New Eritrea Music 2022 ሓንቲ'ያ ዳስና የማነ ደስታ ኣለም (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • SUBSCRIBE and SHARE ክኣ ኣይንሕመቅ።
    Copyright © Bahrna Music All Rights Reserved.
    / bahrna-entertainment
    / bahrna-entertainment
    #Bahrna-Entertainment
    #Eritreanmusic​ #Eritrianguayla​ #bahlawimusic​ #Tigringiamusic​ #Ethiopianmusic​ #Eritreanmovie​ #Eritreancomedy​ #TigrignaDerfi2019​ #TigrignaDerfi2017​ #TigrignaDerfi2016​ #TigrignaDerfi2021​
    #AwdametDerfiTigrigna​ #OldTigrignaClassicalMusic​ #eritreanmusic​ #TigrignaDerfi2019​ #TigrignaDerfi2017​ #TigrignaDerfi2016​ #TigrignaDerfi2021​
    #AwdametDerfiTigrigna​ #OldTigrignaClassicalMusic​ #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #NewEritreanMusic2020​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​
    #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​ #EritreanWeddingMusic​ #EritreanWeddingSong​
    #EritreanBestGuayla​ #Eritreanawdametmusic​ #EritreanAwdametguayla​ #EritreanAwdametsong​
    #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritreanguayla​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​
    #Eritreanguayla​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgnaguayla​ #tigirignaguayla​ #Besttigirignaguayla​
    #besttigrignamusic​ #besttigrignaguayla​ #Tigrignaguayla2020​ #EritreanMusic2020​
    #Tigrignamusic2020​ #EritreanWeddingsongs​ #EritreanWeddingMusic​ #OldEritreanMusic​
    #OldTghirignaMusic​ #Eritreanderfi​ #OldEritreanSongs​ #EthiopianMusic​ #EthiopianSong​
    #Ethiopiandrama​ #Ethiopiantgraymusic​ #EthiopianAmharicMusic​ #Ethiopianfilm​ #Ethiopiancomedy​
    #Ethiopianfilms​ #Ethiopianmusics2020​ #AmharicMusic​ #OldAmharicsong​ #OldAmharicMusic​
    #Ethiopiansongs2020​ #Ethiopiannewsongs​ #Ethiopiannewmusic​ #MusicofEthiopia​
    #EthiopianMovies​ #Ethiopiannewmovie​ #EthiopianMovie​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​
    #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​
    #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020​ #TigrignaDerfi​
    #TigrignaDrama​ #DerfiTigrignaEritrea​ #DerfiTigrignaEthiopian​ #NewTigirignaDerfi​
    #HadishTigrignaDerfi​ #TigrignaBahlawiDerfi​ #TigrignaMeraDerfi​ #HadishDerfiTigrigna​
    #TigrignaAwdametMusic​ #TigrignaAwdametDerfi​ #TigrignaDerfi​ #DerfiKedem​ #Tigrignaderif2020​
    #TigrignaDerfi2019​ #TigrignaDerfi2018​ #TigrignaDerfi2018​ #TigrignaDerfi2017​ #TigrignaDerfi2016​
    #TigrignaDerfi2021​ #AwdametDerfiTigrigna​ #OldTigrignaClassicalMusic​ #WolaytaMusic​

ความคิดเห็น • 270

  • @kubromteame6355
    @kubromteame6355 ปีที่แล้ว +143

    ድሕሪ ሰላም ናይ ፍራክፍረት ጀርመን ዝመጸኻ ላይክ ጌርካ ሕለፍ ናይ ብሓቂ ትርጉም ዘለዎ ጥበበ

    • @atakltidesbele9926
      @atakltidesbele9926 ปีที่แล้ว

      Nice music Keeper it up

    • @ዝባንግራት
      @ዝባንግራት 11 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ወፍሪ ሰላም ፍራንክፈርት ኣብ መድረክ ምስ ደረፋ የ ብዘይ ምቁራጽ ዘስተማቅራ።🥰

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውው መንፈስካ ዘሐድስ... ደላዪ ሰላም ኽቡር ሓው... ♥️🙏🏽🙏🏽

  • @KalayuWelegebereali
    @KalayuWelegebereali 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሰላም ተመሳሊት ዝኾነት ደርፊ በሓቂ ሰማዒ ምምናይ ሲኢነያ❤❤❤❤❤🎉

  • @Noor-mf3yh
    @Noor-mf3yh 10 หลายเดือนก่อน +4

    From 🇪🇹🇪🇹 👑👑👑👈this is music love🙏💙💙💙💙

  • @ትንሳኤሜድያ
    @ትንሳኤሜድያ ปีที่แล้ว +5

    1000 ግዜ ደጋጊመ ክሰምዓ እንተፈተንኩ ውን ምጽጋብ ዝሰኣንኩዋ ብልጽቲ ሕላይ

  • @mealti
    @mealti ปีที่แล้ว +33

    50 ግዜ ኣብ 50 መዓልቲ ሰሚዐያ!😢 ክሳብ ሕጂ እውን ሰሚዐ ኣይጸገብክዋን ዘለኹ! ክሳብ ዝመዉት ክሰምዓ እየ! ኣታ በጃኻ ከምዚ ስራሕ ብዝለዓለ ድፍኣሉ!!!❤

  • @arongebremical3136
    @arongebremical3136 ปีที่แล้ว +11

    Dehrei wafrei selam demxka ketsama like ❤👌✍️

  • @dejentesfay6477
    @dejentesfay6477 ปีที่แล้ว +27

    ኣብ ወፍሪ ሰላም ጀርመን ልቢ ህዝቢ ረኺባ ዝዋዓለት ደርፊ ደስ ትብል ስራሕ
    አነውን ቅድሚኡ ሰሚዐያ ኣይነበርኩን ኣጆኻ ከጽሎ ክብለካ ይፈቱ
    ❤❤💪💪

  • @edengebreyesus59
    @edengebreyesus59 ปีที่แล้ว +6

    እንተተረዲኡዋም ህግደፍ በሎም ደአ ሐደ እዚ ቃንቃና እንዳበልካ ህግደፍ መንደፍ
    ቀጵሎ ❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲጥዑም
    @ወዲጥዑም ปีที่แล้ว +11

    ድሕሪ ወፍሪ ሰላም እየ ዝሰምዓ ዘለኩ እዛ ደርፊ ለይትን ቀትርን ሰሚዐ ግና ክጸግባ ኣይከኣልኩን ጥበብ ማለት ከምዚ እዪ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ሕዝካ ክትመጽእ ይትስፎ ክቡር ሓው ይሙን ❤❤❤❤🙏🙏👍👌✌

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 ปีที่แล้ว +13

    ኣብ ወፍሪ ሰላም ሰሚዐያ ክሳብ ከዚ ምምናው ሲኢነያ ናብ ብሓቂ ሓንቲ እያ ዳስና ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና ❤❤🙏

  • @Sam-hl4tx
    @Sam-hl4tx ปีที่แล้ว +19

    ኣብ ቲኪትቶክ ሰሚዕኻ ዝመጸአኻ ላይክ

  • @WaltaህዝቡBN
    @WaltaህዝቡBN ปีที่แล้ว +34

    ሓቂ ምዝራብ እዛ ደርፊ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ኔረ ኣብ ወፍሪ ሰላም ክደርፋ እየ ሰሚዐዮ ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደሪፊ ኣጆካ ወገነይ ቀጽለሉ ብሉጽ ኢኻ❤

    • @dawithaile-vx5ks
      @dawithaile-vx5ks 10 หลายเดือนก่อน

      Abey eyu zinebr ezi derafay .semia ayxegebkuwan eza derfi.

  • @T.Michael-e1k
    @T.Michael-e1k ปีที่แล้ว +18

    ከመይ እዩ ደቀይ ቅንጣብ ቁምነገር ዘይብሉ ደርፍታት ካብን ናብን ክደራበይሉ ትንፋስና ኣምሊቆምና፥ ጣዕምን ቁምነገርን ዘለዎ ካኣ ተከዊሉ ይነብር።ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ኣይትተሓለል።

    • @dawithaile-vx5ks
      @dawithaile-vx5ks 10 หลายเดือนก่อน +1

      ከምኡ ክሓስብ ጸኒሐ።ህዝብና ኣብቲ ዝጠቅሞ ኣይርከብን እዩ።

  • @solomonbb1377
    @solomonbb1377 ปีที่แล้ว +4

    Kemey gere kesab heji keyfeletkewa tsenihe neza werki teheztua derfi
    Keep it up brother 🥳🥳🥳🥳🥳

  • @meramessi9285
    @meramessi9285 ปีที่แล้ว +6

    Dhri nay selam wefri zsemaekaya like rgex

  • @Wenta28
    @Wenta28 4 หลายเดือนก่อน +1

    Dehri gube nay fulda Hessen zemxe regxka helef nmrgegaxi ❤

  • @awethadish6643
    @awethadish6643 ปีที่แล้ว +1

    Nmejeria gize wefri selam zsemaekuwa ksab hji mmnawa seneya kexlo bro ❤❤❤❤❤

  • @kiyabest2943
    @kiyabest2943 ปีที่แล้ว +7

    ይሙነይ ዓቢ ሰብ ለባመይ♥♥♥♥

  • @tittttittt8380
    @tittttittt8380 ปีที่แล้ว +11

    ሕጂ ኣብቲ ወፍሪ ሰላም ሰምዐያ ግን ነቢዐ በጃኩም ከምዙይ ንኩን 😭😭😭😭😭😭❤🙏

  • @haftomgebrehiwet1978
    @haftomgebrehiwet1978 ปีที่แล้ว +3

    ደጊምካ ደጋጊምካ ክስማዕ ዝግበኦ ጥበብ እዩ❤❤❤
    ንበረልና ፅቡቅ ስራሕ እዩ🎯

  • @bergeb1730
    @bergeb1730 ปีที่แล้ว +8

    ድሕሪ ወፍሪ ሰላም ፍራንክፈርት አየ ደልየ ረኪበያ ግን ኣይመነካዋን ደጋጊመ ኪሰምዓ አየ። የማነ ከኣ ቀጽሎ አካ ኣምበሳ 😊😊😊❤

  • @samitu2053
    @samitu2053 ปีที่แล้ว +6

    Kab tiktok zemxaka dehri woferi selam like rigxe ata wedi❤❤❤❤❤

  • @osuccesvol5560
    @osuccesvol5560 4 หลายเดือนก่อน +1

    🩵🩵🩵🩵🩵ብትግሪና ንሓስብ ነሰላስ መግልጺ ሲኢነሉ ቅጽሎ ዛሓወይ ❤❤❤❤

  • @Beim2012
    @Beim2012 ปีที่แล้ว +10

    ነዛ እትነኣድ ውጽኢት ስራሕካ ኣብ ናይ ፍራንክፈርት ውዕሎ ወፍሪ ሰላም ኢየ ንመጀመርታ ግዜ ሰሚዐያ:: ብጣዕሚ ይበል ዘበለ ስራሕ ንእሽቶ ሓወይ:: ብትሕዝቶ እዛ ደርፊ ማለት ግጥሚ: ዜማ: ህርመትን መሳርሒ ሙዚቃ ከምኡ'ውን ተለሃይትን ኣለይቲ መድርኽን ዘይድነቕ መቸም ገለ ጸገም ክህልዎ ኣለዎ እምበር ይበል ስራሕ ኢለካ ኣለኹ ጎበዛይ:: ንዓይ ግና ልዕሊ ዝኾነ ካብ ኣብዚ ላዕሊ ዝጠቐስክዎም ነገራት ናትካ ዘለኻ ብርትዐ (Energy) ብጣዕሚ ኢዩ መሲጡኒ ዘሎ:: ካብኡ ዝተላዕለ ድማ ክገርመካ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ መዓልቲ ልዕሊ 100 ግዜ እንዳ መላለስኩ ይሰምዓ ኣለኹ:: ቀጽሎ ኢኻ ዝሓወይ:: 🎉❤🍾

  • @HenokNuguse-l2g
    @HenokNuguse-l2g 3 หลายเดือนก่อน +1

    💙🌿💙🌿💙🌿 Hawey Buluxe Serhe mara Eka jegena

  • @akilove3701
    @akilove3701 ปีที่แล้ว +3

    ቡሉፀይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mealti
    @mealti ปีที่แล้ว +14

    ሕሉፍን ህሉዉን መጻእን ዝጠመረት ብልጽቲ ሕላይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ!!! ቀጽልሉ በጃኹም! ኣብ ዲቕ ዝበለ ታኼላ ኢና ተሸሚምና ዘለና። ሃየ ነዚ ወለዶ ናብ መንነቱን እንታይነቱን መሊስናዮ ንሕለፍ!!!!

  • @awetsemerab9127
    @awetsemerab9127 ปีที่แล้ว +3

    Abzi nehaleka zsmae zwehat derfi 100%👌👌👌👌🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @banahabtezghi
    @banahabtezghi ปีที่แล้ว +5

    ወፍሪ ሰላም ጀርመን ፍራንፈርት ነዛ ብልጽቲ ሕላይ ትግርይና ኣላልያትና።❤ቀጽለሉ ጎቦዝ

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel3006 ปีที่แล้ว +4

    Wawwwwww btaemi rezin melekity... SELAMN Fqrin. Nqexali WOLODO Nay zy meskin KLTE hzbi ❤️❤️❤️✊ BRAVO ZY HAWEY AB NAY JOSY HAWEY EYE SEMIEYA N BTAEMI TEMTY FETYA ❤️✊.

  • @samelangosom3978
    @samelangosom3978 ปีที่แล้ว +2

    ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ንሱ ባኣካል ክደርፋ ሰሚዐ ግን
    ኣዝ ደስ ትብል

  • @tsegshabraha9817
    @tsegshabraha9817 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ትሕዝቶ ! ይበል ይበል ጥበብ ቀፅለሉ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @ደስታልበይ-ኰ1ኰ
    @ደስታልበይ-ኰ1ኰ ปีที่แล้ว +12

    ዋውውውው ነዚ ሕብረተሰብ ትግርኛ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ብብዝሒ የድልየና ኣሎ እንተተረድኣና ምበር ጽልኢ ሞትን ድኽነትን ዩ ትርፉ ንፉዕ ቀጽሎ ጽቡቕ ስራሕ

  • @delaytlove8297
    @delaytlove8297 ปีที่แล้ว +2

    Way aza derfi semie mxgab sieneya egziabiher amlak eti ndeliyo Selam yewrdelna qexlo zhawey nfueeee🥰🥰🥰💕💕💕💕

  • @ሲባ
    @ሲባ ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብዓቂ ❤❤❤

  • @abrhalesbhatu2032
    @abrhalesbhatu2032 ปีที่แล้ว +3

    ሓንቲ አወ ዳስና ዝፈሊይ ዘየብልና ❤❤❤

  • @meragerye4337
    @meragerye4337 ปีที่แล้ว +5

    ክብረት ይሃብካ ብጣዕሚ ገላጺት ናይ 2የሕዋት ህዝቢ❤❤❤

  • @Gannres
    @Gannres ปีที่แล้ว +2

    Tigrigna nqdmit ❤❤❤❤❤❤

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብሉጽ መንእሰይ ናይ ባሓቂ ሓንቲ ዳስና።💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 หลายเดือนก่อน

      ምስ መን ኢዩ ሓደ ዳስኩም? 🐒 🐵 🙊 🙈 🙉

    • @dawithaile-vx5ks
      @dawithaile-vx5ks หลายเดือนก่อน

      @@eyasuasfaha7665 ምስ ኣምሓራ

  • @Marken-jb3ez
    @Marken-jb3ez ปีที่แล้ว +2

    Zegrim music 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Kemznab
    @Kemznab ปีที่แล้ว +19

    ግጥሚ
    ፍረ ሓንቲ መሸላም ቃንጫን
    ሓደ እንዲና ክልቴና ደቂ ሃንዛን ቅጫን
    ዳስና ሓደ ብሓደ ነኩድደሉ
    እቲ ቤትናስ ህድሞን ገበላን እንደኣሉ።
    ሓደ እንዲና ከም ዓይንን ቅርኒብን
    እንማቃል ደምን ሰርብን
    ማዕዶ ንማዕዶ ቤትና እተሃንጻ
    እንጻዋዋዕ ብፋጻ
    ኣብ መረባካ ኮቦሮ ክውቓዕ
    ኣብ መረባና ዝስማዕ
    ኣነ ዶ ኣባካ መልዓልኩ ሓለንጊ
    ዘርጊ ጸላዪ ብዘራጊ።
    ሓንቲ ያ ዳስና ነታ ናይ ክልቴና ዱንኩል
    ደበና መረባና( 2)
    ክልቲኤን ጋሶት ሳሱላን
    ክልቲኤን ጸጉሪ ክርቅርቲ
    ይትረፍ ሰብና ዋና ልቢ
    ኣሓና እካ መዋዕልቲ
    ዉሕጅ መጺዎ ገደናና
    ካብ እንባኩም ዝወረደ
    ጭሕሚ ሰዲዶምልና ለካስ
    ዓመት ልደትናስ ሓደ
    ሓንቲ ያ ዳስና ነታ ናይክልቴና ድንኩል ደበና መረባና( 2)
    ድርብ
    ሓንቲ ዳስና ነታ ናይክልቴና ድንኩል ደበና መረባና
    ንደባደስ እንዶ ንደባበስ
    ሙዑዝ ሂወት ቀደምና ክምለስ
    ጌጋ ትማል ጽባሕ ከይስለስ
    ወለዶና ጽልኢ ኣይኮለስ
    ንግደፎ ሞ ፍቅሪ ንዋራረስ
    ኣብ ሓደ ባይታ ኣሓና ዚዒሙ
    ቕርዓት ዓድና ማዕረ ቀደሙ
    ሓደ ማሕዘልና ዛዕጎል ዝስለሙ
    (ሓንቲ ያ ዳስና ጽላል ሃዳሙ )2)
    (ሓንቲ ያ ዳስና ነታ ናይክልቴና ድምኩል ደበና መረባና)2)
    ትዘራጊ ጽልኢ ዝወለደ
    ልዕሊ ርዕደይ ጉራደ
    ዘይንደባበስ ስለ ሓቂ ንሕና
    ሰብ ስፍሪ ግእዝ እንዲና
    ዘራጊ ብዛኣጎዶ
    እንደሳብ ኒሕና ንነዶ
    ዘይ ነዓና መን ገደዶ
    ሎሚ ንዳባበስ እንዶ
    ስለ ቀጻሊ ወለዶ።
    *❤ ንዓይ እንዶ ትመስል
    ንዓካ እንድየ ዝመስል (2)
    ብትግርኛ ነዕልል
    (ብትግርኛ ንሓስብ ነሰላስል )2)
    ( ሓንቲ ያ ዳስና ነታ ናይክልቴና ዱንኩል ደበና መረባና)2)
    ምሕረ Afro❤
    Jul 26 2023

    • @zaidredae605
      @zaidredae605 11 หลายเดือนก่อน

      💙💙❤️💙❤️💙🦁

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +12

    ዋውውው ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ሓውና ናይብሓቂ ክልቲኡ ህዝቢ እርሱ በርሱ ልትቃታተለ ወሎዶና ክፀንት እየ ሓደ ህዝቢ ኢና አይንጋገይ ይአክለና 🙏🙏🙏❤❤💛💛🕊🕊🕊💙💙❤️❤️💋💋💋

  • @tedicash
    @tedicash ปีที่แล้ว +5

    I have no words to explain to you, Just bless you brother🙏❤💙💛

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ትርጉም ዘለዎ ጥበብ!
    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ!

  • @yonasadhanom9600
    @yonasadhanom9600 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ዝናእድ ሰራሕ ሐዉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zegibro2977
    @zegibro2977 ปีที่แล้ว +3

    Nay bhaqi 1 dasna

  • @MT25-f5o
    @MT25-f5o ปีที่แล้ว +4

    ኣነድየ ሲኤነያ ቀኔየ ካብዛ ናይ ፍራንክከርት ብጣዕሚ ስሓቢት ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jonahlover
    @jonahlover ปีที่แล้ว +5

    Wow when we work hard for peace and love, we can create this and be proud of our identity 💙💙💙💙💙💙💙

  • @HelenElyas-s3i
    @HelenElyas-s3i 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ktsmae zelewa derfi eiya aziya temti zeytmno eiya

  • @galmekelle4541
    @galmekelle4541 ปีที่แล้ว +6

    ድሕሪ ወፍሪ ሰላም ሰምዐያ❤💙 ብሉፅ ሓውና🙏

  • @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
    @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን 2 ปีที่แล้ว +12

    ንኡስን ቡሉፁን ይሙን በኣል በሊሕ ኣእምሮ ❤❤💯✅🥰🥰🥰

  • @chekolet9859
    @chekolet9859 ปีที่แล้ว +2

    Wefri selam Frankfurt semieya ❤❤❤

  • @FilimonMehari-zg4zv
    @FilimonMehari-zg4zv ปีที่แล้ว +6

    ናይብሓቂ ንፋዕ ቀጽሎ ዝዓርከይ❤️🙏

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ እዚ ህዝቢ ኣብ ክንዲ ፍቅርን ሰላምን ኩናትን ፅልእን ዝዋራርሱ ዘለው ዓገብ ኢልና ንፍቅሪ ንዘምር እግዚአብሔር ዝፈትዎ ንሕና ንረብሓሉ ካብ ሰላም ክሳራ የለን 🥰🥰🥰🥰🥰 ንደባበስ

  • @kiflefisahaye8689
    @kiflefisahaye8689 ปีที่แล้ว +4

    ብሉጽ ስራሕ ንኡሰይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ ปีที่แล้ว +5

    ዝገርም ጥበብ ❤

  • @kiflommahari1033
    @kiflommahari1033 ปีที่แล้ว +6

    ብሉጽ ስራሕ ፍቅርን ሰላምን የውርደሉ ነዝ 2 ህዝቢ ::

  • @selamheylay4904
    @selamheylay4904 ปีที่แล้ว +4

    ኣጀካ ቃፅለሉ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤

  • @tsehayeyihdego6912
    @tsehayeyihdego6912 ปีที่แล้ว +2

    Bella ንይ ብሕቂ

  • @simonweldit
    @simonweldit ปีที่แล้ว +7

    The best music

  • @alembrhane4488
    @alembrhane4488 ปีที่แล้ว +12

    Love & peace to the people of Eritrean & Tigray❤❤❤

  • @kokobhiale6066
    @kokobhiale6066 6 หลายเดือนก่อน +1

    Love tigrigan ❤❤❤😊 🥇

  • @merkeberitreangrocerystore5061
    @merkeberitreangrocerystore5061 ปีที่แล้ว +6

    Perfect !!!!!! peace forward !!!

  • @romayemedia
    @romayemedia 2 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቕ ስራሕ ልዕሊ ኹሉ ደፊርና ትግራዋይናት መንነት ክቡር መንነት ምዃኑ ኣሚና ንጽልኢ ፍሒርና ክንቀብር ንቃለስ ምህላውና ጥራይ ልዑል ዕግበት ይፈጥር።ካብዚ ንላዕሊ በርቲዕኻ ክትሰርሕ ለበዋይ የሕልፍ ልዑል ተስፋ ድማ ኣሎኒ።

    • @binimanT
      @binimanT 2 ปีที่แล้ว +3

      Enkua hagosekum wedi adkum derfi awxiyou ala tigrawot kia wedey

  • @senayhaile3117
    @senayhaile3117 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሚዒካ ዘይትምኖ ❤❤❤❤

  • @DaniDani-yn8wy
    @DaniDani-yn8wy 2 ปีที่แล้ว +7

    Deqi tigrigna lbona yedliyena hanti dasna

  • @ሰላምለኩሉሰብእ
    @ሰላምለኩሉሰብእ ปีที่แล้ว +2

    Eza derfi budubae ktsmae alewa

  • @zoomzoom5508
    @zoomzoom5508 ปีที่แล้ว +3

    yibel yumun 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @teklaykidanu1152
    @teklaykidanu1152 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣንሕና ደም ንለጋገስ እምበር ደም ኣይንፋሰስን ብትክክል✔️✔️

  • @solomonbb1377
    @solomonbb1377 ปีที่แล้ว +8

    Ooo my God, I can’t get enough of it 💙💙💙

  • @hailatnuguse4947
    @hailatnuguse4947 ปีที่แล้ว +2

    Ezi zakel xubuk srah beyen tehabina nay bahaki xubuk srah ❤

  • @tedrosmehari564
    @tedrosmehari564 ปีที่แล้ว +2

    Ezi hzbi teuy derfi keyiseme mihilu u beluts srah haweni

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 ปีที่แล้ว +4

    Wow wow wow amazing song God bless you thank you keep it up!

  • @danites
    @danites ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ትክቶክ ካልእ ትረአ ኣላ ኣብዚ ግን 9M ጥራይ ብጣዕሚ የሕዝን😢

  • @genethailemicheal1814
    @genethailemicheal1814 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi geramit derfi biluts derafi

  • @robir0ket489
    @robir0ket489 ปีที่แล้ว +4

    ካብ ቡሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ❤

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 ปีที่แล้ว +4

    Wawwww 👌 👌 👌 👌 👌 ❤❤❤❤❤

  • @senaytdemoz3835
    @senaytdemoz3835 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ የማነ ሓወይ መታዓቢቲ

  • @johnsimon1175
    @johnsimon1175 ปีที่แล้ว +2

    Blux srah kept it up

  • @Samri19
    @Samri19 ปีที่แล้ว +5

    Hantiya dasna wowww ❤💙

  • @abrahamkiros8140
    @abrahamkiros8140 2 ปีที่แล้ว +9

    የሙን ጅግና ዝሓውይ ምዓረይ ኣኩርዕካና ✊️❤️💪

  • @gottseidank3087
    @gottseidank3087 2 ปีที่แล้ว +5

    Wedi desye arkey gedlo zeybla derfi temti qexlo ajoka alena ab gorka ab kalie srah zxbeyeka alena bertie zarkey

  • @DanielYemane-rf8po
    @DanielYemane-rf8po 3 หลายเดือนก่อน +1

    Keep going ❤

  • @kmtabproduction1096
    @kmtabproduction1096 2 ปีที่แล้ว +7

    መንነትታ ይስዕር! የሙን Congra......

  • @samigo5865
    @samigo5865 ปีที่แล้ว +3

    Waw waw yenun jgna lbka ttnkf abi melekti zelewo derfi Good job ro 👌🤝🙏❤💯

  • @kokobtuemay863
    @kokobtuemay863 ปีที่แล้ว +4

    Semeka zeytmno derfi neusey qexlo🙏❤️

  • @ጉማየ
    @ጉማየ ปีที่แล้ว +4

    ሙሉእ ሠላምን ራህዋን ንምድሪ ሓበሻን ህዝባን

  • @tsegaywerede
    @tsegaywerede ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ ስራሕ !!!

  • @frezgishmay2922
    @frezgishmay2922 ปีที่แล้ว +3

    Good job ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaeltsaeda757
    @michaeltsaeda757 ปีที่แล้ว +4

    Best music ever ❤❤❤❤

  • @selamnkulu5642
    @selamnkulu5642 ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ቲክ ቶክ ስሚዕያ ኩላ ንክሰምዓ ናብ ዩቱብ መጽየ ጥዕምቲ ደርፊ ምስ መልእኻታ ብቲክ ቶክ ዝምጸኻ ሰላም ኢልካ ሕለፍ

  • @aaamithaylay5718
    @aaamithaylay5718 11 หลายเดือนก่อน +1

    Good job great ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 ปีที่แล้ว +5

    I love this beautiful song 💙💙💙

  • @yosefkubrom7727
    @yosefkubrom7727 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ዚግዝየ ዝበለጸት ደርፊ አዋናዊት ደርፊ

  • @MulueMogos
    @MulueMogos ปีที่แล้ว +6

    ጹቡቅ ስራሕ ኣጆክ

  • @BergedNhamedu32
    @BergedNhamedu32 ปีที่แล้ว +4

    ❤Just Waww 🦁👏👏👏

  • @harenakesete3628
    @harenakesete3628 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤demeyyy

  • @hagosberhe
    @hagosberhe 2 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ ስራሕ ይሙን ንኡስ ሓወይ፡

  • @tesfitmoges4827
    @tesfitmoges4827 ปีที่แล้ว +2

    Wwwww i love this mean