@@yosefahferom6893 You don't know you have a dirty mindset you have no knowledge about identity but it would be nice if you came and asked us in person
@@yosefahferom6893 You don't know you have a dirty mindset you have no knowledge about identity but it would be nice if you came and asked us in person
The present socio political reality has been correctly predicted by our party/ Organization and gov 't that we the Deqebat will take the center stage and will become the mainstream in the long struggle while the extremists will split in two polar opposites at the end of the socio political spectrum fighting and feuding against each other . And it already has happened now.
Our nation is Habasa, not agazian. Agazian is an obscure word which was used in pre-Aksuman times. It only appear in Ge'ez literature as an alternative name for our country, but only Habasa is the proper designation for our people (Tegrena speakers) and country.
No way in highway kemzi tiblo zeleka’s ab dob seraye ab dob agulogzay and dob hamasyen difae mtikal eyu,(ketewadaena) kemzi tikedo zeleka maletey, and kab xerfi dma wuxae Thank you!
I never hear from any political analysts disturbing words Speciale from you is I feel so bad stop talking about mesheti or an kind of words I am not trying to be rude or nice am just saying
መርሓባእ ወዲ ማይ ጋይላ ጻዕዳ እንቓዕ ብድሓን መጻእካ ተስፋጼን ጂግና እንባሕ በል ሳላኻን ሳላ ንፉዓትን ዉፉያትን ኣባላትካ ሃገራዉነትና ሰማይ ጥርዚ በጺሑ እዩ እሞ እንቓዕ ደስ በለና ደቂ ትግርኛ ጻዕዳ ፎርሳ ኢደ ኢድካ ንበይ መዛኖይ
መርሓባ ኣቦ ሓቂ ኣባ ዳህሪ ብጣዕሚ ኢኹም ጽቡቅ ትምርቲ ትህቡ ደለኹም ❤❤❤
You are unbelievable person ur power and confidence especially when you tell the fact as it is really you make me proud🥰🥰🥰🙏🙏❤️
መምህረይ ሃብሮመይ እንቓዓ ብሰላም ተመለስካና።
ተስፋጽዬን ጅግና
Your commitment is immeasurable. How a Blessing to us. God gave us you at the right time. Thanks to the Glorious Creator God. 😊😊😊❤❤❤❤
ኣያይ ኣባ ጠረግ እንቃዕ ዳሓን መጻኻ❤❤
እንቃዕ ብሰላም መጻካ መም/ተስፋጽዮን ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ ።
100% agreed with your statement
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ተጋዳላይ መ/ም ተስፋጽዮን !
ናይ በሃቂ!!
እዚ ተሰዲድ ዝዋረድ ምስትውአል ዝጎደሎ ስደተኛ ኮብሃ ይማሃር!!!
ብራቮ ተስፋጽዮን ነከለጉዛይ እቲ ሓቂ ምስሎም ኢኻ ትነግሮም ዘለኻ, ነብሶም ኣይፈልጥዋን እዮም ነሮም, ብጀካ ጃህራ ትዕቢት ንሕና ንፈልጥ, ንሕና ፍሉያት ኢና በሃልቲ እዮም, ሓንቲ ግን ረሲእካሎም, ተንኮለኛታት ስለዝኾኑ ብንጹር ክሓስቡ ኣይክእሉን እዮምኮምኡ ስለዝኾኑ እዮም ክኣ ይቃዎሙ ግን ኣይዕወቱን እዮም ምኽንያቱ ዝገብርዎ ኩሉ ብዕላማ ኣይኮነን, ዝሓስብዎን ዝዛረብዎን በበይኑ እዩ 👍😘
Tesfae anbesa 🇪🇷🙏
ኣብዚኣ ከስምረላ ተስፋጽዮን ምስ ኤሊት ኢዩ ጸግሙ እምበር ሓዉ ደይፈልጥ ከይመስልኩም ብዘይ ምምሕዳር ሰራየ ኣከለ ኣይውጋሕ ኣይምሰ ብዘይ ማእከልነት ኣይዉጋሕ ኣይምሰ ❤❤❤❤
እንቃዕ ድሓን መጻካ መም/ር ተስፋጽዮን!
ንሃይማኖትን ፖሎቲካን ምስ ሃየስካዮ ሰላም ረኺብና ኩቡር ሓው ተስፋ ህዝብናን ሃገርናን።
ጽቡቕ መደብ
Beautiful and amazing IQ may the most high bless ur intellect
Welcome Mr Tesfazion Father of Identity
@Teshome Tesfamariam
What do you mean Father of Identity kkkkk Teshome for you it is an identity Issue your name is already tells us who you are
@@yosefahferom6893 You don't know you have a dirty mindset you have no knowledge about identity but it would be nice if you came and asked us in person
@@yosefahferom6893 You don't know you have a dirty mindset you have no knowledge about identity but it would be nice if you came and asked us in person
መምህረይ ኩሉ ጊዘ ኢየ ዝክታተለኩም ትምህርቲ ከይከድኩ ዓለም ፈሊጠያ አንቃዕ ናትና ኮንካ ኩሉ ጊዘ ክትዝከር ኢኻ ረዚን ታሪኽ ሰሪሕካ ኢኻ
Welcome aya Abo haqi
መምህር ተስፋጽዮን, እንቋዕ ብደሓን መጻኻ!!!
መንእሰይ ሓምሴን ኩልኻ,ሃገርካ ካብ ለቲና ሕኳር መንጢልካ ስልጣን ንምሓዝ ተወደብ
Aba dahri ❤❤❤❤
Welcome memhr Tesfye.
እንኳዕ ድሓን መጻእካ መምህር
Welcome tesfit
የቀንየልና መምህር ተሰፋጼዮን
Well articulated.
Tseba site tseba astikana tesfie jigna
merhba tesfie eqa dehan mexa ka tesfana ajka ba goneka lena ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
ክክክ ሓማሴን ጠረቲ ዳ ኣብ መሬትኩም ወግአ ጅግንነት ዝተፈጸምላ ዓዲ ዶ ክም ኣብነት ዶ ተትምጹአለይ ጽቡቅ
እውይ ሙስኪና ከይዳትካ እንድያ ንስካ ድአ 2/7 አዲ ሃሎ ምጥላክ ከድልየካ እዮ. ✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
ሓው ተስፋጼን እንቋዕ ደሓን መጻእካ።ከም ወትሩ ዕውት ስራሕ።
Elleelelelel xehay tewelda abey ab Eritrea 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እቲ ዝብለጸ ናይዚ ግዜ ናይ ትግርኛ ዩንቨርቲ ማሕበር የሕዋት ኣግዝያን ጥራይ ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተስፋጽዮን ኣቦ ራኢ ብግብሪ።
This man is a cult leader..watch out from him. He is very dangerous!!
👍🏽like
TEMESGEN GOYTAY AB SDET TESFATION TEZEY N REKEBSI KEMEY MKONA, KEY TEMAHARNA WEXINA MEXAWETI AKSHISTI, POSTERATN KOYNA NEIERNA, 1000 AMET NBER TESFATION. ANE WEDI SENIAFE EIYE AGAZIN WEY TESFATION GNA NEZA HAGER WEY POLETICA ERITREA KEYREMO AB SDET KA TESFA HIBOMNA.🇪🇷👍🙏🇪🇷
Memher nafiqnka ko deqi Hamsien I love ❤️ you ❤️ 💖 ♥️ 🇪🇷 💖
✊✊
❤️❤️☸️✅️✅️✅️
Belom tray Anbesa
ኣብ ህዝቢ ሰራየ ኤርትራውነት ፉንፉን መንነት ጽዓዱ ሙኻኑ ኢና ንምን ህዝቢ ሰራየ ናይ ትግርኛ ሓገራውነት እዩ ዘለና
Welcome memhir
በዓለገ
Merhaba Tesfe goita haki
Bhager zihesib true legend
እቲ ብዘይ-ሕጉን ስርዓተ-ክብርታቱን ክህብትምን ወይ ክቀስን ዝኽእል ትግርኛ የለን.
ክብረትና ኣብታ ሃገረ ታቦትን ብሕጊ እንዳባ ትነብር ቅድስቲ ሃገርና ጥራይ እዩ ዝሕሎ
እንቛዕ ብድሓነ ሰላም መጻካ ጅግና
ድበላ ፍንፋን
እዮብ ድርባይ : መሬት ሓማሴን ጥየሳ ሸይጡ
ዝበለዕን ዝሸመጠሉን
ትርፋ ክክክክ ሎሚ ንስኻ
ተደናግሮ ወዲ ሓሜሴን : ዓንሰበታይን የለን
ትግራይ ተዓዊታ 🇻🇳✊🏽
ዒባ
ኩላ ኣብ ሑቆ ትግርኛ ከም ቁርዲድ ኮይና ክትመጽየና ትደሊ ዝነበረት ኣግኣዝያን ንሓዋሩ ኣጥፊእዎም ክብሪ ንኣምላኽ እስራኤል ኣምላኽ ኣብራሃም እሳቅ ያእቆብ ይኹን።
Those are the god and prophets of Israel, not us.
@@heruy8274 ናትካ መን እዩ ኣምነኣረጋዊ ዋላ ተክለሃይማኖት ቆራጽ እግሩ
መርሓባ መምህር ከመይ ጸርፊ ግደፍ ፖለቲካ ይሰርሑሉ ኣለዉ ዞም ደናቑር
The present socio political reality has been correctly predicted by our party/ Organization and gov 't that we the Deqebat will take the center stage and will become the mainstream in the long struggle while the extremists will split in two polar opposites at the end of the socio political spectrum fighting and feuding against each other . And it already has happened now.
Hamassen ( Ham and Seme ) is Bito/bylaw which is under the nation Agazian and as front line it is our main / HIMERRET
Our nation is Habasa, not agazian. Agazian is an obscure word which was used in pre-Aksuman times. It only appear in Ge'ez literature as an alternative name for our country, but only Habasa is the proper designation for our people (Tegrena speakers) and country.
ኣጋኣዚኣን ጠፍሽኩም ኢኹም ኢድኩም ጥራይ ሃቡ
Ewyy xemanes hada derfu ybehal : :
Viva ሻዕብያ Viva ህዝባዊ ግንባር 🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👌👌👌❤️❤️❤️👍👍👍🥰🥰🥰
Tesfazion guhaf
ናይ ራሻይዳ ታሪኽ የለን ናይ ሕዳርብ ታሪኽ የለ ናይ ጀበርቲ ታሪኽ የለን ናይ ናራ ታሪኽ ዝብሃል የለን ናይ ህዝቢ ትግርኛ ርእሰ ከተማና ድባርዋ መንግስትና ባሕረ ነገስታት ሃገርና ሃገረ ኣግዝያን44
There is no history of us being a people of Israel either.
Yes tesfie natca wlad aykonen ab europa zelo kola
ኣየ ሰብኣይ ሓቂ ሓቂ ኢዩ በቃ ውሓጥዎ እንበር ኣበይ ድሕር ድሕሬ ።
Hilimi. Derho
ነቶም ፍርፋረ ሃገረ ሓማሴን ውደባ ፈጢርኹም ኣይትፈልጡን ክትውደቡ ኣይትኽዕሉን።ዘላትኹም እንኾ ዕድል ምስ ማሕበር ሃገረ ሓማሴን ምውዳብ ጥራይ እያ።
ኣታ ነፋጥ ኣኽርያ መሬት ሓማሴን እዩ ግን ጀበርቲ ዶ ኣይኾኑን መሬት ሓማሴን ሰፊሮሞ ዘለው
Kulatka Hamasinay tetenqeq nezi zbokboke atehasasiba zelewo aletawi bsmiet keytisuebo. Ezi gahaf anxar Eritreawinet e u .
ኣየ ሳጨ ዓርከይ ጭንቀት ዘይገበሮ ዘይብሉ ሸውዓተ ዓመት በይንኻ ለፍሊፍካ ኣብዛ 4 ብ 4 ክፍሊ:: ሕልሚ ጥዑም🤭🤭🤭
Btntntn Aetwelom
ናይ መግዝእቲ ጽዓዱ ስም ኤርትራውነት ዘጥቡባ ኣዴታት ትግርኛ ንውላደን ኣክንዲ ንጥበን ዝመስል ኤርትራዊ ኢልካ ተጥቡብ
Tefetawi.simeyo
ኣለና በታ ዓቅምና ገንዘብ ክንከፍል ንደልስ፡ ጥራሕ ይጀመር
ጽርፍ ዉዓሉና ኣምሓርኛ ጥራሕ ተዛረቡ ኢሉ ዝኸፍለኩም ፍርቒ ነብሱ ዝሓሰኸ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ድዩ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ or ዘምሓርሓሩ ገሊሃጽርፍ ዉዓሉና ኣምሓርኛ ጥራሕ ተዛረቡ ኢሉ ዝኸፍለኩም ፍርቒ ነብሱ ዝሓሰኸ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ድዩ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ or ዘምሓርሓሩ ገሃነም
ሰራዊት ሓማሴን ጥሪት ትግርኛ ናብ እሱርቤት ኣዴታት ትግርኛ ናብ እሱርቤት
Entay eyu tsegemka fara donkoro, guhaf resah, egrka tehaxibka deks mamush
ሓው ተስፋጽዮን ከመይ ትቕኒ። ቅድም ብዙሕ ሰብ ይከታተለካ ኔሩ እንተ ሎሚ-ሎሚ ግዳ ኣይግድን። ከም'ዚ ዝኸስር ዘሎ ነጋዳይ ከይትኸውን ይሰግእ ኣለኹ።
Ata zulul ebud kemey gezka tkewel
Dirbay
ተስፋጽዮን እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ምጉት ክስዕር ዝክእል የለን። እዞም ናይ ባህ ኣይበሎ ፖለቲካ ሒዝኩም መንእሰይ ተወዲቡ ሓይሉ ከየርጉድ እሞ ጸገሙ ከይፈትሕ ጅሆ ሒዝክሞ ዘለኩም ልቢ ግበሩ። ፖለቲካ ናይ ምጉትን ጭብጥን እዩ።
No way in highway kemzi tiblo zeleka’s ab dob seraye ab dob agulogzay and dob hamasyen difae mtikal eyu,(ketewadaena) kemzi tikedo zeleka maletey, and kab xerfi dma wuxae
Thank you!
Senhit kea eko Agaazian kebesa 4 ti awrajana eya entay ekum 3 tiray titteqsu
This guy is delusional!
Shame on you tesfazion!
ብትሕቲ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ዝመልኤ ኣእምሮ ዝገብሮ መደረ። ኤርትራ እኩብ ድምር ናይ 9 ቢሄራት ኢያ። ሓማሴን ኣከለጉዛይ ሰራየ ከበሳ ኤርትራ ኢዩ። ሓማሴን ዝበሃል ሃገር የለን። ኣከለጉዛይ ዝበሃል ሃገር የለን ሰራየ ዝበሃል ሃገር የለን። ኩለን ኣካል ኤርትራ ኢየን ፈቲና ጸሊእና።ቀደም ብዝበን መሳፍንቲ ሓማሴን ክብሉ እንከለዉ ኤርትራ ምባል ስለዘፍርሖም ሃማሴን ዝብል ኣጸዋውዓ ይመርጹ ነሮም ።ካብቶም ዓመጽቲን ተንኮለኛታት መሳፍንቲ ትግረዎት ኣቦሓጎታትካ ዝመንጨወ እኩይ መንፈስ ዝሓዘለ ከፋፋልን ኣጀንዳ ኢዩ ነሩ።ጊዚኡ ሓሊፉስ። ኣብ ናይ ታሪኽ ጉሓፍ ትጋሒፋ!!! ናይ ዓሌትን ቀቢላን ኣተሃሳስባ ኣብቂዑ ስ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ነጊሱ ኩውን ኮይኑ ይነብር ኣሎ። ናይ ሎሚ ጽላለ ንበይኑ ኢዩ። ኤርትራ ከፋፊልካ ኣግ ኣዝያን ሻዕቢያ ኣይኮነን ።ኣግ ኣዝያን እኩብ ድምር ናይ ዓሊታውያን ቕቢላውያ ሓይማኖታውያን ኣይሁዳውያን ጣዖታውያን ድሑር ኣተሓሳባስባ ዝሰብኩ ድሑራት ስባኽያን ኢዮም። ሓማሴን ናይ ኤርትራ እምበር ናይ ኣግ ኣዝያን ኣተሓሳባ ኣይኮነትን። ኣግ ኣዝያን ልክዕ ከም ምንቕስቃስ ማለሊት ክድምሰስ ኢዩ። ኣግ ኣዝያን ኣናርኪዝም ዝውክል ኣተሓሳስባ ዝሎዎም እኩባት ሰባት ዝይጥርኑፍ ሓውሲ ናይ ዑቑብ ማሕበር ኢዩ።ኩሎም መራሕት ክኾኑ ዝደልዩ እኩባት ኣእማን ክባሃሉ ዝኽእሉ ባእታት ኣለዉዎ።
ን ኤርትራ ዝይጥቅሙ ዘይ ሃገራውያን ፈላለይትን ምህሙናት ዓሊታውያን ሰባት መለይ ኦም ወይ ኣርሞኦም ኣርማ ናይ ዲያብሎስ ዝመስል ምስሊ ዝሎዎ ሰይጣናዊ ባንደራ ብዝይውክሎም ናይ ኤስራኤል ባንደራ ዝጀሃሩ ውልፋሳት ናይ ምፍልላይ መሃንድሳት ኢዮም። ኤርትራ ኣብ ሽግራ ቅድሚት ዝስርዑላ ዝስው ኡላ ጀጋኑ ደቃ ኣሎዋ። ብ ኤርትራውነት ዝማጎቱላ ዝሓሙላ ኮታ ኩሎም ደቂ 9 ቢሄራት ኣብ ኩሉ መዳያት ዝዋስ ኡላ ሒዛ ትኾኖ የብላን።ንዘለኣለም ክትነብር ኢያ።
ክብርን ሞጎስን ንህዝባን ሰራዊታን።
ኣድሓርሓርትን መንደልሓቅትን ከዳዓትን ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሎምን።
።
ግደፎ ንሕዝቢ ሓማሴን ኣይትተናኽፎ ፡ ዘይሎን ዘይነበረን ጽልኢ ከተምጽእ ፈቲንካ ፡ ግና ኣይሰለጠካን
emo enty xagem alwo tasfaion faswi From sarey 😂😂😂😂😂😂😂
Can you stop it the word gibresedemawi it is irritated to listen respect your audience please.
Lomis haly Eritrea koynka mesaeka anzar
Republic of HAMASSEIN...., WHAT A CRASY GUY.
ወድ ሃብተስሉስ ዓባቕ ምሱሑን ድራሩን ጃህራ::
ነቦሓጎኻ ኣስላም (ግብጻውያን) ክሸንሉ ምስ ጀመሩ እዩ ሃዲሙ ኣብ ዓድዋ ሰፊሩ ነይሩ:: በዓል ሰራቒ ሞባእ ባዕሉ ይለፋለፍ ::
ካብዞም ውድባት ዝሓሽካ ንስኻ ነውራጃታት ምጽራፍ ግን ኣርሞ
እወ ኩሉ ግዜ ትምህረና ኣለኻ ወዲ በርሀ ።ናትካ ሰነ ሓሳብ ንጽን ኢሉ ዝካታተለካ ኣዚዩ ጠቓሚ ኢ ዩ ንህዝቢና ።ግዜ ይነውሕ ኣሎ ቀልጢፍካ ውዳበ ፈጢርካ ንዚ ስርዓት ኣልግሶ ኩሉ ሰብ ካኣ ናባኻ ክግምጠል ኢዩ። ሰብ ግዳይ ሰለ ዝኾነ ኢዩ ዘሳቐዮ ዘሎ።
ንሕዝቢ ትግራይ ጸላኢኻ ኣማሓራይ ኣይኾነን ዓብይ ኣይኾነን ሻዕብያ ኣይኾነን ቀንዲ ጸላኢ ትግራዋይ ወያነ ምኾናን ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ነጌርና። ሕጅም ንሕዝቢ ኮሎግዛይ ቀንድ ጸላኢ ምትእክካብ ኮሎግዛይ እዩ።ስራየ ድማ ማሕበር ሰራየ እዩ።እቲ ሓቂ እዚ እዩ።እቲ በገርሕነት ዝተታለልኹም ዕዋኑ ሕጂ እዩ።ተኣለዩ ናብ ማሕበር ሓማሴን ተወደብ።ሓማ በል ክትድረር።
Anta hibey agazyan moytom endyom abey terefka,hibey sele timesel asheaka trefka kufae nin hansab awraja ni hansab haymanot teatu
U will never be in power!!
Mark my word .
😎 እዮብ በርሄ ንሓንሳብ ኤርትራ ትብሃል ሀገር ከምዘላ ትዛረብ ንሓንሳብ እውን ኤርትራ ትብሃል ሀገር ከምዘየላ አንሕና ሓማሴን ኢና እንዳበልካ ብዙሕ ትህውትት ኣለኻ🙄 ወይከ ጉድ ነዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ከአ ክትንእዶምን ከተመስግኖምን ትሳማዕ ኣለኻ ንተዛረብቲ ትግርኛ ከፅንቱን ባርያታት ንኽቕይርዎምን ኢሎም ዝተመስረቱ ናይ Totalitarianism ስርዓት ሻዕብያ ካልእ ብዛዕባ መንግስተ ሰማይ ገለመለ ትብልዘለኻ ሐቂ አይኮነን ምህዞ እዩ ምናልባት ናብ መንግስተ ሰማይ ስለዝኸይድ አብ ልዕሊ መሬት ስጋዕ ዝሃለኹ ከምድላየይ ገበናት ክፍፅም እየ ኢልካ ትሐስብ ከይትህሉ 🙄እዮብ በርሄ
ቡዙሕ ድሰርሕ ዉሑድ ይጋገድ።እቲ ዘድሌካ ሓሳብ ዉሰድ ኩቡር ሓው።ከም ተስፋጽዮን ድጻረፍ የለን ግን ሓሳብ ግን ዻሮጎ የለን ትግርኛ ትግርኛ ኮ ጨኒና ኣነ ንባዕለይ ኮ ቲግራዋይ ኢየ ክጸርፍ ድዉዕል ኔረ ሕጂ ግን ኩሉ ተረዲኢንጅ ፈቴ ኣይኮንኩን ግን ህግድፍ ከሙ ጌሩ የዕቢኒ ስለዚ ተማላላእቲ ንኹን።ብጣዕሚ ይኽብረካ።
Hadar zeytigebir gidda..😂😂
ኣነስ ነዚ ዓሌታውነት ናይዘን ኣውራጃታት ክጎደል ኢሉ ፕሪፈሪ ዝብል መሲሊኒ ነይሩ ።እንተኮነ ሕጂስ ኣክፊእዎ ። ተስፋጽዮን ብሰንኪ ስሚዒታውነትካ ንህዝቢ ትግራይ ዋጋ ኣክፊልካዮ ሕጂ ድማ ብሰንኪ ስሚዒታውነትካ ንህዝብና ብኣውራጃ ክትፈላልዮ ኢካ።ስቅ ኢልካ ኣይተፈከር፡ንሕና ንህዝቢ ትግራይ ሎሚን ጽባሕን ህዝብና ኢዩ ክንሕግዞ ኢና ።ምስ ህውሓት ድማ ዘይባዕልካ ብኣካል ዘረከብካዮም።ወይ'ሲ ክትጸርፎ ኢልካ ኢካ ናብ ትግራይ ከይድካ ነይርካ።ምስኦም ክተስርሕ ዘይኮንካን ።ስቅ ኢልካ እዚ ባኮ ኣነነትካ ጊሒፍካ ንህዝብና ዘጥቅም ስራሕ።
እዋይ መስሓቕ ዝኾነ ሰብኣይ 🤣🤣🤣
I never hear from any political analysts disturbing words Speciale from you is I feel so bad stop talking about mesheti or an kind of words I am not trying to be rude or nice am just saying
Seraye zbehalu zoba ms zkone xegem ybielomun wedie Hama eye
Meshenit zitebu,bimakoru zigiber ,gay ziblu kalat endo gidef 😡kindey abeyti nisemie alena pls
እዚ ሊስትሮ ዓዲ ቀይሕ ውፍይ ጨናዊ ዓጽሚ ሰብ ዘየቅርብ ነቡሱ ደሙ ክድፍእ ጥራይ እዩ ዘለዎ ወዲ መበለት ::
Hasawi ለይባ አንታይ ትፈልጣ adiqala ለክባት