ንኣደይ ሳርፕራይዝ ገይረያ ኣደይ ብደስታ ነብዓ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 378

  • @ህልናጓልተዋህዶ
    @ህልናጓልተዋህዶ 8 หลายเดือนก่อน +27

    ኣቢየይ ለባም ዋዕሮና እግዚአብሔር አምላክ እናታሓጎስኪ የንብርኪ ብሓጎስ ነቢዐ😢♥️♥️♥️♥️

  • @trhasss7328
    @trhasss7328 8 หลายเดือนก่อน +19

    እንታይ ኮይነ ግን ነብዕ 😢መክበርኪ ውለዲ ዝሓፍተይ ክብሪ ይዓድልኪ ዝወለደስ ይታሓጎስ ዳአ ማርያምን (2)ርአያ ኩሉ ገይረልኪ አለኩ አብየይ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም) (2)ጀጋንና ለምዘበን መርዓ ንዓመታ ቆልዓ ❤❤❤❤❤አብ ስደት ዘለና እውን ንምትሕቅቃፍ ወለድና የብቅዕና ስደትና የሕፅረልና አናፍቅና ግን ስደት ረሳሕ

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን ሰደትና ይሕፀረልና እወነት ኣነ እወን ንበዐ ቀላዓ እንተበሉኩሰ በይነይ ኒፈፍቅት ግን ኣይተካአለን ኣነሳ ደሕኒ እየ ኣይረ ከዚ ግን 😢😢😢

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 8 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሰይ ማማዋይ አፍፍ አዶ🥺ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏ኣቤየይ ወርቅ ልክና ንቡረ ይሃብኪ ላባም ጓል ዓባይቲ🙏♥️💜

  • @hawi4837
    @hawi4837 8 หลายเดือนก่อน +16

    ሓጎስኪ ብዝሕ ይበለልና ከቡዋይ መዓረይ እንቋዕ ደስስስ በለኪ ❤❤❤

  • @Meesihaftibryeway
    @Meesihaftibryeway 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ ዝወለደስ ይተሓጎስ ድኣ ንኣዶ ብርሃን ገዛስ ወርቂ እኳ እንትንእሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @nanigt8066
    @nanigt8066 8 หลายเดือนก่อน +4

    አዶ ልዕሊ ወርቂ እየ አይኾነይዶ ወርቂ ኽሳድ ወርቂ ኽዳንዉን ይንእሳ እዩ አዶታት ትግራይ ፍሉያት እየን ርዕሊ ወርቂ እየን ክብሪ ንአዶታት ትግራይ ❤🙏❤🙏❤🙏❤ አቤዋ ለባም እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ዋዕሮ ሐፍተይ ❤🙏❤🙏❤🙏❤

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xu 8 หลายเดือนก่อน +7

    ተዓዲልኪ ኣቢ ሓፍተይ ኣደዋይ ማዓረይ ከምዚኣ ገይረ ዘሐጉሰላ ምዓልቲ ፍጠረለይ ኣምላክ ኣቦይ ኣዴታትና ይንበራልና ❤❤

    • @مظزز
      @مظزز 8 หลายเดือนก่อน

      ደስ ክትብላ አቢዋይ ማዓይ ከምዚኣ ገይሪ ዝሐጉስላ ምዓልቲ ፍጠረለይ አምላክ አቦይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tsedihaftiyjeganu
    @Tsedihaftiyjeganu 8 หลายเดือนก่อน +13

    አደስ ኩሉ ግዜ ትተሓጎስ አቢየይ እንዃዕ ብርሃን ረአኪይ ዋዕሮዋይ

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይይይይይ መቀረተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ አቢየይ ጀግና አብ ኩሉ ውዲ ናይ አዶ ፍቅሪ ውዕለት ገለፅካ አይወዳአን ጎይታ ማዓረይ ሰደትና አሕፀርካ ናብዚ ክብሪ የብቅዐና ምሰ ወለድና እወነት ንደይ ንፍቀቀቀቀቀቀ😢

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 8 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ኣሐጎሰኪ ኣቤዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ውላድኪ የሪኤና❤❤❤❤❤❤

  • @ህወ
    @ህወ 8 หลายเดือนก่อน +2

    ግርማ ይክደንኪ ፅጋበይ
    ሕጉሰ እለ አነ ካዓ ሰደት ከይደ ወድያዊ ዕደየይ ወደአ ነደዋይ ወርቂ ሰድደላ መልሳ ፎቶ ምሰላአከትለይ ነበረ ታሕጋሰ ነብዐ ተባረኪ ዛሓፍተይ

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 8 หลายเดือนก่อน +4

    እወ የዓኪ ብጣዕሚ ኣቢየይ ኣደስ ትንበር ንዘልኣለም ❤❤❤❤ ንባዕላ ከረገፀት ንደቀይ ትብል ኣብየይ ክብሪ ይሃብኪ ብየቅኪ ተክሓሲ ዘሓፍተይ ❤❤❤❤

  • @djdudyxjf944
    @djdudyxjf944 8 หลายเดือนก่อน +6

    ዓዓብየን ኡዚ ዘርኣየን እውን ደርጋ ዘይ ደካማ እዩ እንኳዕ ደስስ በለን

  • @SenaytNahu
    @SenaytNahu 4 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም ንኣዶ ይግብኣእዮ ተባረኺ ዝሓፍተይ ኣንሕናውን ኸምኡ ንገብር ኣምላኽ ይሓግዘና

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኽን ፈጣር♥️♥️♥️

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 8 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ታሓጉሰ ኣዴታትና እዚኳ ይውሕደክን ክብርቲ ኣዴና ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤ሓጎሰይ መጠን የቡሉይ እና እንኳዕ ደስ በለኩ ከምቱ መርዓኩም ውልድኩም የሪአና ፍትዋተይ

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዛምበተዋይ ንስኪ ለ ወልድኪ ታሓገሲ ❤ማማየይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን❤🙏

  • @Sara-v3u2d
    @Sara-v3u2d 8 หลายเดือนก่อน +1

    ወላዲተይ ዓደይ ተመሊሰ ካምዚኣ ገረ ከሐጉሳ ይምነ አቢይ እካዕ ደስ በለኪ ዋዕሮ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 8 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ይመስገን ኩሉ ሓልፉ ዕልላ አደታትና ዘስመዓና ተመስገን እልልልልልልልልልልልል❤❤❤

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዋዉ ብሓጎሰ ነቢዐ አዶ ካአሊት ኩሉ ብደቃ ትትሓጎሰ አንኮዕ ደሰ በለኪይ ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @زهراءكشفالي
    @زهراءكشفالي 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቤዋይ ተባረኪ ዛምበይተይ ኣዶስ ትተሓጎስ ደኣ❤❤❤❤❤❤

  • @brhanmahari6031
    @brhanmahari6031 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቢዋይ ኮሪዔልኪ ኣዶስ ትትሓጎስ ድኣ ሰፊሕ እንጀራ ይዓድልኪ ፅጋበይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AIemGebremedhn
    @AIemGebremedhn 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣዶስ ኩሉ ግዝየ እተትሕጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ ❤❤❤💐💐💐💐

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ምቅርተይ ተጋዳሊት ጀግና ሓፍትና ኣበባ ተባረኺ ለባመይ ኣነ ዉን ምዘን ክብቲ ኣዶ ኩላትና ነብዐ ብታሕጓስ

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 8 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ደስ በለኪ መርዓ ሃብርሃምን ሰራን ይግበረልኩም ❤❤❤❤ወላዲትኪወን ዕድመን ጥዕና ይሃበን ፈጣሪ❤❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 8 หลายเดือนก่อน +4

    አስይይይይይይ ኣቢየይ ለባም ዋዕሮና ብሓቂ ጆግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️💛💛💛💛💝💝💝💝👏👏👏👏👏👏👏

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስይይይ እንኻዕ ደስ በለኪ ኤቤየይ ሓፍተይ ❤❤❤ኣዶስ ንዘላኣለም ትንበር እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @الالال-س1ت
    @الالال-س1ت 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይ እንኳዕ ደስ በለኺ ወለላይ❤❤❤❤❤

  • @tt-vr5wc
    @tt-vr5wc 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዕዳም ጥዕና ይሃብኺ ኣብየዋ 👏❤

  • @ጓልኣፅቢሓላል
    @ጓልኣፅቢሓላል 8 หลายเดือนก่อน +1

    ንደይ ከምዝ ክገብረላ ይምነ ግን ኣዶ የብለይ 😢😭 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ወላድትኪ ዛሓፍተይ ወላድካ ክተሐጉሱ ክብረት እዩ ♥️🥺♥️

  • @ዜዱጋልሃገርትግራይይ
    @ዜዱጋልሃገርትግራይይ 8 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ተጋሩዋይ ፁሩያት ደስትብሉ እንካዓ ደስስ በለኪ ዋዕሮ ሓፍተይ❤❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶስ ኩሉ ግዜ ትታሓጎስ ተባረኪ ሚዘረይ ፅሪተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ksanetksanet-s3n
    @ksanetksanet-s3n 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ኣዶስ ንዘላኣለም ትንበር /❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣነስ ብታሕጓስ ነቢዐ ኣይ ካኣሉኩን ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ

  • @እየሩስ-ደ1ኈ
    @እየሩስ-ደ1ኈ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ሓዳርኪ ይባርክ ካብዓኒ ትሕባእኪ ድግል ወላዲተ ኣምላክ❤❤❤

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 8 หลายเดือนก่อน +1

    እስይ ክንደይ ደስ ይብላ እዘን ኣዴታትና 💜 ኣቤ ሓፍተይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዕኪ ዛምቤተይ😍🙏

  • @Tsge-us5xd
    @Tsge-us5xd 8 หลายเดือนก่อน

    ኣቤዋይ መክበሪኪ ውለዲ ማርያምን ብሓጎስ ነቢዐ እቲ ዝተዛረብክዮ ምስ ናተይ ኣተዓባብያ ስለ ዝመሳሰል ግን ክክሕሳ ዕድል ኣይረከብኩን ጎቢዘ ስደት ወፅየ ክክሕሰሉ ኣብ ዝሞከርክሉ ግዘ ድማ ሞት መንጢሉኒ 😢እና ኣዶስ ኩሉ ግዘ ደኣ ትተሓጎስ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እና ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኪ ዛሓፍተይ🙏🙏🙏

    • @abemizer
      @abemizer  8 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኪ ዛምበይተይ 🙏

  • @ZxZzjerry
    @ZxZzjerry 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ይሃብኪ ዛምበይተይ ኣዶ ማለት ክብርቲ እያ❤❤❤❤

    • @ZxZzjerry
      @ZxZzjerry 3 หลายเดือนก่อน +1

      ፍረ ሓፍተይ ናተይ ናፊቀኪኮ

  • @fre4539-o9d
    @fre4539-o9d 8 หลายเดือนก่อน +1

    አነከ ማዓዝ እየ አደዋይ ካምዚአ ገይረ ዘሕጉሳ አብየይ ዓባይ ሰብ

  • @שירהרהוה
    @שירהרהוה 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይ ብዉልድኪ ታሓጎሲ ዛሓፍተይ ኣደስ ትታሓጎስ ዳኣ❤❤❤

  • @heran5269
    @heran5269 8 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ደስ ክብል ንወላዲትኻ ምኽባር ከምዚጌርካስ 😊ለባመይ መኽበሪኺ ውለዲ ኣቤ ዋዕሮ❤

  • @HjgfhVhghh
    @HjgfhVhghh 8 หลายเดือนก่อน

    ተባረኪ ኣቤዋይ ኣነስ ለባም ጓል ደስ ክትብለኒ♥ኣደዋና ለ እንኳዕ ብርሃን ጓልክን ረአክን♥🙏ኣደዋይ ናኩሉ ግዜ ፆሎታ ብርሃንኪ የርእየኒ ኢላ እያ ትምርቀኒ እና ኣነ ለ ካብ ስደት ተመሊሰ ላብዙይ ክቡር ብርሃን የብቀዐኒ🙏 ንኩለና ኣብ ስደት ለለና♥🙏

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዝወለደ ኩሉ ይትሓጎስ እዘን ጎሮባብቲ ርእየስ መንደረይ ኣስታዊሰ ኣየ ስደት ፀላኢና😢😢😢😢

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 8 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረኪ ኣቢየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @AhMed-w3i6l
    @AhMed-w3i6l 8 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ደስ በለኪ ዋዕሮ ኣብየዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ZuzuMohammed-d3n
    @ZuzuMohammed-d3n 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቡሸይ ለባም ወረጃ ኣንኳዕ ደሰ በለኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @lilawit
    @lilawit 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቢተይ መኽበሪኪ ውለዲ ዛእምበተይ እግዚኣብሔር ሓዳርኪ ይባርኸልኺ ❤❤🎉

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደታትና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MogesNgatu
    @MogesNgatu 5 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አቤ

  • @حمدمصطفى-ه4ش
    @حمدمصطفى-ه4ش 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብየዋይ ንስኺ ትፍለዪ ኢኺዋ ብውላድኪ ላተሓጎስኪ ንበሪ ሓላል ፍጥረት ለኣደናለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ዕልልልልልል❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @KhangKhan-d2w
    @KhangKhan-d2w 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ አቤየዋይ ብልፅቲ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኪ❤❤❤❤

  • @SalamhSalamh-v8i
    @SalamhSalamh-v8i 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣቡዋይ ዋዕሮ እንካዕ ደስ በለክን ኣደዋይ ማዓረይ ዕልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @genettebeje1163
    @genettebeje1163 8 หลายเดือนก่อน +2

    አየ ዓባይ ለባም ሰብ ኢኪሞ ዝሽልም ዝእዘዝ ዉሉድ ይሃብኪ ዋዕሮ ዛጋለይ

  • @TitiGualAbrha-hv3je
    @TitiGualAbrha-hv3je 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኣቢየይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣቡየይ ጅግና ኣደይ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 8 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣስይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበክን ኣደታትና ዋዕሮ ኣብዋየይ❤❤❤👌👌👌👌

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 8 หลายเดือนก่อน

    ምስ ዝበከየ እየ ዝበኪ ኣነስ 😔መክብሪት ወለዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብየዋይ

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 8 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልል ኣቢተይ ለባም እንኳዕ ደስ በለኪ❤❤❤

  • @tsaedeyhailu6087
    @tsaedeyhailu6087 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤

  • @ተስፋፅባሕ-አ5የ
    @ተስፋፅባሕ-አ5የ 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏🥰 ኣዶ ትታሓጎስ😥

  • @BinyamLeul-g5m
    @BinyamLeul-g5m 3 หลายเดือนก่อน +1

    Abe haftey natey haftey nfotyeki ❤❤❤❤ nafikini eko

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ኣቢየዋይ ለባመይ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉👏👏

  • @hailaysyum649
    @hailaysyum649 8 หลายเดือนก่อน

    ኣቢየ ብትክክል ገሊፅክይን እኪ ክሕስክየን እኪ ብጣዕሚ ደስ ይብል

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብዋይ ለባም መክበርት ወላድታ ክብሪ ይሃብኪ ኣዶሰ ትትሓጎሰ❤

  • @tffyg65
    @tffyg65 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክንደይ ከ ደስ ትብላ ሙቁራተይ🔥

  • @አኩስሟዊት
    @አኩስሟዊት 8 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስስስስ በለክ አብየዋ ኹሉ ጊዜ ብጎይታ ትሓጎስ ❣️❣️❣️♥️

  • @aaabbn1717
    @aaabbn1717 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ጋል ነይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @Wunesh
    @Wunesh 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ኣቢየይ ለባም ዋዕሮና ብወደኪ ብጋልኪ ረክቡዮ

  • @Naodmiss
    @Naodmiss 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቢተይ ዛሓፍተይ ብዘይምክንያት ኣይኮንኮን እኮ ልፈትየኪ ዝያዳይ❤❤❤❤ተባረኪ

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ብደቅኪ ተሓጎሲ ኣብየዋይ

  • @mengsteabaraya9601
    @mengsteabaraya9601 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይ ዘሓፍተይ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኪ ኣደ ክትከብርን ክትሕጎስን ኣለዋ ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ❤❤❤❤❤

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 8 หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን ነብዕ😢😢😢 ተዓደልኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ኣቢተይ እግዚኣብሔር ኣምላኬ የክብርኪ ማዓረይ❤😢ማሚዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @fsefxswf9054
    @fsefxswf9054 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ወሲኩ ወሳሲኩ ይሃብኪ ዘሓፍተይ ማማየይ ዕድመ ይሃበን

  • @yeshem
    @yeshem 8 หลายเดือนก่อน

    ጎበዝ ምርቃ ናይ አደዋኪ እዩ ናብዚ አብቂኡኪ ተባረኪ

  • @merahawit-galtigray
    @merahawit-galtigray 7 หลายเดือนก่อน +1

    መክበርኪ ውለዲ ዛሓፍተይ🙏🥰🥺

  • @tigraytigray3601
    @tigraytigray3601 8 หลายเดือนก่อน +2

    አቤዋይ ተባረኪ 🥰🥰🥰

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 7 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይ መክበሪኪ ውለዲ ኣቡሸይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪይ ይሀብኪ❤🎉አቢተይ🎉❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመ ይሃበን ወላዲት ኣቢተይ ፈጣሪ ዉላድኩም የርእየን❤

  • @genetGeidey-cy4gx
    @genetGeidey-cy4gx 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤አሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣረይ አደዋይ ንዘለዓለም ንበርለይ ብሰላም ይራክበና አደዋይ❤❤❤❤❤ አቢይ ሓፍትይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣረይ ጋል እነዋይ ንዘለዓለም ንበርለይ ብወላዳኪ ተሓጉሲይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሚሪጋልተስፋይ
    @ሚሪጋልተስፋይ 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ብውልድኪ ታሓጎሲ ዛሓፍተይ ኣደስ ትታሓጎስ ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 8 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣምላክይ ኣሰይይይይዕመን ጥዕናን ይሃበለይፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @MhretTades
    @MhretTades 8 หลายเดือนก่อน

    ኣዶስ ትትሓጎስ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ኣቢተይይይይ መኽበሪኺ ውለዲ

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 8 หลายเดือนก่อน

    Asey enkae des beleki mamay maarey edimen tienan yhabkin ftari ruhus gama ygberelkum ❤❤❤❤❤❤

  • @haymigallwkro
    @haymigallwkro 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ዋዕሮ ትግራይ ሽኾር ኣዴታትና 1000ዓመት ንበራልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @SleepyComputerChip-jv8rs
    @SleepyComputerChip-jv8rs 8 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ናብ እዙይ ኣብቀዐኪ ኣቢየይይ❤❤❤❤❤

  • @Kifi_Titi
    @Kifi_Titi 8 หลายเดือนก่อน

    መኽበሪኺ ውለዲ ኣቢየይ ለባም ሰብ❤

  • @ህወ
    @ህወ 8 หลายเดือนก่อน

    ነባራተዐያ አሕዋተይ አይክፈሎን ተጋሩ ንተጋሩ ንታሓባበር

  • @ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ
    @ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ 8 หลายเดือนก่อน

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @qahv5965
    @qahv5965 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ዛጅግናየይ ❤❤❤❤

  • @ጋልኣፅቢወንበርታ-ሰ4ወ
    @ጋልኣፅቢወንበርታ-ሰ4ወ 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዶታትና 🎉❤ ኣቡተይ ምቅርቲ❤🎉

  • @AbbyAbby-fu8jk
    @AbbyAbby-fu8jk 8 หลายเดือนก่อน

    ኣደይ ማዓረይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @OzianEmrakOzian
    @OzianEmrakOzian 8 หลายเดือนก่อน

    ኣደይ መዓረይ እንኾዕ ደስ በለኺ

  • @milatgebremariam9323
    @milatgebremariam9323 8 หลายเดือนก่อน

    Mama kabedeshey ado temharo enquae fre rehatskin areaeykin❤,Abush abiki n adewaki n mihugas enquae abtseheki❤❤❤

  • @Zeni504
    @Zeni504 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ኣቢዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ኣቢ ፅሪቲ❤🥀🥀🥀

  • @AsdAsd-w2t9q
    @AsdAsd-w2t9q 8 หลายเดือนก่อน

    እስይይይ ሚማዋነይ❤❤ ኣቢዋይ ሓላላ ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BirenaዕጣንቤትL-veme
    @BirenaዕጣንቤትL-veme 8 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስስ በለክን😢❤

  • @almazmebrahtom
    @almazmebrahtom 5 หลายเดือนก่อน +1

    Abity natey lebam🙏😍