ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሱዮማይ ሱዮማይ ሱዮማይልዕሊ ኩሉ( ኮኾብ ሰማይ)2)ብዓል ሃብታም ተሞክሮ ታሪኽካ ሰፊሕ ቃላይቃላት ሲኢነሉ ቱኹቡር ሞያኻ ሱዮማይ ሓላለይ ኣብ ዱር ዝዓበኻሱዩም ንሃገሩ ቡርቱዕ ተወርዋሪንጉስ ዓዲ ሞሮር ጎይታ ቀይሕ ባሕሪኣፍቃሪ ትዕግስቲ ጎይታ ጠባይ ዓቅሊንሩሑቅ ትጥምት ቱኩር መስተውዓሊሽምካ ዝደመቐ ታሪኽካ ዘይበሊ እወገዲዱኒ ክዝክር ትማሊ( 2)ሓወይ ክድሽሕ ኢኻ ሲዮማይ የኣይኮንካን ክንዲ ሓደ ስዮማይ የሓየት ጅግና ሎምኻ ስዮማይ የእሱካ እና ወሓደ ሱዮማይ የብትብዓት ፈጺምካዮ ሱዮማይ የብሂወት እጃም ጊደ ሱዮማይ የይባረኽ ማህጸን ኣደ ሱዮማይ የንዓኻ ዝወለደ ሱዮማይ የሞዋእልካ ሓሊፉ ስዮማይ የኣብ ቃልሲ ንናጽነት ሱዮማይ የንቑሪ ጽሓይ ሃሩር ሱዮማይ የዓቐበት ብስ ቁልቁለት ስዮማይ የሻላ ደምካ ዘፍሰስካ ስዮማይ የ😢ተጋናጺፈ ዓወት ስዮማይ የ❤ወፊረ ይኣቱ ለኹ ስዮማይ የብሰላም ናብራ ሂወት ስዮማይ የስዮማይ ሱዮማይ ሱዮማይሱዮማይ ሱዮማይ ሽም ዓቢሓወልቲ ስቂልካ ናይ ሕልና ልቢናይ ኩልና ልቢ ስዮማይ!ስዮማይ ስዮማይ ስዮማይ ስዮማይ ብርሃን ኾኾብ ሰማይእንሀኩልካ ዋርሳይ ይፍጽም ዕላማይጸኒዐ ኣብ ዕላማይ ስዮማይ!ቃላት ሲኢነሉ ቱኹቡር ሞያኻስዮማይ ሓላለይ ኣብ ዱር ዝዓበኻጅግና ንሃገሩ ፈጣን ተወርዋሪጎይታ ዓዲ ሞሮር ንጉስ ቀይሕ ባሕሪዓቃል ዩ ትዕግስቲ ጉይታ ጠባይ ዓቅሊንሩሑቅ ትጥምት ቱኹር መስተውዓሊሽምካ ዝደመቀ ታሪኽካ ዘይበሊእወ ገዲዱኒ ክዝክር ትማሊኣፍዕንቂ ኮና መሬት ስዮማይ የንሱሞ ኣይተበርከኸን ስዮማይ የከም ሽምዓ መብራህቲ ስዮማይ የስጉኡ ናመኸኸ ስዮማይ የመዘና ኣልቦ ታሪኽ ስዮማይ የመግለጺ ሲኢነሉ ስዮማይ የኣደ ወሊዳ ትምከን ስዮማይ የርሻነይ ልዕሊ ኹሉ ስዮማይ የ!ፊደልካ ተረኪበ ስዮማይ የሉኡላዊት ሃገረይ ስዮማይ የዝሓለፍካ ዘለኻ ስዮማይ የሓየተይ ማሙቖለይ ስዮማይ የዝሓደካለይ ሕድሪ ስዮማይ የብጉቡእ ክፍጽሞ ስዮማይ የ ስለ ቀያሕ ሞሶብካ ስዮማይ የቀጠልያ ክዛዝሞ ስዮማይ የሻላኻ ከቢረ ተማሂረ ጽሒፈያ ሽመይክርስዕ ከመይለ መዓስ ተጸሊለ ኣለኻ ኣብጎድነይ ስዮማይስዮማይ ስዮማይ ስዮማይብርሃን ኮኾብ ሰማይእንሀኩልካ ዋርሳይ ጽኒዐ ኣብ ቀደመይይፍጽም ዕማመይ ስዮማይስዮማይ የ ስዮማይ ስዮማይ የ ስዮማይ ሃጃማይ(2)ስየመይ የ ስዮማይ ስዮማይ የስዮማይ ሃጃማይ ስዮማይ (4)ስዮማይ ንሰላም በራሪ ናይ ኤርትራ ተስፋ ሓባሪብሰማይ ብመሬት ብባሕሪዕበየለይ ዕምበባ ፍዮሪ( 3)ብሃር ኩቡር ብዓል ጡዑም ድምጺ ታረቀ ተስፋሂወት❤❤
❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you very much for the lyrics my friend
@@ermiassolomon336 +I know they put the translation I put it into Google I still don't understand can you tell me what it means please
ነዛ ደርፊ ክሰምዕ እንከለኹ ስደት ምምጸኣይ ቡዙሕ የጣዕሰኒ፣፣
ሕጂ እያ ትስማዕ ዘላ ምስዚ ኩነታት ናይ ልብያ ዘዝኣተው 🇪🇷🇪🇷🙏🙏 ትስማዕ ዘላ ኣነ ንባዕለይ ሕጂ እየ ዘድምጻ ዘለኹ 🔥🔥🔥🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
የስ bro ❤
ልብካ ትትንክፍ ደርፊ መግለጺ ይሓጽረኒ ባባ ታረቀ 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናባካ ያ ስዕታኣ ስዮማይ ንዓካ ያ ትግባእ ነረ ኩቡር መክሪዒባ ኣቦ ጥበብ ታረቀ ተስፋሂወት😢
ኣማን ብ ኣማን ።
ባባ ትሃረቀ ንፉዕ ስነ ጥበባቢ ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤😂
ትብጻሕ ናብ ኩቡር ኣያይ ታረቀ ተስፋሂወት ብልቢ የክብረካን ይፈትወካን ደርፍታትካ ኩሉ ግዜ ኣብ ሜኪናይ እንዳ ሰማዕክዋ ይወፍርን ያኣቱን ነዚ ጡዑም ዜማ ዝሰራሕካልና ክብሪ ይኩንካ ጅግና ❤️👊🏽
Ney bahki wedadeyy Ntyyy 🫶🫅❤💘
Nemntay nay 1998 darfu demsskuma Naxnet teble ❤
ባባ ተረቀ ሰለምታ ንዓኻ ጀግና ኣቡና ❤🇪🇷
ብጣዕሚ ወንኽ ተበራብር ደርፊ ከማኻሲ የሎን፡ንዓይ ሓደ ካብቶም ቡልጻት እኻ ባባ ታረቀ
ባባ ታረከ እታ ደርፊ ከም ዝፈትዋ እዝክር ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ምክልካል ሉኡላውንውነት ሃገር ዓቢ ተዘክሮታት ኣብ ጎላጉል ዓዲ ማእለል ገዛ ሸሪፍ ክንደይ ጀጋኑ ጨጟር ደናጉ እየ ዝዝከር❤❤❤
ኣነ ድማ ኣብ ግንባር ቡሬ ዓሰብ 37 እያ ተዘክረኒ 3ይ ወራር 2000 😢😢😢
ስዮማየ ቃላት የብለይን ጎይታ ቀይሕ ባሕሪ😢😢😢 ስዮማይ ሃጃማይ ❤❤❤❤ ሓወይ ክንዲ ሽሕ ኢኻ ስዮማየ ኣይኮንካን ክንዲ ሓደ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ❤❤❤ ታረቀ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
ስዮማይ ተዘካሪ ደርፊ 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kulu gzie eye zsemo derftatka Wedi. 4 jigna 🦁👑🇪🇷Eidmen Tinan yhabka fetari
Wedi gezawtey neber ❤❤❤
M❤
Kulu gize tesemo tkewn aykemayn gn eza comment natka kndey gize eye anbibeya 😅❤
@@Victo.rialakeh
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑልፈጣሪ ዎዲ ኣርባዕተ ሐወይ
Kbur abona tareqe b tami zfetweka degagime ye zsemio derfitatka ❤❤❤❤ miss u🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 for ever
❤❤❤ ስዮማይ 😢
Zxbeya zneberku derfi እንቅዕ ድሓን መጽካ ጅግና ታረቀ
Tareke A living legend😎. One of my favorite classic song Syomay🫡🇪🇷💪🏾
what does the song mean please
❤ ዊልካም ሰነ ጥበቢና ታረቀ ሓወይ ❤❤❤ው
Jigna Ato Tareke Tesfahiwet Thanks btaemi adniqeka I hope long life!
A lot of memories 😢
ይበል ግጥሚ ዜማ ጉሮሮ ኩሉ ተዓዲልካ ተጋዳላይ ተሃረቀ ተስፋሂወት ንጉስ መድረክ
Baba tareke welcome zeymno derfi : :
Ms cliba eba awrdelna netom jeganu endarana ndhrit knmles
ታረቀ 🇪🇷ኣቦ🇪🇷 ጥበብ ❤ኤርትራ 🇪🇷
ታረቀ ካብ ቀደም ከረነይ ካሎኦት ቡዙሓት ጡዑማት ዉነኻ ዝሰርቁ ደርፍታት ዘደረፍካ ጅግና ኢኻ የግዳስ ዶንጊኻና
Seyomayyyy seb meleyy🤍🤍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 thank you tareqeee ayana
Lol 😂 y’all make me laugh
😂😂ነብሰ ምትሓት ብናትኩም ዘይትሕበኑ ግዳ ። ታረቀ ንጅግና ሓይልታት ምኽልኻል ዋርሳይ ኣብ 1998 ወያነ ን ኤርትራ ክትወሩ ኮለኹም ዝደረፈሎም እዩኮ ፡ ንኤርትራውያን ጥራይ እያ ትውክል እዛ ደርፊ 🇪🇷❤ ስዮማይ
chela
ተኸወል እስከ ቆማል ዘመድ ዓጋሜ
Abeyet dimxi ❤🌺🌺🌺🌺✊🇪🇷🙏🇪🇷
Legend tareke nay bahqi beluxe serah eka serehekalena edmen tenane yehabeka
Best soud in my live❤❤❤❤❤😢😢😢😢
Wetru hagerey 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥
ካብ ድቃሰይ ተሲአ ሰለስተ ግዜ ሰሚዐያ ❤️❤️❤️ባባ ታረቀ ካብተን ሰሚዐ ዘይጸግበን ደርፍታትካ i Love Syomay ሰዓት 1:12 ዕለት 30.5.2024 ብሽም ስዮማይ መዘከርታ ንኹሉኹም ጀምዓተይ ፈተውተይን 🥰🥰
Ooooo xubuq geyrka legend bitami eye zifetwa enqa ahdeskaya
Meley 💙💚💙💚💙
wow amazing music
Nice work nice job ❤❤❤❤
ዝግብኦም ደርፊ አድመን ትናን ይሃብካ ብሉጸይ
ታረቀ ብሉጽ ናይ ብሉጻት 2010 ዝደረፈን ደርፊ ክሳብ ሕጂ ኣብ ውሽጠይ ኣለዋ
Baba Aya tareke. Kndi zereb😍😍😍❤❤❤❤
Tareke Chanel post the live concert version of the song with the Eri soldiers
He actually did… omg
@@son_of_Shabiya yes i have seen it is great
ሓወይ ክድሽሕ ኢካ ኣይኮንካን ክዲ ሓደ ስዮማይ ሃጃማይ💪💙💪💙💪💙💪💙💪💙💪💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿💙✌️✌️✌️
Ab awet zebxehetnii derfi ya seb ktelmeni kelo ayewe hjii gn temesgen amlak . Brhan keyraye brhan zebr derfiii 100% yemesgneka😊
Tareke jegena wedi erieya
What I was waiting for thank you so much ❤❤
✌️✌️✌️
" We Love Freedom For World "
Eriteran legendary❤❤❤
Merhaba shul gororo tehareke hayet❤❤❤❤❤ love you.
ናይ መጀመሪያ እየ ኩልካ ላይክ ርገጽ እሰከ ኣየለን ግን 😜😜😜
I Love you deki eri❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ybel Demsi ze menw derfi . ❤❤❤❤
ygermni ezi derfi
I love love love this song
❤❤❤❤❤❤ ኤረይይይይ
Siumay hawey, may you rest in peace. You are my big brother, father and teacher. I am who I am because of all that you gave up so I can have a better live. I love you and miss you every day❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Weeee❤❤❤❤❤❤
Tarek my favorite singer ❤❤❤❤❤❤
Tezaru iesik bizaeba natey bizy nekifeta AYABIN YU MO tezarebu
Eziomnatina tenkufu zelekum simay Agbizike Alkum
Abona tareqe shul dimxi edmen tanan yahabka fetari
When I hear this song. My mind goes back to the front.
ሲዮማይ ኣይርአ ዘለናዮ!!!!!
ናይ ብሓቂ ስዮማይ ኣይርአ
King 👑 ❤❤❤
Wetru hagerey 🇪🇷💥🇪🇷💥
ባባ ትሃረቀ አንታይ አሙ መግለጺ የብለይን ንደርፍታትካ ውሕሉል ጥበብ ኢካ አዚኣ ደርፊ ግን ንሰራዊት ክተጻውት ዝደገምካያ ዘላ ፍሉይ ስምዒት አያ ትፈጥረለይ ኩሉ ግዜ አየ ዝሰምዓ ኔረ ሎሚ ግን ስኢነያ ምሳካ አንተ ሃልያ ስደደልና ምስኣክብረቱ ❤❤❤❤
❤ Memphis TN
ይዝኽር ኣብ 2003 ወዲ 10 ዓመት ከለዅ ምስ ኣውቶብስ ነዛ ደርፊ ኽሰምዕ ተሓቢኤ ይከይድ ነይረ ኣብ ዓዲ ቀሺ
Wedi 30 amet koynka dro broyy ❤❤
@@Lifes_lessons7 entay gud eyu wedey ahlufuna eba 🤪
@Lifes_lssons7 😂😂😂😂
Tesfa tehubeni❤eza music
Quttro ❤️🙏🏾🇪🇷
We love you 🎉🎉🎉
King tareke
ስዮማይ ዕንበባ ፍዮሪዕበየለይ ብ መሬት ብ ባሕሪ*thanks our lejend 🥰🥰🥰
Ayanan abonean tareqe tuem dehay ❤❤❤❤❤❤❤
Nska enkae tgraway konka edlegna eka
Fuluy wedi hagerna hiyab harey wetulu kalka Ab hiwety fetawi Seb ezom semieom himak kem xebuk tizareb mihret hiwet yfetirolm
Syomayyyy❤❤❤🎉🎉🎉
Tareke shekor❤❤❤❤❤❤❤❤
Libika semay ziaselo niber ke hiwet deki sebat KY Reay nihwet diku sebat mekifet shewat
Merhaba ❤❤❤❤
Nice music
Helmi abay tigray eba xeaniwa
l like this music
Abet dearfi 100❤❤❤
Syoma💪💪💪💪🇻🇳
May mes kewhey::
Men alo ab 2023 zisemaa😢❤
❤❤❤
🤩🇪🇷🥀🇪🇷❤️🔥🇪🇷🥀❤️🔥 Erey
King of music ❤❤❤❤
King👑❤
Hhh tarqee tefweyat love long .life
ብዙሕ የ ዝፈትወካ ባባ።ንበር ክበር።
Zfetwa derfi Lomi rekkibeya ab TH-cam delye kab zsena Newih koynu Handebet rekibeya❤❤❤
❤❤❤❤syomay
Ellllllll❤❤❤❤❤
Merhaba Syomay ❤
1999-2000 ኣብ ግምባር መሊስካና ባባ ታረቀ
ካብቶም ኣብ ግንባር ዛላንበሳ ፍልይቲ ዓዲ ጻዕዳ ኮርሶ ትብሃል ምስ ወዲ ትኹልን ካሕሳይ በርሀን ዝመጽሉ 1999 ዶኾን ትኾን ?
👌👍💪💫😘
2000 tezekro aleni
Who’s listening 2024
🌟🔥💙🎉👌👊
ሱዮማይ ሱዮማይ ሱዮማይ
ልዕሊ ኩሉ( ኮኾብ ሰማይ)2)
ብዓል ሃብታም ተሞክሮ ታሪኽካ ሰፊሕ ቃላይ
ቃላት ሲኢነሉ ቱኹቡር ሞያኻ
ሱዮማይ ሓላለይ ኣብ ዱር ዝዓበኻ
ሱዩም ንሃገሩ ቡርቱዕ ተወርዋሪ
ንጉስ ዓዲ ሞሮር ጎይታ ቀይሕ ባሕሪ
ኣፍቃሪ ትዕግስቲ ጎይታ ጠባይ ዓቅሊ
ንሩሑቅ ትጥምት ቱኩር መስተውዓሊ
ሽምካ ዝደመቐ ታሪኽካ ዘይበሊ
እወገዲዱኒ ክዝክር ትማሊ( 2)
ሓወይ ክድሽሕ ኢኻ ሲዮማይ የ
ኣይኮንካን ክንዲ ሓደ ስዮማይ የ
ሓየት ጅግና ሎምኻ ስዮማይ የ
እሱካ እና ወሓደ ሱዮማይ የ
ብትብዓት ፈጺምካዮ ሱዮማይ የ
ብሂወት እጃም ጊደ ሱዮማይ የ
ይባረኽ ማህጸን ኣደ ሱዮማይ የ
ንዓኻ ዝወለደ ሱዮማይ የ
ሞዋእልካ ሓሊፉ ስዮማይ የ
ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ሱዮማይ የ
ንቑሪ ጽሓይ ሃሩር ሱዮማይ የ
ዓቐበት ብስ ቁልቁለት ስዮማይ የ
ሻላ ደምካ ዘፍሰስካ ስዮማይ የ😢
ተጋናጺፈ ዓወት ስዮማይ የ❤
ወፊረ ይኣቱ ለኹ ስዮማይ የ
ብሰላም ናብራ ሂወት ስዮማይ የ
ስዮማይ ሱዮማይ ሱዮማይ
ሱዮማይ ሱዮማይ ሽም ዓቢ
ሓወልቲ ስቂልካ ናይ ሕልና ልቢ
ናይ ኩልና ልቢ ስዮማይ!
ስዮማይ ስዮማይ ስዮማይ
ስዮማይ ብርሃን ኾኾብ ሰማይ
እንሀኩልካ ዋርሳይ ይፍጽም ዕላማይ
ጸኒዐ ኣብ ዕላማይ ስዮማይ!
ቃላት ሲኢነሉ ቱኹቡር ሞያኻ
ስዮማይ ሓላለይ ኣብ ዱር ዝዓበኻ
ጅግና ንሃገሩ ፈጣን ተወርዋሪ
ጎይታ ዓዲ ሞሮር ንጉስ ቀይሕ ባሕሪ
ዓቃል ዩ ትዕግስቲ ጉይታ ጠባይ ዓቅሊ
ንሩሑቅ ትጥምት ቱኹር መስተውዓሊ
ሽምካ ዝደመቀ ታሪኽካ ዘይበሊ
እወ ገዲዱኒ ክዝክር ትማሊ
ኣፍዕንቂ ኮና መሬት ስዮማይ የ
ንሱሞ ኣይተበርከኸን ስዮማይ የ
ከም ሽምዓ መብራህቲ ስዮማይ የ
ስጉኡ ናመኸኸ ስዮማይ የ
መዘና ኣልቦ ታሪኽ ስዮማይ የ
መግለጺ ሲኢነሉ ስዮማይ የ
ኣደ ወሊዳ ትምከን ስዮማይ የ
ርሻነይ ልዕሊ ኹሉ ስዮማይ የ!
ፊደልካ ተረኪበ ስዮማይ የ
ሉኡላዊት ሃገረይ ስዮማይ የ
ዝሓለፍካ ዘለኻ ስዮማይ የ
ሓየተይ ማሙቖለይ ስዮማይ የ
ዝሓደካለይ ሕድሪ ስዮማይ የ
ብጉቡእ ክፍጽሞ ስዮማይ የ
ስለ ቀያሕ ሞሶብካ ስዮማይ የ
ቀጠልያ ክዛዝሞ ስዮማይ የ
ሻላኻ ከቢረ ተማሂረ ጽሒፈያ ሽመይ
ክርስዕ ከመይለ መዓስ ተጸሊለ
ኣለኻ ኣብጎድነይ ስዮማይ
ስዮማይ ስዮማይ ስዮማይ
ብርሃን ኮኾብ ሰማይ
እንሀኩልካ ዋርሳይ ጽኒዐ ኣብ ቀደመይ
ይፍጽም ዕማመይ ስዮማይ
ስዮማይ የ ስዮማይ ስዮማይ የ
ስዮማይ ሃጃማይ(2)
ስየመይ የ ስዮማይ ስዮማይ የ
ስዮማይ ሃጃማይ ስዮማይ (4)
ስዮማይ ንሰላም በራሪ
ናይ ኤርትራ ተስፋ ሓባሪ
ብሰማይ ብመሬት ብባሕሪ
ዕበየለይ ዕምበባ ፍዮሪ( 3)
ብሃር ኩቡር ብዓል ጡዑም ድምጺ ታረቀ ተስፋሂወት❤❤
❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you very much for the lyrics my friend
@@ermiassolomon336 +I know they put the translation I put it into Google I still don't understand can you tell me what it means please
ነዛ ደርፊ ክሰምዕ እንከለኹ ስደት ምምጸኣይ ቡዙሕ የጣዕሰኒ፣፣
ሕጂ እያ ትስማዕ ዘላ ምስዚ ኩነታት ናይ ልብያ ዘዝኣተው 🇪🇷🇪🇷🙏🙏 ትስማዕ ዘላ ኣነ ንባዕለይ ሕጂ እየ ዘድምጻ ዘለኹ 🔥🔥🔥🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
የስ bro ❤
ልብካ ትትንክፍ ደርፊ መግለጺ ይሓጽረኒ ባባ ታረቀ 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናባካ ያ ስዕታኣ ስዮማይ ንዓካ ያ ትግባእ ነረ ኩቡር መክሪዒባ ኣቦ ጥበብ ታረቀ ተስፋሂወት😢
ኣማን ብ ኣማን ።
ባባ ትሃረቀ ንፉዕ ስነ ጥበባቢ ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤😂
ትብጻሕ ናብ ኩቡር ኣያይ ታረቀ ተስፋሂወት ብልቢ የክብረካን ይፈትወካን ደርፍታትካ ኩሉ ግዜ ኣብ ሜኪናይ እንዳ ሰማዕክዋ ይወፍርን ያኣቱን ነዚ ጡዑም ዜማ ዝሰራሕካልና ክብሪ ይኩንካ ጅግና ❤️👊🏽
Ney bahki wedadeyy Ntyyy 🫶🫅❤💘
Nemntay nay 1998 darfu demsskuma Naxnet teble ❤
ባባ ተረቀ ሰለምታ ንዓኻ ጀግና ኣቡና ❤🇪🇷
ብጣዕሚ ወንኽ ተበራብር ደርፊ ከማኻሲ የሎን፡ንዓይ ሓደ ካብቶም ቡልጻት እኻ ባባ ታረቀ
ባባ ታረከ እታ ደርፊ ከም ዝፈትዋ እዝክር ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ምክልካል ሉኡላውንውነት ሃገር ዓቢ ተዘክሮታት ኣብ ጎላጉል ዓዲ ማእለል ገዛ ሸሪፍ ክንደይ ጀጋኑ ጨጟር ደናጉ እየ ዝዝከር❤❤❤
ኣነ ድማ ኣብ ግንባር ቡሬ ዓሰብ 37 እያ ተዘክረኒ 3ይ ወራር 2000 😢😢😢
ስዮማየ ቃላት የብለይን ጎይታ ቀይሕ ባሕሪ😢😢😢 ስዮማይ ሃጃማይ ❤❤❤❤ ሓወይ ክንዲ ሽሕ ኢኻ ስዮማየ ኣይኮንካን ክንዲ ሓደ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ❤❤❤ ታረቀ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
ስዮማይ ተዘካሪ ደርፊ 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kulu gzie eye zsemo derftatka Wedi. 4 jigna 🦁👑🇪🇷Eidmen Tinan yhabka fetari
Wedi gezawtey neber ❤❤❤
M❤
Kulu gize tesemo tkewn aykemayn gn eza comment natka kndey gize eye anbibeya 😅❤
@@Victo.rialakeh
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑልፈጣሪ ዎዲ ኣርባዕተ ሐወይ
Kbur abona tareqe b tami zfetweka degagime ye zsemio derfitatka ❤❤❤❤ miss u🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 for ever
❤❤❤ ስዮማይ 😢
Zxbeya zneberku derfi እንቅዕ ድሓን መጽካ ጅግና ታረቀ
Tareke A living legend😎. One of my favorite classic song Syomay🫡🇪🇷💪🏾
what does the song mean please
❤ ዊልካም ሰነ ጥበቢና ታረቀ ሓወይ ❤❤❤ው
Jigna Ato Tareke Tesfahiwet Thanks btaemi adniqeka I hope long life!
A lot of memories 😢
ይበል ግጥሚ ዜማ ጉሮሮ ኩሉ ተዓዲልካ ተጋዳላይ ተሃረቀ ተስፋሂወት ንጉስ መድረክ
Baba tareke welcome zeymno derfi : :
Ms cliba eba awrdelna netom jeganu endarana ndhrit knmles
ታረቀ 🇪🇷ኣቦ🇪🇷 ጥበብ ❤ኤርትራ 🇪🇷
ታረቀ ካብ ቀደም ከረነይ ካሎኦት ቡዙሓት ጡዑማት ዉነኻ ዝሰርቁ ደርፍታት ዘደረፍካ ጅግና ኢኻ የግዳስ ዶንጊኻና
Seyomayyyy seb meleyy🤍🤍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 thank you tareqeee ayana
Lol 😂 y’all make me laugh
😂😂ነብሰ ምትሓት ብናትኩም ዘይትሕበኑ ግዳ ።
ታረቀ ንጅግና ሓይልታት ምኽልኻል ዋርሳይ ኣብ 1998 ወያነ ን ኤርትራ ክትወሩ ኮለኹም ዝደረፈሎም እዩኮ ፡ ንኤርትራውያን ጥራይ እያ ትውክል እዛ ደርፊ 🇪🇷❤ ስዮማይ
chela
ተኸወል እስከ ቆማል ዘመድ ዓጋሜ
Abeyet dimxi ❤🌺🌺🌺🌺✊🇪🇷🙏🇪🇷
Legend tareke nay bahqi beluxe serah eka serehekalena edmen tenane yehabeka
Best soud in my live❤❤❤❤❤😢😢😢😢
Wetru hagerey 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥
ካብ ድቃሰይ ተሲአ ሰለስተ ግዜ ሰሚዐያ ❤️❤️❤️ባባ ታረቀ ካብተን ሰሚዐ ዘይጸግበን ደርፍታትካ i Love Syomay ሰዓት 1:12 ዕለት 30.5.2024 ብሽም ስዮማይ መዘከርታ ንኹሉኹም ጀምዓተይ ፈተውተይን 🥰🥰
Ooooo xubuq geyrka legend bitami eye zifetwa enqa ahdeskaya
Meley 💙💚💙💚💙
wow amazing music
Nice work nice job ❤❤❤❤
ዝግብኦም ደርፊ አድመን ትናን ይሃብካ ብሉጸይ
ታረቀ ብሉጽ ናይ ብሉጻት 2010 ዝደረፈን ደርፊ ክሳብ ሕጂ ኣብ ውሽጠይ ኣለዋ
Baba Aya tareke. Kndi zereb😍😍😍❤❤❤❤
Tareke Chanel post the live concert version of the song with the Eri soldiers
He actually did… omg
@@son_of_Shabiya yes i have seen it is great
ሓወይ ክድሽሕ ኢካ
ኣይኮንካን ክዲ ሓደ ስዮማይ ሃጃማይ💪💙💪💙💪💙💪💙💪💙💪💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿💙✌️✌️✌️
Ab awet zebxehetnii derfi ya seb ktelmeni kelo ayewe hjii gn temesgen amlak . Brhan keyraye brhan zebr derfiii 100% yemesgneka😊
Tareke jegena wedi erieya
What I was waiting for thank you so much ❤❤
✌️✌️✌️
what does the song mean please
" We Love Freedom For World "
Eriteran legendary❤❤❤
Merhaba shul gororo tehareke hayet❤❤❤❤❤ love you.
ናይ መጀመሪያ እየ ኩልካ ላይክ ርገጽ እሰከ ኣየለን ግን 😜😜😜
I Love you deki eri❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ybel Demsi ze menw derfi . ❤❤❤❤
ygermni ezi derfi
I love love love this song
❤❤❤❤❤❤ ኤረይይይይ
Siumay hawey, may you rest in peace. You are my big brother, father and teacher. I am who I am because of all that you gave up so I can have a better live. I love you and miss you every day❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Weeee❤❤❤❤❤❤
Tarek my favorite singer ❤❤❤❤❤❤
Tezaru iesik bizaeba natey bizy nekifeta AYABIN YU MO tezarebu
Eziomnatina tenkufu zelekum simay Agbizike Alkum
Abona tareqe shul dimxi edmen tanan yahabka fetari
When I hear this song. My mind goes back to the front.
ሲዮማይ ኣይርአ ዘለናዮ!!!!!
ናይ ብሓቂ ስዮማይ ኣይርአ
King 👑 ❤❤❤
Wetru hagerey 🇪🇷💥🇪🇷💥
ባባ ትሃረቀ አንታይ አሙ መግለጺ የብለይን ንደርፍታትካ ውሕሉል ጥበብ ኢካ አዚኣ ደርፊ ግን ንሰራዊት ክተጻውት ዝደገምካያ ዘላ ፍሉይ ስምዒት አያ ትፈጥረለይ ኩሉ ግዜ አየ ዝሰምዓ ኔረ ሎሚ ግን ስኢነያ ምሳካ አንተ ሃልያ ስደደልና ምስኣክብረቱ ❤❤❤❤
❤ Memphis TN
ይዝኽር ኣብ 2003 ወዲ 10 ዓመት ከለዅ ምስ ኣውቶብስ ነዛ ደርፊ ኽሰምዕ ተሓቢኤ ይከይድ ነይረ ኣብ ዓዲ ቀሺ
Wedi 30 amet koynka dro broyy ❤❤
@@Lifes_lessons7 entay gud eyu wedey ahlufuna eba 🤪
@Lifes_lssons7 😂😂😂😂
Tesfa tehubeni❤eza music
Quttro ❤️🙏🏾🇪🇷
We love you 🎉🎉🎉
King tareke
ስዮማይ ዕንበባ ፍዮሪ
ዕበየለይ ብ መሬት ብ ባሕሪ*thanks our lejend 🥰🥰🥰
Ayanan abonean tareqe tuem dehay ❤❤❤❤❤❤❤
Nska enkae tgraway konka edlegna eka
Fuluy wedi hagerna hiyab harey wetulu kalka Ab hiwety fetawi Seb ezom semieom himak kem xebuk tizareb mihret hiwet yfetirolm
Syomayyyy❤❤❤🎉🎉🎉
Tareke shekor❤❤❤❤❤❤❤❤
Libika semay ziaselo niber ke hiwet deki sebat KY Reay nihwet diku sebat mekifet shewat
Merhaba ❤❤❤❤
Nice music
Helmi abay tigray eba xeaniwa
l like this music
Abet dearfi 100❤❤❤
Syoma💪💪💪💪🇻🇳
May mes kewhey::
Men alo ab 2023 zisemaa😢❤
❤❤❤
🤩🇪🇷🥀🇪🇷❤️🔥🇪🇷🥀❤️🔥 Erey
King of music ❤❤❤❤
what does the song mean please
King👑❤
Hhh tarqee tefweyat love long .life
ብዙሕ የ ዝፈትወካ ባባ።
ንበር ክበር።