ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጎበዝ ሰላመይ ንሕና ሓዳርኪ ብፁቡቅ ክትሕዚ ሰለ ንደሊ ኢና ንነቅፈኪ ግን ጅግና ኢኪ ሰሉዋይ ፍትውው ኢና ነብለኪ❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ደምርኒ🎉🎉@@nnnLoop-u9v
ጎቦዝ ሰለ ሓዳርኪ ናብ ሚድያ አይተወፀእዮ ሰበኣይኪ ሰለ ሰብ አይተገድሰ
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
ባሓቂ ለባመይ
ንዳማመር
@@ሙሉብርሃንሙሉብርሃንደምርኒ መልሲ
እሺ@@ይርጋጓልትግራይ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሰሉዋይ ንኣብ ሰደት ዘለና ውን ናብ ከምዙይ የብቀዐና❤ ደሞ ካላኣይ ውለዱ ሰሉዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉ ትድገም ትብሉ ላይክ ግጨውኒ😂❤
@@ይርጋጓልትግራይደምርኒ
ታዩ ዝኩላ ምግጫይ ገደፍወም ንእሸተይ ፈቲ ይበሉ😅
ረመዳን ለ መፂኣ ደቂ መዳመይ እግዛቢሀር ኣምላክ ሓይሊ ያሃበና🥺👏🥰🥰🥰
ኣሜን❤
ኣሜን ዝይዶይ ኣጀኪ🎉🎉😣
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🎉
ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ንሰሉ እባ 100k ናእትዋ🙏❤️
ሞዝሙሩ ደስስስ ክብል ይላል አንደቤቴ እግዚአብሔር ቅዱስ ነው🤲
ንደቂ ሂዋን ኣቅኒእክና ሰላመይ ንኣኪ ዘምስለና ግዜ የምፀአልና ናብ ንስሃ ኣባት የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ህዝቢ ክርስትያን 👏🙏❤
ደምርኒ ዝያዳይ
🙏🙏🙏
ጉርሕፃ 🥰ዞሞ አቦ አቦዋይ እዮም ሰሉየይ ለዓመታ የአካክበና ብሓደ ነሕልፍ ፍቃዱ ይኩኝ❤
አዛ መዝሙር ብጣዕሚ ደፎተዋ ይላል አንደቤት እግዚአብሔር ቅዱሰ ነው አፉፉፉ ተዋህዶ ሙኻን ትዕደለቲ እዩ ሰሉዬ ሓዳርኹም አምላክ ይባርክለኹም ወደኹም ብጥበብ ብሞጎሱ ያዕበዮ በዙሕ መፃሓፍ እየፎተን ሕዝ ድሰሰሰ በለኒ ሓድ ሓድ ሰለ መንፈሳዊ አመፅለና👏🤲
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ኣሰይ ሰላመይ ጋል ኣንስትየቲ ሓዳራ እዩ ምዓርጋ ዛሓፍተይ በኡነት ታይ እዪ ኾይና ምስ ስብኣያ ዘይትሰርሕ ይብል ነይረ ደስ ኢልኒ ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባረኽ ዞም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቴዲ ካሜራ አይፈቱን ርግፀኛ እየ ። እግዚአብሔር ፀጋ በረከቱ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ሰሉዋ ❤
ንዳማመር ማር
@Meri-kg5gu እሽኒ
ዓድ ተዲ መልካማት ልባማት መጨረሻኡ ያፅበቀለኹም እሰይይይይይይይይይይ ሃመይ ድሰሰሰሰሰ ደበለኒ ኹሉና ናይ ናሳሓ ግዜ ያሃበና🤲ሰድት ዘለና ናይ ዕረፍቲ አንጀራ ያሃበና
ሰሉዋይ ናዓናለ ኣምላክ ናብዚ ደረጃ የብፀሐና እና ዛክዳነይ ኣፎተክንኣይ ዲኪን ኢሊኪ ኣነ ብወገነይ ብጣዕሚ እየ ፈተያ ንመርዓይ ከምናይ ሰላም ወርቂ እና ጠልፊ እየ ክገዝእ እየ ዝብል😊
ሰሉየይ ፅሪተይ ታዓዲልኪ ክብረተይ ንዓኪ የማስለና ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ከምዚ ኢልኪ ናብ እንዳ አባት ነብስኪ ምካድ ዩአሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ኣነስ ብጣዓዕም እየ በክየ😢 ቁዱስ ቅንኣ ሕዙኒ ሰላም ሓፍተይ ኣባት ንብሰ ማለት ካ ብዝኮነ ንኣኪ የምስለና ሰደትና ኣሕፁሩ እበይ እንተይ ይስኣና ናይ ፈጣሪ
ደምርኒ መዓረይ
ሰሉዋይ ዓባይ ሰብ ብሃንቀዉታ ዝተፀበኽዎ ቢድዮ 👏 ዓሚ ከምዚ ሎሚ ደስስስ ዝብሉ አቦ ቀሪፅክልና ነይርኪ ደስ ዝብል አንሕናዉን ላብኡ የብቀዐና ስደትና የሕፅረልና ❤❤
ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ዓድኪ ጥአም ስደት ዘለና ወን ናብዙ የብቀዐና ፈጣሪ ኣምላኽ🤲♥️
ዋውው ፅርያት ናፊቀኩም ፀኒሐ ፍቅርኩም ይባርክ ዶሞ ሳብስክራይብ ግርኩም ኣታባቡዑኒ ስደተኛ ሓፍትኩም በጃኩም የትሕለፍኒ ደቂ እነይ ማዓረይ ♥️
ሰሉየይ ደስ ክትብሉ❤ስለ ሓዳርኪ ፍቅርኩም ቡዙሕ ማስ መድያ ፅቡቅ አይኮነን ጎቦዝ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኪ ብከምዚ 🎉
ከምስመስለኒ ግን እዚ ሰብኣይኪ ብዙሕ ማስ ሜዳ ኣይፈቱን እዩ ♥️
እወ ብዝሑ ጊዜ እኮ ካሜራ ኣይፎቶንእዩ ኢላ እያ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኪት ያስመዐሊና ❤❤❤❤❤
ውይ ትዕድልቲ እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብና አፈጺሙ ብሰላም ዓድና ይመልሰና😊❤ሓዳርኩም ይባርክ ሰሉየ 😊❤
ፁሩያት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣነለ ካብ ስደት ተመሊሰ ናብዚ ከማኩም የብቀዐኒ❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት ሰሉዋ ማዓረይ 🙏🙏❤❤
ትዓድልኪ ሰሉዋይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅሩያት ስድራ🙏💙
ደምርኒ ዝያዳይ አነደሚረኪ እየ❤
ኣሜን ኣሜንኣሜን ሰሉዋይ ግድሚ መንደርና ወይ ዓድሓውስዋ ይብሃል ሰሉዋይ ተናፋቂት ንዓና ለ ናብ ኩቡር ኣባ ነብስና የብቅዐና ❤❤❤ ሰሉዋይ ዝፍትዋ ብምክንያት እየ ❤❤ ዋየ ስዋ ናይ ዓድና ኣፈይ ማይ መሊኡ ሮሞዳን ለለ መፀት
ልዕሊ ኩሉ ንበዓል ገዛኺ ዕድል ሃቢ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ቴድየ ብሓደ ዝመፃኩም ደስ ኢልኒ እንካዕ ኣብፀሐኩም ሓደርኩም ይባረክ ሰልየ ቆልዓ ድገሙ ብቀልዓካ ምዉላድ ዝመስልዎ የለን So ክገርመኪ ሰልየ ብጣዕሚ ናፈቀኪ ቀንየ ካብ ምንፋቅ ዝተልዓለ ናይ ዓሚ ድየም እናራኩ ናይረ❤❤❤❤❤
ደምርኒ ክብረተይ
ደሚረኪ ማዓረይ❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሰሉ ምቅራቲ
ተመስገን ኣምላከይ ሰሉዋይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ❤❤❤😢 ግን ነቢዐ ኣነስ ብቆልዓይ ተሞርዕየስ ሓደ ቆልዓ ወሊድና ግን ስደት ወፂና ተፈላሊና ኣባት ነብሲ ነይሮምና ግን ከይድናዮም የንፈልጥይ ገና ከለና ስደት ኣምሪሕና ሕጂ ኣነን ሰብኣየይን ንናባዕልና ሂወት ጀሚርና ንሱ ዘየፍቅራ ጓል ሒዙ ሕርር ይብል እሞ ሕጂ ንተዓረቅ ይብለኒ ኣነ ደሞ ዘፍቅሮ እና ዘፍቅረኒ ሒዜ ግን ፀባይና ዘይንረዳዳእ ኡፍፍፍ ከቢድ ሂወት ኣለና ኩልና ኩሉ ገዲፈ ከይዕረቆ ንኣቦ ውላደይ ደሞ ሓደ ምስ ካሊእ ሂወት ጀሚረ ኮይነ ቆሪፀ ምስቲ ዘፍቅሮ ከይቅፅል ደሞ ምርድዳእና እና ምትእምማን ብዙሕ የብልናን ምፍቃር ግን ንፋቀር ኢና ግን ፍቅሪ በይኑ ዋጋ የብሉን ኣነ ሓሚመ ንሱ ሓሚሙ ኩሉ ገዲፈ ክዓፅዎ ተይለ ስልኪ ደሞ ይልምነኒ ሂወተይ ከይተበላሽውለይ ይብለኒ እሞ የሕዝነኒ ኣይ ኣነ😢ኣብ መንጎ ወዲቀ ከይተርፍ ፈሪሐ ከመውት ኢለ ሕጂስ 😢ኣምላክ ሂወትኩም የስተካክለልኩም በሉና እስከ ብማርያም ደቂ ዓደይ ፀሎት ግበሩለይ ስደትን ጭንቀትን ክከፍእ ብኡነት ብዙሕ ክፅሐፍ ደልየ ናይ ልበይ ተፈኮሰኒ ግን ቃላት ሓፂሩኒ ከምዚ ሕልክላክ ሂወት ዘለኩም ፈጣሪ መጨረሻና የፀብቀልና 😢😢😢
እመኣላክ ለምንያ
እፍፍፍ ኣነ ድነአኽዎ ላትፊቀርና ደይንራዲዲእ 😢😢
አይዞኪ ክብረተይ ብፆሎት ጠንክሪ እመብርሃን ምሳኪ ትኹን ሃይሚ ዩቱብ ትፈልጥያ ዶ ዝያዳይ ብዙሕ ምክሪ ትረክቢ እኪ ኮሞንት ምንባብ ትፈትዊ ተኮይንኪ እውን እና ምክርኪ ለግስለይ በልያ
ሃይማኖት you tube ኢልኪ ፃሓፊ እንድሕር ዘይትፈልጥያ
❤❤❤❤ ኣይዘኪ
ኣሰይ ዙመዝሙር ደስ ክብል ውሽጥካ ዘይረበረ ሓጎስ ይፍልፍል ❤
ሰሉዋይ ዝፎትወክ ሓዳርኹም ይባረኽ😘
ረመዳን ለመፂኣ ደቁ ዳመይ እግዛቢሀር ኣምላክ ሓይሊ ዪሃበና😳👏👏🥰🥰🥰🥰
ኣሰይይይ ደስስ ክብል ናወትራ ጸለተይ ናብ ኣቦኹም እማ ኹሉ ጊዘ ኹዱ ሰሉየይ ብጣዕሚ እዩ ደስስ ዝብለኒ ኣነስ❤❤🎉🎉
ስሉ እግዝአቢሄር ይባርኽኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ታዓዲልኪ ሰላመይ እግሪ ሖፃ ድዩ ዙቦታ ዓድነይ😊
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት ሰሉዋ ማዓረይ ❤❤❤
ዉይ ትዕድልቲ እግዚአቢሔር አምላኽ ሓሳብ ልብና አፈፂሙ ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና 🙏🙏🙏🙏
ዋይ ተመስገን ብጣዕሚ እዩ ጨንቅኒ ነይሩ🎉🎉
ደምርኒመዓረይ
እግዚአብሔር ፍቁሩኩም ሓደርኩም ይባርኳ ፁሩያት❤❤❤
ደስ በሃሊ መዝሙር ሰላመይ😢
Selamey kulu gze ms sebaki mtsna ❤
ሰሉየ መንፈስካ ዘሐድስ ማዓልቲ ❤❤❤ ተመስገን ልኩለና አብ ሰደት ዘለና ናብ ንስሃ የብቀዐና
ሓዳርኩም ይባረኽ ዞምሓተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን///3///ኣሕብሩ እንኳዕ አብፀሐና ሰልተይ ምቅርቲ ናዓኪ የምሰለና👏❤
ደምርኒ መዓረይ❤
ሰላመይ ቴድየ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፍትዋተይ ስደት ዘለናለ ንዓድና የብለና ፈጣሪ
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሰልየይ ፀሓይ ገፃ❤❤❤
ሰሉዋይ ማዓረይይ ኣነስ ክፈትዎም ስብኣይ ሰበይትይ ፁቡቃተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እግዝኣብሄር ሓዳርኩም ይባርክ 🙏🤍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም ይብዛሕ ቴዲ &ሰሊሰተይ ይፈትወኩም አየ ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢካ ዩኣሰይ ምጭዉ አሰኪ ብሸም ዞም ሰድራ ደምሩኒ ተጋሩዋይ 🙏♥
Yuasey si kmkr❤ seluye mkrti ms bal batki nay hadarki ab madya aymelsi sebat sebatt ena hadarkum ybark❤❤
እግዚአብሔር አብ ቃሉ የፀኑዑኩም❤😍😍🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺 መልካም 🌺🌻🌻🌻 በዓል! 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
አሰይ አነይ ሰብአየይለ ትምኒተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ አደዋይ ዝወለደትለይ እዩ ዝመስለኒ ውፅእ ተሉ ለበይ ደው ዝምለስ አይመስለንይ ይገርመኒ አምላክ ምሳካ ይኩን ይብል ብውሽጠይ❤❤❤
ሓዳርኩም ይባረኽ ብሩኻተይ♥️❤❤
ሰሊተይ ምቅርቲ ክፈትወኪ አነስ 🎉🎉🎉🎉
Selamey haftki eritrawitye ab sdetye zeleku téléphonki eba sdedeley
ዝማሬ መላአክት የስመዐልኪ ሰሉዋይ 🎉🎉🎉❤❤ 🎉👏👏👏
ኣሰይ ፅርያተይ ከምዚ ኢልክም ስለ ዝረአናክም ማራ ደስ ኢልና ፍቅርክም የብዘሐዮ
አሜን መዓረይ ርሑስ አውድአመት ይግበረልና ተመስገንፍቅርኩም የብዝሓዮ ሰልዋይ ቴድየይይ እዩዋይይይ❤❤❤❤❤❤❤
Anes kfetwekum kab ab sdet kelekum teketatalitkum eye des tblu edmen tienan yhabkum ajokum tenkru ❤❤❤❤kab gal Eri haftkum
ደስ ባሃሊ ሰሉየይ ❤❤❤ፍቅርኩም. የብዘሐዮ❤❤❤
ኣሜን አሜን አሜን❤❤
አሜንአሜንአሜንአሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ሰሉ ፅርቲ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ni tedi eseke like habuleyi ahuwateyi germa zelwo sebiayi welide tebel sebyiti ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 100%
ሰሊዋይ ማዓረይ ስለሰብ ኣትገደስ ድሕናስ ጠፉኡ እልና እናበር ተድዋይ ካምራ ስለ ዘይፈቱ እዩ እበር ብዝኮነ ሓዳርኩ ይባርከልኩ እግዝእብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክዝክረኪ ዊዒለ ሰሉዋይዓሚ ማ ክሳብ ኣባት ነብስኪ ገዛ ኩሉ ቀሪፅኪ ለቂቃትልና ኣዘካኪራትና ናፍቆትና ናበልኹ ብሓቂ😢 ፍቅሩኩም ይብዛሕ ሰሉዋይ ዓመት ንዓመት የዕቅርኩም❤ዓመት ዓመት ብምድያ ኮይነ መዓዘ ይኮን ታመዓልቲ ዓደይ ዝኣቲ😢
ኣሰይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅቡቃተይ🥰
ኣይፈላሊኩም ፅቡቃት ስድራ ንዓኩም የማስለኒ
ሰላመይ ደስ በሃልቲ እኩም ❤
እረ ብማሪያም ዙሙዝምር መን ሽሙ ኣዴበትየ ዘብል ታሓዋወርኒ❤
ሊቀ መዛሙራን ቴዌድሮስ ዮሴፍ ይባሃል ሓፍተይ
መሰረት መብራቴ ትብሃል ዘሚራቶ አዚ ዝዝምር ዘሎ ዘማራይ ቴድሮስ ተዘይ ተጋግየ ይላል ኣደበቴ ኢልኪ ሰርች ተገርኪ ይወፀልኪ እዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና
I’m so happy to see you both together you and your husband happy holiday God bless you guys❤❤❤❤
ሽኮራተይ😘
ኣሰይይይ ፅሪያተይ ኣሕዋተይ ፍቅረኩም የብዝሕዮ ፈጣሪ ሰሉዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍቅሩኩም የብዛሕዮ ፅብቃተይ❤❤❤❤ ሸኮርናታት
ዙናይ ብክያት ባንቡላ እማ እንታይ ግበሩኒ እዩ ሰላመይ በእዉነት ንሱ ሪአስ ደንጊጸ ነይረ ብዝኮነ እቲ ፈቃር እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩምን የብዘሐዮ ሓዳርኩምን ዉላድኩምን ይባርከልኩም ዞም አሕዋተይ❤🙏🙏
ምእንቲ ሰብ ደንጊፁ ክሪኦ ይመሥለኒ 😅
ዝማሬ መላእኽቲ ያስመዐልና ሰሉዋይ ዝፎትወኩም ስድራ ሓዳርኹም ይባራኽ🎉❤❤❤ዓሚ ኽምዚለ ደስ ዝብል ቭድዮ ሰርሕኪልና ነይርኪ ብንብዓት ወድኦዮ ዓመት ልዓመቱ ይዕቆርኹም ንዓኹም ያምሰለና አሕናለ🎉❤❤
ሳምሪየይ ንዳማመር አነ ገይረልኪ ማር
@@Meri-kg5gu እሽ💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
እግዚአብሔር ከምሰብ አይኮነን ተመሰገን ናዓኺይ የምሰለና 🙏🥺
ኣሰይይ ናዓኪ የምስለና ሰላመይ
ኣሜን ኣሜን ሰሉየይ❤❤❤🎉🎉
ፍቅርኩም የብዘሐዯ ብተለይ ኣቦን ዎደን ደስ ክብሉ🎉🎉🎉ዝዎደኩም ሙቅር ላብ ኣቦዋይ ክብል ከሎ ደስ ክብል🎉❤🎉❤🎉ኣምላከይ ሓደራ ለኣናለ ላብ ከምዚ ንሰሀ ኣብፀለና መሬት ዓደና ብሰላም ኣእተየና❤እና ሰላም እንጥየቀኪ ፍቅርኩም ሰለ እንደሊ. ኢናሰለዚ ካብ ኩሉ ግዜ ምስ ኣሕዋትኪ ተሕልፍዮ ግዜኪ ምስ ኣቦ ዎደኪ ግዜኪ ኣሕልፍዮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤🎉🎉
ደሰ ባሃልቲ ሰሉየይ ፍቅርኩም ይባዛሕ ዓማይ ሎሚ ሰባኣየይ ዩ ክይዱ ንዓመታ ከም ፍቃድ ኣምላክ ምሰ ሰባኣየይ ንከድ ኢና
አረ ዝመዝምር ደስ ክብል
➢ሰሉዋይ ምቅርቲ አነሰ ማራ እየ ዝፈትወኪ ሓዳርኩም ይባረኽ አምላክ ምሳኹም ይኹን❤🎉ኩሉ ነገርኪ ማዘረይ መሲልኺ እኪ ትሰምዕኒ ብፍላይ ትሸሕቂ ተለኺ ሰሉዋይ የኔ ማርር ማዘር ትናፋቅ😢 ተለኹ ናብ ናይኺ ይትዩብ እየ ዝአትው ኩሉ ግዘ 🎉❤🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️👏👏👏👏
ፍቅሩኩም የብዘሐዮ ሰሉየይይ ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላምየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳን ሰላም መጣችሁ ሰሉዋይ ❤❤❤
ኣሰይ ፅሩያተይ 🙏❤️ ደስ ክትብሉ
ናትፋቀሪኹም ንበሩ ኣሕዋተይ ኹሉ ግዜ ባሓደ ተትመፁና ኽንደይ ምመቀረ ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዛግዘ ዚኣ ናፊቀያ😢
ሰላመይ ምዕርግቲ ፍቕርኩም ይብዛሕ❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤ደምርኒ ተጋርዋ❤❤❤
Asey xbukat EGZABIHER AMLAK hadarkum ybark zom ahwatey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ሙቁራተይ ከማይ ቴዲ ብምምፃኡ ዝተሓጎሰ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዘም ሓተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ጎበዝ ሰላመይ ንሕና ሓዳርኪ ብፁቡቅ ክትሕዚ ሰለ ንደሊ ኢና ንነቅፈኪ ግን ጅግና ኢኪ ሰሉዋይ ፍትውው ኢና ነብለኪ❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ደምርኒ🎉🎉@@nnnLoop-u9v
ጎቦዝ ሰለ ሓዳርኪ ናብ ሚድያ አይተወፀእዮ ሰበኣይኪ ሰለ ሰብ አይተገድሰ
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
ባሓቂ ለባመይ
ንዳማመር
@@ሙሉብርሃንሙሉብርሃንደምርኒ መልሲ
እሺ@@ይርጋጓልትግራይ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሰሉዋይ ንኣብ ሰደት ዘለና ውን ናብ ከምዙይ የብቀዐና❤ ደሞ ካላኣይ ውለዱ ሰሉዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉ ትድገም ትብሉ ላይክ ግጨውኒ😂❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@@ይርጋጓልትግራይደምርኒ
ታዩ ዝኩላ ምግጫይ ገደፍወም ንእሸተይ ፈቲ ይበሉ😅
ረመዳን ለ መፂኣ ደቂ መዳመይ እግዛቢሀር ኣምላክ ሓይሊ ያሃበና🥺👏🥰🥰🥰
ኣሜን❤
ኣሜን ዝይዶይ ኣጀኪ🎉🎉😣
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🎉
ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ንሰሉ እባ 100k ናእትዋ🙏❤️
ሞዝሙሩ ደስስስ ክብል ይላል አንደቤቴ እግዚአብሔር ቅዱስ ነው🤲
ንደቂ ሂዋን ኣቅኒእክና ሰላመይ ንኣኪ ዘምስለና ግዜ የምፀአልና ናብ ንስሃ ኣባት የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ህዝቢ ክርስትያን 👏🙏❤
ደምርኒ ዝያዳይ
🙏🙏🙏
ጉርሕፃ 🥰ዞሞ አቦ አቦዋይ እዮም ሰሉየይ ለዓመታ የአካክበና ብሓደ ነሕልፍ ፍቃዱ ይኩኝ❤
አዛ መዝሙር ብጣዕሚ ደፎተዋ ይላል አንደቤት እግዚአብሔር ቅዱሰ ነው አፉፉፉ ተዋህዶ ሙኻን ትዕደለቲ እዩ ሰሉዬ ሓዳርኹም አምላክ ይባርክለኹም ወደኹም ብጥበብ ብሞጎሱ ያዕበዮ በዙሕ መፃሓፍ እየፎተን ሕዝ ድሰሰሰ በለኒ ሓድ ሓድ ሰለ መንፈሳዊ አመፅለና👏🤲
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ኣሰይ ሰላመይ ጋል ኣንስትየቲ ሓዳራ እዩ ምዓርጋ ዛሓፍተይ በኡነት ታይ እዪ ኾይና ምስ ስብኣያ ዘይትሰርሕ ይብል ነይረ ደስ ኢልኒ ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባረኽ ዞም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቴዲ ካሜራ አይፈቱን ርግፀኛ እየ ። እግዚአብሔር ፀጋ በረከቱ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ሰሉዋ ❤
ንዳማመር ማር
@Meri-kg5gu እሽኒ
ዓድ ተዲ መልካማት ልባማት መጨረሻኡ ያፅበቀለኹም እሰይይይይይይይይይይ ሃመይ ድሰሰሰሰሰ ደበለኒ ኹሉና ናይ ናሳሓ ግዜ ያሃበና🤲ሰድት ዘለና ናይ ዕረፍቲ አንጀራ ያሃበና
ሰሉዋይ ናዓናለ ኣምላክ ናብዚ ደረጃ የብፀሐና እና ዛክዳነይ ኣፎተክንኣይ ዲኪን ኢሊኪ ኣነ ብወገነይ ብጣዕሚ እየ ፈተያ ንመርዓይ ከምናይ ሰላም ወርቂ እና ጠልፊ እየ ክገዝእ እየ ዝብል😊
ሰሉየይ ፅሪተይ ታዓዲልኪ ክብረተይ ንዓኪ የማስለና ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ከምዚ ኢልኪ ናብ እንዳ አባት ነብስኪ ምካድ ዩአሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ኣነስ ብጣዓዕም እየ በክየ😢 ቁዱስ ቅንኣ ሕዙኒ ሰላም ሓፍተይ ኣባት ንብሰ ማለት ካ ብዝኮነ ንኣኪ የምስለና ሰደትና ኣሕፁሩ እበይ እንተይ ይስኣና ናይ ፈጣሪ
ደምርኒ መዓረይ
ሰሉዋይ ዓባይ ሰብ ብሃንቀዉታ ዝተፀበኽዎ ቢድዮ 👏 ዓሚ ከምዚ ሎሚ ደስስስ ዝብሉ አቦ ቀሪፅክልና ነይርኪ ደስ ዝብል አንሕናዉን ላብኡ የብቀዐና ስደትና የሕፅረልና ❤❤
ንዳማመር
ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ዓድኪ ጥአም ስደት ዘለና ወን ናብዙ የብቀዐና ፈጣሪ ኣምላኽ🤲♥️
ዋውው ፅርያት ናፊቀኩም ፀኒሐ ፍቅርኩም ይባርክ ዶሞ ሳብስክራይብ ግርኩም ኣታባቡዑኒ ስደተኛ ሓፍትኩም በጃኩም የትሕለፍኒ ደቂ እነይ ማዓረይ ♥️
ሰሉየይ ደስ ክትብሉ❤ስለ ሓዳርኪ ፍቅርኩም ቡዙሕ ማስ መድያ ፅቡቅ አይኮነን ጎቦዝ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኪ ብከምዚ 🎉
ከምስመስለኒ ግን እዚ ሰብኣይኪ ብዙሕ ማስ ሜዳ ኣይፈቱን እዩ ♥️
እወ ብዝሑ ጊዜ እኮ ካሜራ ኣይፎቶንእዩ ኢላ እያ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኪት ያስመዐሊና ❤❤❤❤❤
ውይ ትዕድልቲ እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብና አፈጺሙ ብሰላም ዓድና ይመልሰና😊❤ሓዳርኩም ይባርክ ሰሉየ 😊❤
ፁሩያት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣነለ ካብ ስደት ተመሊሰ ናብዚ ከማኩም የብቀዐኒ❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት ሰሉዋ ማዓረይ 🙏🙏❤❤
ትዓድልኪ ሰሉዋይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅሩያት ስድራ🙏💙
ደምርኒ ዝያዳይ አነደሚረኪ እየ❤
ኣሜን ኣሜንኣሜን ሰሉዋይ ግድሚ መንደርና ወይ ዓድሓውስዋ ይብሃል ሰሉዋይ ተናፋቂት ንዓና ለ ናብ ኩቡር ኣባ ነብስና የብቅዐና ❤❤❤ ሰሉዋይ ዝፍትዋ ብምክንያት እየ ❤❤ ዋየ ስዋ ናይ ዓድና ኣፈይ ማይ መሊኡ ሮሞዳን ለለ መፀት
ልዕሊ ኩሉ ንበዓል ገዛኺ ዕድል ሃቢ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ቴድየ ብሓደ ዝመፃኩም ደስ ኢልኒ እንካዕ ኣብፀሐኩም ሓደርኩም ይባረክ ሰልየ ቆልዓ ድገሙ ብቀልዓካ ምዉላድ ዝመስልዎ የለን So ክገርመኪ ሰልየ ብጣዕሚ ናፈቀኪ ቀንየ ካብ ምንፋቅ ዝተልዓለ ናይ ዓሚ ድየም እናራኩ ናይረ❤❤❤❤❤
ደምርኒ ክብረተይ
ደሚረኪ ማዓረይ❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሰሉ ምቅራቲ
ተመስገን ኣምላከይ ሰሉዋይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ❤❤❤😢 ግን ነቢዐ ኣነስ ብቆልዓይ ተሞርዕየስ ሓደ ቆልዓ ወሊድና ግን ስደት ወፂና ተፈላሊና ኣባት ነብሲ ነይሮምና ግን ከይድናዮም የንፈልጥይ ገና ከለና ስደት ኣምሪሕና ሕጂ ኣነን ሰብኣየይን ንናባዕልና ሂወት ጀሚርና ንሱ ዘየፍቅራ ጓል ሒዙ ሕርር ይብል እሞ ሕጂ ንተዓረቅ ይብለኒ ኣነ ደሞ ዘፍቅሮ እና ዘፍቅረኒ ሒዜ ግን ፀባይና ዘይንረዳዳእ ኡፍፍፍ ከቢድ ሂወት ኣለና ኩልና ኩሉ ገዲፈ ከይዕረቆ ንኣቦ ውላደይ ደሞ ሓደ ምስ ካሊእ ሂወት ጀሚረ ኮይነ ቆሪፀ ምስቲ ዘፍቅሮ ከይቅፅል ደሞ ምርድዳእና እና ምትእምማን ብዙሕ የብልናን ምፍቃር ግን ንፋቀር ኢና ግን ፍቅሪ በይኑ ዋጋ የብሉን ኣነ ሓሚመ ንሱ ሓሚሙ ኩሉ ገዲፈ ክዓፅዎ ተይለ ስልኪ ደሞ ይልምነኒ ሂወተይ ከይተበላሽውለይ ይብለኒ እሞ የሕዝነኒ ኣይ ኣነ😢ኣብ መንጎ ወዲቀ ከይተርፍ ፈሪሐ ከመውት ኢለ ሕጂስ 😢ኣምላክ ሂወትኩም የስተካክለልኩም በሉና እስከ ብማርያም ደቂ ዓደይ ፀሎት ግበሩለይ ስደትን ጭንቀትን ክከፍእ ብኡነት ብዙሕ ክፅሐፍ ደልየ ናይ ልበይ ተፈኮሰኒ ግን ቃላት ሓፂሩኒ ከምዚ ሕልክላክ ሂወት ዘለኩም ፈጣሪ መጨረሻና የፀብቀልና 😢😢😢
እመኣላክ ለምንያ
እፍፍፍ ኣነ ድነአኽዎ ላትፊቀርና ደይንራዲዲእ 😢😢
አይዞኪ ክብረተይ ብፆሎት ጠንክሪ እመብርሃን ምሳኪ ትኹን ሃይሚ ዩቱብ ትፈልጥያ ዶ ዝያዳይ ብዙሕ ምክሪ ትረክቢ እኪ ኮሞንት ምንባብ ትፈትዊ ተኮይንኪ እውን እና ምክርኪ ለግስለይ በልያ
ሃይማኖት you tube ኢልኪ ፃሓፊ እንድሕር ዘይትፈልጥያ
❤❤❤❤ ኣይዘኪ
ኣሰይ ዙመዝሙር ደስ ክብል ውሽጥካ ዘይረበረ ሓጎስ ይፍልፍል ❤
ሰሉዋይ ዝፎትወክ ሓዳርኹም ይባረኽ😘
ረመዳን ለመፂኣ ደቁ ዳመይ እግዛቢሀር ኣምላክ ሓይሊ ዪሃበና😳👏👏🥰🥰🥰🥰
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
ኣሰይይይ ደስስ ክብል ናወትራ ጸለተይ ናብ ኣቦኹም እማ ኹሉ ጊዘ ኹዱ ሰሉየይ ብጣዕሚ እዩ ደስስ ዝብለኒ ኣነስ❤❤🎉🎉
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
ስሉ እግዝአቢሄር ይባርኽኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ታዓዲልኪ ሰላመይ እግሪ ሖፃ ድዩ ዙቦታ ዓድነይ😊
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት ሰሉዋ ማዓረይ ❤❤❤
ዉይ ትዕድልቲ እግዚአቢሔር አምላኽ ሓሳብ ልብና አፈፂሙ ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና 🙏🙏🙏🙏
ዋይ ተመስገን ብጣዕሚ እዩ ጨንቅኒ ነይሩ🎉🎉
ደምርኒመዓረይ
እግዚአብሔር ፍቁሩኩም ሓደርኩም ይባርኳ ፁሩያት❤❤❤
ደስ በሃሊ መዝሙር ሰላመይ😢
Selamey kulu gze ms sebaki mtsna ❤
ሰሉየ መንፈስካ ዘሐድስ ማዓልቲ ❤❤❤ ተመስገን ልኩለና አብ ሰደት ዘለና ናብ ንስሃ የብቀዐና
ሓዳርኩም ይባረኽ ዞምሓተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን///3///ኣሕብሩ እንኳዕ አብፀሐና ሰልተይ ምቅርቲ ናዓኪ የምሰለና👏❤
ደምርኒ መዓረይ❤
ሰላመይ ቴድየ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፍትዋተይ ስደት ዘለናለ ንዓድና የብለና ፈጣሪ
ደምርኒ መዓረይ❤
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሰልየይ ፀሓይ ገፃ❤❤❤
ሰሉዋይ ማዓረይይ ኣነስ ክፈትዎም ስብኣይ ሰበይትይ ፁቡቃተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ መዓረይ
እግዝኣብሄር ሓዳርኩም ይባርክ 🙏🤍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም ይብዛሕ ቴዲ &ሰሊሰተይ ይፈትወኩም አየ ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢካ ዩኣሰይ ምጭዉ አሰኪ ብሸም ዞም ሰድራ ደምሩኒ ተጋሩዋይ 🙏♥
Yuasey si kmkr❤ seluye mkrti ms bal batki nay hadarki ab madya aymelsi sebat sebatt ena hadarkum ybark❤❤
እግዚአብሔር አብ ቃሉ የፀኑዑኩም❤😍😍
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
🌻🌺 መልካም 🌺🌻
🌻🌻 በዓል! 🌻🌻
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
አሰይ አነይ ሰብአየይለ ትምኒተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ አደዋይ ዝወለደትለይ እዩ ዝመስለኒ ውፅእ ተሉ ለበይ ደው ዝምለስ አይመስለንይ ይገርመኒ አምላክ ምሳካ ይኩን ይብል ብውሽጠይ❤❤❤
ደምርኒ መዓረይ❤
ሓዳርኩም ይባረኽ ብሩኻተይ♥️❤❤
ሰሊተይ ምቅርቲ ክፈትወኪ አነስ 🎉🎉🎉🎉
Selamey haftki eritrawitye ab sdetye zeleku téléphonki eba sdedeley
ዝማሬ መላአክት የስመዐልኪ ሰሉዋይ 🎉🎉🎉❤❤ 🎉👏👏👏
ኣሰይ ፅርያተይ ከምዚ ኢልክም ስለ ዝረአናክም ማራ ደስ ኢልና ፍቅርክም የብዘሐዮ
አሜን መዓረይ ርሑስ አውድአመት ይግበረልና ተመስገንፍቅርኩም የብዝሓዮ ሰልዋይ ቴድየይይ እዩዋይይይ❤❤❤❤❤❤❤
Anes kfetwekum kab ab sdet kelekum teketatalitkum eye des tblu edmen tienan yhabkum ajokum tenkru ❤❤❤❤kab gal Eri haftkum
ደስ ባሃሊ ሰሉየይ ❤❤❤ፍቅርኩም. የብዘሐዮ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ኣሜን አሜን አሜን❤❤
አሜንአሜንአሜንአሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ሰሉ ፅርቲ❤❤❤
ደምርኒ መዓረይ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ni
tedi eseke like habuleyi ahuwateyi germa zelwo sebiayi welide tebel sebyiti ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 100%
ሰሊዋይ ማዓረይ ስለሰብ ኣትገደስ ድሕናስ ጠፉኡ እልና እናበር ተድዋይ ካምራ ስለ ዘይፈቱ እዩ እበር ብዝኮነ ሓዳርኩ ይባርከልኩ እግዝእብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክዝክረኪ ዊዒለ ሰሉዋይ
ዓሚ ማ ክሳብ ኣባት ነብስኪ ገዛ ኩሉ ቀሪፅኪ ለቂቃትልና ኣዘካኪራትና ናፍቆትና ናበልኹ ብሓቂ😢
ፍቅሩኩም ይብዛሕ ሰሉዋይ ዓመት ንዓመት የዕቅርኩም❤
ዓመት ዓመት ብምድያ ኮይነ መዓዘ ይኮን ታመዓልቲ ዓደይ ዝኣቲ😢
ኣሰይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅቡቃተይ🥰
ኣይፈላሊኩም ፅቡቃት ስድራ ንዓኩም የማስለኒ
ሰላመይ ደስ በሃልቲ እኩም ❤
እረ ብማሪያም ዙሙዝምር መን ሽሙ ኣዴበትየ ዘብል ታሓዋወርኒ❤
ሊቀ መዛሙራን ቴዌድሮስ ዮሴፍ ይባሃል ሓፍተይ
መሰረት መብራቴ ትብሃል ዘሚራቶ
አዚ ዝዝምር ዘሎ ዘማራይ ቴድሮስ ተዘይ ተጋግየ ይላል ኣደበቴ ኢልኪ ሰርች ተገርኪ ይወፀልኪ እዩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንካዕ ኣብፀሐና
I’m so happy to see you both together you and your husband happy holiday God bless you guys❤❤❤❤
ሽኮራተይ😘
ኣሰይይይ ፅሪያተይ ኣሕዋተይ ፍቅረኩም የብዝሕዮ ፈጣሪ ሰሉዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ፍቅሩኩም የብዛሕዮ ፅብቃተይ❤❤❤❤ ሸኮርናታት
ዙናይ ብክያት ባንቡላ እማ እንታይ ግበሩኒ እዩ ሰላመይ በእዉነት ንሱ ሪአስ ደንጊጸ ነይረ ብዝኮነ እቲ ፈቃር እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩምን የብዘሐዮ ሓዳርኩምን ዉላድኩምን ይባርከልኩም ዞም አሕዋተይ❤🙏🙏
ምእንቲ ሰብ ደንጊፁ ክሪኦ ይመሥለኒ 😅
ዝማሬ መላእኽቲ ያስመዐልና ሰሉዋይ ዝፎትወኩም ስድራ ሓዳርኹም ይባራኽ🎉❤❤❤ዓሚ ኽምዚለ ደስ ዝብል ቭድዮ ሰርሕኪልና ነይርኪ ብንብዓት ወድኦዮ ዓመት ልዓመቱ ይዕቆርኹም ንዓኹም ያምሰለና አሕናለ🎉❤❤
ሳምሪየይ ንዳማመር አነ ገይረልኪ ማር
@@Meri-kg5gu እሽ💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
እግዚአብሔር ከምሰብ አይኮነን ተመሰገን ናዓኺይ የምሰለና 🙏🥺
ኣሰይይ ናዓኪ የምስለና ሰላመይ
ኣሜን ኣሜን ሰሉየይ❤❤❤🎉🎉
ፍቅርኩም የብዘሐዯ ብተለይ ኣቦን ዎደን ደስ ክብሉ🎉🎉🎉ዝዎደኩም ሙቅር ላብ ኣቦዋይ ክብል ከሎ ደስ ክብል🎉❤🎉❤🎉
ኣምላከይ ሓደራ ለኣናለ ላብ ከምዚ ንሰሀ ኣብፀለና መሬት ዓደና ብሰላም ኣእተየና❤
እና ሰላም እንጥየቀኪ ፍቅርኩም ሰለ እንደሊ. ኢና
ሰለዚ ካብ ኩሉ ግዜ ምስ ኣሕዋትኪ ተሕልፍዮ ግዜኪ ምስ ኣቦ ዎደኪ ግዜኪ ኣሕልፍዮ