መዘንግዕ ካሜራ ብምኽንያት በዓል ልደት ምስ ስነ-ጥበበኛታት | ኣሰይ ሜድያ | Prank with Eritrean Artists Asey Media 2025.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 217

  • @ፈታዊ-ሓቂ
    @ፈታዊ-ሓቂ 16 วันที่ผ่านมา +49

    ክብሪ ሰብ ምትንካፍን ፕራንክን ግን እንታይ እዩ ዘራኽቦም? ዶስ ዘሊፍኩም ዘይዝሩብ ከተዛርብዎምን ኣብ ስምዒት ከተእትዎምን እዩ ዕላማኹም? Proud of you Salem Shikor ❤️❤️❤️ ናርዶስ ግን ትዕሽዊ ኣለኺ 😢😢😢 በጃኹም ፕራንክ ማለት ቆዮቛን ዕግርግርን ኣይኮነን።

    • @Kdsti19
      @Kdsti19 15 วันที่ผ่านมา +1

      Entay alewo brank Normal u wela kabtom gorobabichin eka kenika tkewn hasad anihna si knzanaga ena juntes wahid

    • @Nonamen-ss6lx
      @Nonamen-ss6lx 15 วันที่ผ่านมา

      እቲ ሽምክስ ቅድስቲ ዩ ኔሩ ኣክንዲ ጌጋ ምባል ድዩ ሃተውተው ትብሊ! ብኽብሪ ሳሌም ዮም መጽዮም ስርዓት ​@@Kdsti19

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 15 วันที่ผ่านมา +4

      @ Brank ዘይኮነ prank እዩ ዝበሃል። ያኢ ሃገራዊ ተኾይኑለይ እዩ ካባኻስ። ደንቆሮ! ዘይትመሃር ግዳ ካብ ነዚ ትጽሕፍ? በል ን ኣዴኻ ወይ ሓፍትኻ ከምዚኣ ይግበሩልካ! ደሓር ከኣ ንቓሕ ኣብ ጽልኢ ካብ ትነብር እምበር 🇪🇷 እየ ኣነስ። ኣብ 2018 ብትግራይ ዝኣተወ ባኒ ትበልዕ ምንባራ ኣዴኻን ብትግራዋይ ትምራሕ ምህላውካን ከኣ ዘክር። ዕላጅ!

    • @exdrti
      @exdrti 15 วันที่ผ่านมา +1

      @@Kdsti19 ፈሊጥኪዮ ኣለኺ ጓል ኤረይ ቆቃሕ ፣ ዳ ገሬ እሙን እዩ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 14 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@ፈታዊ-ሓቂ tigraway haqi zizareb endyu zeyele ata agame sahsah qodaf wahid sirnay nay rediet txbeyu sebatsi b tigray bani keatu n Eri wedi Quenti wahid😅😅😅😅

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 14 วันที่ผ่านมา +9

    ብራንክ ጽቡቅ እንድዩ ግን ማራ ንባእሲ ዝዕድም ክኽውን የብሉን። ክነውሕ ውን የብሉን ኣሰልቻዊ ከይከውን። ሳሌም ብጣዕሚ ንፍዕቲ።❤

  • @yemanegebreab1150
    @yemanegebreab1150 11 วันที่ผ่านมา +3

    ሳሌማ ናይ በብሓቂ ዕትብቲ ኤርትራዊት

  • @Yanay1212
    @Yanay1212 12 วันที่ผ่านมา +3

    😅😅ምቁራት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🎉😊😂😂😂

  • @freweiniberhe4530
    @freweiniberhe4530 12 วันที่ผ่านมา +2

    Btami akli geyra selu shikor ewa zlf zlf bhaki akli tbebki arikna kabtom azye zednkeki nay gzena tefetawit dmxawit semika zey mno derftat zewenenki eki ajoki kabzi nlali knxbeyeki ena ❤❤❤

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 15 วันที่ผ่านมา +5

    ኡፍፍፍፍ ሳሌመይ ማራ ሓላል ሙካና በዚኣ ፈሪደያ ማራ ኢና ን ፍርትወኪ ቅሰኒ ኣባይኪ ፡እዛ መርዓት ጊን ብራቮ❤ወይከ ስሓቅ

  • @ኤሪLove192
    @ኤሪLove192 16 วันที่ผ่านมา +7

    ጽብቅቲ ነይራ ከም ርኢቶ እታ መወዳእታ ፕራንክ ኢዩ ኢልኩም ከተርድዋ ከለኹም ክንሪኣ ነይርና ንፍዕቲ ሳልየም ዓቅልኺ ክሸይን ኢየ ኢላ ክትከይድ ኣያ ተጸብየ ነይረ ክብረት ኣብ ዓድና ኢዩ ዘሎ

  • @መሶበይመሶብዎርቂ
    @መሶበይመሶብዎርቂ 15 วันที่ผ่านมา +6

    😂😂😂 ዋው ንፍዕቲ መራሰኒት ያ እታ መርዓት ኣድኒቀያ።

  • @GA-gb6yy
    @GA-gb6yy 16 วันที่ผ่านมา +35

    Waw nisalem more fetiya bisleta waw ❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 16 วันที่ผ่านมา +4

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤❤

  • @shewityohannes4953
    @shewityohannes4953 13 วันที่ผ่านมา +2

    አየ ዓቅሊ ዝገርም እዩ ሩሑስ አውዳአመት ይግበረልና ንኩልና ❤

  • @MuzitAmbase
    @MuzitAmbase 8 วันที่ผ่านมา +1

    ሳሌማ ስነ ስርዐትኪ ዋዉ ደስ በሀሊት

  • @baqr4383
    @baqr4383 12 วันที่ผ่านมา +2

    Salem we love you
    You are intelligent ❤❤❤❤

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 16 วันที่ผ่านมา +7

    Ruhus beal ledet deki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 15 วันที่ผ่านมา +3

    kemzi prank ena ndeli delena, salemey gn adegixatni

  • @Esat-k7u
    @Esat-k7u 15 วันที่ผ่านมา +4

    Nardi and saliemey shkorat we Love you when you doing funny stuff 😂 keep doing it deqi Erey shkorinatat ❤❤❤❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 12 วันที่ผ่านมา +2

    Deki erey halalat❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @dawitMekonen-c5o
    @dawitMekonen-c5o 15 วันที่ผ่านมา +3

    ውይይይ ሳሊም ሓፍተይ ዓሕ ሳሊም ሓፍተይ ከም ዚ ናትኪ ኣይምኻእልክዎን❤❤❤❤❤ ኣጆኺ

  • @bilalnayb2761
    @bilalnayb2761 16 วันที่ผ่านมา +8

    Wawww salu abey seb amrea eya zidnikeki lulua teana yehabeki fetari selu shekor

  • @danaitdagnew1344
    @danaitdagnew1344 12 วันที่ผ่านมา +1

    Selam yehwat eti hasab xbuk endiu neiru gin btami newihu seb ab semit atyu khark ab mthrramn gelen nay seb semit mtnkaf xbuk aykonen please amehayshwo ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sarazeray3586
    @sarazeray3586 12 วันที่ผ่านมา +2

    Salem wow am so proud of you 👏 🥰

  • @sababahta2363
    @sababahta2363 11 วันที่ผ่านมา +2

    Wawwwww btaemi akli zeleki btaemi adnikeki saleam shkor

  • @amankuflom2381
    @amankuflom2381 16 วันที่ผ่านมา +5

    Habtey ab kndea tesaqila eko xenhe❤❤❤❤

  • @Micciamilla
    @Micciamilla 15 วันที่ผ่านมา +2

    Weeeeeeeeey Saliemey xelaiki yenbae meqeret sweeety 😢❤ shikor aqaal aqliki awedieateki eza wachilll 😂😂😂😂😂😂😂 HAPPY NEW YEAR AND MERRY CHRISTMAS 🎄 ❤❤❤❤❤❤

  • @Lelu-q8g
    @Lelu-q8g 15 วันที่ผ่านมา +2

    Wow salem btami ya abay seb zey nsa zeytmesll ❤❤❤❤

  • @lazalaza4566
    @lazalaza4566 15 วันที่ผ่านมา +2

    ሳሉ ምክርቲ ኣይትሕረቂ ❤❤❤❤❤❤

  • @Merhawigherezgher
    @Merhawigherezgher 16 วันที่ผ่านมา +5

    ኣነ ኮመንተይ ስሒበያ ኣለኩ ናይ ዝሓለፈት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ስነስርዓት ዘለዋ ❤

  • @Fache.
    @Fache. 16 วันที่ผ่านมา +6

    ❤❤❤❤😂😂😂 ሳሉ ሽኮር ያከ

  • @betremaryamey8984
    @betremaryamey8984 16 วันที่ผ่านมา +5

    Wowww saliemey shikor mara fetieki❤❤❤

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 16 วันที่ผ่านมา +8

    Ewiyyy saliemey shukor ms nebiet msia bekiye ufffff

  • @eritreawikuburmeninet
    @eritreawikuburmeninet 16 วันที่ผ่านมา +2

    Wawww saliem shikor Kief Aleki ❤❤❤❤❤

  • @helenweldeabzgi5941
    @helenweldeabzgi5941 15 วันที่ผ่านมา +2

    Salema you beautiful & Amazing 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abebaukubay8641
    @abebaukubay8641 15 วันที่ผ่านมา +3

    Salim shikor❤❤ bika begikum terifuwa

  • @azebgebri6695
    @azebgebri6695 15 วันที่ผ่านมา +2

    Bertu deki Eri ❤

  • @solomonaraya5720
    @solomonaraya5720 15 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤ዋው ሳልያም ሓራቅ ኢኪ እም

  • @ElyasGBREGHZABHER
    @ElyasGBREGHZABHER 15 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂😂😂😂 ኬፍ ዘለው ብራክ

  • @SemharMhretab-t6m
    @SemharMhretab-t6m 16 วันที่ผ่านมา +2

    Soli shkor ❤❤❤❤edmen tenan yhabki ftari xbkteyyy❤❤❤❤

  • @kemmenkem2874
    @kemmenkem2874 15 วันที่ผ่านมา +2

    Entay eyu ezi😮

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle4643 13 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤deqi Ereyyyyy 🇪🇷👍🙏🌹❤️

  • @Gijert
    @Gijert 15 วันที่ผ่านมา +4

    ዓቅሊ ዘለዎ ስብ ክውዶኦ ኮሎ 🙄 መርዓትን አፋ ዘይትሕዝን ብመጽሓፍ ዝሓለፈላ 😂😂😂❤

  • @semeresolomun-h4d
    @semeresolomun-h4d 15 วันที่ผ่านมา +2

    በበይይይ 😄😄😄

  • @huruyghidey5700
    @huruyghidey5700 15 วันที่ผ่านมา +2

    ሳሌም ሽኮር ካብቲ ዝነበረኒ መሊሰ ፈቴኪ። እቲ ኣገባብ መዝንጋዕ ግን ኣይግድን

  • @SenayHiwet
    @SenayHiwet 15 วันที่ผ่านมา +2

    ሽውያ ውልቃዊ ፕራንክ ግደፉ
    ይበል ግርም ተዘናጊዕና

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pf 16 วันที่ผ่านมา +11

    እዚ ፕራንክ ኣይኮነን፡ ክብሪ ሰባት ምትንካፍን ዓቕሊ ሰብ ምፍትታን ኮይኑ ይስመዓካ።😢

  • @titina9780
    @titina9780 15 วันที่ผ่านมา +2

    Woww salim shikor❤ ❤

  • @asternegusse2034
    @asternegusse2034 14 วันที่ผ่านมา +1

    Sali, adengitskni 🎉🎉🎉

  • @sarakidane6526
    @sarakidane6526 16 วันที่ผ่านมา +4

    Selu haftey goyta tebay

  • @ShishayHabte-gf2sp
    @ShishayHabte-gf2sp 16 วันที่ผ่านมา +5

    Salu shekor ❤❤❤

  • @Hapwww
    @Hapwww 15 วันที่ผ่านมา +2

    guday Prank gudayey aykonen, HAMBOF gin bela

  • @DaniDani-t9i
    @DaniDani-t9i 15 วันที่ผ่านมา +3

    ሳሌም ውዕይቲ ትመስልኒ ኔርኪ ፡ እንተኾነ ግዳ ፍልጠት ዘለዎ ዋዒ ከም ዘለኪ ሎሚ ፈሊጠ። ቀሊል ኣይኮነን ፡ ዓቕሊ ትዓዛቢ ከይተረፈ ዝፍትን ነገር እዩ ኔሩ ። ኣነ ብወገነይ በቲ ጥርሙስ ጌረ ርእሳ ምፈገምክዋ ኔረ። ኣይምኽኣልክዎን። ናይዚ መደብ ኣዳለውቲ ዝኾንኩም ኣካላት ክኣ ተጋጊኹም ምበልኩ። ከምዚ ዝበለ ናይ ቃላት ቀስቲ እናወርወርካ ክብርን ሞራልን ሰብ ምትንካፍ ግቡእ ኣይኮነን። እናዘናግዐ ዘዘንግዕ ካልእ ኩርናዕ ድለዩ።
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ሳሌማ ሽኮር❤

  • @mackbel1073
    @mackbel1073 14 วันที่ผ่านมา +1

    "ተዘይ መዲበ ኣይስሕንየ"ኢላታ hahahahha ብመደብ ዝስሕ ሰብ ከኣ ኣሎዪ?😅እዚ ከኣ መዘንግዕ ካሜራ ዘይኮነ መዘንግዕ ስድነትዪ ሽም ኣይትጋገዪ።

  • @DestaTsadik-v7t
    @DestaTsadik-v7t 15 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ቆልዑ ስራሕ😂

  • @natsnettekie9058
    @natsnettekie9058 13 วันที่ผ่านมา +1

    Asey Media Ketselwa🎉

  • @exdrti
    @exdrti 16 วันที่ผ่านมา +2

    Ruhus gama yigberelkkum Iza merat hayal tewasayit iya and saliem shikor kkk btami nice prank kkk

  • @selamawitweldenseaweldemar4829
    @selamawitweldenseaweldemar4829 15 วันที่ผ่านมา +2

    ጸገም ረኪባ ሳሌም ዓቅሊ 100%❤❤ዋውው😂😂😂

  • @awetmussie9800
    @awetmussie9800 16 วันที่ผ่านมา +3

    bela geleaynet prank ybel
    naytom zterefu aytdenguyu tray 🎉

  • @Yorda0808
    @Yorda0808 15 วันที่ผ่านมา +8

    Ksab kndu akli seb mfititan xbuk aykonen lbka zisebr kikewn yeblun bhaki saliem mara eki akal jigna dma❤ we love you ❤

  • @kisunaho5507
    @kisunaho5507 14 วันที่ผ่านมา +2

    Salu shikor ❤

  • @ኣየልበይ
    @ኣየልበይ 15 วันที่ผ่านมา +2

    ኤህ ደኣ ናርዲ እሞ ኸኣ ንሳሌም መስኪን😂😢

  • @RigatGhebregiorgis
    @RigatGhebregiorgis 15 วันที่ผ่านมา +2

    Ewuyyy Salemey shikor

  • @helenweldeabzgi5941
    @helenweldeabzgi5941 15 วันที่ผ่านมา +2

    Salem sweet we love you more 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumftsum6995
    @ftsumftsum6995 14 วันที่ผ่านมา +1

    Salema shkor🎉🎉🎉🎉❤

  • @tesfamender8516
    @tesfamender8516 14 วันที่ผ่านมา +2

    Wey yene konjo 🎉🎉🎉

  • @mebrhatumehari3477
    @mebrhatumehari3477 16 วันที่ผ่านมา +3

    Ewayyy salu rakebemek eba be gerhenetki ❤❤❤❤

  • @Abiyayu
    @Abiyayu 15 วันที่ผ่านมา +2

    ሳሌም ዓባይ ሰብ❤❤❤

  • @Yyyyyyu-l5d
    @Yyyyyyu-l5d 16 วันที่ผ่านมา +2

    Gaga bazehu bezukona 🎉🎉🎉🎉❤

  • @abrahamtikue1614
    @abrahamtikue1614 15 วันที่ผ่านมา +2

    Wawwww saliem shikor

  • @milimili9402
    @milimili9402 15 วันที่ผ่านมา +3

    Salie shkor ❤❤❤❤❤

  • @dawityfterelu3170
    @dawityfterelu3170 15 วันที่ผ่านมา +3

    Nardi and salem ❤❤❤

  • @natsnethayliab
    @natsnethayliab 7 วันที่ผ่านมา

    Salem we love you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adiamkifle5980
    @adiamkifle5980 13 วันที่ผ่านมา +2

    እንተ መርዓውቲ ተመክሮ ናይ ሰብ ምሕራቅ ኣለዎም :ግን ኣገራሚ ዩ ደቂ ኤረይ ምጭዋት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 15 วันที่ผ่านมา +3

    እዚ በጊዕን ደርሆን ሒዝካ ኮለል ምባል ከኣ ግደፍዎ እንዳ ፋራታት..እቲ ህያብ ሲ ስብ ገዘኦም ስደዱሎም😢😢😢

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 15 วันที่ผ่านมา +2

    Selu mkrti ❤

  • @MerryTesfealem
    @MerryTesfealem 15 วันที่ผ่านมา +2

    Waww salemey adnqotey melise wesikelu aqli meglexi zeyblu

  • @TatiHope
    @TatiHope 16 วันที่ผ่านมา +2

    Saliem titeharam dya ere gud 😂😂😂😂

  • @sabatesfu1653
    @sabatesfu1653 15 วันที่ผ่านมา +2

    Salem shkor😢😢😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉btami adengixatni

  • @alganshmehar3892
    @alganshmehar3892 15 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ Salu shkor

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 16 วันที่ผ่านมา +3

    don't stop continue prank

  • @gew769
    @gew769 16 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome 🤗

  • @Algaasmarina1991
    @Algaasmarina1991 15 วันที่ผ่านมา +2

    እንታይ ዓይነት መዘንግዕ እዩ ዚ 😢 ክብረትካ ዘቀንስ

  • @tomjerry6575
    @tomjerry6575 11 วันที่ผ่านมา +1

    Marsiee hibkuma ezi kulu kifuee gerkum nesa nifetwa derafit

  • @NahomHaile-l5j
    @NahomHaile-l5j 15 วันที่ผ่านมา +2

    በቲ ጥርሙስ ተትፈግኣ ደስ ምበለኒ ወላ ፕራንክ ይኹን

  • @Maramey452
    @Maramey452 15 วันที่ผ่านมา +3

    Naenay ata ba elato neti begie 😂😂😂

  • @dawithidrom6327
    @dawithidrom6327 16 วันที่ผ่านมา +3

    Waw salem ketfgena ruhus beal ldet ygberelna deky eri

  • @awetbariagaber
    @awetbariagaber 10 วันที่ผ่านมา +1

    Wow salem i really love you but the prank was to long.

  • @Maly105
    @Maly105 16 วันที่ผ่านมา +3

    😂😂😂😂😂 xbuqatey ftret

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 16 วันที่ผ่านมา +5

    በጊዕ ተትገድፍዎ ዋላ ገንዘብ ሃብዎም እንታይ ገበራ ተን አባጊዕ ጎተት ክብላ ብዝተረፈ ጹቡቅ ደስ ድብል ፕራንክ ክክክክ ❤

    • @ErIHageri
      @ErIHageri 14 วันที่ผ่านมา

      IT COSTS 4000 NAKFA SO IT'S BETTER ✅️🇪🇷✅️🇪🇷

  • @onelove-w1l
    @onelove-w1l 16 วันที่ผ่านมา +15

    ኣታ ነበልዎ እዚ ከምዚ ዓይነት ነበልዎ በጃኩም ነርማል ፕሮግራም ግበሩ ረባሺ ኮይኑ
    ኣደ።መምህር።ስነ ጥበባዊት ።ንምንታይ ስለምንታይ ክብሪ ሰብ ትትንክፉ ነበልዎ
    ነርማል መስሓቅ ፕሮግራም ግበርዎ ረባሺ ኮይኑ

    • @exdrti
      @exdrti 16 วันที่ผ่านมา +1

      komu indiyu prank ziarkey tezey koynu da boring indiyu kikewin tsebuk alewu kexiliwo

    • @beylulgebrelul9624
      @beylulgebrelul9624 15 วันที่ผ่านมา

      Normal it is a prank

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 15 วันที่ผ่านมา

      @@exdrti ዝወደቐ ህዝቢ ብውድቀት ካሎኦት ክስሕቕ ምድላይ ንቡር ተርእዮ ደኣ ኮይኑ እምበር እዚ ኖርማል ኣይኮነን። ሳሌም ምስዚ ኩሉ ትዕግስታ ሕማቕ ዘረባ ክሞልቃ ዶ ኣይተዓዘብካን ኢኻ? እቲ ዝገደደ መንፈዓት ስለዝሓስብዎ ኣብ ኤዲት ኣይቆርጽዎን እዮም። ከምቲ ሮዳስ ንጽጉማት ብምሕጋዛ ዝተኣሰረት እዚኦም ከ በጊዕ ንክረኽቡ ክእሰሩን ክዝለፋን ድዩ ኖርማል? ሳሌም ፡ ኣነ ኣደ ክልተ ቆልዑን መምህርን እየ ክትብል ከ ወላሓንቲ ኣይተሰመዓካን?

    • @exdrti
      @exdrti 15 วันที่ผ่านมา

      @@ፈታዊ-ሓቂ kemey wediqka aytitesi rkius እዞም ዓጋመን ጥማዕ ዓጋመን ኣብዚዳ ኤርትራዊያን ገጽኩም ኣይትምጹ ቅንኢ ሕማቅ ሕማም እዩ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 15 วันที่ผ่านมา

      @@exdrti 7 ዘይኮነስ 17 ዓሌተይ ካብ ኤርትራ እዩ ኣጆኻ። ፍልልይና ንስኻ ነታ ምሳኻ ዝተወለደት ድንቁርና ከይትጠፍኣካ ኣዒንትኻ ከይከደንካ እንዳሓለኻያ ትነብር ምህላውካ ጥራይ እዩ። ብ ኢሰያስ ተንቤናይ ትምራሕን ዘረባ ኣወል ስዒድ ወዲ ሽረን እንዳሸምደድካ ጥራይ ንበር ኣታ ዕላማ ኣልቦን ነኻሲ ጡብ ኣዲኡን

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 16 วันที่ผ่านมา +3

    ሳሌም ሽኮር❤❤❤❤❤ እንታይ ገይራትኩም ❤❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 16 วันที่ผ่านมา +1

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉🎉

  • @efremhaile4153
    @efremhaile4153 14 วันที่ผ่านมา +1

    ሳሌም 🫶🏼😇

  • @great2894
    @great2894 16 วันที่ผ่านมา +10

    እታ ዝበለጸት ፕራንክ ናይ 2025 ዝብል ሽልማት ይግብኣ። ገለ ዓይነት መደብ። ሳሌም ጓል ዙረይ ምስ ምዃናን፣ ብኣካል ውን ስለ ዝፈልጣን ከኣ ዝያዳ ኣስተማቒረያ። ሳሌማ ዓባይ ሰብ ኣንባቢት መጽሓፍቲ። ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኪ። Thank u Assey Media for presenting us this incredible show!

  • @eseyaskesete8785
    @eseyaskesete8785 16 วันที่ผ่านมา +4

    Nisaliem melishe feteya

  • @Gualhabtom
    @Gualhabtom 16 วันที่ผ่านมา +1

    Abet aqli anes beti biyati nay Nardos gire risa miseberkwa 🥹

  • @LoyalboyWediLoyal
    @LoyalboyWediLoyal 15 วันที่ผ่านมา

    Xubuq aykonen meare kindiu seb mifitian ane tezikewin nere minishir gere nikulukum mehrerkukum nere diuhulat saliem gin nifiati gobez 🫴👏👏

  • @ሚካኤልወዲኤረ
    @ሚካኤልወዲኤረ 15 วันที่ผ่านมา +3

    ያ ማዕጉላ ዓቕሊ ሰብ ዝፍትን ቃላት ኔውበልዎ ዋላ ኣነ ዓቅለይ ወዲኤ ቲቨይ ሰይረያ።🎶🎹🎹
    ሳሌማ ዲኪ ትረኣይኒ ኣብቲ ስግር
    ማዕዶ ወይ ኣነ ኣነ ልበይ ነዲደ ካላእ ይንደዶ

  • @lulyo50
    @lulyo50 16 วันที่ผ่านมา +2

    Abet akli selu mkrti 😂😂😂

  • @nyatdesbele8813
    @nyatdesbele8813 14 วันที่ผ่านมา +1

    Eta meraet gn ktkElelu pew 😂😂😂😂

  • @yohannesfikadu1052
    @yohannesfikadu1052 12 วันที่ผ่านมา

    ብራንክ ጽቡቅ እንድዩ ግን ማራ ንባእሲ ዝዕድም ክኽውን የብሉን። ክነውሕ ውን የብሉን ኣሰልቻዊ ከይከውን . ክብሪ ሰብ ምትንካፍን ፕራንክን ግን እንታይ እዩ ዘራኽቦም? ዶስ ዘሊፍኩም ዘይዝሩብ ከተዛርብዎምን ኣብ ስምዒት ከተእትዎምን እዩ ዕላማኹም? ናርዶስ ግን ትዕሽዊ ኣለኺ 😢😢😢 በጃኹም ፕራንክ ማለት ቆዮቛን ዕግርግርን ኣይኮነን።

  • @ChristianoRonaldo-z7h
    @ChristianoRonaldo-z7h 16 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @mbrakzeremariam8548
    @mbrakzeremariam8548 10 วันที่ผ่านมา

    Enitay grenakum tebkwen abayen ybke❤

  • @Sama-d5v
    @Sama-d5v 13 วันที่ผ่านมา +2

    Mereawn mereatn gn btaemi adnikeyom nay bhaki htsnot zelewu ymeslu bflay robel tewasue afetnwo nfue eyu zmesl