ንፅድቂ ዝተዓደለት ስድራ ዳቦይ ኣብርሃ ገ/ማርያም - በለሳ ክልተ ኣውላዕሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 มิ.ย. 2020
  • ሃይማኖትን ዓሌትን ከይፈለየት ሰብ ብምዃኑ ጥራሕ ኣልዒላ ሰብ እትገብር ስድራ!!
    ዋና ተወካሊ እቲ ስድራ ዝኾኑ ሃለቃ ገ/መድህን "ሰናይ ተግባርኩም ብሕቡእ ይኹን" ዝብል መንፈሳዊ ትእዛዝ ኣሸኒፉዎም ናብ ሚድያ ክቐርቡ ፍቓደኛ ኣይኮኑን።
    ኣብ ሓደ ዓመት ውሽጢ ስነኣእምሮኣዊ ፀገም ዘለዎም 30 ጎደና ሓደር ህፃውንትን ኣረጋውያንን ትሕብሕብ ዘላ ስድራ እያ።

ความคิดเห็น • 80

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +47

    Mekelle university ግን ንመምህር ሙሉ ናይ ክቡር doctor ይሃበልና ትብሉ ሲ like ግበሩ::

  • @user-cl7rg5bp2f
    @user-cl7rg5bp2f 4 ปีที่แล้ว +25

    ንሑሙማት ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣቱም ፅቡቅ እትሰርሑ እ/ር ይሓግዝኩም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-fy6js3hf1s
    @user-fy6js3hf1s 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ ሓውና ኣብ ዝከድካዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ይከተልካ ሓወይ ናተይ
    ንፅጉማት ንሕሙማት እግዚአብሔር ኣምላክ ይፈውሰልና
    በቃ ቃላት ይሓፅረኒ ንዓካ ንምግላፅ
    ውይ ብርሃነ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ 😭😭

  • @anbestesfalem6212
    @anbestesfalem6212 4 ปีที่แล้ว +9

    ቃል ይሓጽረኒ>ብኣምላክ ርከብዎ

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 4 ปีที่แล้ว

    Bfqrkum Bteami Qenie Deqi TIGRAY tsaeda Ayni Tselaeikum Ydefen LOVE U ALL❣💒from AKELE'GUZAY eritrea

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz2302 4 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሄር ይመሰገን ብጣእሚ ዘገርም ዘድሰት እዩ ተባረኩ እድመን ጥእናን ይሃብኩሞ

  • @andomandom3713
    @andomandom3713 4 ปีที่แล้ว +4

    ነቶም ዝሓመሙ ምሕረት የውርደሎም ንእንዳቦይ ኣብርሃ ካኣ እዝግኣብሄር ድካሞም የቅልለላም ብእዝግኣብሄር ይፈደይዎ ሙሉ ዋይ ለ ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 4 ปีที่แล้ว +11

    ኢዋይ ደስ ክብልካ ኢዝጋብሀር ዝኣደሎም ሰናይ ግብሪ ክገብሩ ነቶም ዝሓመሙ ምህረት የውርደሎም

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +6

    እንዳ አቦይ አብራሃ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::ኩሉኹም ሲ ናይ ቀሺ ሙሁራት አሰይ አሰይ ደስ ክብል ቡሩኻት ቤተሰብ::

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x 4 ปีที่แล้ว +2

    በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ አባና ዕደመን ጥዕናን ይሃብልይ
    መምህር ሙሉ ሓወይ ስላምኩ ይብዛሕ

  • @beriha8970
    @beriha8970 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለምለም ይኩን ንሩኻ ንዓኻ ዝገልፅ ቃል የብለይን ኩቡር ሓውና

    • @gdfd5905
      @gdfd5905 4 ปีที่แล้ว

      Amn. Amn. Amn

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d 4 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ንቶም ሕሙማት እውን ምሕረት ይልኣከለም መምህር ሙሉ ዕድመን ጢዒና ይሃብካ ብልቢ እየ ዘመስግነካ በቢዝከድካዮ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን

  • @hagosberhe410
    @hagosberhe410 4 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ግበር ንመን ንጽጉም ኢሎሞ ኣምላክ ዘመንኩም ይባርክ ኣቱም ቡሩካት ንጹጉማት ትሑጉዙ ዘለኩም

  • @merihabashy7341
    @merihabashy7341 4 ปีที่แล้ว +8

    በረከትኩም ይሕደረና ኣቦታተይን ኣሕዋተይን ምሕረት ይሃብኩም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩለኩም

  • @Mebrahti
    @Mebrahti 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ሰላም መፃእካ መምህረይ
    አሰይይይ ገበርቲ ሰናይ አምላክ ዝደለክምዎ ይግበረልኩም አሕዋት

  • @fi7521
    @fi7521 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣስይይይ ኣቦና እግዚአብሄር አምላክ ይሓግዝኩም ምሕረት የውደልኩም ኣሕዋተይ

  • @deutstrau5165
    @deutstrau5165 4 ปีที่แล้ว +4

    ሙሉ ሓወይ ተባረኽ ኣመሬት ከለኻ ብጽድቅ ዝተኸበብካ ኢኻ ተመስ ገነ ንዓኻ ዝሃበና ፈጣር
    ብልኹ ነዝ ሰናይ ተግባር ተታሓባበሩ ብገን ዘብም ብፍልጠትም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ።

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf 4 ปีที่แล้ว +1

    ኦምላክ ንዝሐመሙ ምሕረት ንፅቡቅ ስራሕ ዝሰርሑ በረክት አውርደልና

  • @user-xt6wb3vz8p
    @user-xt6wb3vz8p 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣኣሚ ዘገርምን ዘደስትን እዩ ተባረኩ ሰባተይ እድመን ጥእናን ይሃብኩም

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣበዋ🙏🙏

  • @user-kv3cz6hi1s
    @user-kv3cz6hi1s 4 ปีที่แล้ว +2

    እቱም ገበርት ሰናይ ዓሱቡኩሙ ካብ ኣምላክ እዩ፡፡ መምህር ሙሉ ሙሉእ ዕድሙናን ጥዕና ይሃብካ ኣቦ ብዛሕት😍😍😍

  • @user-dd1kw1oq7m
    @user-dd1kw1oq7m 4 ปีที่แล้ว +3

    እዉይ ኣነስ ብቅንኢ ክመዉት ኢለ እዚኣ ዝገበርኩም እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብኩም

  • @user-lr3ru1tu3p
    @user-lr3ru1tu3p 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ መግለፂ ይሓፅረኒ እዩ እሞ ብአምላክ ርከቦ አታ መብዛሕቲኦም ይፈልጦም እየ ግን አምላክ ይሓግዝኩም አሕዋተይ ማዓረይ ልዋሃቢ ይሃቦ 😢😢💔

  • @user-uy8vh5iz5h
    @user-uy8vh5iz5h 4 ปีที่แล้ว +20

    መመህር ሓደ ዘይኮነካ ህዝቢ ወይ ከኣ ሃገር ኢካ እሞ ማስክ ኣብ ኣፍካ ጥራይ ዘኮነ ኣብ ኢድካ ውን ጋንቲ ግበር ከይታሓመና ኣቦ ብዙሓት ።

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ሰላም መፃካመምህር ሙሉ ሓውና ክፉእ ኣይንካእካ

  • @user-ir9pb5im4h
    @user-ir9pb5im4h 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ሙሉእ ምሕረቱ የዉርድልኩም ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @selinaselina4674
    @selinaselina4674 4 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy atamlakey kemey zbelu birukat
    Geza indaboy gebiremaryam naybhak
    Kudus kni zeknu brukat geza amlak
    Xegau yebzhalom mulu hawna nhna
    Hant iya imnetna hade amlak kea fetarna slezi kulu beray slase ztefeter
    Hade fitret iyu imo mgbarna nkulu wedi
    Slase ftret kemzi gerna behadnet nrayo amlak nkulu abkulu mengedkum misakum
    Ykun mulu hawna kemu win kulom gedrti senayn xegau yebzhalkum

  • @hzbawigimbar1854
    @hzbawigimbar1854 4 ปีที่แล้ว +1

    Babaye tebareku

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว

    Atum thubu amlak abzihu yhabkum Memher Mulu meglexi ybleyn

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ብሩኽ ወገን ክብረት ያሃብካ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว

    Medhanialem mhretu yewrdelkum AMEN AMEN AMEN

  • @wtfhfiyh1735
    @wtfhfiyh1735 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ዘቅንአ ቤተሰብ ዕስብኩስ ብአምላክ ርከበዎ

  • @user-gq4lb1sv7j
    @user-gq4lb1sv7j 4 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ምህረት የውርደሎም

  • @user-tw9gq2ys8h
    @user-tw9gq2ys8h 4 ปีที่แล้ว +14

    መምህረይ ብክልተ ስልከይ ላይክ ሳብስክራይፕ ኢለካ አለኹ ስለ ዘድንቐካን ዝፎትወካን ንበረልና

    • @wtfhfiyh1735
      @wtfhfiyh1735 4 ปีที่แล้ว

      ዓል ሃገረይ አስሕቅክኒ

    • @zufanhaftu678
      @zufanhaftu678 4 ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ እየ

  • @petrosberhe2900
    @petrosberhe2900 4 ปีที่แล้ว

    እዝግአብሔር ይሃብኩም ናዐካ ጥዕና ይሃብኳ

  • @selam6473
    @selam6473 4 ปีที่แล้ว +1

    ንገበርቲ ሠናይ ሠናይ ይሃብኩም ንሕዋትናን ወለድናን ምሕረት የውርደልኩም ኣቦዋይ ዓስብኩም ይሃብኩም
    ሙሉየ ኣቦ ውፅዓት ዕድመንጥዕናንን ይሃብካ እወይ ነጋሽ ርእየስ ዓደይ ናፊቀ እዚ ሕማም ኣጥፊኡ ገፅ ዓድና የርየና

  • @henokhabtemichael6391
    @henokhabtemichael6391 4 ปีที่แล้ว +1

    Bhaki des zbel srah u emo ajokom nzhamemu kea nkulom mhret yewrdolm kab hawukum 🇪🇷

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet9104 4 ปีที่แล้ว +1

    litebareke betseb egzabher abzihu yibarkum 💓

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 ปีที่แล้ว +3

    ምሕረት የውርደሎም ነቶም ዝሓመሙ

  • @user-kf3zk6hb2y
    @user-kf3zk6hb2y 4 ปีที่แล้ว +3

    መሉየ ብምንታይ ከምዝገልፀካ ኣይፈልጥን ዕድመኻ የንወሐዮ ዝረገፅኻዮ ለምለም ዝኸድኻዮ ብርሃን ይፅናሕኻ ሙሉዋይ

  • @albadr2531
    @albadr2531 4 ปีที่แล้ว +2

    ejeka.Maleye. Fatera.yahegezakama...💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @mlashuabrha6005
    @mlashuabrha6005 4 ปีที่แล้ว +2

    Awlaelo adey miss you

  • @lmlmhou2187
    @lmlmhou2187 4 ปีที่แล้ว +2

    Atum burukat zerie 😍😍😍😍😍😍😍

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo8565 4 ปีที่แล้ว

    egizabiher amilak mihret ywirdelom kmue ewin abona haleka abirah egiziabher ybarcelna

  • @romangebre3222
    @romangebre3222 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣየኹም ናይና ኣምላክ መሳና ኩሉና ኢጃምና ንግበር

  • @selameyazalkuoamlakiy8787
    @selameyazalkuoamlakiy8787 4 ปีที่แล้ว

    Edmani teanani yehbkuom ni zehamamuo kea egzbher mhret yawrdlom 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @amenweldemariam8951
    @amenweldemariam8951 4 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelom kbre msgana ygbeaka memhr mulu 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Gubsa
    @Gubsa 4 ปีที่แล้ว +1

    Wwwww kitzarebelu zikebideka haliyot

  • @feshahabte3715
    @feshahabte3715 4 ปีที่แล้ว

    Admen tanan yehabka fetari kulu alem memhr hawry

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +3

    kulu seb kem deke enda boy Abrha entzkwen ::🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙🗝🏠🔔🌽👋👋💕🌝🌞🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🧸

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 4 ปีที่แล้ว +2

    😍😍🙏🙏🙏🙏

  • @abebabeyenehagos5776
    @abebabeyenehagos5776 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaji like ztnkf eyu ngebari sena kulusha e Goyta eyesus mechanical alem btsegu ydegfkum ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏

    • @brhanabrha7656
      @brhanabrha7656 4 ปีที่แล้ว

      😍😍😍😍😍😍😍

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 4 ปีที่แล้ว

      Etiom abzi shigir tsatefun teberktun zelekum Egziabher yhagzkum etom tiena xegem zelewom ka Egziabher ymharom

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉ ሓወይ ጥንቃቄ ግበር ጋንቲ እና ማስክ ግበር ምስ ይቅርታ ዝያዳይ

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +8

    ዝገርሙ ቤተሰብ ንቀረጻ እውን አይደልን ይገርሙ::ኻልእ ግን ርአዩለይ ይብል ምንም ዘይሰርሐ::ዋይ ከቅንኡ ቤተሰብ አታ አምላኽ ዕንቅፋት ከይተውቅዖም ንስድራ እንዳ አቦይ አብራሃ::

    • @tigraimida2037
      @tigraimida2037 4 ปีที่แล้ว +2

      እወ እዞም ሰባት ናይ እግዘኣብሄር ዮም ካብ ቀደመይ የ ዝፈልጦም

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ኣምላክ ፀጋ ተዓዲሎም

  • @salamb9556
    @salamb9556 4 ปีที่แล้ว

    ❤️👍

  • @mlashuabrha6005
    @mlashuabrha6005 4 ปีที่แล้ว

    Ohhhhhhhh adey mearey efffffff miss u

  • @user-gq4lb1sv7j
    @user-gq4lb1sv7j 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ነጋሽ ኣደይ

  • @amenweldemariam8951
    @amenweldemariam8951 4 ปีที่แล้ว

    Enda aboy abraha senay srah eyu edmen tenan yehabelna

  • @berihuhabtemariam6563
    @berihuhabtemariam6563 4 ปีที่แล้ว

    Memehr mulu odmen tionan yhabka geberti senay ka amlake yhagzkum

  • @alishaalisha6141
    @alishaalisha6141 4 ปีที่แล้ว

    ENTAY ALEWO NAKAS TI MEMHDAR TEKLILOM NAKA TEZBUKA KEMEY MKENAT ETA ADI MULU KNDSHIH KUN ZBLO YEBLEYN NZHAMEMU DMA MHRETU YLAKELKUM FETARI KULU ALEM TAY YSEANO

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m 4 ปีที่แล้ว

    NAY BHAKI DES ZIBIL SIRAH EU. Amlak misakum yikun. kulina akmina zefkedo kinhigiz alena.

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 4 ปีที่แล้ว

    aseyy ten adatat des kbla

  • @tesfayaynidera1336
    @tesfayaynidera1336 4 ปีที่แล้ว

    des bahalit mekell

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo8565 4 ปีที่แล้ว

    kab bimdir seb zifeltmo misgana ezigabher zfeltmo yhizhenu elom eyom eti zibletse kulu zirei.amilak sile zelo

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኸይ ሃፍታም ግበረኒ ኽሕግዝ

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +1

      ሃፍቲ ቅርሺ ድዩ ሃፍቲ ሕልና

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ትዕድልቲ ገለ ሰብ ሰናይ ግብሪ ክትገብር ከምቲ ሰማያዊ ኣምላክና ዝብሎ ገንዘብኩምን ሃፍትኹምን ኣብ ፉሎሖ ኣብዘይ ይበለዖ ኣቀምጥዎ ዝብሎ ከም ባዓል እንዳ ኣቦና ሃለቃ ገብረመድሂን የትግብርዎ ኣለው ገለ ሰብ ካኣ ኩፉእ ግብሪ ክገብር ከይደቀሰ ይሓድር ገለ ካኣ ብሠሰዐ ተዋሑጡ ይነብር መምህር ሙሉእ ዓለትን ሃገርን ብሄርን ሃይማኖትን ከይፈለኻ እትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ግብሪ ኣምላኽ ዓስብኻ ይኽፈልካ ነዞም ኩቡራት ስድራ ገበርቲ ሰናይ ካኣ ኣምላኽ ኣስቢ ግብሮም ይሃቦም ነዞም ኣሕዋትና ካኣ ኣምላኽ ሙሉእ ጥዕና ይሃቢም ፈጣሪ

  • @azmerahinxa110
    @azmerahinxa110 4 ปีที่แล้ว +1

    Leka kemzi zgebru abotat ewn alewna eyom kalat eko siene beka

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +31

    Mekelle university ግን ንመምህር ሙሉ ናይ ክቡር doctor ይሃበልና ትብሉ ሲ like ግበሩ::