ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዛ ጋል ክጥዕም ድምጻ አብ ሓጺር ጊዘ ሓይል ድምጻዊት ክትከዉን እያምክንያቱ ድምጻ ብጣዕሚ ክጥዕም ጡዕምይ እይልዕሊ ኩሉ ድማ ክትገልጻ ዝይትክእል ገለ አለዎ ጽብቕ ዕድል ጋል ኤረይ ማዓረይ
ክቡር ስነ ጥበባዊ ሃገራዊ ዶ/ር በረኸት መንግስትኣብ ጸጋ ጥዕና ኣይፈለየካ፡ ኩሉ መስርሕ ሂወት ናይ ፈጣሪ ትእዛዝ ኢዩ'ሞ ሕጉስን ህዱእን ጊዜ ክህልወካ ብልቢ እምነየልካ💞።
ብሃር ዶክተር በረኸት መምህር ሙዚቃ ንበረልና፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዘይነጽፍ ባሕሪ ጥበብ ዶ/ር በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ🇪🇷🇪🇷
ባባ መንግስተኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
Edime yhabka fetari behar sinetibebawi Abona Berket
ክቡር ህያብ ኤርትራና ዶ/ር በረኸት አንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ ንበረልና ኩርዓትና ሐበንና ጀግና ኤርትራዊ አቦና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቦና በረኸት ኣዘኻኽርካና አድና ዝሓፍትና እድመኀ ዮሃባ
ዘመን የማይሽረው የማይሠለች ዘፋኝ ዕድሜህ ይርዘም
ናፊቅና እወ በረኻ ዓድና ጅግና ኣቦና ድምጻዊ ይበል ድምጺ ፖው ፖው ብፍላይ ናይዛ ሓብትና ምስ ቀመጽመጹ ኬፍ ዘለዋ 🇪🇷🐅🐅 👏👏
ነዛ ጎርዞ ንክሪኢ ዓይነይ ይዕውር ኣሎ ኣሃ ሃ እንዳ በለት እኮ ሃህ ኣቢላትና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባሃር ዶክተር በረከት መንግስትኣብ ክብሪ ነቶም ሙዝቀኛታትን ተቀባልትን ሰላም የውርደልና ኩልና ክንትኣካከብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jigna kem mnyotka ygberelna
ናይ ብሓቂ ባብዲ ማለት ይበል ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዶር በረከት ዕድመን ጥዕናን
ይናፍቖ ኣለኹ በረኻ ዓደይ❤️💪💪!!!ጸለእቱ ይጸጺ- ጀጋኑ ኣቦታትና ታሪኽኩም ነባሪ ህያው ኢዩ።
ናይ ባባ በረከት ክሰምዕ ከለኩስ ህልም ይብል ኣብ ባሕሪ ስምዒት ኣቤት ጥበብ።
ያ እዛ ዶና ክንደይ ደስ ትብለካ'ያ ? ፍሽኽትኣን ምንቅስቃሳን ፡ ኩሉ ነገራ ሰሓቢት ። ናትኪ ደርፍታት ኣዳልዊ please !
አንቓኢ ብዳሓን መጻካ ኣቦ ስነጥበብ ሓርበኛ
ብኤርትራውነተይ እና ሓደርኩየ'የ ዝሕበን ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምስጋና ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Haben krsi Eritrea newih edmen tenan yhabka fetariiii ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦና Dr በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዛ ተቀባሊት ጽቡቕ ድምጺ ኣለዋ እሞ i hope ኣብ ዝለዓለ ክሪኣ ተስፋ ይገብር ናትኪ ደርፊ ሒዝኪ ደበኽ ክትብሊ ተውህቦ ኣለኪ እሞ ቀጽልዮ።ብሓፈሻ ግን good job deki Erey🇪🇷
Lbey zmesexetni music Eritrean nzelealem: :
መን ከም በረኸት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዋው ዝበል ድምጺ ዘይበሊ
ዶ/ር በረከት መንግስታኣብ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፡ ኳዕናን ኣርማ ሃገር፡
ንበር ክበር ባሃር ራሃባ ዶክተር በረኸት መንግስታብ❤❤❤ ሃወልቲ ሃገር ዘይበርስ ቅርስና ቅርሲ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር🙏🙏🙏!!!
ኣቦና ብሃር በረከት በረካ ዓድና ካብ ስድራና ንላዕሊ ንናፍቅ
ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና 🙏🏽 ይሃብካ ዶክተር በረከት!ኣጃቢትካ ሽኮሪና ፍሽክታዓ ሳዕስዒታ ክትፍተወካ 😍
ሶሎሜ ሃፍተይ ኣብ ጠጥዑሙ ደርፊ ዘወር እንተበልኩስ ይረክበኪ ሽኮሪና ሃፍተይ ዓይትጥፍእነና ኣብ ገዛና👍🏽 💚❤💛💙🌴ሰሰናዩ ንኣኺ ምስታ ዋዕሮ መሓዛኺ! 💐💐💐
ይናፍቅ ኣለኹ በረኻ ዓደይ! ኣየ እወ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስነጥበባዊ ጎይታ ዜማ ባባ በረኸት።
አዋይ አዛ ጓል ኤረይ ካናሪ
ኣንታ እዛ ጎርዞ ፍሽኽታኣ ፍሉይ ኢዩ
ደኮተር ዘይኮነ ፕሮፌሰር ይግባኣካ ፡ ኣቦ ባህሊ ጎታ ጥበብብብብ።
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰 Deki eriyyy natey
ሓቅኻ በረኸት ይናፍቕ ኣለኹ በረኻ ዓደይ❤🌴🐪🌴❤
ኣቦና በረኸት ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።ኣቦ ሃገር ጥራይ ዘይኮንካ ንባዕልኻ ምንም ዘይጎደላ ምልእቲ ሃገር እኻ።
ንጉስ ጥበብ መመሊሱ ዝሕደስ ጎሮሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ሳላ ጀጋኑ ኤሪትራ ኮሪዓየ ሳላ ጀጋኑ ኤሪትራ ተኾሊዓየ እየ፡ ደርፊ በረኸት ዘይምኖ፡ ተቀባሊት ጽብቅተን ብጣዕሚ ጽቡቅ ድምጺ፡
ሓላል ኣቦይ እንቃዕ ብሰላም መጻካ።✊👑👑👑🇪🇷🇪🇷
🙏🏽🇪🇷🕋⛪🙏🏽🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ዶክተር በረከት መንግስተኣብ
Waaaw ሰሙን ሙሉእ ብዘይ ምቁራጽ ዝሰማዕኽዋ ጥዕምቲ ደርፊ thanks ባባ በረኸት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😎😎😎😎❤️❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌👌
Doctor music bab bereket
ኣየ ብድሕሬኹም ሲ አንታይ ዓይነት ደርፊ ኢና ክንሰምዕ ንበሩልና አስከ ክቡር ኣቦና
I agree with you a 100%. These are Eritrea's treasures.
ባህር ስነጥበባዊ በረከት መንግስትኣብ ወላ ማሕበራዊ ሂወቱ ውን ጽሩይ ካብ ብልሽውና፡ ከምታ ኣተዓባብይኡ ምስኩሉ ብፍቅሪ ተወሃሂዱ ዝናበር፡ ቁኑዕ ሓርበኛ ሃገራዊ ወዲ ሓረስታይ ኢዩ፡ ኮታ ምስ ኣንበሳ ናቅፋ ብዙሕ ዘመሳስል ኣለዎም፡ ነዛ ካሕዳም ጉሒላ ዓለም ድማ በዚ ኣብነታዊ ጠባዮም ኣማስያኡ ክሰናበትዋ ሰኒ ምንዮታ ንገብረሎም፡ ዓወት ንሓፋሽ!🤝🇪🇷♥🐫💐👑🎉🌐🕊☀
Naye bhqyie bebhade eda kedu ko tesfa tqorxie naye lome da mise derfy do yqxeri effffff nzalame ybaru ewa ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Entay derfi alo elkayo dhri baba bereket
Ajokum Eritrawian izom kuburat (Biharat) kem Dr. Bereket, Eng. Asgodom, Haile Gebru, Osman A/Rihem, Alamein A/Latin,
Xubuq srah Odmika Odme matsala ygbero🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👌
ጅግና ኣቦና ኣቦ ሙዚቃ ኣያና ደክቶር በረከት መንግስትኣብ ዘንት ኣለም ንበረልና ዕድመካ መመለሱ ይወስክ ጥዕምቲ ልቢ ትትንክፍ ሙዚቃ :ጥዕምቲ ድምጻ እዛ ውልዶ ሓፍትና እወ ናይ ዕዋፍ ጥዑም ድምጻ እዛ ተቀባሊት በርትዕለይ ዝሓፍተይ መዓረይ በርትዒ :እዞም ሙዚቃኞታት ኣሰኒኩም ተጻውትና ዘለኩም ንፍዓት ጎበዛት ደቂ ኤረይ መዓረይ💪🏿🇪🇷💪🏿❤️💕💕💕🇪🇷💕💕❤️👍🏿💪🏿💪🏿🇪🇷💪🏿
Fili nebsi nayhimamey kem kemey dika nay mudey ✌️🇪🇷
ክዉቀት ኢየ መዘክረታ ኮመንቲ ኣቤት ድምጺ ኩቡር ኣቦና በረከት ንረከበኩም ዶ ንከዉን ድሕሪ ነዊሒ ግዜ ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷🇪🇷 ሶ ሱሑላት ጎሮሮ😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ممكن ترجمة الاغنيه بالعربي❤🇸🇩🇸🇩
ንበር ክበር ኣቦይ ማዓርይ ዘይ ክየር ድምጺኢ
ስምዕምዕ ውዕልካዬ ዘይ ምኖደርፍታት በረኸት መንግስትአብዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Baba bereket Ezgabher edmen tenan yhabka
ጅግና ኣቦና በሃር ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Dr.Bereket mengsteab goyta asmerino wedi mengad
ንመዓልቲ ሓምሽተ ሽዱሽተ ግዝየ እየ ዝሰምዓ ብተኣሚ እያ ትስሓበኒ እዛ ደርፊ ክቡር ዶክተር ባህር በረከት መንግስተኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ምሒር ምድግጋም እዛ ደርፊ ናዛ ጋል ኢካ ኣፍቂርካያ ኢሎምኒ እዞም የዕሩክተይ
Sey sey eritrea adey
ኣቤት ሕብሪ ጎሮሮ ድምጺ መረዋሕ ብሃር ድምጻዊ ዶክተር በረኸት መንግስትኣብ ንበር ክበር እዛ ውልዶ ሓብተይ ውን ዝወጻ ዘይብላ ናይ ሎሚ ውልዶ ናይ ጽባሕ ፍርያት ሽኮረይ 👌👌👏👏👏👍❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Ajoka Bereket msza warp gual Eritrea
አቦ ዜማ ንበር ክበር ኩቡር አቦና በረከት ሽግ ኤርትራ።
Nberelna Dr Bereket
ኣቦይ በረኸት ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
Edmen tienan yhabka Abona bahar Bereke Mengstiab niberelina
Bahr baba bereket we love you forever eza mchewti gal Ereyyyyy kea ajoki ketselyo mkrti❤🇪🇷🇪🇷❤❤♥️❤
Ybel bahar snetbeb bere nay behaqi segen gual hiwan ayni abayki ydefen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖♥️💓💓💕💗
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ዕድመን ጥዕናን ጥራይ አየ ክብል ዝኽእል, 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 መግለጽ የብለይን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍🌳🌳
ናይ በሃር በረኸት ገዲፍና ናይታ ጓል ድማጻ ካናሪ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀያ
በረኸት ንዘልአለም ንበረልና። ጅግና ኤርትራዊ💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ደሰ ዝብል ዘፈን
ኩቡር ኣቦና ናፊቀ በረኻ ዓደይ እወ
ሸልሙለይ እስኪ ዕድመን ጸጋ ጥዕናን ፈጣሪ ይሃቦ።
Wawww yebel dmxe daki Eriay🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ደይተዘመረሉ ጅግና
እዛ ጽብቕቲ ሰገን ዝኾነት ጓል ጥዑም ድምጺኣልዋ። ኩሉኹም የቕንየልና ንፉዓት
እዚኣ ጋል ጋሉ ክትከውን ኣለዋ. ኣቤት ድምጺ ኣቦ ጥበብ ኣቦና ዶክተር በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️. ካብ በረኻ ስደት. ግን ይናፍቆ ኣለኩ በራኪ ዓደይ ❤️❤️❤️❤️❤️
አቦና በረኸት ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሀብካ ንበረልና አቦ ስነጥበብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩቡር ዶቶር በረከት ዋልታ ሃገር
ባባ .... ቤሬ ኣብ ሚኢቲ 100 ዓመትካ 1 million ሚልዬን ትበጸሕ ደርፊ ጋቢዝካና .. እዋእ ነዛ ዶና ክንርኢ ኮ ክንማላለስ ትንፋስና ወጺና ገለ ዓይነት ድምጺ ፏርማ ይበልልል ....✌🏼
ኩሉ ሰብዩ።ንስኻ ጥራሕ ኣይኮንካን። ደርፊ በረከትፈቲናያ ተበልናስ ፡ ደርፊ በረኸት ደኣ ኩሉ ጥዑምምስዛ ጎርዞ ድኣ ፍቕሪ ሒዝኩም እምበር ይብሉ ኣለዉሞ ትፍቶያ። ኤርትራውነት ክቡር መንነይ
Yekeneyelna ewe Fiori tebehal eza gual tekebalit. Ab heji ewan medraf gemira ala emo teketatelewa.
ናይ ክቡር ስነጥበባዊ Dr በረኸት ዝምኖ ኣይኾነን። ዝያዳ ድማ እናሓደረ ዝደምቕ ንምንባር ዝሕግዝ ላዛ ዝመልኦ መልእክቲ ምስ ጥዑም ቃናኡ ብጣዕሚ አሕጉስኑ ፡ዝያዳ እዛ ምጭውቲ መንእሰይ ምስ ቲ መልእኽቱ ተወሃሂዲ ዝኸይድ ብሉጽ ስርሓ ብልቢ አመስግና ።
ብሃር ኣቦና በረኸት መንግስትኣብ. ዘይሕለል ሞራል ኣቦ ባህልናን ኣብነታዊ. ሕሉፍ ግዜ ብሪሞት እንተዝምለስ ወትሩ ክንርኤካ ኣይምጸላእናን ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤🙏🙏🙏
ከም ናይ በረከት መንግስትአብ ወንካ ዘለሰእል ደርፊ ፈጸሙ የለን ክብረት ይሐበለና
በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Baba berie jgna natka dea entay kwexo kulu gzie blux::Halwelna beqa nzelalem🙏🥰:: Neza haftna wn bteami eye zednqa nfeti t'um dmxi aleki qexlyo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጎይታ ዜማን ባሃልን ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ከም ኣቦኻ መንግስትእብ ይሃብካ ፍጣሪይ ኣቦይ በረኽት ብድሕሬኻስ መን ኽዝይም አዩ ኮን ትግርኛ ።
Yekeneyelna be haqi . Team B.M
Abona bereket bahr edmen tenann yhabkum
በረከት ኦሪጂናል ዘይብለል ፡ዘይቕየር ፡መመሊሱዝኹላዕ ከም ወርቒ ዝተሰሓለ ድምጺ ምስ ጥዑም ሙዚቓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Bereket natey anbesa 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
ባባ በረከት መረዋሕ ድምጺ!!እዛ ዶና እቲ ቀብዘርዘራ ከፍ ዘለዎ
Ahaha aha aha deki erey miss you erey
ባባ ይበል
እዛ ቆልዓ ድምጻ ፡ መልክዓ፡ቀብዘርዘራ ደስ ክትብለካ ፡፡ዶር በርኸት ከም ወትሩ ይበል ስራሕ።
እዋይ ብእኖት ኣንታ ነዚ ሰብኣይ እዚ ናብ ወዲ ዕስራ ዝቅይር መለኮታዊ ሓይሊ ስነ-ጥበብ ተዓዲሉ ኣሎ እምበር ሱቅ ኢሉ መመሊሱ ዝሐደስ ወኒ ከምዚ ናይ ባሃር ዶክቶር ወናም ስነ-ጥበባዊ ኣቦናን ኣቦ ባህልናን ሲ ክሳብ ሎሚ ኮቶ ኣብዛ ዓለም የለን ተበልኩስ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዕድሜኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ እስኪ ናእዳይ መግለጺ ስለዝሓጽረኒ ኣብዚኣ ሸረ ክትብሉ እምሕጸን!!👍
ኣታ ድምጺ መረዋሕ ባህር-ራሕባ- ደጉተር በረኸት መንግስታብ ንበረልና መታን ክጥዕመና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹 ንጉስ ጥበብ ንበረልና ከይንቅቑርር ድሕሬኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ሐዳስ ደርፊ ድያ
እንተ ናቱ ትጽበዮ ኢኻ እቲ ክእለቱን ተውህብኦኡን ንነዊሕ ዓመታት ከኣ ስለ እንፈልጦ። ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኻ። እንተ እዛ ዋዕሮ መጸለሊ ድምጻ ይገርም፤ ይበል ውህደትን ትብዓትን ምልክን ድምጻ።
ጽቡቕ ትዕዝብቲ
Abona bereket dimtzicha kisme.kulu yireayeni
Atum sebat nay abona bereket se dihan eza hurma entay aynet voice eyu yebel
Doctor Bereket mengsteab harbegna tsehay berk ajoka hawey maegerey
በረኸት መንግስትኣብ ዓይኒ ኤርትራ ጅግና ዕድመ ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ ተዓወት
Der በረከት ሓወልትና 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🐎🐎🐎🐎🇪🇹 ንበርልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ተጋደልላይ በረኻተይ ልቤይ ቀልበይ 🇪🇷🍀🍀🍀🐅🐅🐆🐆🐆🐆🐆🐎🐎🐎
Arbaate mealti bzey arefti ysema aleku Kem zi kemay telikum Like Key habkumni aythlefu
ምርሓባቡ ዎ ኣብሽር ! ብጻይ ተጋዳላይ ! ዶክተ በረከት መንግስትኣብ " ቅሰን ዓዋተ ጸባካ ስተ ሕነ ህዝብካ ፈዲዮም ደቅካ " ዓበ ዲብ ፍርሰት ናደው ዎ ፍንቅል ! እት ካባሳ ዎ ቃላቅል !ቅልጭም ፍራስኢትትሃከ ዎ ኢታንቃልቅል ! ዓበ ኣባይ ላዓድና ሓራዳ ሓሊብ ሰተና ክም ባዳ ዎ ጃዳ ፋዳ ! ። ብሃር ኣውሓሲ ባህላዊ ምዕባለ ኤሪትራ ። ባዕሉ ገጣሚ ባዕሉ ደራፊ ! ጽፉፍ ስርሑ ዘይብሉኣበር ዋላ ተኣፋፊ !ዓውተ እግል ርሒብ ገቢል !
ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንኩሉኹም።ባሃር ስነጥበብ ትግርኛ ዶክተር በረኸት የቀንየልና ኣቦ ባህልን ስነጥበብን ኣቤት ነዚ ስነጥበብ ትኳሓሕሎን ተንጎድጉዶን በቲ ስሑል ድምጽኻን እቲ ትገብሮ ምዉህሃድን
እዛ ተቀባሊ ሄዋን ክትምቅር ፍሽክታኣ ድምፃ ኩሉ ነገራ ምጭዉቲ ❤❤❤❤
እዛ ጋል ክጥዕም ድምጻ
አብ ሓጺር ጊዘ ሓይል ድምጻዊት ክትከዉን እያ
ምክንያቱ ድምጻ ብጣዕሚ ክጥዕም ጡዕምይ እይ
ልዕሊ ኩሉ ድማ ክትገልጻ ዝይትክእል ገለ አለዎ
ጽብቕ ዕድል ጋል ኤረይ ማዓረይ
ክቡር ስነ ጥበባዊ ሃገራዊ ዶ/ር በረኸት መንግስትኣብ ጸጋ ጥዕና ኣይፈለየካ፡ ኩሉ መስርሕ ሂወት ናይ ፈጣሪ ትእዛዝ ኢዩ'ሞ ሕጉስን ህዱእን ጊዜ ክህልወካ ብልቢ እምነየልካ💞።
ብሃር ዶክተር በረኸት መምህር ሙዚቃ
ንበረልና፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዘይነጽፍ ባሕሪ ጥበብ ዶ/ር በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ🇪🇷🇪🇷
ባባ መንግስተኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
Edime yhabka fetari behar sinetibebawi Abona Berket
ክቡር ህያብ ኤርትራና ዶ/ር በረኸት አንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ ንበረልና ኩርዓትና ሐበንና ጀግና ኤርትራዊ አቦና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቦና በረኸት ኣዘኻኽርካና አድና ዝሓፍትና እድመኀ ዮሃባ
ዘመን የማይሽረው የማይሠለች ዘፋኝ ዕድሜህ ይርዘም
ናፊቅና እወ በረኻ ዓድና ጅግና ኣቦና ድምጻዊ
ይበል ድምጺ ፖው ፖው ብፍላይ ናይዛ ሓብትና ምስ ቀመጽመጹ ኬፍ ዘለዋ 🇪🇷🐅🐅 👏👏
ነዛ ጎርዞ ንክሪኢ ዓይነይ ይዕውር ኣሎ ኣሃ ሃ እንዳ በለት እኮ ሃህ ኣቢላትና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባሃር ዶክተር በረከት መንግስትኣብ ክብሪ ነቶም ሙዝቀኛታትን ተቀባልትን ሰላም የውርደልና ኩልና ክንትኣካከብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jigna kem mnyotka ygberelna
ናይ ብሓቂ ባብዲ ማለት ይበል ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዶር በረከት ዕድመን ጥዕናን
ይናፍቖ ኣለኹ በረኻ ዓደይ❤️💪💪!!!
ጸለእቱ ይጸጺ- ጀጋኑ ኣቦታትና ታሪኽኩም ነባሪ ህያው ኢዩ።
ናይ ባባ በረከት ክሰምዕ ከለኩስ ህልም ይብል ኣብ ባሕሪ ስምዒት ኣቤት ጥበብ።
ያ እዛ ዶና ክንደይ ደስ ትብለካ'ያ ? ፍሽኽትኣን ምንቅስቃሳን ፡ ኩሉ ነገራ ሰሓቢት ። ናትኪ ደርፍታት ኣዳልዊ please !
አንቓኢ ብዳሓን መጻካ ኣቦ ስነጥበብ ሓርበኛ
ብኤርትራውነተይ እና ሓደርኩየ'የ ዝሕበን ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና ምስጋና ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Haben krsi Eritrea newih edmen tenan yhabka fetariiii ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቦና Dr በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዛ ተቀባሊት ጽቡቕ ድምጺ ኣለዋ እሞ i hope ኣብ ዝለዓለ ክሪኣ ተስፋ ይገብር ናትኪ ደርፊ ሒዝኪ ደበኽ ክትብሊ ተውህቦ ኣለኪ እሞ ቀጽልዮ።ብሓፈሻ ግን good job deki Erey🇪🇷
Lbey zmesexetni music
Eritrean nzelealem: :
መን ከም በረኸት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዋው ዝበል ድምጺ ዘይበሊ
ዶ/ር በረከት መንግስታኣብ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፡ ኳዕናን ኣርማ ሃገር፡
ንበር ክበር ባሃር ራሃባ ዶክተር በረኸት መንግስታብ❤❤❤ ሃወልቲ ሃገር ዘይበርስ ቅርስና ቅርሲ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር🙏🙏🙏!!!
ኣቦና ብሃር በረከት በረካ ዓድና ካብ ስድራና ንላዕሊ ንናፍቅ
ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና 🙏🏽 ይሃብካ ዶክተር በረከት!
ኣጃቢትካ ሽኮሪና ፍሽክታዓ ሳዕስዒታ ክትፍተወካ 😍
ሶሎሜ ሃፍተይ ኣብ ጠጥዑሙ ደርፊ ዘወር እንተበልኩስ ይረክበኪ ሽኮሪና ሃፍተይ ዓይትጥፍእነና ኣብ ገዛና👍🏽 💚❤💛💙🌴ሰሰናዩ ንኣኺ ምስታ ዋዕሮ መሓዛኺ! 💐💐💐
ይናፍቅ ኣለኹ በረኻ ዓደይ! ኣየ እወ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስነጥበባዊ ጎይታ ዜማ ባባ በረኸት።
አዋይ አዛ ጓል ኤረይ ካናሪ
ኣንታ እዛ ጎርዞ ፍሽኽታኣ ፍሉይ ኢዩ
ደኮተር ዘይኮነ ፕሮፌሰር ይግባኣካ ፡ ኣቦ ባህሊ ጎታ ጥበብብብብ።
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰 Deki eriyyy natey
ሓቅኻ በረኸት ይናፍቕ ኣለኹ በረኻ ዓደይ❤🌴🐪🌴❤
ኣቦና በረኸት ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።ኣቦ ሃገር ጥራይ ዘይኮንካ ንባዕልኻ ምንም ዘይጎደላ ምልእቲ ሃገር እኻ።
ንጉስ ጥበብ መመሊሱ ዝሕደስ ጎሮሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ሳላ ጀጋኑ ኤሪትራ ኮሪዓየ ሳላ ጀጋኑ ኤሪትራ ተኾሊዓየ እየ፡ ደርፊ በረኸት ዘይምኖ፡
ተቀባሊት ጽብቅተን ብጣዕሚ ጽቡቅ ድምጺ፡
ሓላል ኣቦይ እንቃዕ ብሰላም መጻካ።✊👑👑👑🇪🇷🇪🇷
🙏🏽🇪🇷🕋⛪🙏🏽🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ዶክተር በረከት መንግስተኣብ
Waaaw ሰሙን ሙሉእ ብዘይ ምቁራጽ ዝሰማዕኽዋ ጥዕምቲ ደርፊ thanks ባባ በረኸት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😎😎😎😎❤️❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌👌
Doctor music bab bereket
ኣየ ብድሕሬኹም ሲ አንታይ ዓይነት ደርፊ ኢና ክንሰምዕ ንበሩልና አስከ ክቡር ኣቦና
I agree with you a 100%. These are Eritrea's treasures.
ባህር ስነጥበባዊ በረከት መንግስትኣብ ወላ ማሕበራዊ ሂወቱ ውን ጽሩይ ካብ ብልሽውና፡ ከምታ ኣተዓባብይኡ ምስኩሉ ብፍቅሪ ተወሃሂዱ ዝናበር፡ ቁኑዕ ሓርበኛ ሃገራዊ ወዲ ሓረስታይ ኢዩ፡ ኮታ ምስ ኣንበሳ ናቅፋ ብዙሕ ዘመሳስል ኣለዎም፡ ነዛ ካሕዳም ጉሒላ ዓለም ድማ በዚ ኣብነታዊ ጠባዮም ኣማስያኡ ክሰናበትዋ ሰኒ ምንዮታ ንገብረሎም፡ ዓወት ንሓፋሽ!🤝🇪🇷♥🐫💐👑🎉🌐🕊☀
Naye bhqyie bebhade eda kedu ko tesfa tqorxie naye lome da mise derfy do yqxeri effffff nzalame ybaru ewa ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Entay derfi alo elkayo dhri baba bereket
Ajokum Eritrawian izom kuburat (Biharat) kem Dr. Bereket, Eng. Asgodom, Haile Gebru, Osman A/Rihem, Alamein A/Latin,
Xubuq srah Odmika Odme matsala ygbero🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👌
ጅግና ኣቦና ኣቦ ሙዚቃ ኣያና ደክቶር በረከት መንግስትኣብ ዘንት ኣለም ንበረልና ዕድመካ መመለሱ ይወስክ ጥዕምቲ ልቢ ትትንክፍ ሙዚቃ :ጥዕምቲ ድምጻ እዛ ውልዶ ሓፍትና እወ ናይ ዕዋፍ ጥዑም ድምጻ እዛ ተቀባሊት በርትዕለይ ዝሓፍተይ መዓረይ በርትዒ :እዞም ሙዚቃኞታት ኣሰኒኩም ተጻውትና ዘለኩም ንፍዓት ጎበዛት ደቂ ኤረይ መዓረይ💪🏿🇪🇷💪🏿❤️💕💕💕🇪🇷💕💕❤️👍🏿💪🏿💪🏿🇪🇷💪🏿
Fili nebsi nayhimamey kem kemey dika nay mudey ✌️🇪🇷
ክዉቀት ኢየ መዘክረታ ኮመንቲ ኣቤት ድምጺ ኩቡር ኣቦና በረከት ንረከበኩም ዶ ንከዉን ድሕሪ ነዊሒ ግዜ ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷🇪🇷 ሶ ሱሑላት ጎሮሮ😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ممكن ترجمة الاغنيه بالعربي❤🇸🇩🇸🇩
ንበር ክበር ኣቦይ ማዓርይ ዘይ ክየር ድምጺኢ
ስምዕምዕ ውዕልካዬ ዘይ ምኖ
ደርፍታት በረኸት መንግስትአብ
ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና
🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Baba bereket Ezgabher edmen tenan yhabka
ጅግና ኣቦና በሃር ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Dr.Bereket mengsteab goyta asmerino wedi mengad
ንመዓልቲ ሓምሽተ ሽዱሽተ ግዝየ እየ ዝሰምዓ ብተኣሚ እያ ትስሓበኒ እዛ ደርፊ ክቡር ዶክተር ባህር በረከት መንግስተኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ምሒር ምድግጋም እዛ ደርፊ ናዛ ጋል ኢካ ኣፍቂርካያ ኢሎምኒ እዞም የዕሩክተይ
Sey sey eritrea adey
ኣቤት ሕብሪ ጎሮሮ ድምጺ መረዋሕ ብሃር ድምጻዊ ዶክተር በረኸት መንግስትኣብ ንበር ክበር እዛ ውልዶ ሓብተይ ውን ዝወጻ ዘይብላ ናይ ሎሚ ውልዶ ናይ ጽባሕ ፍርያት ሽኮረይ 👌👌👏👏👏👍❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Ajoka Bereket msza warp gual Eritrea
አቦ ዜማ ንበር ክበር ኩቡር አቦና በረከት ሽግ ኤርትራ።
Nberelna Dr Bereket
ኣቦይ በረኸት ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
Edmen tienan yhabka Abona bahar Bereke Mengstiab niberelina
Bahr baba bereket we love you forever eza mchewti gal Ereyyyyy kea ajoki ketselyo mkrti❤🇪🇷🇪🇷❤❤♥️❤
Ybel bahar snetbeb bere nay behaqi segen gual hiwan ayni abayki ydefen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖♥️💓💓💕💗
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ዕድመን ጥዕናን ጥራይ አየ ክብል ዝኽእል, 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 መግለጽ የብለይን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍🌳🌳
ናይ በሃር በረኸት ገዲፍና ናይታ ጓል ድማጻ ካናሪ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀያ
በረኸት ንዘልአለም ንበረልና። ጅግና ኤርትራዊ💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ደሰ ዝብል ዘፈን
ኩቡር ኣቦና ናፊቀ በረኻ ዓደይ እወ
ሸልሙለይ እስኪ ዕድመን ጸጋ ጥዕናን ፈጣሪ ይሃቦ።
Wawww yebel dmxe daki Eriay🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ደይተዘመረሉ ጅግና
እዛ ጽብቕቲ ሰገን ዝኾነት ጓል ጥዑም ድምጺ
ኣልዋ። ኩሉኹም የቕንየልና ንፉዓት
እዚኣ ጋል ጋሉ ክትከውን ኣለዋ. ኣቤት ድምጺ ኣቦ ጥበብ ኣቦና ዶክተር በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️. ካብ በረኻ ስደት. ግን ይናፍቆ ኣለኩ በራኪ ዓደይ ❤️❤️❤️❤️❤️
አቦና በረኸት ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሀብካ ንበረልና አቦ ስነጥበብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩቡር ዶቶር በረከት ዋልታ ሃገር
ባባ .... ቤሬ ኣብ ሚኢቲ 100 ዓመትካ 1 million ሚልዬን ትበጸሕ ደርፊ ጋቢዝካና .. እዋእ ነዛ ዶና ክንርኢ ኮ ክንማላለስ ትንፋስና ወጺና ገለ ዓይነት ድምጺ ፏርማ ይበልልል ....✌🏼
ኩሉ ሰብዩ።ንስኻ ጥራሕ ኣይኮንካን። ደርፊ በረከት
ፈቲናያ ተበልናስ ፡ ደርፊ በረኸት ደኣ ኩሉ ጥዑም
ምስዛ ጎርዞ ድኣ ፍቕሪ ሒዝኩም እምበር ይብሉ ኣለዉሞ ትፍቶያ። ኤርትራውነት ክቡር መንነይ
Yekeneyelna ewe Fiori tebehal eza gual tekebalit. Ab heji ewan medraf gemira ala emo teketatelewa.
ናይ ክቡር ስነጥበባዊ Dr በረኸት ዝምኖ ኣይኾነን። ዝያዳ ድማ እናሓደረ ዝደምቕ ንምንባር ዝሕግዝ ላዛ ዝመልኦ መልእክቲ ምስ ጥዑም ቃናኡ ብጣዕሚ አሕጉስኑ ፡ዝያዳ እዛ ምጭውቲ መንእሰይ ምስ ቲ መልእኽቱ ተወሃሂዲ ዝኸይድ ብሉጽ ስርሓ ብልቢ አመስግና ።
ብሃር ኣቦና በረኸት መንግስትኣብ. ዘይሕለል ሞራል ኣቦ ባህልናን ኣብነታዊ. ሕሉፍ ግዜ ብሪሞት እንተዝምለስ ወትሩ ክንርኤካ ኣይምጸላእናን ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤🙏🙏🙏
ከም ናይ በረከት መንግስትአብ ወንካ ዘለሰእል ደርፊ ፈጸሙ የለን ክብረት ይሐበለና
በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Baba berie jgna natka dea entay kwexo kulu gzie blux::Halwelna beqa nzelalem🙏🥰:: Neza haftna wn bteami eye zednqa nfeti t'um dmxi aleki qexlyo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጎይታ ዜማን ባሃልን ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ከም ኣቦኻ መንግስትእብ ይሃብካ ፍጣሪይ ኣቦይ በረኽት ብድሕሬኻስ መን ኽዝይም አዩ ኮን ትግርኛ ።
Yekeneyelna be haqi . Team B.M
Abona bereket bahr edmen tenann yhabkum
በረከት ኦሪጂናል ዘይብለል ፡ዘይቕየር ፡መመሊሱ
ዝኹላዕ ከም ወርቒ ዝተሰሓለ ድምጺ ምስ ጥዑም ሙዚቓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Bereket natey anbesa 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
ባባ በረከት መረዋሕ ድምጺ!!
እዛ ዶና እቲ ቀብዘርዘራ ከፍ ዘለዎ
Ahaha aha aha deki erey miss you erey
ባባ ይበል
እዛ ቆልዓ ድምጻ ፡ መልክዓ፡ቀብዘርዘራ ደስ ክትብለካ ፡፡ዶር በርኸት ከም ወትሩ ይበል ስራሕ።
እዋይ ብእኖት ኣንታ ነዚ ሰብኣይ እዚ ናብ ወዲ ዕስራ ዝቅይር መለኮታዊ ሓይሊ ስነ-ጥበብ ተዓዲሉ ኣሎ እምበር ሱቅ ኢሉ መመሊሱ ዝሐደስ ወኒ ከምዚ ናይ ባሃር ዶክቶር ወናም ስነ-ጥበባዊ ኣቦናን ኣቦ ባህልናን ሲ ክሳብ ሎሚ ኮቶ ኣብዛ ዓለም የለን ተበልኩስ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዕድሜኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ እስኪ ናእዳይ መግለጺ ስለዝሓጽረኒ ኣብዚኣ ሸረ ክትብሉ እምሕጸን!!👍
ኣታ ድምጺ መረዋሕ ባህር-ራሕባ- ደጉተር በረኸት መንግስታብ ንበረልና መታን ክጥዕመና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹 ንጉስ ጥበብ ንበረልና ከይንቅቑርር ድሕሬኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ሐዳስ ደርፊ ድያ
እንተ ናቱ ትጽበዮ ኢኻ እቲ ክእለቱን ተውህብኦኡን ንነዊሕ ዓመታት ከኣ ስለ እንፈልጦ። ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኻ። እንተ እዛ ዋዕሮ መጸለሊ ድምጻ ይገርም፤ ይበል ውህደትን ትብዓትን ምልክን ድምጻ።
ጽቡቕ ትዕዝብቲ
Abona bereket dimtzicha kisme.kulu yireayeni
Atum sebat nay abona bereket se dihan eza hurma entay aynet voice eyu yebel
Doctor Bereket mengsteab harbegna tsehay berk ajoka hawey maegerey
በረኸት መንግስትኣብ ዓይኒ ኤርትራ ጅግና ዕድመ ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ ተዓወት
Der በረከት ሓወልትና 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🐎🐎🐎🐎🇪🇹 ንበርልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ተጋደልላይ በረኻተይ ልቤይ ቀልበይ 🇪🇷🍀🍀🍀🐅🐅🐆🐆🐆🐆🐆🐎🐎🐎
Arbaate mealti bzey arefti ysema aleku Kem zi kemay telikum Like Key habkumni aythlefu
ምርሓባቡ ዎ ኣብሽር ! ብጻይ ተጋዳላይ ! ዶክተ በረከት መንግስትኣብ " ቅሰን ዓዋተ ጸባካ ስተ ሕነ ህዝብካ ፈዲዮም ደቅካ " ዓበ ዲብ ፍርሰት ናደው ዎ ፍንቅል !
እት ካባሳ
ዎ ቃላቅል !
ቅልጭም ፍራስ
ኢትትሃከ ዎ ኢታንቃልቅል !
ዓበ ኣባይ ላዓድና ሓራዳ ሓሊብ ሰተና ክም
ባዳ ዎ ጃዳ ፋዳ ! ። ብሃር ኣውሓሲ ባህላዊ ምዕባለ ኤሪትራ ። ባዕሉ ገጣሚ ባዕሉ ደራፊ !
ጽፉፍ ስርሑ ዘይብሉ
ኣበር ዋላ ተኣፋፊ !
ዓውተ እግል ርሒብ ገቢል !
ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንኩሉኹም።
ባሃር ስነጥበብ ትግርኛ ዶክተር በረኸት የቀንየልና ኣቦ ባህልን ስነጥበብን ኣቤት ነዚ ስነጥበብ ትኳሓሕሎን ተንጎድጉዶን በቲ ስሑል ድምጽኻን እቲ ትገብሮ ምዉህሃድን