ERIPM |ጉዳይ ኢሮብ ...? | ኣገረምቲ ሓቅታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • Join ERIPM Membership:
    / @eripmeritreanpublicmedia
    Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
    EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
    If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
    Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our TH-cam channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
    Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

ความคิดเห็น • 63

  • @seyoumberhe7566
    @seyoumberhe7566 3 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you for looking into this tragedy and trying to find positive outcomes.
    But, I contend that and decision about any community must be based on the wishes of that community.
    While Isayas is in power, there is no hope for reasonable discussion; he has to go.

    • @heruy8274
      @heruy8274 3 หลายเดือนก่อน

      Everybody knows that he must go. But what leader and government should replace him?

  • @zewabo1452
    @zewabo1452 3 หลายเดือนก่อน +3

    ህዝቢ ነናቱ ታሪክን አመጻጽአውን አለዎ ሃገርን መሬትን ድማ ነናቱ ታሪክን አመጽጽአንውን ከምዑ ክልቲኡ ታሪክ ህዝብን ሃገራትን ዶባትን ዝተፈላለየ ኢዩ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብናይ አልጀርስ ስምምእን ፍርድን ተወዲኡ ኢዩ ኤርትራዊ ተመሲልኪ አይተደናግሪ ንስሃትኩም ኢሁም ንህዝቢ ኢሮብ እትርብሹዎ ወሪዱዎ ኤርትራዊነት ርሂቁዎ ኤርትራዊ ህጅ ዘለዎ ኩነታት ጊዜያዊ እዩ ዶብ ግን ዘለአለማዊ እዩ

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሕቶ ንኤሪፒኤም ድሕሪ ሰላምታ:
    ዶብ ሀገራት አፍሪቃ ብአህጉራዊ መግዛእታዊ ዶብ ዝቖመ ከምዝኾነ ርዱእ ይመስለኒ::
    ስለዚ ኤሪፒኤም አብ መግለጺኹም ከምዝገለጽኩሞ ብይንዶብ አህጉራዊ ቤትፍርዲ ኤርትራን ኢትዮጵያን መሰረት ብንጹር መርገጺኹም እንታዩ??
    ምኽንያቱ መሰል ናይ ህዝቢ ኢሮብ ይተሓሎ :: ይከበር ጽቡቕ::
    ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብመሰረት አህጉራዊ መግዛእታዊ ዶብ መሰረት ዝተዋህበ ብይን መርገጺኹም ብግልጺ ኮፍ ክተብልዎ ጽቡቕ ምኾነ::
    ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ (ስርዓት ኢሰየስ) ልኡላውነት ኤርትራን ዘራኽብ ስለዘይብሉ:: ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ አብትሕቲ ጽላል ልኡላውነት ኤርትራ ንጠላሚ ጉጅለ ስርዓት ኤርትራ አልዩ ቅዋማዊ ስርዓት መንግስቲ ክውን ንምግባር ዝቃለስ ኤርተራዊ ምንቅስቓስ ኢዩ::

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኢሮብ ኤርትራውያን ናይ ሙዃን ዕድል ምርካቦም ዓቢ ጸጋ እዩ ተቐሪብሉ። ትግራይ፡ ብቐትሩ ሰብ ተጨውዩ ዝጠፍኣሉ፡ ብለይቲ ክትንቀአሳቐስ ዝውይሕሰበሉ ክልል እዩ። እዞም ናይ ከዳሚት ወያነ ከደምቲ፡ "ትግራይ ትዕወት" እንዳበልኩም ለኪምኩማ። ከድዓት ከደምቲ፡ ምልፍላፍ ጥራይ እያ ቁም ነገርኩም።

    • @sabahaile4297
      @sabahaile4297 3 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ዝድለ ተኮይኑ ናይ ብሓቂ ኢሮብ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ምስ ኢትዮጵያ ክኾኑ ኣለዎም። ሩባ በለሳ ዘለዋ ዓድታት ጾሮና ናይ ኤርትራውያን ኢዮም ናብ ኤርትራ ምምላሶን ኢዩ እቲ ፍታሕ ኣብ ፊላንድ ሰሪሒ ኢዮም ኣብ ኤርትራ ይሰርሕ ማለት ኣይኮንን። ጾሮና ናይ ኤርትራ መሬት ኢዩ ናብ ኤርትራ ይምለስ ።ኢሮብ ናይ ኢትዮጵያ መሬት ኢዩ ናብ ኢትዮጵያ ይምለስ ኩሉ ኣብ ዶብ ዘለ ህዝቢ መሬቱ ግራቱ ኣእማኑ ይፍልጥ ኢዩ ዘላቂ ፍታሕ ህዝቢ ኢዩ ክውስኖ ዘለዎ ኣብ መወዳእታ እቲ ዶብ ነቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ህዝብታት ዘይጥጠቅም እንተኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ!!!!!!!!!

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน +1

      Nsu Alemlekawi bet frdi zwedeno zeykyer wusaneyu 44::

    • @Truth-vc8yy
      @Truth-vc8yy 3 หลายเดือนก่อน

      @@AAGTOSS ናይ ሎሚ ኤረትራኸ? ቀደም እንስሳ ማለት አድጊ ብዕራይ ጠፊኡና ዝበሀል ነይሩ ክቡር ሓው:: ሎሚ ግን ክትዛረበሉ ዘሕፍር እከለዶ ሪኢኹም ዝበሀለሉ እዋን ኢና ዘሎና አብ ኤርትራ:: ትዘሕዝን ክአ ንሽፍታ ስርዓት ኢሰያስ ምሕባር ገበን ተቖጺሩ ሓታቲዩ ዝእሰር::
      አብ ትግራይ ምስ ውግእ ዝመጸ ስርዓተ አልቦነትዩ ዝትብሎ ዘሎኻ ተፈጢሩ::

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 3 หลายเดือนก่อน

      @@Truth-vc8yy ነዚ ጭዋ ህዝቢ ኤርትራስ ምስዞም ክብርታት ዘይብሎም ትግራይ ተነጻጽሮም ኣለኻ ፧ ኣብ ትግራይ ኲናት ስለዝተገብረ እዮም ከምዚ ዝገብሩ ዘለዉ ትብል፧ ኲናት ንናይ ቀትሪ ስርቂ ፍቓድ ይህብ ድዩ ፧ ብነብሶም ደኣ ጭውነት ዘይብሎም ኮይኑ። ኣብ መርዓ፡ ንለማኒ ትግራዋይ ስዋ ሂብካዮ እኮ ነታ ምለሊኽ እዮም ለኪሞማ ዝኸዱ። ኣሕዲርካዮም፡ መንጸፍካ ተማሊኦም ዝኸዱ እዮም። ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ፡
      ኣባና ዝነበረ ኲናት እኮ ይኸፍእን ይነውሕን። ደርጊ እኮ ንወያነ መላመዲ ኲናት ጌሩ እዩ ናባና ዝመጽእ ኔሩ። ደርግ፡ ኣብ ምሉእ ትግራይ ሓንቲ ክፍለጦር እዩ ኣቐሚጡሎም ኔሩ። ኣብ ኤርትራ ሽድሽተ ክፍለጦር ኣቐሚጡ ኔሩ። ዕስራ ዓመት ድማ ኣብ እገዳን ዕጽዋን ኢና ኔርናን ዘለናን። ንሓድሕድና ግን ኣይተባላዕናን።

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@AAGTOSSdenbya hamasen budatat alet meninet alibo sdetegnatat metsaweti Italian sodomawiyan funfunat alet chenewti resahat funfunat budatat denbya hamasen Italian kabakum keywelidu sodomawi gerkum eyu awalidkum ayterefe awedatkum gbre sodomawi ekum hasakat denbya chenewti sdetegnatat lementi 🤧🤮🤮🦓🦓

  • @wediatoato6868
    @wediatoato6868 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሙሉእ ሰላም ክህሉ ንፁር ዶብ ክህሉ አለዎ እምበር ኢሮብ ትግርኛ እንዳበልካ ናይዐሌት ሀገር የለን በዛተጀሜራ ዘላ ተዘይነፂራ ንመዋእል ዝመፅእ ሰላም የለን ብወረ ዝረጋገፅ ሰላም የለን

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 2 หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ መረት መረት እንበር ዓለቶም ካቨይ መጺኦም ኣይኮነን እቲ ሕቶ ኤርትራ ብዉዕል ኣልጀርስ ዝተወሰነላ እያ ትደልይ ንሃገራት ሕጊ ስለ ዘንብረን በቲ ዝተወሰነ ከኣ ተቀቢለሞ ክነብሩ ኣለዎም ክግደፍዎ ነዚ ህዝቢ

  • @open795
    @open795 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቱም ሰባት ደቂ ዓበይቲ ፡ ጉዳይና ጉዳይ መግዛእታዊ ዶብ ጥራሕ ክኸውን ነይሩዎን ኣለዎን ። ንኣብነት ፡ ነዚ ኣህግራዊ ዶብ ኣብ ግዝየ ሃይለስላሴ ንህዝቢ ኢሮብ ናብ ኣውራጃ ትግራይ ክምሓደር ኣውጁ ፡ ደርጊ ድማ ንዓሰብ ኣውራጃ ወሎ ፡ ቀጺሉ ኣይተ እሰያስ ንባድመ ብወያነ ክትመሓደር ወሲኑ ፡ ኣብ ምጨረሽታ ብዘይ ኣዋጅ ህዝቢ ጾሮናን ከባቢኣን ግዳይ-ኩሉ ኾኑ ። ስለዚ ፡ ካብ ዝኹሉ ቃልስና ወይ መገድና " ጓል-መገዲ ክኸውን የብሉን ።

  • @ttesfalem
    @ttesfalem 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ታሪኽ እንጂኔር ዘቕረቦ ካብ 1920 -2024 ከባቢ 100 ጥራሕ ኢዩ፡ እሞ ህዝቢ ኢሮብ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ 100 ዓመት ክንድዚ ወረዳ ዝኣክል ፈርዩ።😂😂

  • @amyohannes4198
    @amyohannes4198 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eripm Henok
    enemy of peace of Ethiopia and Eritrea

  • @BhHb32
    @BhHb32 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሽፍታስርዓት ንኹላ ኣሳቕዩዋ

  • @yohansbelay2323
    @yohansbelay2323 2 หลายเดือนก่อน

    እሱኹም ከኤ ህጊ አለኩም አቱም ሰቢ ህጊ ውሰዲዎም ምሳኹም አቢ ትግሪይ

  • @mihretabdebesay3468
    @mihretabdebesay3468 2 หลายเดือนก่อน

    Suk beli lekbat nehza megzaeti hegdef ferihna aykonan Eritreawiya kenkewun zeydelena. nehna deki agame ina tegaru ina ::

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน

    Hasawi naymen tarik eka tzareb zeleka? Erob kab negede gud eyom

  • @selam7603
    @selam7603 3 หลายเดือนก่อน +2

    ERITREA is for ERITREANS ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 3 หลายเดือนก่อน

      Halewlew zeymnewekum sebat. Ezi werqawi qal ezi ztezarebu seb, kemzi kemakum trgum zblwo qal zyfeltu sebat aykonun nierom. Abeyn measn neyenayn kemu kemzbhal flet nqdm.

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy 3 หลายเดือนก่อน +2

    Holland 17k ሚሎን እዮም ዜና ኣይተዛብዑ 😅😅😅

    • @banatubetube792
      @banatubetube792 3 หลายเดือนก่อน +2

      Holland ኣይኮነትን፣ Alland እያ። ጽቡቕ ጌርካ ዘይትሰምዕ? ኦላንድ ግዝኣት ፊንላንድ እያ። እታ እስኻ ትፈልጣ ሆላንድ ኣይኮነት😁

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዝድለ ተኮይኑ ናይ ብሓቂ ኢሮብ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ምስ ኢትዮጵያ ክኾኑ ኣለዎም። ሩባ በለሳ ዘለዋ ዓድታት ጾሮና ናይ ኤርትራውያን ኢዮም ናብ ኤርትራ ምምላሶን ኢዩ እቲ ፍታሕ ኣብ ፊላንድ ሰሪሒ ኢዮም ኣብ ኤርትራ ይሰርሕ ማለት ኣይኮንን። ጾሮና ናይ ኤርትራ መሬት ኢዩ ናብ ኤርትራ ይምለስ ።ኢሮብ ናይ ኢትዮጵያ መሬት ኢዩ ናብ ኢትዮጵያ ይምለስ ኩሉ ኣብ ዶብ ዘለ ህዝቢ መሬቱ ግራቱ ኣእማኑ ይፍልጥ ኢዩ ዘላቂ ፍታሕ ህዝቢ ኢዩ ክውስኖ ዘለዎ ኣብ መወዳእታ እቲ ዶብ ነቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ህዝብታት ዘይጥጠቅም እንተኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ!!!!!!!!!

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน

      Men eka nska nay alem wusane frdi teabi?

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 3 หลายเดือนก่อน +4

    ደቂ ኢሮብ ኤርትራውያን የለውን ኣይነበሩን ድዩ ዝኸውን ዘሎ እቲ ሓሳብ? ኣይ ደቂ ማይ ጠላሚት!!

  • @AbrehetTsegay-rn5mq
    @AbrehetTsegay-rn5mq 2 หลายเดือนก่อน

    Weldegebawi mexnaeti yu zi

  • @alazar-j4m
    @alazar-j4m 3 หลายเดือนก่อน

    Erpm xbq medeb 🎉🎉🎉

  • @wedigashlove
    @wedigashlove 2 หลายเดือนก่อน

    Atum lezyti besnkukum eba nedhrit nemles alna

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 3 หลายเดือนก่อน

    ዜሌ፡ነገር፡ኣይተውርዩ፡ኢሮብ፡ምስ፡ኤርትራ፡ኮይኖም፡ኣይፈልጡን፡መዋእሎም፡ምስ፡ትግራይ፡ኢዮም
    ኣብቱ፡ከባቢ፡ዘለው፡ኤርትራውን፡ደረቶም፡ኣይ፡ከምዝኾነ፡ይፈልጡ፡ደቂ፡ኢሮብ፡ወረዶኦም፡ኣውራጆኦም፡ይፈልጡ

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 2 หลายเดือนก่อน

    aye tegaru zigizag😂😂😂

  • @hayelehagos7802
    @hayelehagos7802 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 3 หลายเดือนก่อน

    AGAME AGAME, KITIBLU HAWTITKUM...WEY YIKEDU WEY ERITREAWIAN KOINOM YIKEDU

  • @haneber7369
    @haneber7369 3 หลายเดือนก่อน +2

    🆓💙Eri✊PM💙🏖

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 2 หลายเดือนก่อน

    Metarrrr

  • @haneber7369
    @haneber7369 3 หลายเดือนก่อน

    Eri✊PM

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 3 หลายเดือนก่อน +3

    Wow great explanation thx u sis ur amazing ❤❤

  • @amlesomkelati4750
    @amlesomkelati4750 3 หลายเดือนก่อน

    Trity of Algeries zibihal neru juntex.

  • @World436
    @World436 3 หลายเดือนก่อน

    Guday Akran ka kemzi geyrkum Aqrbwo hray do

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 3 หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ ጾረና ኽ ፍርቂ ጾሮና ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ!!!!!!!!

  • @SuperMobly
    @SuperMobly 3 หลายเดือนก่อน +2

    Question is why Weyane accepted the Algiers agreement that gives IROB to Eritrea and Tserona to Ethiopia. Why they couldn't simply say they won't accept it.

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778 3 หลายเดือนก่อน +3

    Aljers give Tserona to Tigray. I think you should keep your people and we keep ours. Peace and love to Tigray and Eritria

    • @World436
      @World436 3 หลายเดือนก่อน +4

      No Tsorona is just in Eritrea map

    • @hagosfessehaye31
      @hagosfessehaye31 3 หลายเดือนก่อน +3

      Xbuk gerka ambebo , Algerias agreement Bro.xerona nay Eritrea eya

    • @heruy8274
      @heruy8274 3 หลายเดือนก่อน

      The whole of Eritrea and Tegray should be reorganized as a unified country.

    • @heruy8274
      @heruy8274 3 หลายเดือนก่อน

      H

    • @heruy8274
      @heruy8274 3 หลายเดือนก่อน

      The whole of Eritrea and Tegray should reorganized as one unified country.

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 3 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኢሮብ ደቂ ወልደምሕረት ኮይኖም ወልደምሕረት ድማ ወዲ ሹም ዓጋመ እዩ ብወሰን ዝውለድ ኣዲኦም ሳሆ እያ።ናይዚኦም የሕዋት ኣብ ትግራይ ኣብ ኣውራጃ ዓጋመ ዘሎ ምብዛሒኡ ህዝቢ ኣሎ ኣብ ኤረትራ ከኣን ኣብ ከም በዓል እገላ ሓጺን ዘሎ ዓድታት ምስ ህዝቢ ኢሮብ የሕዋት እዮም ከሙኡውን ኣብ ሓማሴን ኣለዉ

    • @sabahaile4297
      @sabahaile4297 3 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ዝድለ ተኮይኑ ናይ ብሓቂ ኢሮብ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ምስ ኢትዮጵያ ክኾኑ ኣለዎም። ሩባ በለሳ ዘለዋ ዓድታት ጾሮና ናይ ኤርትራውያን ኢዮም ናብ ኤርትራ ምምላሶን ኢዩ እቲ ፍታሕ ኣብ ፊላንድ ሰሪሒ ኢዮም ኣብ ኤርትራ ይሰርሕ ማለት ኣይኮንን። ጾሮና ናይ ኤርትራ መሬት ኢዩ ናብ ኤርትራ ይምለስ ።ኢሮብ ናይ ኢትዮጵያ መሬት ኢዩ ናብ ኢትዮጵያ ይምለስ ኩሉ ኣብ ዶብ ዘለ ህዝቢ መሬቱ ግራቱ ኣእማኑ ይፍልጥ ኢዩ ዘላቂ ፍታሕ ህዝቢ ኢዩ ክውስኖ ዘለዎ ኣብ መወዳእታ እቲ ዶብ ነቶም ኣብ ዶብ ዘለዉ ህዝብታት ዘይጥጠቅም እንተኮይኑ እንታይ ትርጉም ኣለዎ!!!!!!!!!

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน

      ⁠​⁠@@sabahaile4297men eka nska hzbi Erob nab dlayka tgebro? Kid enteselika tigrayka zkelekeleka yelen 😅😅

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 3 หลายเดือนก่อน +1

    Butami des zebil program 💙💙💙💙💙💙 thanks erpm

  • @Tusfai
    @Tusfai 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣብ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ብልቢ እዩ ከብደይ ዝበልዓኒ ኢሮብ ድማ ዕጫና ከይወርዶም ይሓስብ ኔረ እየ ኮይኑ ድማ ፈጣሪ ይሓልወም ዘይወግሕ ጸላም የለን 🙏🙏🙏

  • @ሻም
    @ሻም 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብዛሓት ደቂ ኢሮብ ኣብ ገድሊ ኤርትራ ተሳቲፎም። እንተኮነ ህዝቢ ኢሮብ ኣብ ኢትዮጵያውነት ትግራውነትን ዘለዎ ሓያል ፍቅሪ ናብቲ ነጻግን ዘይተኣማመን ገና ውን ዘበቆለ ኤርትራውነት ክጽንበር ፍጹም ኣይካኣልን።

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 3 หลายเดือนก่อน

      Bzuhat aytbel, wuhudat yom. Geleom bgdi,Geleom kea adetatom hizenaom n eritrea sle zteatewa(dagmay ztemer'awa)mo abu sle ziabeyu kemsebom tegefifom ab wut'hdrna ziatewu eyom ember, nsle eritrea elom ztewageu erobetot yrkebu eyom zbl gmt yebleyn.

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน

      Hzbi Erob bzuhat deku ab Eritrea 🇪🇷 tesewiomyom

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 3 หลายเดือนก่อน

    Hamimki alek ezom tibliyom zeleki yehwat nay kidmi 700 amet u gega

  • @hitesfay8474
    @hitesfay8474 3 หลายเดือนก่อน

    Erop Is The Land Of Tigray 100% Whenever That Deception Is From The Psycho Mindset Created.

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน

      You can Dream 😂😂😂😂😂