Fiameta geila be ergit bealu girma betkikil geltsoatal .... des yemilegn neger binor gn bealu Girma mallet sele Eritrea ina eritrawyan yalew zmelekaket Eritrea ina Asmara chirash ye Eritrea ina ye Asmara setoch bewbetachew tedenko Fiyameta ina webitua Asmara fkir neberu ❤️❤️❤️❤️💋💋💋
ኪሮስ ኣብርሃም ክቡርን ዓብን ሰብ፡ ኣዝየ ኣድኒቐካ ኣዘናትዋ መጽሓፍ "እሮማይ" ሓንቲ ካብ ናይ ተስፋየ ገብራኣብ ከተቅርበልና እምሕጸን ክቡር ሓው፡ ወይ ከም መደብ ዝሓረኻዮ እንተልዩ ኣካፍለና። ድምጽኻ መሳጢ ኢዩ❤
ካብ ትጽቢተይ ወጻኢ ኮንካ ጸንሕካ!! ኩሮስ ከም`ዚ ዓቢ ሰብኣይ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ!! ንኡሰይ ናይ ብሓቂ ትስፋው መንእሰይ፡ ንዓይ ካብቲ ናይ`ቲ ትርጉም ናይ`ቲ መጽሓፍ እቲ ኣብ ውሽጡ እዚ መንእሰይ ዘሎ ክእለትን ጥበብን ዓጀበኒ፡ ኩሮስ ግዜን ስደትን እንተዘይ ተሻምዩዎ ቀሊል ሰብ ዘይምኳኑ ካኣ ተረድኤ። ተስፋ ይገብር ድማ ንብቅዓቱን ክእለቱን ዘንጸባርቐሉ ካልእ ስራሕ ሕዙ ክመጻና። ኩሮስ ኩሉ ሰብ ክጽሕፍ ከም ዝክእል ነግርና ነይሩ!! እንተኮነ ግን ሓንቲ ሰበይቲ ሓሩጭ ስለዘለዋ ጥራይ ቕጫ ትስንክት ማለት ኣይኮነትን። ጨው የድልያ፡ ማይ፡ ሓዊ፡ እቶን፡ ሞቅሎ… ወ.ዘ.ተ. ዘድልያ ምኳኑ ዘይምርሳዕ። መጽሓፍ ካኣ ጽባቕኡ ልዕሊ እቲ ዛንታ ወይ ትረኻ የገድስ ምኳኑ፡ ክዛካኽሮ ይደሊ። ብዓብኡ ጉዳይ ተውህቦን ካልእን ወስኽካ ንሕጽረታትና ደርትዎ ምህላውን……፣ ንብዙሓት ኣብ ከነተ እዚእታት ተሓንቅና ምህላና ክነግሮ ይደሊ። መክንያቱ ኣብ ውሽጢ ቃላይ ኣትካ ምሕንባስን ኣብ ደንደስ ኮንካ ምዕዛብን ክልትኡ ሓደ ስምዒት ኣይፈጥርን እዩ። ከም`ዚ ኣብ ዓይኒ ድሙ ኣንጭዋ ጥራይ ትሳኣል ከም ዝበሃል፡ ኣብቶም ጥበባውያን ሰባት ውን ኩሉ ቀሊልን ነስሉ ክረኣዮም። ዝኮነ ሰብ ካኣ ከምኦም መስሉ ክስሞዖ ይክእል እዩ፡ እቲ ሓቂ ግን ኾምኡ ዘይምኳኑ እዩ። ስቅልካ ምጽሓፍ እንተኮይኑ ግን ከም`ዚ ኣብ ጸጸራትን ቅድስቲ ማርያም ዘለው ጀምዓትና ዘዕልልዎ ዕላል ክኮውን እዩ ማለት እዩ። ብዝኮነ ኮይኑ ጽቡቕ ትንተና፡ ዓሙቕ ርዲኢት ነይሩ፡ ደጋግምና የቅንየልና እዛ መጽሓፍ ከመይ ምኳና ሃረር ዝብላ ዝነበርኹ እየ። ብዛዕባ መጽሓፍቲ እንተኮኑ ድማ ውሑድ ዘይኮነ መጽሓፍቲ እዩ ኣብ ኤርትራና ዘሎ። ኣብ`ዚ ቁሩብ ግዜ ደራሲን ኣቦና ሰሎሙን ድራር ክዛረብ ኣብ ቢቢሲ ዝሰማዕኩዎ ኣብ ዓመት 100 መጽሓፍቲ ይፈሪ ክብል ሰምዔዮ ኣለኹ። እዚ ብመንጽር ኣብ ዓድና ዘሎ ኣንባባይ ብዕዳ ዝተሓትመ ምኳኑ ይስውውጠካ። ኣብ መወዳእታ ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝብሎ እዚ ቻነል ቀጻልነቱ ክረጋገጽ ስለዘለዎ መደባትኩም ኣበየናይ ዕድመ ዘለው መንእሰያትና እዮም ናይ Oudio ስርሓት ዝካታተሉ ምስኦም ምቅናይ ክድልየኩም ምኳኑ እንዳዛካከርኩ። ዝሰረሔ ክረክብ ዝጻዓረ ድማ ጻምኡ ክሓፍስ ስለዘለዎ ነቲ ተበግስኩምሉ ዘለኹም ትምህርታዊ ጠቀስ መደብኩም ከየወንዘፍኩም ንናይ ሕማመይ ጉዳይ ኻኣ ኽትርድኡሎም ይላቦ። ኣብ መወዳእታ ኩሮስ ሓወይ ደስ ዝበለኒን ዕድለኛ እኻ ዝበልኩሉ ሓደ ካብቶም ንዓለም ብክልትኡ ኡኩያሎኦም(መነጸነጸሮም) ዝርእይዋ፡ ገና ካብ ምቁር ምኽሪ ወላድካን ዘይተፈልየካ ብተስፋኣ ትንቃሳቀስ ምህላውካን ዕድለኛ እኻ የብለካ። ወላዲት ልክዕ ሞቶር እያ። ኣብ ዓዳ ኮይና ንኩለን wireless ኣምፑላት ናይ ምውላዕ ዓቅሚ ምስኣሎ። ብዘይ ውላዲት ምምባር ምጥፋእ ሞተረ ግን ካኣ ዘይበርህ ኣምፑል ፋየር ጌረ እየ ዝቆጽሮ። ብፍላይ ነቶም ከምዚ ከማይ መሪር ድክነት ውላድቶም ንምቅንጣጥ ተሰድዶም ገንዘብስ ተረክቡ ኣዴታቶም ዝሰኣኑ ናይ ልቢ ቁስሊ እዩ። ብዝኮነ ዕድለኛ እኻ እለካ ኣለኹ!! ኣጆኻ በርትዕ ዕቁር ክእለት ገና ዘይተበርበረ ጸጋ ኣለካ
……………………………………
ሓውኻ
ሰሎሙን ተክለ
ካብ ቅድስቲ
ከተማ ዮሩሳሌም
/ኢስራኤል/
Nay behaki tesfa zelewo mensey btami eye zemesgneka bsenki qonqo kenbba zey kealku mexfaf kenbeb hagizkani and bejaka kexlo kaloet mexhafti keman knxbe ena kabaka thank you
He has a beautiful voice and he know how to read, we need more of your work ❤️👏👏👏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቓለ-ምልልስ ኢዩ። ኩለን እዘን ዝበልካና ምሉእ ብምሉእ ከተተግብረን ኣምላኽ ይሓግዝካ ኪሮስ ክቡር ሓው😍
Hi samson አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Hi samson አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
ጽቡቅ ስራሕ ዝብቅ ድምጺ ኮታ ደስ ዘቢል ኣቀራርባ ኪሮስ ሓወይ።ሓንቲ ቃል ግን ጋዶች ትብል ናይ ትግርኛ ቃል ከም ዝሰኣንካ ብዝሒ ደጋጊምካያ ኣለኻ።ብጾት እንተ ትብል ተመራጺ ምኮነ መስለኒ እዚ ውልቃዊ ሪኢቶዩ።ይቀንየልና ብዝተረፈ።
ብጣዕሚ ንፋዕ ኢካ ኪሮስ ማራ እየ ኣድኒቀካ እየ። ንፋዕ ደጊመ ደጋጊመ
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ መሃሪ ዘተ፥ ኣብ ስራሕኹም ኣሳልጦ ይምነየለኩም። ኣጸቢቕኩም ክትዓብዩ ውን ተስፋ ይገብር።
ርሑስ በዓለ ቁዱስ ዮውሃንስ & ርሑስ ሓድሽ ዓመተ 2013 ይግበልኩም።
Hi አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Hi አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Hi አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
ብጽሞና የ ተከታቲለያ! ቶርጋሚ ኣዝየ የ ዘመስግነካ።
Zkeal entekoynu "አሰብ የማን ናት" tbl mexhaf eba aqrbelna Kiros hawey. And you got nice voice bro .ትረከኻ ብጣዕሚ መሳጢ ኢዩ, ኦሮማይ 3-4 ግዜ ሰሚዐያ ክመንዋ ኣይከኣልኩን❤️❤️
Stay safe
I'm proud of my Eritrea brother i don't speak amharic but i always want read oroma because heard it from my friends who read oromay thabk you again.
You are amazing agelalexaka betami adnikeyo I am proud to hear that we have such kind of generation ❤️🇪🇷
ብዘይ መጠን በሊሕ መንእሰይ! ኦሮማይ ብኣምሓርኛ ደጋጊመ ሰሚዐያ ከምቲ ዝድለ ክትርድኣኒ ኣይክኣለትን፡ብትግርኛ ቶርጊምካ ምስ ኣቅረብካልና ግን ደስ እናበለኒ ኣስተማቂረያ። ኪሮስ ነብሲ ኣቀራርባኻን ኣጋላልጻኻን ዝድነቅዩ፡ ካባኻ ብዙሕ ትጽቢት ኣለና ፎርሳ ኪሮስ ሓውና።
ኣነ ውን መጽሓፍ ካብ ዘየንብብ ብዙሕ ገይረ ኣለኹ። ዓቕሊ የብለይን፣ ግን ከይ ገርመኩም፣ ኣብዚ ቀረባ እዋን ከም ኣጋጣሚ ኢንተርነት እና ረኣኹ፣ ኣብ ዩ ቱብ፣ ነዛ በዛ ቻነልን ብሓውና ኪሮስ ኣብራሃም ዝተነበበት ኦሮማይ ትብል መጽሓፍ ናይ በዓሉ ግርማ፣ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ሰሚዐያ፣ ኣዝያ ከኣ መሲጣትኒ። እቲ ታሪኽ ጥራይ ዘይኮነ፣ እቲ ኣናብባን እቲ ዘሰንያ ሙዚቃን ናይ ብሓቂ ሰሓቢ ኮይኑ ረኺበዮ። ንኣቕረብቲ ከምዚ ገይርኩም ስለ ዘቕረብኩምልና ልዑል ምስጋና ይኹንኩም።
ከማኻ ተስፋ ዘለዎም ሰባት ዊሒዶምና ኪሮስ ሓወይ! ብዙሕ ክንከስብ መታን ዕድሜኻ የንውሓዮ።
I love Eritrean people 😍 Ayechut wetaderichechin Eko ye Asmera setochin tegnito semagitu nw yetashenfut
Keep it up kirosachen I am proud of you bro 🙏🙏👏👏👏👏👏
Well come kiros btami nfue ajoka i an proud of u.
በዓሉ ግርማ ሓደ ካብቶም ብሉጻት ተመሃሮ ዝነበሩ ፡ስለዝንበረ ድማ ኣብቲ ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ብሉጻት ተመሃሮ most dinamic students ዝመሃሩሉ ዝነበሩ ቤትምህቲ ጀነራል ዊንጌት ብእንግሊዛውያን ዝመሓደርን መብዛሕቶኦም መንህራን እንግሊዛውያን ኣብ ዝነበሩሉ ዝተመሃረ ብሉጽ ተመሃራይ እዩ ነይሩ። ብድሕሪ እዚ ኣብ ኣመሪካ ብፖሎካል ሳይንስ ናይ ባችለርን ማስተርስን ዲግሪ ዝነበሮ ወናኒ ብሉጽ ሓንጎል እዩ ነይሩ።
Wowwww kiros hawey des zbil sirah nay bus keykefelku kulu Eritrea tegaezeya ❤
Kirosye ሰላይሁክ በጣም ደስ ብሎኛል ታአላክ ሰው
ኣንበሳ ወዲ ዙረይ ጅግና im proud of you
Hi sami አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Hi sami አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Kiro wedi....btaemi xibuk agelalixa,,,eti natka bkiatn fltetn keybekekka sle zekafelkana lbawi msgana ybxahka....bzuh kinxibe ena..go on make us better,
Kiros hawna keep it up bro✌️👍
ንፉኢ ኢኻ ኣጆካ
I like your voice bro. You're brilliant we love you GBU 🙏
Great work ❤️
We need Sofia in Tigrigna please Kirosey
Wawuu btaemi 💖💖❤️
Beravo ayxlakukun
Well done Kiros nebsi. Keep shining and grow up. Takecare.
Kiri, my best Actor ya habibi
Hi adem አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Kiros arkey zeytegentsele metshaf etom karta nay sahara alewu do msaka😘😘😘
Hi aman አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Kirosa megadlti i am proud of you
🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👐👐👐👐👐
Btaemi nfue teraki edmen tenann yhabka keep it up 👏👏👏
Wawwwwwwww ybel kulu akerarba ykun amelalsa ajokum tray ayttahalelu
Nay bhaki belih seb eka tehabinelka kirosey hijiwun i hope kalie agedasi methaf hizka kitkerbena if alchemist by paoulo coulinho
Hi hussen አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
ኣልኬምስት ወሪዳ ኣላ ብትግርኛ ኣብ ዩቱብ
ኪሮስ ኣብርሃም ንስካስ እንቋዕ ተሰጎግካ እንቋዕ ናትና ኮንካ ኣዞየ ኢየ ዝድንቀካ ።ሶፍያ ትብል መጽሓፍ በጃካ ኣቅርበልና
ብሓቂ ኤርትራዊ ዕላል ኤርትራዊ መደብ
Shie aleka dawit weldegiyorgis behiwet Alu des ylal le menager. Ybekalu
Kiros mara asli asmarino . Um glad to know you.
How we find the PDF for the translated book.
እቲ ኣብ መጽሓፍ ኦሮማይ፣ ስእላይ በራኺ ተባሂሉ ዝግለጽ፣ ካብ ህዝባዊ ግንባር ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ነይሩ ናብ ደርጊ ዝኣተወ ኢሉ ዝገልጾ፣ ግን ከኣ፣ ከም ሰላዪ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ኣብታ ዛንታ ዝግለጾ መን ኢዩ?
Nice job kiros arkey. Proud of ü 🍾🍾🍾
Hi yonatan አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
ሰላም ጤና ይስጥልኝ ኣቶ ኪሮስ እሮማይ ከቶረጎምክ ኣይቀር ለህዝቡ በተለይ ለወጣቶች የመምህር ግርማ ወንድሙ ብትተሮግመው ጥሩ ነበር
ንፉዕ ተራካይ ኢካ መግዛአቲ ሱኔራ በጃካ ግና አዛ መጽሃፍ ቡዙሕ ምግናን ኣለዋ
Hi robel አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Well done.
What a great voice tiamir. Thank you so much.I love it.
Proud of you kirosa good job keep it up
Hi san አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Hi san አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
Bravo
መጸሓፍቲ ክትርጉም ምብጋስካ ዝነኣድ እዩ ክትቕጽለሉ ድማ እምነ። እዛ መጽሓፍ ግን ንደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ከም ኣመናዝር እትገልጽ ንጅግንነት ኣያታትና እተቆናጽብ መሳርሒ ልዕልና ኢትዮጵያውነት እያ። ስለዚ እንታይ ዓይነት መጽሓፍ ትትርጉም ምፍላጥ ድማ ዝያዳ ኣገዳሲ እዩ። ሰላም
Kem zi mesleni kulu miflat tsibuk eyu kab biwere kitsemo
Nay dess asterogoguma keep it bro
Wow very good nice jop
Nemexai Abe Eritrea zexehaf mexhafti zeyteadene eyu mekeneyatu Abe Eritrea zeywexe tarik bezuh bezuh alo Eritrea bemexhafti mexhaf ketefelet eya. My word.
I'm proud you brove but gazetena entay aynet u
Fiameta geila be ergit bealu girma betkikil geltsoatal .... des yemilegn neger binor gn bealu Girma mallet sele Eritrea ina eritrawyan yalew zmelekaket Eritrea ina Asmara chirash ye Eritrea ina ye Asmara setoch bewbetachew tedenko Fiyameta ina webitua Asmara fkir neberu ❤️❤️❤️❤️💋💋💋
Amazing.
ምስጋናችን በአያሌው ይድረስ።
Bra
ሰላም፡ከመይ ትኰኑ፧ ርሑስ በዓል እናበልኩ።ነዛ መጽሓፍ ኦሮማይ ክትርጎም ከላ፡ፍቓድ ሓቲትኩም ዶ ትኰኑ? ወይ ድማ ብምንታይ መገዲ ናብ ምትርጓምን ምቅላሕን በጺሓ?
Hi abraham አብዛ ቻነል ብዙሕ ትምህርቲ ክትረክብ ኢኻ ከፊትካ ረአያ ሞ wow wedi eri ተሐባበረና ሐዳሽ ቻነል ኢያ
www.youtupe.com/channel/UC_sAgVP6Fnpc3BxxJKecqzg
👍👍🙏🙏
Naybaki blux
🔥👍
እንካዕ ነዚ ኣዛናትዋኡ ዘድንቆ ወዲ ኣርኣኩምና : : ዝገርም ክእለት ኣዛናትዋ : ኣናብባ : ድምጺ : ቅድን ጥበብን ኣናብባ ዝተዓደለ ሞያዊ : : ቅድን ጥበብ ኣቀራርቡኡ : ድምጹ : ብዓቢኡ ድማ ቁምነገር እቲ ዛንታ ከም ንኤርትራውያን ንኢትዮጵያውያን ኣገዳሲ ሓቅታት ዝሓዘለ መጽሓፍ : ሰሚዕካ ኣይምናን 'ዩ : : መጸሓፍ ኦሮማይ ሰለስተ ግዜ ኣንቢበ ዘይመነኽ ዋ መጽሓፍ ::
ብኸምዚ መልክዕ ካብ ዝረኽባ ንመበል ክንደይ ግዜ ሰሚዐያ : ኣጻብዕቲ ኣእዳወይን ኣእጋረይን ቆጺርካ ኣይኣክልን : ሕጂ'ሞ ኣብ ደስ ዝበለኒ ክፋል ኣኣትየ ይሰምዓ :
ብኡ መጠን ድማ ብዛዕባ እዚ ኣንባባይ ይሓስብ : : ከምዚ ጌርኩም ዘቕረብኩምልና ሓደ ሓሳብ ኣግዲልኩምለይ ኢኹም እሞ የመስግነኩም : :
ንኹሉኹም ዋናታት እዚ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም : : ኪሮስ ኣብረሃም ከምቲ ኣብሓንጎለይ ዝሰኣልክዎ ኣይጸነሓንን ካብ ዕድሜኡ ኣትሒዝካ።
ዋላ ነዛ ቃለ መሕተት ብጽሞና ሰሚዐዮ : ብሰለቱ ክግምግም ዓቕሚ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ : : ኣብ ሒዝዎ ዘሎ ስራሕ ድማ ዕቤት ዓወት ኩሉ ጸጽቡቑ ይምነየሉ ::
Dongiye ambibeya zgerm rdietka wun fetyeyo negbetka xhaf kbret yhabelna
Hi ahwatey
Has any one thought about making drama or film.
What do you mean
Fiamrta ety kendi trauma?
Rariku welday zibelkayo haqena simu eyu azazi nadew eiz zinebere dehar diri nadew mifrasu direshene eyu
ብመጀመርታ ተገዲስካ ሓሳባትካ ብምክፋልካ የመስግን እዚ ዝበልካዮ ጀነራል ታሪኩ ኣይኔ ይበሃል ድሕሪ ምድምሳስ ናደው ድማ ተረሺኑ። ኣነ ን ሻለቃ ዳዊት ከም መወከሲ ተጠቂመ የ ናብ መደምደምታይ በጺሐ እታ መላግቦ ድማ ኣብ ላዕሊ ኣላትካ። ተጋጊየ እንተኾይነ ድማ መወከሲኻ ኣቐምጠለይ። ክብረት ይሓበለይ።
Fiameta bideki Asmara kem hanti txibikity ygelxiwa gin ety hakena trauma kalea eyu.n Tesesfay gebreab gazexena entzihitet mihash
Eritrawi betami nay metshafen menbaben lemdi kab melue africa kadamay eyu neru eti sheger hegdef kone ilu eyu adakomewo mekneyatu nay geli gazetat atsyu gazetengatat asiru menesey enda gefefe nesawa ezi eyu eti haki kemzi elka bedefret ketmles tetsebieka nere sorry
AB sweden dikum zelekum nfut
ኣብ ኖርወይ ኢና ንነብር #Joni Yoni
Tesfana production okey xbuk kronor sle zbelkum eye thank you tegediska zeneleskaley
ኪሮስ እታ ናይ ታሪክ ምጽሃፍ ዝበልካዮ ብፍላይ እቲ ናይ 30 ዓመት ታሪክ ናይ ውልቃዊ ታሪክካ ምጽሃፍ ኣይፍቀድን እዩ ካልኣይ ታሪክ ኤርትራ ንድህሪት ተመሊስካ ክትጽፍ ኣይፍቀድን እቲ ጸገም ብዙህ እዩ ወየ ደጋፊ ናይ ህግደፍ ከይ ትከውን ተህለቀሎም ከይ ትህሉ
Qomal hasawi.