Very happy to hear you voice ,jegina Wedy eri and legendary diamond generation, I wish you happiness and health 🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰💪🏾👍👍👍🌺🌺🌺thank you eri Tv 💕🌹♥️🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏✅✅
Thanks God that you recover really we are blessed your contribution to our Country is enormous you are always one of our hero congratulations to you and all Eritreans love you 🎉🎉long live Wodi Tekul
YOU ARE VERY TALENTED AND LOVELY ERITREAN SINGER. ERITREA IS ALWAYS PROUD OF YOU 🇪🇷. ALL ERITREAN PEOPLE ARE LOVEING YOU. THANK YOU FOR YOUR TIME AND SERVICE 🇪🇷.
Thanks God you felt better and You back to our beautiful country and meet your lovely mother, family and friends. We wish you to be healthy and you continue your dream. Peace and prosperity to Eritrea people and Victory to EDF.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🤞🤞
I’m glad you are back to our precious country Wedi Tikul. You are Eritrean big asset and hero who dedicate all your life for us. We owe you a lot and I wish you longevity and health for the rest of your life. You are a legend and don’t have words to express my appreciation for being back with full recovery. I have so much respect for you. Thank you for your service to our beloved country. Eritrea 🇪🇷 prevails.
"ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"
Qexlwo zyada taemi eyu zwskelu ab resti tarikom ezom arkant eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
EMNA ENTERTAINMENT፥ቀጽልዎ እቲ ቅያ ስራሕ፥ ትኹለይ ድማ እንቃዕ ኣምላኽና ጾሎትና ሰምዑ ብሰላም ኣብታ ክብሪቲ ነፍቅራ መሬትና ተመለስካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣጆኻ በርትዕ፥ዕድመን ጥዕናን ይትምነልካ፡
ጽቡቕ ኣሎ ቀጽልዎ ጥራሕ ብጾት!! 🇪🇷✊️🇪🇷
ጽቡቕ እዩ ዘሎ መደባትኩም ቀጽልዎ ጥራይ።
EMNA nay kedem derfitat kea bitami ena ninafiko kexilwo
ወዲ ትኹለይ እንቃዕ ከምዚኣ በልካልና እቶም ሕማቅ ዝተመነዩልካ ሓፊሮም ተሪፎም ወዲ ትኹል ፍርቂ ሓይሊ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኢኻ ሞ ንበር ክበር ✊️✌️❤️
ወዱ ትኹል እቲ ቀደም ንሰውራ ገድሊ ኢልካ ዝደረፍካዮ "ይከኣሎ ይከኣሎ" ሕጂውን ብጥዕናኻ "ይከኣሎ" ኮይኑ እንቋዕ ሐጎሰና። ሙሉእ ምሕረት ከኣ ይግበረልካ!! 🙏🙏🇪🇷👍👍🇪🇷👏👏
ምሉእምሕረት ይግበረልካ ጅግና ኣያና ሃገር ንኽንውንን ሃገር ከይትድፈርን ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ደው ዝበልካ ሓርበኛ 🇪🇷❤️❤️
💪🇪🇷💪 ወዲ ትኹል ጅግና ንኹሉ ስለ ዝጸዉር ነዚ ኣጋጢምዎ ዝነበረ መኪቱ ከምዚ ኢሉ ምስ ፈተዉቱን ብጾቶን ንኽራኸብ ዘፈቐደ ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ:: 🙏🙏🙏
ተመስገን ኣምላኽ እንኳዕ ብሰላም ናብታ ቅድስትን ሃገረ ሰማእታትን ሃገርካ ተመለስካ ወዲ ትኹል ጅግና ሞተረ ሰውራ ኤረና።
እንቃዕ ናብዚ ኣብቃዓካ ጅግና ወዲ ትኹል ሕጂ ውን ምሉእ ጥዕና ይሃብካ 🙏
🇪🇷♥️🇪🇷
Temesgen amlak
እልልል እልልል እልልል እግዚአብሔር ይመስገን አምላክ ጥዑም ♥ህያብ ኤርትራና.❤ግርማ ኤርትራና ♥ወዲትኩል ጅግና እንቃዕ እቲ ፈጣሪ ምሕረቱ አውረደልካ ምሉእ ምሕረት ጌሩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዕረ ክንደይ ከም ንፈትወካን ነክብረካን ብቃላት አይግለጽን ንበረልና
♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥
ብዘይ ብኣኻ ኣይነበር ወዲ ትኹል ፍርቂ ውድብ ሰውራና አንቃዕ ብሰላም ናብ ሃገርካ ተመለስካ
ምሉአ ጥዕና ይግበረልካ ወዲ ትኹል ጅግና
እግዚኣብሔር ኣምላኽ እካዕ ፈወሰካ ብጣዕሚ ተሓጉስና ክብር ንኣምላኽ ይኹን
ሕቡብ ኣርቲስት ወዲ ትኹል ፣ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ምሉእ ጦዕና ነዊጥ ዕድመን እምነየልካ ። በርትዕ ኣጆኻ ኩልና ኤርትራውያን ኣብ ጎንኻ ኣለና ።
አሰይ እልልልል እንቓዕ እዚ ረኤና. ክብሪ ንአምላኽ ይኹን🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሰላም ወዲ ትኩል መሉእ ምሕረት ይግበረልካ እንቋዕ ናብታ ትፈትዋ ሃገርና ብሰላም ኣተካ ጅግና ኣቦ ጀጋኑ ኤረትራ ንቅድሚድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌹🌹❤❤🌺🌹🌷🌷🌹❤❤🌺🌹🌷🌷🌹🌹🌺❤🌺🌹🌷🌷🌹🌹🌹🌺❤🌺🌹🌷
ጅግና ወዲ ትኩል ሓዊካ ሰሚዐ ብጣዕ እንቃ ሓወካልና መትኒ ሃገር ኢኪ ኦሞ ጽንሕ በለልና ደኣ ኣብ ሂወተይ ከም ወዲ ትኩል ዘድንቆ ድምጻዊ የብለይን ።ስለዚ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ካብ ፈታዊካ W&H Netherland
ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏🙏♥ እንቛዕ ከምዚኣ በልካ ጅግና ወዲ ትኹለይ ምሉእ ጥዕና ሂቡ ክንዲ ዕድመ ማቱሳላ የንብርካ 🙏🙏🙏ኣታ ጥበብ ብዓባያ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥ ተስፋ ንገብር ሓደ ዓቢ ነገር ተዳልውሉ ክትህልዉ ዋላ ክንሕግዘኩም ንወዲ ትኹል ዘይኮነ ኣይኹን 🙏🙏🙏♥♥♥♥
ሙሉእ ምሕረትን ጥዕናን ይግበረልካ🌹🎉🇪🇷👍
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ብጣዕሚና ነፍቅረካን ንፈትውካን ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Temsgen mlue mhret ygbrelu
እንቃእ ብጥእና ብሰላም ናብ ሃገርካ ተመለስካ
መርሓባ ኤፋር እንቃዕ ሰላም መጻኻና። ቀጺለ ወዲ ትኹል ጅግና ናብታ ንፈትዋ ሃገርና ብሰላም ብራህዋ ተመልሰ ሃገርና ኤርትራ ህዝብናን ሰራዊትናት ኣምላኽ ይባርኸልና።
ተመስገን ፈጣረ 🙏🙏🙏🙏ወዲ ትኹሉ ወዲ ህዝቢ ኣዚና አና ንፈትወካ!!!🌹🌹🌹🌹❤️❤️
"ኣርሓ ኣቦ ሃገረ-ኤርትራ:ዓንድሕቆ ሰዉራ ተበራቢሩ ህላዊኡ ኣበሲሩ፡ሃሌሉያ!" 🙏♥️🌹Viva Eretra 🇪🇷
All his songs are so powerful. I love you Wedi Tukul ❤💕❤️💕❤️ wish you a long life 🙏🏾 God bless you deqi Eritrea 🇪🇷
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ወዲ ትኹል ሐውና 🙏😍
Our legendary hero singer Wedi Tkul welcome back God bless you 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless welcome legend thank you EMNA keep going iam proud 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ትኹል ጅግና ሓወይ ናተይ ሓበን ሃገር ኣምላኽ ረዲኡና ሓዊኻስ ገጽካ ዘርኣየና ልዑል ፈጣሪ ነመስግን ❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ወዲ ትኹል ጅግና መዋእልካ የሑጒስካና እንዲኻ ። ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ስራሓትካ ይቴረፍ ንሓንቲ ንጽል ስራሕካ ሰሚዕና ኣይመነናን። እተዕርፈሉ ኡፈይ እትብለሉ ግዜ እዩ። 💕
እድሜና ጤና ይሰጥህ ወዲ ትኩል 🙏❤💪
ጅግና ወዲ ትኹልእንቋዕ ኣብ ሃገርካ ኣብጻሓካ
ሙሉእ, ምሕረት, ይግበረልካ, ወዲ, ትኩለይ 🇪🇷❤🙏❤🇪🇷🙏🙏
ተመስገን አምላኽ ኩሉ ዝክአሎ ርሑስ አውደአመትን ሐድሽ ዓመትን ይግበረልና ።ወዲ ትኹል ቅርስና ሐበን ኤርትራውያን እንቓዕ ደስ በለና።
Simply wedi Tukul A gift from God to The people of Eritrea we love you more than anything ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Congraglations wedi Tikul I so glad to hear that thank you God🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Nay behaki haben hzbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Very happy to hear you voice ,jegina Wedy eri and legendary diamond generation, I wish you happiness and health 🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰💪🏾👍👍👍🌺🌺🌺thank you eri Tv 💕🌹♥️🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏✅✅
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ወዲ ትኹል ክቡር ብጻይ ወዲ ትኹል! ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ!
Thank you God Bless you with good health and see you in ERITREA 🇪🇷 🙏 home sweethome .
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ወዲቱኹለይ ናብዚ መደብ እዚ ኣምጺኹም ድምጹ ዘስመዓኩሙና ኸኣ ብልቢ ነመስግነኩም🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷
ኣምላኽ ይመስገን ወዲ ትኹለይ እንኻዕ ናብ ትፈትዋ ሃገርኻ ብሰላም ን ጥዕና ተመለስኻ ሓርበኛ ሸይጣን ይታሓረድ ናይ ወድ ጎረድ ከማን ኣብ ጥዕኑ ተመሊሱ ንሃገሩ ይምለሶ ፈጣሪ 🇪🇷🙏🇪🇷
ዮሀና ንሀገራውያን መድያታት
ካባ ሕፍረት ንመድያታት ትግራይ ትዕወትን አግአዝያንን
ሙሉእ ምሕረት ንወዲትኹል 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ወዲ ትኹል ሐውና እግዚአብሔር ተረፈ ጊዜካ ናይ ጥዔን ናይ ሰላምን ይግበረልካ እግዚአብሔር ❤❤❤
Icon of EPLF wedi tekul. God bless!!!
Thanks God that you recover really we are blessed your contribution to our Country is enormous you are always one of our hero congratulations to you and all Eritreans love you 🎉🎉long live Wodi Tekul
🙏🇪🇷 a thousand years by Now someone somewhere will be Jamming to wedi TUKHUL a Living Legend..." Legends never die " ❗️
ወዲ ትኹል ሐወይ እንካዕ ድምጽኻ ንኽንሰምዕ አብቅዓና። ንልዑል አምላኽ ምስጋና ይብጽሐዮ ነቶም አብ ዝተፈላለየ ሕማም ዝሳቀዩ ዘለዉ ንዓኻ የማስሎም። we love you so much ❤❤❤❤❤
ተመስገን አምላኸይ 🙏❤️🇪🇷🇪🇷
ተመስ ገን ፈጣሪ እንቃዕ ኣሐጎሰና መላእ ህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
እንቋዕ ሓውዩልና ወዲ ትኩል ክብርናን ሓበናን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
WELCOME TO OUR MOTHER LAND ERITREA 🇪🇷 WEDI TUKUEL ❤️🇪🇷🦁💪🏾✊🏾
ደስ ዘብል ደሃይ ጅግና ወዲ ትኹል ምሉአ ምሕረት ይግበረልካ አንኳዕ ብሰላም ናብ ሃገርካ ኣብዛ ናይ ዓወት ዓመት ጸንበረካ ዮሃና ሩሑስ ዓመት 2023 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
I am very happy .Thanks Good
ጂግና ወዲ ትኹል ሙሉእ ጥዕና ይግበረልካ
ሙሉእ ምሕረት የግበረልካ ጀግና ወዲ ቱኹል ተሐጉስና ድምጽኻ ምስማዕና👍👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ተኹል ሐውና እንካእ ብሰላም አብታ ትፈትዋ ሃገር አርአየካ ሙሉእ ምሕረት ካአይግበረልካ 🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷👍👍
Mulue mhret ygberelka 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🎤🎤🎤
ጀግና ወዲ ትኩል አምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ 120 ዓመት ንበረልና እስከ 🇪🇷🇪🇷
ሙሉእምህርት ይግብርልካ ውዲ tukul 🌹🌹🌹🇪🇷
Very happy of your recovery, and wish you long and healthy life for years to come 🙏🇪🇷🇪🇷👌
እንቍዕ ብሰላም ናብታ ሐላል ሀገርካ ፈጣሪ መለሰካ ወዲ ትዅል አንበሳ! 🇪🇷🇪🇷
YOU ARE VERY TALENTED AND LOVELY ERITREAN SINGER. ERITREA IS ALWAYS PROUD OF YOU 🇪🇷. ALL ERITREAN PEOPLE ARE LOVEING YOU. THANK YOU FOR YOUR TIME AND SERVICE 🇪🇷.
ምሉእ ምሕረትን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ።ዮሀና ንህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ 🙏🇪🇷❤🌹
ወዲ ትኹል 🇪🇷💪ሓደ ካብቶም ብሂወት ዘለዉ ኤርትራዊ ዝሕበነሎም ኣርካናት💪 ሕጂ ውን ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ :: አብ ሓድነት ፍቕርን አርትራዊ እምነ ኩርናዕ ኢኻ🇪🇷💪💝 ዕድመን ጥዕናን🙏
Thanks God you felt better and
You back to our beautiful country and meet your lovely mother, family and friends. We wish you to be healthy and you continue your dream. Peace and prosperity to Eritrea people and Victory to EDF.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🤞🤞
Very nice to hear your voice Wedi Eray and welcome back to your family and your beloved country ❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ጂግና ❤እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ ናብታ እትፈትዋ ሃገርካን ህዝብካን❤❤❤❤🌹🌹🐅❤️❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰✅👍👍😍.
Great to hear from you Wedi Tikul.
ተመስገን
ወዲ ትኹል ጅግና ጎይታን ንጉስን ህዝባዊ ግንባር
እንቋዕ ምሉእ ምሕረት ኣውረደልካ ፈጣሪ ሓጎስና ወሰን የብሉን
Eritrea hagerey tebarekley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
'M happy to c u our legend & beloved musician. U r a conquer during a struggle; wishing 4 u healthy & long live wedi Eri jegena!
ምሉእ ምሕረት ጅግናና ሓጎስና ደረት የብሉን። ዕልል!
Wedi tukul Edman tinana yehbka aboyen aynaen 🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I’m glad you are back to our precious country Wedi Tikul. You are Eritrean big asset and hero who dedicate all your life for us. We owe you a lot and I wish you longevity and health for the rest of your life. You are a legend and don’t have words to express my appreciation for being back with full recovery. I have so much respect for you. Thank you for your service to our beloved country. Eritrea 🇪🇷 prevails.
🇪🇷🇪🇷💪 መርሓባ ወዲ ህዝቢ እንቋዕ ብሰላምን ብጥዕናን ናብ ትፈትዎም ስድራቤትካን ሃገርካን ብሰላም ኣተኻ ምሉእ ምሕረት ክገብረልካ ምሉእ ምኔይ ኢዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
እልልልልልልል እግዚአብሔር ይመሰገን ጀግና ወዲ እረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷✊✊✊✊🤩🤩😘😘😘
Temesgan temesgan !!! We love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
ወዲ ትኹል ; ዓቢ ሰብ ❤you!!! ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ! እንቋዕ ናብቲ ብልቢ ዝፈትወካ ህዝብኻ ተመለስካ !!
ዕድመን ጥዕናን ወዲ ተኩሊኖ እኳዕ ብሰላም መሬት ዓድካ አስዓመካ ሙሉእ ምሕረት ክአ ይግበረልካ ወዲ ተኩለይ።
🙏🙏🙏ወዲ ትኹል ዕድለኛታት ኢና ካልኣይ ግዜ ምፍጣርካ🙏: ንህዝብኻ ዝጎደሎ የለን ታሪኽና እንዲኻ ታርኽ ገድልና ሞቶር ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ህዝብን ተመስገን ንበረልና🇪🇷💖🙏: እንቃዕ ምስቲ ትፈትዎ ህዝብኻን ሃገርካን ኣራኸበካ🙏ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ ንድሕነት ወዲ ትኹል ወዲ ቀሺ ወደባቴ::
ጅግና ተጋዳይ ወዲ ትኹል እንቋዕ ምሕረት ኣዉረደልኻ።
Well came hero very happy to see you ❤️❤️❤️❤️
ወዲ ቱኮል ሺኮራ ሙሉእ ምሕረት ኪገቢረልካ ምኒዯተዩ ❤ቢጣዕሚና ኒፈትወካን ነክቢረካን ❤ኢንቃዕ እብታ ቲፍቲዎ ሃገሪካን ቤተስቢካን ❤ቢሰላም ተመለስካ ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹😍😍💋👍😘🙏🙏🙏💕
እታ ነዓካኮ ዘሪከብ የለን ጡዑም ዲምጺ አየጎሮሮ ይበል ኒበረልና ጥራይ ♥️♥️♥️😍😍😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋♥️♥️🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💕
ኣሰይ ክብሪ ንኣምላኽ ዕልልልልልልል
ሙሉአ ጥዕና ይግበረልካ ወዲ ቱኩል ሓውና
I love Wedi tikul 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማርሓባ ቱኩል ዳይካ ኣተሓባ ፍርቂ ሰዉራ🇪🇷🇪🇷❤️🐅🐅🐅
እንታይ ፍርቂ ሰውራ ፍርቂ ኤረትራ ወዲ ትኩል ጅግና
Well came back ❤️ God bless you 🙏🙏🙏
ወዲ ትኹል ጅግና ኣቦ መትከል ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና እምነየልካ !!
እንቌ ድማ ምስቲ ትፈትዎን ዝፈትወካን ህዝብኻ ኣራኸበካ !!
Well come back wedi Tukul God is good.
Egizibaher yimesgen.
Temesgen Amlak
Temesgen Amlak Temesgen Amlak Temesgen Amlak Temesgen Amlak Temesgen Amlak Temesgen Amlak ❤️❤️❤️
ሙሉእ ምሕረት ይግበረርካ ወዲ ትኹል ምስጋና ን እዝጋቤሄር ጾሎት ሕዝቢ ኤረትራ ድስማዐና እንኮዕ ብሐጎስ ብስላም ምስ ድፈትወካ ሕዝቢ መጻእካና ።
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ወዲትኹል
ጅግና ባሃር ተጋዳይ ወዲ ትኹል ወዲ ህዝቢ፡ እንቋዕ ሓዊኻ ናብ ትፈትዋ ሃገርካን ትፈትዎም ህዝብኻን ብሰላም ተመለስካ። ምሉእ ምሕረት ከኣ ይግበረልካ።
እንኳዕ ምሕረት ኣዉረደልካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ።
Our Heros We Love you 🇪🇷✊🇪🇷
ንወዲ ትኹል ናይ ኽብሪ ዶክተር ኪወሃብ ይግብኦ ስለቲ ብደርፍታቱ ንቓልሲ ኤርትራ ዝገበሮ ኣበርክቶ። ዝሰማማዕ ✔️ይሃብብ።
እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዕካ ሓርበኛዊ ወዲ ትኹል፣ ተኽለ ክፍለማርያም፣ ንሕጅን ንመጻእን ሕያው እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረትን ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ🙏🇪🇷🙏🇪🇷
ወድ ቱኹል ጅግና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ወዲ ኤሬይ ❤️🇪🇷💪🏾🦁