚ ዝበለ ሓዳር እዉን እኒሀድዩ እየ ዝብል" ሓዳርኩም ይባረኽ ካባኩም ብዙሕ ነገር እየ ዝመሃር አይትጥፉኡና 👍

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน +4

    የመና ምሑቃፍ ቡዙሕ ኣይተልምድዮ ደሓር ወነ ናገበረ ክከድ ከሎ ክርብሸኪ እዩ እና ከምናትኩም ሓደር ይዓድልኩም ንዓኩም የምስለና

  • @adisukiros2940
    @adisukiros2940 6 หลายเดือนก่อน +6

    ሰምበት ምስቲ ምኻኑስ ካብ ቤተክርስትያን ተተጅምሩ ክንደይ ምጠዓመ።ብዝተረፈ ግን ደስ በሃሊ እዩ።

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ❤

  • @milaye3667
    @milaye3667 6 หลายเดือนก่อน +6

    በጃኪ ኩሉ ጊዜ ምፂና እሙየይይ ንፈትወኪ እና ምስ ባዓል ገዛኪ❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልኒ🎉🎉🎉

  • @tsehaygidey9991
    @tsehaygidey9991 6 หลายเดือนก่อน +2

    Wey entay kegbrlki mergade tebek alki zergodna atluna alo ❤❤❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ትብሉ ፅሩያት ኤሚተይ ዕድመ ጥዕና ሰላም ፍቅሪ ሓልዮት ኩሉ ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ዝተባረከን ዝተቃደስን ይኩነልኩም ዛሓፍተይ❤❤

  • @rsjv415
    @rsjv415 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኤሚዋይይየየየየየ ሸኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ❤❤❤

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብሉ ሙዑሩጋት ዕድመ ይሃብኩም ልሓፍተይ

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi 6 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ባሃልቲ ስድራ ጎበዝ እኺ ብጣዕሚ❤

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 6 หลายเดือนก่อน +5

    ፍቅርኩም ይብዛሕ መንፍሰዊ ነገር ውሸጥካ ዝሕድሰ መዝምር ተተገብርዮ ምሰ ሰንበት ክንደይ ምጣዓመ❤

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኤሚ ሓቢብቲ❤❤❤❤❤❤❤ኤሚ ፅርይቲ ❤❤❤❤እናበልዑስ ሓፍትኹም ጥዑምዶ ኢለዮም ያ😂😂😂
    ማማ ግደይ❤️ሙዑዝ❤ኤሚ ዝሰርሐቶ ክትበልዑ ከለኹም ከይጠየቐትኩም ጥዑም በልዋ ዋላ ከይጀምርኩም ብጨናኡ ጥዑም ምዃኑ ይፍለጥ በልዋ😂😂ካብ ምስጠየቐትኩም ትለፋለፉ😂😂
    ውዕሎኹም ደስ ናበለኒ ሪኤዮ ቀፅሉሉ ክነዕብየኩም ኢና❤

    • @ምሰኩሉብፍቅሪ
      @ምሰኩሉብፍቅሪ 6 หลายเดือนก่อน

      ንሕና ለ ኣቁሑ ኣዳዓረብ ናሰራሕና ንምልኾቶም ያ ሽቃላ ምኻን ፀገም😂😮

  • @Mzr-r1u
    @Mzr-r1u 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውው ገዛ ናይ ባኤልኩም ድዩ

  • @galmhrey
    @galmhrey 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ሙዑዚ ኢሚየ ልድያን ፍረን እባ አምፅእልና ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ልኩልኽን ጥዑማት ሰድራ ❤❤❤❤

  • @مممم-ه9ذ3ش
    @مممم-ه9ذ3ش 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ወላዲተይ ኬፍ ዘለዎም መርቁኒ እስኪ ከማኹም ዝበለ ቅሳነት ክፈጥረለይ ኣይተመርዓኹን ዳሙኡዝ ሽኮራት ንዓኹም ንምርኣይ ክመፅእ ይፍቀድ ድዩ ?😁❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 6 หลายเดือนก่อน +1

    Neud
    Beautiful Tigray People and Family.

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 6 หลายเดือนก่อน +3

    ምቁራት ስድራ ክፈትወኩም መዓት ኣነስ ልለሓዋሩ ግን ክላሲካል ቀንስዎ ድምፅኺ ኣጥፊእዎ😍😍😍😍😍😍

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ❤

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኤምዋይ ፅብቅቲ ይፈትወኩምየ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣጆኩም ቀፅሉ❤ግን ብልቢ ካፍቲ ናትኪ ድምፂ ናይቲ ክላሲካል ድምፂዩ ዝስማዕ ዘሎ ማራ ረቢሹና ንካልኣይ ግዜ ኣስተካክሊ ዛሓፍተይ❤

  • @سميرةمحمد-ر4ز
    @سميرةمحمد-ر4ز 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኤሚየይ ይመቻኩም ፅሩይት❤❤❤🎉🎉🎉

  • @asmerettesfu857
    @asmerettesfu857 6 หลายเดือนก่อน +2

    Asey xbukat sdra des bhalti ❤❤❤❤❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ጥዑማት ስድራ❤🎉
    ድምፂ ናትኪ ትሒቱ ኤሚዋይ ዙክላሲካል ቅንስ ኣብልሉ ኢኪ ንቀፃሊ ምቅርተይ❤

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኤሚየ ሽኮር ንፍትወኩም ኢና ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤❤

  • @bellabella5908
    @bellabella5908 6 หลายเดือนก่อน +1

    አቲ music ቁሩብ ትሕት አንተ ልብል ሲ ፅቡቅ ምሰማአናኪ ብዝኾነ beautiful family 😍♥️😍

  • @hiwetgrimy7857
    @hiwetgrimy7857 6 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy xbukat EGZABIHER AMLAK hadarkum ybark shkorinatatt❤❤❤❤

  • @HhGg-sb2go
    @HhGg-sb2go 6 หลายเดือนก่อน +1

    Hadarum ybareh fkrukum yesfahayo wladkum btsega egziabher yeebyelkum tsbukatey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LetushTemesgen
    @LetushTemesgen 6 หลายเดือนก่อน +1

    Hadarkum yibarek mukuratey🙏❤

  • @makilove6390
    @makilove6390 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሰምበት ብመዝሙርን ምስጋናን እዩ ነይሩ ዝበዓል

  • @Trhas-f9c
    @Trhas-f9c 6 หลายเดือนก่อน +8

    ዛድምፂ ግን ከይትድገም ብመዳም ቆልዑ ርእስና ተናዊፁ ብዝኮነ ቀፁሉሉ❤

    • @salmevms5847
      @salmevms5847 6 หลายเดือนก่อน

      ትክክክል😂

    • @suge2370
      @suge2370 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂😊

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ስድራና ❤❤❤

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 6 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ድምፂ ኣፅምሚና እኮ ሙዙ ሰንብት መዝሙር እዩ ዝግበር እና ብጣዓሚ እየ ዝፍትውኩም ቆጁየይ❤❤❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 6 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ሰላምኩም የብዝሐዮ ፅሩያት 😊ብጥበቡ የዕብየልኩም
    ኤሚ ሽኮርርር

  • @netsi2127
    @netsi2127 6 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ክላሲካል ክትቅንስዮ ነይርኪ ኣሙየይ ንድሕረ ሕጂ ልስልስ ዝበለ ሙዚቃ ግበርዮ ኢኪ ብክንደይ ዓቅሊ ወዲአያ 😫🙄🙄

  • @AzmeraEbuy
    @AzmeraEbuy 6 หลายเดือนก่อน +4

    ያዕውይ እቲ ዝርብሽ ድምፂ ካብናይ ማዳም ቆልዑ ገድዱ ርእስይ ሓዙኒ😢 ብዝኾነ ደስ ባሃልቲ ቤተስብ ሊዱየ ዝፈትወኪ❤❤😊

  • @hgf6568
    @hgf6568 6 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ኢሚየይ ወሒለ ሓዳርኩም የባረክ

  • @selu5346
    @selu5346 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰብኣይኪ ምኡዙዝ ዩ ኣነስ ቆልዓ ዝሕዝ ሰብኣይ ደስ ክብለኒ❤❤

  • @MiliFisha
    @MiliFisha 6 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣቢሄር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርኽ ወድኹም ,ውን ብጥበቡ የዕቤልኩም🙏❤

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቲ ቆልዓ ካብ ድሕር ሐዚ ክትመፅኢ ከለኪ ከሙዚ ዓይነት ሙዚቃ ኣይትግበርና ብቆልዑ መዳም ርእስና ተናውፅና እዩ ዞሎ 😢😂❤

  • @temesgenkasahun2847
    @temesgenkasahun2847 6 หลายเดือนก่อน

    Peacefull and blessed Sunday. Like it❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 หลายเดือนก่อน

      Thank you a lot 🙏

  • @nfffdt931
    @nfffdt931 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ በሃልቲ ሰድራ ኢኹም ፍቅርኹም የብዝሓዮ ኢሙየይ

  • @sabakiflekiros313
    @sabakiflekiros313 6 หลายเดือนก่อน +5

    ካልአይ መአልቲ ድምፂ ናይዚ ክላሲካል ከይትገብሩ ርእስና ተናዊፁ ሰብ ሎሚ ርእሱ ረቂቁ እዪ ሙቁራት❤❤❤❤

    • @salmevms5847
      @salmevms5847 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂

  • @lidyaGg-z5s
    @lidyaGg-z5s 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዙሙዚቃ ልቱ ድምፅኪ ይዕብልሎ ኣሎ ኣቢየይ ብዝተረፈ ይመችኩም ደቂ ሪመይ 💝💝💝💝❤❤❤❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 6 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቃተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብየ ብጣዕሚ ፅብቅ እንድዩ ግን መዝምር ግበርዩ ፅርተይ ናተይ❤❤❤

  • @merygidey4488
    @merygidey4488 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ ቡሩካት መፃመድቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይ ሙቁራት ብሩክ ሰንበት እስከ❤🎉ኣቤት ውሕልና ኣብሳኣላ👌👌👌👌❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉እስከ ደሙሩኒ ጋይሰይ ❤❤

  • @AbebaAbeba-h7w
    @AbebaAbeba-h7w 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክፈትወኩም ❤❤❤❤❤❤❤ዞም ናትና ሙቁራት ስድራ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ለዘዉስዩም
    @ለዘዉስዩም 6 หลายเดือนก่อน +2

    አም ዋ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ መመዬ

  • @ሂወትጓልትግራይ
    @ሂወትጓልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +6

    ደምፅ ካላሰኪል ረበሸና ንቀፃሊ ቀንሰየ በዘተረፍ ደሰ ባሃልቲ❤❤❤❤❤100ሸሒ ሳብሰክራይበ በፂሑኩም ይረእኒ😂

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ❤

  • @mmn2791
    @mmn2791 6 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ባሃልቲ ቡሩክ ሰንበት❤❤❤

  • @TsigabWeldeab
    @TsigabWeldeab 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ xbuqat fam from Eritrea ,etan gn aygebrn fqrrr

  • @Merhawit-gn5ju
    @Merhawit-gn5ju 6 หลายเดือนก่อน +1

    Kefetewkumu edemen tenane yhabekumu fetari❤❤

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @Senayt-jz3ri
    @Senayt-jz3ri 6 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤

  • @freweniasfaha7452
    @freweniasfaha7452 6 หลายเดือนก่อน

    Good job ami gale mekale shkor 🎉🎉🎉🎉🎉

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልኒ❤❤

  • @Samirih-h4v
    @Samirih-h4v 6 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ሓዳርኩም ይባረክ እሕዋተይ ♥️♥️♥️😘😘😍😍

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v 26 วันที่ผ่านมา

    ፅሩያት ስድራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb 6 หลายเดือนก่อน

    ብሩኻት ስድራ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብፍቅሪ የብርኹም ❤❤❤❤

    • @Fanu1951
      @Fanu1951 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

  • @RutatubeRuta
    @RutatubeRuta 6 หลายเดือนก่อน

    ኤሚየይ ቆንጆ ደስ ክትብሉ 🤴👸💜💥

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፅጋቡ ተሻለ ኣነውን ብጣዕም አየ ዝትዮ❤❤❤❤

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኬፍ ዘለኩም ገዛ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ💙💙💙💙🥷🥷🥷

  • @r7vvg997
    @r7vvg997 6 หลายเดือนก่อน +2

    ንሰንበት ንሰንበት ሽፎን ገይርኪ ብና አፍልሒ አኪ ዘሓፍተይ❤

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 6 หลายเดือนก่อน +7

    አረ ትድምፂ ታይ ገበርናኪ😢😮😮

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ብጠዓሚ ደስ ትብሉ ፋሚሊ።ግን ሓንቲ ሪኢቶ ኣላትኒ እቲ ሙዚቃ ንቲ ዘረባ ናትኪ ዓብሊልወ እቲ ሙዚቃ ንካልእ ክትሰርሒ ከለኺ እንተትገድፍወ ይብል።

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 6 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

    • @Fanu1951
      @Fanu1951 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@AseTeklberhanእሽ ማዓረይ መልስ

  • @ALEMGSLASSE
    @ALEMGSLASSE 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዳርኩም 🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲ከሙዙይ ይለምልም

  • @erufine7310
    @erufine7310 6 หลายเดือนก่อน

    Asssey shikorintat natey happy Sunday abiye mara kem zftwki tflti do haftki kab eri 👉🇪🇷

    • @NuedTube
      @NuedTube  6 หลายเดือนก่อน

      🙏 ክብረት ይሃበለይ ዝሓፍተይ

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣመለሰቲ❤😂ይፍትዉኪ እየ

  • @ተቲየጋልተዋህዶ
    @ተቲየጋልተዋህዶ 6 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብስላም መፅእኩም መቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @ኣቢብስራት
    @ኣቢብስራት 6 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብሉ 😘😘😘😘😘😘😘😘

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ❤

  • @AfewerkiZeru
    @AfewerkiZeru 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 6 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቃት 👨‍👩‍👧❤🤩

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @destagmeskel8412
    @destagmeskel8412 6 หลายเดือนก่อน +2

    ወሓለ ኢኺ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 6 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይ ምጭዋት ፍቅርኹም የብዘሐዮ በጃኹም ኹሉ ግዜ ምፁና❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ውዕሎ ኤሚ❤😊

  • @AKI-o5t1e
    @AKI-o5t1e 6 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ፅቡቃት ክንደይ ደስ ትብሉ🥰
    ሓዳርኩም ይባረክ 🤲

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ❤

    • @AKI-o5t1e
      @AKI-o5t1e 6 หลายเดือนก่อน

      @@MeriHaylsh እንካዕነይ 🥰

  • @MashoMebrahatu-rs1ol
    @MashoMebrahatu-rs1ol 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቃት ፋጥረት❤❤❤❤❤❤

  • @yani730
    @yani730 6 หลายเดือนก่อน +3

    ናየ እሜቤት ሀም ናይኺ ሓዳር ይፍጠረልና😊

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሚየይ ልፎትየኪ😍

  • @hrithrit5716
    @hrithrit5716 6 หลายเดือนก่อน +4

    ማዓዝ እየ ካብ ስደተ ተመሊሰ ከምዚኣ ኢለ ዝሪኡ🥺

    • @HiwotKidanemariam-bu6yn
      @HiwotKidanemariam-bu6yn 6 หลายเดือนก่อน +1

      ፈጣሪ ኣብ ዝብሎ ክሽዑ ዕደመን ጥዕናን ይሃበና ኣጆና❤❤

    • @እየሩሳሌምይቱብ
      @እየሩሳሌምይቱብ 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤

  • @titiy11
    @titiy11 6 หลายเดือนก่อน +4

    ፍትሒ ንእዝንና ታይ በሃላይ እዪ ደንቁርና ኮ 😊🙄

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 6 หลายเดือนก่อน

    Nueud
    This is just an advise when you make a good video like this the background music should be lower than your voice so you can be heard clearly.

  • @amlkiyhoymechrshaynasemrli79
    @amlkiyhoymechrshaynasemrli79 6 หลายเดือนก่อน

    Buna #kinday dekor #gerka zafelh #aynebran emo #kab zetnes 6 #werhiy gera #buna kabzexlaniy ❤enkoa nabeziy abkeo🎉Efiy #congera balelay #nakeryna eyou

  • @edenseged1610
    @edenseged1610 6 หลายเดือนก่อน

    God bless you our life enda muez❤❤❤❤❤❤❤

  • @eteneshabay2956
    @eteneshabay2956 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቪዲዮ ክትሰር ከለኺ እቲ ናይ ገዛ አቁሁት ከይርዕ ግበርዮ ወይ ቪድዮ እትቀርፅሉ ቦታ እንተዝህልወኩም ዝሓሸ እዩ ። ይክታተለኩም እየ ።

  • @rozar227
    @rozar227 5 หลายเดือนก่อน

    ደስ ባህልቲ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 6 หลายเดือนก่อน

    አሰይ አሰይ ፅቡቃት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @shewit505
    @shewit505 6 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅብቁተይ❤❤❤🎉🎉😊😊

  • @TsgaTsga-w3f
    @TsgaTsga-w3f 6 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ማር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤