ዕላል ሓንቲ ደርፊ - ምስ ስነጥበባዊ ሰሎሙን ጸሃየ (ሓንቲ መዓልቲ'ላ) - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 2 ปีที่แล้ว +8

    የቀንየልና ጀጋኑና ኤንቋዕ ንዚ ታሪ ኣዞቶኹም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም!!! ዘልኣለማዊ ዘኽርን ከብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🙏🙏🙏

  • @weldiabtesfamkal1086
    @weldiabtesfamkal1086 2 ปีที่แล้ว +4

    ኤረይይይ ጻዓዳ ንርለይይ ንዘልኣለምም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰

  • @zebibftwi6512
    @zebibftwi6512 2 ปีที่แล้ว +3

    ብርዕኻ ይሰስን ኣቶ ሰለሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኹም ንበርልና❤🇪🇷🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @siedaisshak3618
    @siedaisshak3618 2 ปีที่แล้ว +7

    ተጋዳላይ ይካኣሎ ዋርሳይ መንደላይ ጀጋኑ ኤርትራ ። ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

    • @Habesha45
      @Habesha45 11 หลายเดือนก่อน

      ተመን ማለት እዩ መንደላይ

  • @merihteame7596
    @merihteame7596 2 ปีที่แล้ว +3

    The untold history of Eritrea by the history maker gallant “ Shaebiya “. History will remember this for generations to come. Proudly Eritrean.

  • @bsratbokretsion4032
    @bsratbokretsion4032 2 ปีที่แล้ว +2

    Amlak admen tianan yhabkum 🇪🇷❤️👍💐

  • @KidaneBahta
    @KidaneBahta 2 ปีที่แล้ว +2

    Long live brother selemon, amazing job.

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 2 ปีที่แล้ว +1

    ክበረት ይሃብኩም ኣርካናት ተጋደልቲ ሃገርና ኤርትራ ጋዜጤኛ ዮናሰ ከኣ ናይበሓቂ ጹቡቕ ቀጽሎ
    🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷

  • @Teklezghi86
    @Teklezghi86 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣያና ሰሌ ንበረልና ክበረልና፣ብርዕኻ ትሰስን

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 ปีที่แล้ว

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌸

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 2 ปีที่แล้ว +5

    Tiumat dehay ❤️❤️❤️

  • @akilehab377
    @akilehab377 2 ปีที่แล้ว +3

    Amazing!

  • @alemmesghina1057
    @alemmesghina1057 2 ปีที่แล้ว +1

    Wuw gad bless you deki eri jegaune selam selam selam 👑❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🥰

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +1

    አቱም ጀጋኑና እግዚኣብሔር እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ መመሊሱ ጀግንነት መመሊሱ ጥበብ ምስኡ ኸአ እታ ዝዐበየት ጥዕናን ይሀብኩም

  • @bereketberhean
    @bereketberhean 2 ปีที่แล้ว +7

    💚💚💚💙💙💙💙💙💛💛💛❤️❤️❤️ መደብኩም ኣዝዩ ኣዛናጋዕን
    ንድሕሪት ምልስ ኣቢሉ ሑሉፍካ ዘዛኻኽር እዩ 💟
    ስለዝይ ተሳትፈኹም ኣይፈለየና ቀጽልዋ 🇪🇷
    ❤️❤️❤️🍀🌺🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 2 ปีที่แล้ว

    Thankyou jeganuna

  • @eritreaalemey4853
    @eritreaalemey4853 2 ปีที่แล้ว +7

    Merhaba deki Eri jeganu deki eza halal meret enqua Nathan qunkum jeganu Eritrea Walta hager. Thank you Dmxi Hafash Eritrea 🇪🇷 for all you do. Nkid tray deki Eri jeganu brhan eyu kdmna. K M N W A N.

  • @senaytdebas4686
    @senaytdebas4686 2 ปีที่แล้ว +1

    Kbrn mogosn nsematatna wetru ab lbna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤❤❤💪💪💪nzelekum dma edmen tenan yhabukum ayatatna

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሻዕብያ ሰብ ራኢ ❤❤❤ ንበሩልና ክበሩልና ❤❤❤

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 2 ปีที่แล้ว +12

    ምድርን ሰማይን ዋላ ተጸበበ ካብ ህዝበይን መንግሰተይን ድንጽለኒ የለን አወት ንሐፈሸ

  • @gulletcarreca9410
    @gulletcarreca9410 2 ปีที่แล้ว +3

    ድምጺ ሓፋሽና ጀጋኑና ኣብዘለኩሞ ዓወት ንምነየልኩም በርቱዑ ጽንዑ ንብለኩም:: ሓደራ ታሪክና ንምዒቃብ ንወለዶ ንምትሕልላፍ ኢዚ interview ብቲቪ ኤሬ ዉን ኪዲገም ኣለዎ:: ኪዒቀብ ምእንታን ሓደራ

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 2 ปีที่แล้ว +8

    ኩሉ ደርፍታት ህዝባዊ ግንባር ንሓቂ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ዘግሃደ አዩ ።

    • @mebrahtikiflemariam1002
      @mebrahtikiflemariam1002 2 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 ปีที่แล้ว

      ሓርበኛ ስነጥበባዊ ተጋዳልይ ሰለሙን ንጋል ሳሕለ፡ ወይኒ ጋሉ ውን ባዕሉ ገጣማይ ደርፍታታ ማካኑ ግጡም'ዩ😀

  • @dafnecernuto8538
    @dafnecernuto8538 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷👍💪✊

  • @kudusgiorgis2746
    @kudusgiorgis2746 2 ปีที่แล้ว +1

    ksmaE zelewo tarikawi derfi. anabs deqi halal meriet

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ መርሓባ ድምጺ ሓቂ! ( ድምጺ ሓፋሽ!) ግርም ብ ቭድዮን ስእሊ ገድልን🦁🇪🇷 ብምቅራብ ኣዝዮ መሳጢ ኢዩ። ኣጆኹም🦁 ኣጆና💪 ቀሪብና ኢና🇪🇷 !! 👉ሕርር በሉ። Junta 🇻🇳 ሓሳዳት🐍🇻🇳 ደቓሉ🐒🤪😂😂

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 2 ปีที่แล้ว +3

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @sajnsajn4845
    @sajnsajn4845 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ambesfusuh8984
    @ambesfusuh8984 2 ปีที่แล้ว +1

    Respect ni’Jeganuna✊🏾🫡nezi tellam Issias gin hji wn hanti ma3lti ala….

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 2 ปีที่แล้ว +1

    ሂዝባዊ ግምባር መድሕን ሃገር ንበሩልናስከ

  • @nighistighebrekristos51
    @nighistighebrekristos51 11 หลายเดือนก่อน

    Abiet kitiem zanta gedlina haben kurat jigninet habo kotas kulu abzi aynika qschil ybleka ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🌟🌟🌟🤗🇪🇷👈

  • @danielghirmai2098
    @danielghirmai2098 2 ปีที่แล้ว +4

    Ahhh aye we jeganu ayatatey edimen tienan yhabkum

  • @gulletcarreca9410
    @gulletcarreca9410 2 ปีที่แล้ว +2

    ሒጂ ዉን ሓንቲ ምዓልቲ ኣላ ኢሳም ኣብ ቀረባ ኢያ ንርኤላ ወያነ ጠፊኡ ሰላም ዝሰፍነላ

  • @paulosabraha9342
    @paulosabraha9342 2 ปีที่แล้ว +2

    ዮናስ ክብረት ይሃብካ በጃኻ ኮምኡ ጌርካ እቶም ሰብ ጥበብ ሰብ ታሪኽ ደሊኻ ኣምጻልና ታሪኽና ከይተነግረ ጀጋኑና ገዲፎሙና ይኸዱ ኣለዉ

  • @Kevindurant35734
    @Kevindurant35734 หลายเดือนก่อน

    ሰለሙን ጸሃየ ቅርሲ ኤርትራ

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 11 หลายเดือนก่อน +1

    ትንቢታዊት!!

  • @gabriella1237
    @gabriella1237 2 ปีที่แล้ว +1

    JEGANU DEKI EREY JEGANU DEKI SAHEL HUZUBAT MANTTA WETRU ABGODNUKUM ALENNA AWET NEAFASH

  • @shikorinatatdeqierey91
    @shikorinatatdeqierey91 2 ปีที่แล้ว +3

    በዛ ደርፊ እዚኣ መን ኤርትራዊ ኣሎ ዘየስተንትን ! ? !
    ሓደ እዋን ይዝከረኒ ፡ ተኣኪብና እናዕለልና ከለና እዛ ደርፊ እዚኣ ትድረፍ ነበረት ፡ ሽዑ ሓደ ካብቶም ምሳና ዝነበሩ ብቕብጸት ብድድድድ ኢሉ ፡
    (( ኣንታ እታ ሓንቲ መዓልቲ እሞ መዓስ እያ ))
    ክብል ነቲ መልሲ ክረኽበሉ ዘይክእል ሕቶ ሓቲቱ ሩፍ በለ ፡ ሽዑ ንሽዑ ናይ ናፍቖት ስምዒት ኣብ ገጹ ወሪሩ ከምዝነበረ ተዓዝብናዮ ፡፡ ካብቲ ግዜ እቲ ጀሚርና ከኣ ኣብዝኾነ እዋን እዛ ዜማ እዚኣ ክትድረፍ ክንሰምዕ ከሎና ፡ ነቲ ናይቲ ሓውና ዝገበሮ ናይ ወዝቢ ሓፍፍፍፍን ዝነበረ ሃዋህውን እናዘከርናዮ ንነብር ኣሎና ፡፡
    ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !

    • @ዘመንኤርትራውያን
      @ዘመንኤርትራውያን 2 ปีที่แล้ว +2

      ሕጂ 'ውን ዓወት ንሓፋሽ! ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ! ወትሩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!!

  • @Simonkifle
    @Simonkifle 2 ปีที่แล้ว

    Bezab derfi teraykum deki siwuat ab zeymlketom kuinat tetfuwom zelekum dahan kiwgih eu hisab kinwarared ena

  • @angosomamihagos249
    @angosomamihagos249 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤