EMNA1 "ህዝቢ ኤርትራ፡ ዋርድያ ብዘይ ብረት" ኢጣልያዊ ኮንቲ ሮሲኒ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 58

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 19 วันที่ผ่านมา +2

    ሩሑስ ሐዱሽ ዓመት ደቂ ሪመይ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zenebesh6600
    @zenebesh6600 19 วันที่ผ่านมา +1

    🎉❤❤❤ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ልደት ይግበረልና ኤርትራውንት ዘይጻዓት መንነት ❤❤❤ንጀጋኑ ንሓልታት ምክልኻል ሓልታት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Paulos.w7
    @Paulos.w7 19 วันที่ผ่านมา +3

    We Are Number one in this continent. 🇪🇷🦅🇪🇷

  • @MadhaneBerhane
    @MadhaneBerhane 20 วันที่ผ่านมา +7

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት

  • @Weldezghi
    @Weldezghi 20 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢን መንግትን ኤርትራ ንሰራዊትና ሰራዊት ሓበኒን ኤፍሬም ግደ ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ!!!

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 20 วันที่ผ่านมา +2

    ወዲ ግደ ሐውይ ክብርትን ጥዕናን ይሃብካ ንታርክና ዝተረክካ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weiniwoldetinsae626
    @weiniwoldetinsae626 19 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks EMN1 HAPPY NEW YEAR 🇪🇷♥️🎉

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา +1

    Meriheba deki Erey maaery Jeganu, Silimatey Zey Fikirekum enkoa natey Konkum 🇪🇷❤️🌹🥰👌👋🐫🇪🇷🙏🏽

  • @niey-z9g
    @niey-z9g 20 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Eefrem for your program.This genocide against Eritreans by Ethiopia is hard to listen.To those who didn’t see Eritrea as country I will say RIP 🙏❤️🇪🇷❤️

  • @KflaySbhatu-nr4xr
    @KflaySbhatu-nr4xr 19 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መደብ እዩ በርብሮ ብዝሐየለ ቀጽሎ ርሐስ ሐድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪👍

  • @SrihtFenqlSrihtFenql
    @SrihtFenqlSrihtFenql 20 วันที่ผ่านมา +4

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት ። ካብ ትሩኪ ክሳብ ኤትዮጵያ ገዛእቲ ሃገራት ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ጽንተት ኣብጺሖም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ።ኩለን ክክሕሳ ኣለወን እዘን ቁሩሓት ገዛእቲ ሃገራት ። ክብሪ ህዝባዊ ግንባር ንህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ኩሉ ጥፋት ዘድሓኖ።

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 19 วันที่ผ่านมา +1

    👍👌🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️thank you happy new year

  • @KedaeTifae
    @KedaeTifae 16 วันที่ผ่านมา

    ብሉጽ ሃገራዊ መደብ ሰፊሕ ትምህርቲ ዝምህር ክትስስነልና ንምነ፡ ክብረት ይሃበልና ኤፋር❤❤❤❤❤

  • @freiweinihagos561
    @freiweinihagos561 20 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷happy new year, my people, I ❤my history👍

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา +1

    Jeganu Wedomn Qualom Aewet ziy dirarom Temesigen Fetari enkoa Eritreawit konku 🇪🇷❤️🐫🇪🇷🙏🏽

  • @bereketrussom9444
    @bereketrussom9444 19 วันที่ผ่านมา

    ብራቮ ኤፋር ጽቡቅ ስራሕ ፡ ጽቡቅ ጌርካ በርቢርካ ቀጻሊ ኣምጸኣልና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ገሊኡ ኣይፈልጦን እዩ ታሪኹ ገሊኡ ከኣ ኣመና ለዋህን ሓዳግን ብምኻኑ ፡ ቀጻሊ ግዳይ ከይከውን መጻኢ ወለዶ ።❤❤❤❤

  • @mesgennagenet-hz8ej
    @mesgennagenet-hz8ej 20 วันที่ผ่านมา +5

    Thanks Brother 💐💐💐

  • @Debishey
    @Debishey 20 วันที่ผ่านมา +3

    Happy new year 🇪🇷❤️🙏

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา +1

    Meret Semaaetatn Kudusan ziy Tebareket Hegerey Aediy Jeganu 🇪🇷❤️🐫🌹🇪🇷🥰👌👋🇪🇷😇💕🇪🇷🙏🏽

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe4708 18 วันที่ผ่านมา

    Thank you so much EMNA for history of Eritrea 🇪🇷❤️👏👏

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 20 วันที่ผ่านมา +3

    Ruhus hadsh amet 2025 nmulue hzbi Eritrea 🇪🇷 amete selam rahwa ygberelna egziabiher amlak 🙏 🙏 🙏

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 20 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 20 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 20 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍

  • @yodit1991
    @yodit1991 17 วันที่ผ่านมา

    ብሉጽ መደብ ከም ወትሩ ታሪኽ መሃሪ መደብ ነመስግነካ ኤፋር፣ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ❤❤❤❤❤❤

  • @eritree9794
    @eritree9794 18 วันที่ผ่านมา +2

    *🌴🇪🇷 ኢምና - አዴና 🇪🇷🌴*
    *ብሩኽ ዓመተ 2025 ንመላእ ህዝብን ሰራዊትን መንግስት ሃገረ ኤርትራ ። ክብርን ሞጎስን ናብ'ዚ መድረኽ'ዚ ንዘብጽሑና ጀጋኑ ስዉኣትና ይኹን ። አይረሳዕናዮን !አብ'ዚ ተጠቂሱ ዘሎ አብ ልዕሊ ምሩኻት ኤርትራውያን ዝተገብረ ዘስካሕከሕ ፍጻመ አርኪብናሎም ኢና ፣ ሓደ ካብኦም አቶ በኺት መ/ኑር ሳጓኦም { ቤትጁካይ } ዝበሃሉ አቦና ነባሪ ከተማ ከረን ነበሩ ። ገዝኦም አብ መንጎ ዓዲ- ሓባብን ገዛ - ወረቀትን ነበረ ።*
    *ከምኡኻኣ ንዝኸበርካ ኤፍሬም ግደ ምስ መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ በቲ እተቅርቦ ታሪኻዊ ቅያ ሃገራውያን ዝሓዘለ መደባትካ አዚዪ ህቡን ዜጋ'የ ።*
    *🙏 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏*

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 18 วันที่ผ่านมา +1

      Happy new year to all of you which hold our EriTree🤝❤️🐪🗝️🌴⏰📚🚅🍹

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 20 วันที่ผ่านมา +2

    Ruhus hadish amet yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meazaafeworki6473
    @meazaafeworki6473 19 วันที่ผ่านมา

    Hello EMNA. Thanks for the story of Eritrea and our people who sacrifice.
    Well done Efream. May God bless you and your family.
    I always appreciate that you dig and present to us what we should know about our beloved Country from root until now. It's not un easy work.
    May God give you more wisdom and energy. Thanks.

  • @araia5277
    @araia5277 20 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉❤️🇪🇷

  • @eritrea941
    @eritrea941 20 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา

    Aemet Selemn Rahwa Kisanetn Siditina Aebkiau aebta Aelem Aeyna kab mitimat ziy Teairif Eritrea Hegerey yimilesan 🇪🇷❤️🌹🥰🐫👌🇪🇷❤️🙏🏽

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 19 วันที่ผ่านมา

    ናጽነት!
    ንቁሕ ጽኑዕ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ቁኑዕ መትከላዊ መሪሕነቱ ሻዕብያን፡ ንዝኮነ መዝማዚ ፈተነታት ወትሩ ምስበድሀ ኢዩ፡ ምናልባት ሕጂ ድማ ፍሉይ ዝገብሮ ናይ ገረብ ብሓክላ፡ ብገለ ከድዓት ዑሱባት ተበለጽቲ ደቂሃገር፡ የዕናዊ ሓድሽ ሽርሕንጉርሕን ውዲታት ምድማሩ ጥራይ ኢዩ🙏🏽
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡

  • @OkbayAmanuel
    @OkbayAmanuel 20 วันที่ผ่านมา +4

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asratmebrahtu
    @asratmebrahtu 20 วันที่ผ่านมา +2

    Abesa abesa abesa ferem hawey ademen tenan yehabka fetari❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @aberehamtegaygelegaber7404
    @aberehamtegaygelegaber7404 20 วันที่ผ่านมา

    Yekenyelna Efrem Gide sleti tigebro hakenja tarik hisum gifetat tselaetin jigninetawun ab mizintawn mitrakin.❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา

    Deki Erey maaery Jeganu enkoa natey konkum. Temesigen Fetari Eritreawit ziy konku kulu gizey Eritrea Hegerey nibahel 🇪🇷❤️🐫🌹🥰🇪🇷👌👋🙏🏽

  • @kibrag3199
    @kibrag3199 20 วันที่ผ่านมา +2

    🌹💕♥️🇪🇷🌹💕♥️🇪🇷🌹💕♥️🇪🇷🎆

  • @EmbaSoira81
    @EmbaSoira81 20 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪

  • @SrihtFenqlSrihtFenql
    @SrihtFenqlSrihtFenql 20 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት ።800 እዋይ ብስማኣም ክማካ እናተዛረቡ ኣሕዋት ኣናበሉ ካብ ክሳድ ወላዕሊ ኣብ ዓለም ዘይተገበ ኣብ ርእሲ ኣቦሓጎታትና ዝተገበረ እዚ ሽፍታ ኣሉላ 800 ኢድን እግርን ቆሪጾሞም መሳፍንቲ ተጋሩ ዝስካሕክሕ ታሪክ ተጋሩ። ዘይሃ በሰላ።

  • @GisilasemeashoAkberom
    @GisilasemeashoAkberom 19 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา

    Aelem Mesita Hiziby Eritrea Hegerey yewiridelki. Kisab hji Xiairki sala Jeganu Deki Tekebira Tinebir Shaaibiya wey kaae mot Aewet n Hefash 🇪🇷❤️🌹🐫🥰👌🇪🇷🙏🏽

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 20 วันที่ผ่านมา

    Miaerabawyan Denakir Eritrea Merata enber Hiziba Aeyediliyenan Hijike 🇪🇷❤️🌹🐫🇪🇷❤️🌹🐫🇪🇷🥰👌🇪🇷🙏🏽

  • @habtom7889
    @habtom7889 20 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤❤❤

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe4708 18 วันที่ผ่านมา

    Happy New Year 🎊🎆🎈🎈

  • @hagoskidane1940
    @hagoskidane1940 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mchiwti hagerna kulu gzie ablbna alki.

  • @Mehari2491
    @Mehari2491 19 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ናይ እዞም ደቡብ ዘለዉ ብጭካኔን ቅንአትን ልቦም ዝሓበጠ ተካል ጎረቤት ታሪኽ ይተንተን::
    እዚ ታሪኽ ዝነገረኒ ወዲ 7 ዓመት ከለኹ ጀሚሩ ክሳብ ወዲ 14 ዝኸውን ምሳና ዝነብር ዝነበረ ሓዊ አቦሓጎይ ነጊሩኒ::
    4ይ አቦሓጎይ: ስልጣን ወዲ ናፈዕ ይበሃል:: ሓዉ ከአ ስልማን ወዲ ናፈዕ:: መንሳዕ:: እዚ ከካፍለኩም ዝደለኹ ታሪኽ አብ መንሳዕ ቤት ሻሕቀን: ገድገድ: ረበል: ገለበዝ ዝበሃል ቦታታት ኢዩ::
    አቦሓጎይ ስልጣንን ሓዉ ስልማንን ብጥሪትን (ከብቲን አባግዕን) መጽዓኛን (አፍራስን ሪፋይ አእዱግን) አብቲ ከባቢ ዝሃብተሙ ነሮም:: ብአማኢት/ሽሕ ዝቁጸር ጥሪት ነርዎም::
    እቲ ጊዜ ቅድሚ 150 ዓመት አቢሉ ኢዩ:: አብ ጊዜ እቲ ጨካን ትግራዋይ ራእሲ አሉላ:: ራእሲ አሉላ ንኤርትራውያን መንሳዕ ጥሪቶም ክዘምት ምስ ዓቀይቶቱ/ሰራዊቱ ይመጽእ እሞ ንእንዳ አቦሓጎይ ስልጣንን ግራውቱን መጺኡ ብአማኢት ዝቁጸራ ጥሪትን አባቅልን ይዘምት እሞ አቦሓጎይ ስልጣን ብዙሓት አገልገልትን ጏሶትን ነሮሞ እሞ ንኩሎም ጸዊዑ ንከባቢ ዓዲ አኪቡ ክሕግዝዎ ይልምን:: እቶም ዝተአከቡ ሰባት ብጉያ ናብቲ ጨካን ሰራዊት አሉላ ብጉራዴን ዋልታን የርክብዎም እሞ ወዮ ራእሲ አሉላ ንዝምታ ዝተቀረበ ሰራዊት ስለዝነበረ: ብቁጽሪ ዝለዝዓብለለን: ካብቶም ኤርትራውያን ሸሞንተ ይቀትል እሞ ተሳዒሮም የንሳሕቡ::
    አቦሓጎይ ስልጣን ብጣዕሚ ይጉሂ እሞ ብትግረ "ምን ቀዳሚት ለሐሪት አከት ውላድ ላ ጻራድ" ካብ ቀዳማይ እቲ ዳሕረዋይ ገደደ ኢሉ ብጣዕሚ ተሰሚዕዎ ከም ጽሉል ኮይኑ ንክልተ ሰሙን በይኑ ይዛረብ: ናይ አእምሮ ጭንቀት ሒዝዎ::
    ሓዉ ስልማን ካብቲ አቦሓጎይ ዝነበሮ ከባቢ ርሕቅ ዝበለ ስለዝነበረ (ከምቲ አቦሓጎይ ስፋፍ ወዲ ሓምድ ዝነገረኒ ሶጎ ዝበሃል ከባቢታት ኢዩ ነሩ ስልጣን ወዲ ናፈዕ) እሞ ክረድእ ከርክብ አይከአለን::
    አቦሓጎይ ስልማን ሰብ ተላኢኹዎ አብ ካልአይ መዓልቲ መጺኡ ንአቦሓጎይ ስልጣን አጸናኒዑን አደዓዒሱን: አብ ነፍሱ ክመልሶ ብዙሕ ፈቲኑ::
    ንገዝኡ ወሲድዎ እተን ናቱ (ስልማን) ጥሪት የርእዮ እሞ:: ምእንቲ ናብ ልቡ ክምለስ ኢሉ "አጆኻ መሊስናየን ኢና" ይብሎ:: አቦጎይ ስልጣን ድሕሪ ክልተ ሰሙን ቁሩብ ይሕሾ እሞ አቦሓጎይ ስልማን ካብቲ ብአማኢት ዝቁጸር ጥሪቱ: ቀይሕትን ጸዓዱን ብማዕረ ነረን እም ንስልጣን ካብ ክልቲኡ ሓደ ሕብሪ ክመርጽ ይሕብሮ:: አቦሓጎይ ስልጣን እተን ቀያሕቲ ይመርጽ እሞ ይወሃቦ: ክልቲኦም ብማዕረ ተማቂሎሞ::
    እቲ ኩሉ ጥሪት አብ ዝተፈላለየ ጊዜ: በብጊዜኡ ጠፊኡ:: ብሰንኪ አቦሓጎይ ስልጣን እቶም ዝተወልዱ አቦሓጎታተይ ክሳብ አቦይ ሳጏኦም "ወድ ታጅር" "ወዲ ሃብታም" ይበሃሉ ነሮም:: እታ ሳጏ ናብ አቦይ ምስ በጽሐት: አቦይ ከትርፋ ስለዝደለየ: "ድሕሪ ሕጂ ወድ ታጅር (ወዲ ሃብታም) አይትበሉኒ" "ሃብቲ ምስ አቦሓጎታትና ተሪፉ" ኢሉ እታ ሳጏ አትሪፍዋ::
    እዚ ታሪኽ ዝነገረኒ አቦሓጎይ ስፋፍ ወዲ ሓምድ ኢዩ::
    ኩሎም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም:: አሜን::

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 20 วันที่ผ่านมา

    ፊሊም ክስርሓሉ ኣለዎ ነብሲወከፍ ትግባራቶም ናን ከም ኡ ኢዩ ሰብና ደይርድኦ ደሎ ጽል ኢ ኮይና ኻኽ ትምሰል ፍቅሪ ኮይና ሻሽ ትምሰል

  • @SelamMaekele
    @SelamMaekele 5 วันที่ผ่านมา

    Nefu kezlo tarkna yenger🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 20 วันที่ผ่านมา +1

    መደብካ ምሉእ መታን ክኸውን ተራ ኦርቶዶሳዊት ኣስመራ እንታይ ነበረ፧ "ንሕና ምስ ኢትዮጵያ ብፈደርሽን ክንተኣሳሰር ኢትዮጵያውነትና ዘነኣእስ እዩ" ንዝብል ቀሽ ዲመጥሮስ ምሉእ ደገፍ ንክህልዎ መታን ኦርቶዶሳዊት ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ምእመናታ ንዝመተ ፍትሓተ ነብሲ ከዘይትገብረሉ፡ ኣብ ጻዕረሞት ንዝርከብ ሰብ ኑዛዘ ሂወት ከምዘይተቕርበሉ፡ ወሊዳ ንተገላገለት ኣደ ኣገልግሎት ጥምቀትን ንኣረጋውያን ኣገልግሎት ቁርባን ከምዘትህብን ብምፍርራሕን ምድሃልን ራዕዲ ኦርቶዶሳዊት ቤተክርስትያን ኣስመራ ንምትእትታው ስርዓት ሃይለስላሰ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሕሰምን መከራን መስዋእትን ሳዕቤናቱን ክዉን ኣይምኾነን።ነዚ ፍጻመ ሓቂ ክቐብሩን ዘይቅበሉ ኣፍቀርትን ናፈቕትን ስርዓት መግዛእቲ ኢትዮጵያ ጥራይ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ።
    ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንህያዋን ሰማእታት ኤርትራ ይኹን! ዓወት ንሓፋሽ!

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 20 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷👍✊💌🌹🌹🌹🇪🇷

  • @sarahplaysroblox6567
    @sarahplaysroblox6567 18 วันที่ผ่านมา

    Btami mhari tarik eyu nezi hadsh weledona emo bemkot ketslwo ybel

  • @AlganeshTekle-lh5rf
    @AlganeshTekle-lh5rf 19 วันที่ผ่านมา

    Efremey nezi kulu tarik tbrbro zeleka nberelna kahsaka xama swat eyu jgna ika

  • @HarounEqubal
    @HarounEqubal 20 วันที่ผ่านมา

    ኤፍረም ግደ ምስ አባላት EMNA :
    ካብዛ ፈላሚት ዕለት 2025 ጀሚርኩም ስጋዕ አዚ እዋን ንዓመታ ዕዉት ናይ ስራሕ ግዜ ክኾነልኩም እንዳተመናና : አብ ዓመተ 2024 ዘበርከትኩሞ ናይሚድያ ስራሕ : አዚና ነመስግነኩም !!!
    አስዒበ ንተኸታተልቲ እዛሚድያ : ርሑስ ዓመተ 2025 ክኾነልኩም ይምነ !!!
    ለበዋ ፦
    - ገለገለና ኤርትራዉያን ግርህነትናን ለዉሀትናን ዳግመ ግምት ክንገብረሉ :
    ይግባእ ።
    እዚ አነ ዝበልክዎ ቀደም ፦
    -" ዓሻበጊዕ ምስተኹላ ዕርክነት "
    እቶም አባጊዕ ማሕበር አንድነት : እቶምተዃሉ ኢቶጵያዉያን
    -" አፎም መዓር እዩ ልቦም በሊሕ ካራ"
    እዚኦም እዉን ኢትዮጵያዉያን ብሕልፊ ከአ ተጋሩ እዮም ።
    ዝብሀል ደርፍታት እዉን ተደሪፍሉ እዩ ።
    - ኢቶጵያዉያን ማለት ብጀካ ትምህርቲ ዘይብሎም ኮይኖም አብገጠራት ኢትዮጵያ ዝነብሩ : ተዘይኮይኖም እቶም ዝተረፉ ፦
    ናይኤርትራ መሬትን ባሕርን አየርን : ንኽዉንኑ መንገዶም አመጻጽኦኦም ይፈላለ እምበር ኩሎም ሓደ እዮም ። ብሓይሊ ፈቲኖም አይተኻእለን ።
    ሕጂ : ከአ : ጥዑያት መሲሎም : ንኤርትረዉያን : መጎስን ናእዳን ብምግባር ፦
    ኤርትራዉያን : ጀጋኑ : ብሩኻት ጻዕራማት ተቀበልቲ ጋሻ : ወዘተ ... ይብሉሞ : ብጽቡቅ ቃላት ይጅምሩ :
    እቲ ዓያሹ አባጊዕ ኤርትራዊ ከአ : የቀንየልና : ነመስግነኩም : እንዳበሉ : አቅራሽ ይሽልምዎ ።
    እቲ ኢቶጵያዊ አስዒቦም : ሓደ ህዝቢ እኮኢና : እምነትና ሀይማኖትና : ክዳና : ወዘተ ... ይዉስኹሞ : ዝሓለፈ ሓሊፉሎ : ቀቲልኩሙና ቀቲልናኩም : ኩሉ ተሪፉ : ብፍቅሪ : ብሓንሳብ ምንባር ይክአልዩ : ብምባል : ናብታ : ሀይለስላሰ መንግስቱ ወያነ : ብልጽግና ዓላማ ይምለሱ ።
    ኤርትራ ናይምዉናን : ሕልሞም ናብአ እዮም ዝምለሱ ።
    እንታይ ድአ ንግበር ፦
    ቀላል መልሲ ንክተቶም !!!
    - ኢቶጵያዉያን ፦ ንምንታይ ናብ ሶማል : ጅቡቲ ኬንያ ሱዳን ዘይጽግዑ ።
    እቲመልሲ ስለዘየቅርብውም እዩ ።
    ይፈልጥዎም እዮም ።
    - አዕራብ : ንሓበሻ ወይ አቤሲንያ ወይ ኢትዮጵያዉያን " አልሓበሽ ሓነሽ እዮም ዝብልዎም " ትርጉሙ ሓበሻ አትማን እዮም ማለት እዩ ። ስለዝፈልጥዎም እዩ ። ንሳቶም እኳ አብርሒቅ ኮይነም ዝፈለጥውም : ንዓና ከመይ ጠፊኡና ።
    - አብስዑድያ እንተኼድኩም " እንታ ሓበሽ ወላ ኤርትሪን " ይብሊኻ : ኤትራዊ ዲኻ ሓበሻ ማለት እዩ ።
    ኤርትራዊ እንተኢልካዮም ይቀስኑ ስራሕ ድማ የእትዉኻ ይአምኑኻ ።
    ደሞዝ እዉን ንኤርትራዉያን ዝያዳ ከፊሎም የስርሑ ።
    - ስለዚ : ኤርትራዉያን : ከምቲ አቦና ፕሮፌሰር አስመሮም ለገሰ ዝበልዎ ።
    " Keep your distance an arm's length from your friend "
    ስለዚ : ካብ ኢትዮጵያዉያን ርሕቀትና ሓሊና ምኻድ እዩ ።
    ከምቲ ፕረዚደን ኢሳያስ ዝበሎ እዉን
    " Eritrea is not for sell "
    ኤርትራ ብፍቅሪ አይትሽየጥ ብታህዲድ ብምጉብዕባዕ ብኩናት አይትሽየጥ ።
    አብመጨረሻ ፦
    ዘይትፈልጥዎ አይኮነን እዚ ኩሉ ዝበልክዎ ንምዝኽኻር እዩ ።
    It may be dangerous to be America's enemy, but to be America's friend is fatal.
    Henry Kissinger
    እዚ ጥቅሲ : ንኢትዮጵያ እዉን ይሰርሕ እዩ ።
    ☝️❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @ወደብ
    @ወደብ 18 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ዳህላክ ዲኣ ህጂስ ኣሎ እንዶ ብስርዓት ኢሰያስ፡ኣንደር

  • @twenmebrahtom9115
    @twenmebrahtom9115 17 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷