gere emun Part 38

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น •

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +323

    ነዛ ፅሕፍተይ እተንብብ ዘለኻ /ኺ በረኸት እግዚአብሔር ወትሩ ኣብ ዙርያኻ ይኩን ሓሳብ ልብኻ ይስመረልኻ ስደትኻ የሕፅረልኻ ምስ እቶም ተፍቅሮም ስድራኻ ብሰላም የራክብኻ ❤ ብሩክ ሰንበት

  • @ቃሉፍቅር
    @ቃሉፍቅር 4 ปีที่แล้ว +304

    ለምለም ዓይነይ ዝፈቱ like. ኣብዚኣ

  • @rozakemal1664
    @rozakemal1664 4 ปีที่แล้ว +309

    እኔ ግን ትግራዋይ አይደለሁም ትግረኛ ቖዋቖ በጣም መናገር ያስደስተኛል ግን እሰማለዉ ባልናገርም እነገሬ ደሞ ዉስጤ ናቸዉ ጀግና ትግሬዋይ💪💪💪💪ዉድድድድድድድድድ ጥግ ድረስ በሰላም ሀገሬ ስገባ መጀመርያ መሄድ እምፈልገዉ ትግራይ ክልል ነዉ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 4 ปีที่แล้ว +125

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም አሕዋት ሎምዓልቲ ብጣዕሚ እየ ደስ ኢሉኒ እስከ ከምዙከማይ ደስ ይበልኩም🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹💕💕💝💝

    • @Official-Hermela-Tek1
      @Official-Hermela-Tek1 4 ปีที่แล้ว +1

      @@qwerygcxrfsw2570 😷

    • @tegi81welde96
      @tegi81welde96 4 ปีที่แล้ว +3

      Azi baders nay 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 nay Vietnam eyu bejakum atgageyu nay adkum badera gberu azi komet alem eyu zriao zelo nay Ethiopia 🇪🇹 badera Alem zefleta badera gberu nay kala hager badra nethiopia ayeklb eyu 🇻🇳 azia badera n Vietnam 🇻🇳 twkl

    • @Official-Hermela-Tek1
      @Official-Hermela-Tek1 4 ปีที่แล้ว +1

      @@tegi81welde96 moyteee😂😂 ab alem kem seb zeytehasebu do bandiera natom alem kfelto😂😂

    • @እግዚኦተሰሃላለፅዮን
      @እግዚኦተሰሃላለፅዮን 4 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen

    • @eyerusmokonen9493
      @eyerusmokonen9493 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜንንንንን

  • @rnegnyerayawa4886
    @rnegnyerayawa4886 4 ปีที่แล้ว +81

    ብቴሌቪዠን ዘይተርኣኹም ከዓ ከማይ ንክትርኣዩ ያብቅዕኹም ዶ በለት ቤቲ ሽኮር እስኪ ብሽም ለካቲቲ ላይክ ሃቡኒ።

  • @tsegaygt292
    @tsegaygt292 4 ปีที่แล้ว +184

    *ደቂ ኤረይን ደቂ ትግራይን ንዑ እስከ ሎምስ ተቐዲምኩም ኢኹም ላይክ ሃቡኒ ባዕልኹም ሓሲብኩም መቸም ክትህቡ ዘይሕሰብ ኢዩ ስጋ ዘርኣብሩኽ እንቋዕ ከኣ ናብ ለካቲት 11 ብሰላም ኣብጸሓኩም*

    • @afroerihabesha
      @afroerihabesha 4 ปีที่แล้ว

      Wesed rekeb atsan subscribe ka neska abza th-cam.com/video/sqLHvqFdwkY/w-d-xo.html&feature=share

    • @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል
      @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል 4 ปีที่แล้ว +2

      ንዓኻ ዘይኮነ ዳአ ንመን ይልናዮ ማዓረይ❤🌷

    • @jerrychannel430
      @jerrychannel430 4 ปีที่แล้ว +2

      ት ፊልም ከይረአካ ድይካ ፅህይፍካዮ ዝ ኮሜንት ወይስ አብ tv ርይካ አብዝይ like ደልይካ እይካ

    • @tsegaygt292
      @tsegaygt292 4 ปีที่แล้ว +1

      @@jerrychannel430 ሪአ ወዲአያ ለምለም ትበሃል ሰበይቲ ንዘርኣብሩኽ ካብ ምሕሳው ኮሊፋቶ ቁሩብ ከየስሕቐናስ

    • @tsegaygt292
      @tsegaygt292 4 ปีที่แล้ว

      @@ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል Thanks የኣምነለይ !!!

  • @brhanesaymon6412
    @brhanesaymon6412 4 ปีที่แล้ว +112

    እዋይ coment ክጽሕፍ ክብል ተሰይረ ነይረ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና

    • @eyobkidane250
      @eyobkidane250 4 ปีที่แล้ว

      Way hawey kkkkkkkkk amen bel eski qes elka kea

    • @GoingUp-cg6wl
      @GoingUp-cg6wl 4 ปีที่แล้ว

      🤣🤣kes bel Asnanka keyregfa

    • @hshbbdj5537
      @hshbbdj5537 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክ

    • @Mamiye_alemey_21
      @Mamiye_alemey_21 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk

    • @ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ
      @ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክ ናጎየኻ ዲኻ ትፅሕፍ ኮነይ ኢልካ ደኣ ከተስሕቀና ደሊኻ ምበር

  • @Aman-dk1ko
    @Aman-dk1ko 4 ปีที่แล้ว +162

    ህዝቢ ትግራይ ብሩኽ ቅንያት 11 ለካቲት ይግበረልኩም፡ from Eri

  • @wwekaki1225
    @wwekaki1225 4 ปีที่แล้ว +49

    ያ ዙዓፋር ኬፍ ኣለዎ ያጀመዓ

  • @oflakeren8586
    @oflakeren8586 4 ปีที่แล้ว +138

    *ብስም ስውኣትና ላይክ ኮሜንት*
    ክብርን ሞገስን ንስውኣትና🇻🇳❤️🙏🏾👈🏾

  • @tigrayferest3186
    @tigrayferest3186 4 ปีที่แล้ว +80

    ኣብርሃም ዘይሎሚ ኣይሰሓቀንን
    እዛ ሓዳሽ ዶና ኬፍ ዘለዋ ጋል ስለ ቅንያት 11 ለካቲት ክትሓቶ ስምካ መን ዩ ትብሎ ኣላስ ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተጋሩ እንቋዕ ንበዓል 11 ለካቲት ኣብ ፀሓኩም ሰላም ቅንያት ለካቲት 11ዓወት ንተጋሩ

    • @ኣሌጸግሽ
      @ኣሌጸግሽ 4 ปีที่แล้ว

      Waww eda geire emun bhanqewuta kxbeyekum xenihe

    • @merilove8023
      @merilove8023 4 ปีที่แล้ว

      Amen

    • @ጋልትግራይሓላል-ገ9ከ
      @ጋልትግራይሓላል-ገ9ከ 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን💕💕💕💕💕🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ዓወት ንህዝቢ ትግራይ 🇪🇹💕🇪🇹💕

  • @binyamgebremedhin8623
    @binyamgebremedhin8623 4 ปีที่แล้ว +105

    ዓፋር ልፎቱ like እስቲ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 ปีที่แล้ว +75

    ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ስንበት ይግበረልኩም ብሩኻተይ ተዛረብቲ ትግርኛ 🙏🙏💖💐 እንዳ ገሬ ዓይነይ ክዓ i Love U So Muche😘💋 ርሑስ ቅንያት 11 ለካቲት 💛💗💪 ኡይይይ ቤቲ ኣብ ኣሌቶኣ ኣስቤዛ መሊኣ ክክክክክ😉😃😋

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว +93

    ርሑስ ቅንያት ለካቲት 11 ይኩነልና ደቂ ትግራይ ሃገረይ ትግራይና ንቅድሚት ሰላምና የብዝሓዮ እንዳ ገሬ እሙን ካኣ እንኳዕ ኣብፅሐኩም

  • @weldushstudio5890
    @weldushstudio5890 4 ปีที่แล้ว +47

    በድምፂ ወያነ ይርኣይ ኣለኩ ቲቪ ራኣይይይ ኣላ ቤቲ ሽኮር ። ስላም ስላም ደቂ ወየንቲ እንካዕ ንበዓል ቅንያት ለካቲት 11 ኣብፀሓኩም !!በሉ ላይክ ሳብስክራብ ግበሩ ደቂ ወይን

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 ปีที่แล้ว +48

    *ብሩክ ቀዳምን ስብትን ብሩክ ቅንያት ንበዓል ለካትት 11 ይግበረልና 🙏🙏*

  • @ኣኽሱምጽዮን
    @ኣኽሱምጽዮን 4 ปีที่แล้ว +21

    ክክ ክክክክክክክ ኣታ ንዓሊ ኣብ ኩሉ ፊልም ኣሳትፍዎ ብጣዕሚ ደስ ዪብለካ

  • @xxxtube2870
    @xxxtube2870 4 ปีที่แล้ว +61

    ገሬ እሙን አብ you tube ትከታተሉ አብዚ ርገፁ

    • @ጓልሓይቆ
      @ጓልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +2

      ረጊፀከ ወድ ዓደይ 😂😂😂😂😍😘👍👍

  • @brhanosman8509
    @brhanosman8509 4 ปีที่แล้ว +28

    25:36 kkkkkkk,
    Zfetwo tewasiay zriabrukh shiko,
    Bela sirah✌ 🇪🇷

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 ปีที่แล้ว +73

    *ዋ ስርዓተ ነጥቢ ባ ግበሩ እንተኣዋን ክንድዚ ኮመንቲ ጽሕፍኩም፡ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ትግራይ & ደቂ ኤረይ*

    • @jerrychannel430
      @jerrychannel430 4 ปีที่แล้ว

      ንምንታይ ኢክኡም ና ሃገርኩም ክልላት ነጥኢርኩም ናብ ኤርትራ ትከዱ ,ጉድ እኮ እዩ

    • @karemkim7801
      @karemkim7801 4 ปีที่แล้ว

      እወ ወደይ

    • @karemkim7801
      @karemkim7801 4 ปีที่แล้ว

  • @azebagame9935
    @azebagame9935 4 ปีที่แล้ว +28

    ለካቲተይ ምፅያ
    ለካቲተይ መፅያ ዳግማይ ተስፍ ህይወት
    እቲ ጀግና ህዝበይ ዘምፅኦ ነፃነት
    ካብትግራይ ምውላደይ ኮሪዐ በእውነት
    ሕስብ እንተበልክዎ ናይ ትግራዋይ ነገር
    ሎሚ ይኩን ፅባሕ ተቀባሊ ሃገር
    ኣጀኩም ስውኣት ቅሰኑ ብኣና።
    ቃልኩም ኣይነዐብርን ኢና ኣብ መስመርና ኣለና
    ኣለው ደቅኩም ተከቲሎም ኣሰር
    ቁምጣ ተዓጢቆም ክመርሑ ሃገሮም ።
    መለስ እንተሓለፈ ሃገር ገዲፍ
    ኣሎ መተካእታ ደብሪፀይ ነጊሱ
    ደብሪፀይ ንስካ ተረካቢ ሃገር
    ንህዝብል ንሓቅን ብማዕረ ዝመርሕ
    ኣጆካ እስቲ ህዝበይ ብተግባር ተዓጠቅ
    ነቶም ዝምክሑ ውሽጦም ዜሮ ብመልሓሶም ንትግራዋይ ዝትንክፍ።
    እቶም ለባማት መሲሎ ብዕሽነቶ ንህዝቦም ዘጥፍኡ።ነቶም ንሃገርና ሰላም ክንገር ኢሎም ከም ንፍስ ካብ ኣንፈት ናብ ኣንፈት ዝዘሩ።ይመስሎም ይከውን ንሕናስያ ዓያሹ።ተጋሩ ልቢና ኣዕቢና ንዝመፅእ እንተሓሰብና።
    በቃ ፈራሓት እምበር ገይሮምና
    ኣይንህብን ሃገርና ንካሊእ ኣሕሊፍና ወይከ ንቅንቅ የለን ኣለና ኣብ መስመርና ።ካብ ሃገር ናብ ሃገር ኣይንዘርን ከም መሽረፈት መራሒ ኢትዮያና ።።
    ካብ ዘዋሪ መሽረፈት ካብ ምሁር መሓይ ይመሓርኪ ትግራይ ዓደይ ።
    ናብራ ስደት ኮይኑ እምበር ክስለፍ ነይረ ሃገርይ ትግራይ ዓደይ።
    ብሩክቲ ባሕቲ ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ይሃበና ሃገርና ኢትዮያ ሰላምን ፍቅርን ቅሳነት ምክእኣልን የውርደላ ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕፅሮ
    ሓፍትኩም ኣዜብ ጋል ትግራይ

    • @rigbetube1077
      @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว

      ንፍዕቲ ቀፅሊሉ።

  • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
    @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 4 ปีที่แล้ว +17

    እንቃዕ ኣብጽሓኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
    ሓየታት ከም ኣቦታትኩም ሓውኩም ዘቢሄረ ኣከለ ጉዛይ

  • @afremgere1088
    @afremgere1088 4 ปีที่แล้ว +115

    ደገፍቲ ህውሓት እስኪ ላይክ ሃቡኒ ክኣ እንኳዕ አብፀሐኩም ን 11 ለካቲት

    • @titi-wi6fe
      @titi-wi6fe 4 ปีที่แล้ว +3

      Degafit zeykonkus baeley hwahat eye

    • @afremgere1088
      @afremgere1088 4 ปีที่แล้ว

      Anem eye gn Kaftom 27 Amet tselmat zneberu zberehelom entehalyu ele eye wey ka bandatat

    • @እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ
      @እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ 4 ปีที่แล้ว

      ሕ.ው.ሓ.ት እንታይ ማለት እዩ?

    • @lmiss-youmom
      @lmiss-youmom 3 ปีที่แล้ว

      @@እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ ህውሓት ዘይፈልጥ ሰብ የለን ናይቶም ህግደፍ ግዲ ኾይንኻ እምበር🇪🇷🇪🇹🇪🇷😤😤

  • @alihamdulilah6475
    @alihamdulilah6475 4 ปีที่แล้ว +128

    ከመይ ከመይ ይገርኩም ኣሎ ደቂ ትግራይ መዓረይ ምድላው የካቲት 11 እስከ ንገሬ እሙን 1000👍።

    • @ወዲሃብሮም
      @ወዲሃብሮም 4 ปีที่แล้ว +2

      Nay seb jgna wn alo eu. Fto tsla'e

    • @samiramnb6440
      @samiramnb6440 4 ปีที่แล้ว +2

      እንኳዕ ዳሓን መፃእክም ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +70

    ኣታ ከመይ ድኮነ ህዝቢ እዩ ላይክ ክልምኑ እታይ ሰሚዕኩም ወይ ተማሂርኩም ተልካዮም ምንም ኣይሰምዑን ሰሪሕኩም ብልዑ ከምቲ ናቶም ኣፍርዩ እተዘይ ኮነ ከተጻርፉኒ ኢኩም
    እዳ ገረ ታንክስ ቀጽልዎ

    • @meriwelday8275
      @meriwelday8275 4 ปีที่แล้ว +1

      0ተመቺዉኒ ፅሕፍካ

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 ปีที่แล้ว +24

    ብሩክ ባሕቲ እንኳዕ ንቅንያት ለካቲትት 11 ኣብፀሐና ክኣ ትግራይና ትስዕር ዝብል ላይክ ይበለኒ

  • @eoeoeowo5048
    @eoeoeowo5048 4 ปีที่แล้ว +31

    ገሬ ኡሙን ሹኮር ኣነስ ክፈትዎ

  • @berinuarasa9750
    @berinuarasa9750 4 ปีที่แล้ว +34

    ብለካቲት 11 ስም ላይክ እስኪ ሃቡኒ❤😍😘

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว +83

    ናብ ኮሜንት ክቀዳደም እግረይ
    ተሰይይረ ነይረ በሉ እስከ ከም ልማድኩም #Like ሃቡኒ ድቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ 11 የካቲት አብፅሐና አብፃሓኩም ሩሑስ ባሕቲ ይግበርልና❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    • @ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ
      @ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን (3) ዋይ ሓፍተይ ጉድ ረኪብኪ እሰርዮ ጋል ዛ ሓላል መሬት ክክክክ

    • @gienaweresgienaweres643
      @gienaweresgienaweres643 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @ጎልዞምጀጋኑፈረ
      @ጎልዞምጀጋኑፈረ 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ማዓረይ🙏🙏😍😍👌🇻🇳🇻🇳👌👌

    • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
      @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว +1

      አየፍረ ወረኛ በሊ ቀዲምክኒ ዋአይ አብ ልዕለኪ አለኹ ከም ልሙድ አግጭዉ አብልኒ like ፍትዉትዉ እየ ዘብለኪ ጓል ዋዛዋይ

    • @iloveyoumama7755
      @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +2

      እሜን እሜን እሜን የ ትግራይ ልጅ ውድድድድድድድድ ነዉ ማርጋቹ ደቂ ትግራይ ማዓርይ

  • @BeCaring-BeYou
    @BeCaring-BeYou 4 ปีที่แล้ว +67

    ሰላም ዝዓሰሎ መዓልቲ ይግበረልና:) ፋሕ ኢልና ዘለና ምስድራና ንጣራነፍ ይግበረና መድሃኔዓለም:) ሓዲሽ ሓፈሻዊ መደብ 2020 ኣብዛ ሊንክ ጠዉቅኩም ተከታተሉ⤵️
    th-cam.com/video/HtH5s-diYcg/w-d-xo.html
    Great job Guys Continue:)

    • @aml1213
      @aml1213 4 ปีที่แล้ว

      amen amen amen

    • @samer8063
      @samer8063 4 ปีที่แล้ว

      እውነት ለመናገር እቶም ብደንቤ ዝጫወትዋ ዘለው ጀኮር/ አሊ/ቤቴ/ ገሬ /ለምለም /ዘብረ ከሩክ በጭራሽ እንዳይ ወጡ

    • @eyerusmokonen9493
      @eyerusmokonen9493 4 ปีที่แล้ว

      አሜንንንንን

  • @filimonhaile5250
    @filimonhaile5250 4 ปีที่แล้ว +123

    ትግራይ ሃገር ትኩን ትብሉ like ...ኤርትራዊ የ ነቶም እንታይ የእተወካ ትብሉ eri or tigray ድማ ማእከል ኣጻብዕተይ ትእተኩም. ..ቋንቋ ኣደይ ዝዛረብ ሕብረተሰብ ክሳብ ዝኮነ የክብሮን የፍቅሮ፡ ጽቡቅ ድማ ይምነየሉ

    • @ድባርዋኣስመራ
      @ድባርዋኣስመራ 4 ปีที่แล้ว +2

      መን ኢልካ ንሕና ኤርትራዊያን ትግራይ ከም ሃገር ክትከዉን ኣይንቅበሎን ኢን

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 4 ปีที่แล้ว +3

      @@ድባርዋኣስመራ entay'deka nefihika? men ke wesani geruka? Tigray zkonet tikun:: hizbi tigray dletatu ab edu eyu:: azyu wereja hizbi eyu kea:: kemzi beal nska hade hade timkhtegnatat tiblwo aykonen::

    • @Eritrea20431
      @Eritrea20431 4 ปีที่แล้ว +1

      Filimon naytiii xerfekaaa neay agedeasii aykonen men mqaneka ika negirekana ne motherka ika xerifekaa
      Gen resiiiii geber bezeyka hezi tegrayen amharunn xelaiii yebelkan kurub heseb lebom ayrkeben eyuu ezom hasadatt hezbiii
      Ereyy ne kulu geziye tenber tegray agedasi aykone amharay agedasi aykone

    • @Eritrea20431
      @Eritrea20431 4 ปีที่แล้ว

      @@ድባርዋኣስመራ nay bahaki haweyyyy shekorrr tena yebulun ezi wedii
      Kem hezbiii tegray hasad ab alem yelen 🌍🇪🇷

    • @genetbirhane817
      @genetbirhane817 4 ปีที่แล้ว

      @@Eritrea20431 hasadat slezkonkum ekoyu kulu kemakum zmeslekum. Amlak dea gbrkum riu Esayas hibkum ember.

  • @ኣልሚማሓዛማህሉ
    @ኣልሚማሓዛማህሉ 4 ปีที่แล้ว +25

    ዋውውው እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና. ሙቁራተይ 👍ኣይትረስዑ

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +20

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!🙏🏻🙌💎
    ድምቀት ንወርሒ ለካቲት!"*🌻🔅

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +35

    ኣታ መን ,ሎ ኣድናቒ ናይ ዓሊ ሽኮር like ኣነ ሞ ቆሲለ ሰሓቕ ግን ናይ ብሓቂ ዓፋር ,ዩ መስለኒ ክክክክ

  • @bm2strong797
    @bm2strong797 4 ปีที่แล้ว +13

    Tegaru jeganu yeak i always proud of you tgrigna always 4ever

  • @Chakur-ks6dj
    @Chakur-ks6dj 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውውውው ድሕሪ ዘራኣብሩክ ነብርሃም አንዳ ፍተክዎ ይከይድ ኣለኩ ነብርሃም ዝፈቱ like ግበሩ

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +32

    ዋዉዉዉ ደቅ ትግራይ ኩሕሎ መፅእኩም ዶ ፅቡቅ ቅንያት የካቲት11ድማ

  • @eritiktokfunnycomedy7242
    @eritiktokfunnycomedy7242 4 ปีที่แล้ว +49

    *ንኩሉኩም ኤርትራውያን የሕዋተይ
    ላይክ፡ጌርኩም፡ጥራይ ሕለፉ
    ረሲዐዮ ወላ ተጋሩ እንታይ ከይብለኩም*

  • @ትግራይዓደይተወንጨፊንቅድ
    @ትግራይዓደይተወንጨፊንቅድ 4 ปีที่แล้ว +12

    ቀፅልሉ እሳብ 1000000 ክፍል ኣለና እና ኣብጎንኹም ብተስፋ እናተፀበና ሰንበት ክሳብ ትኾን ይሽኹል

  • @tmsgnamlake7349
    @tmsgnamlake7349 4 ปีที่แล้ว +2

    ብትክክል ወርሂ ለካቲት ክንዝክራ ይግባእ ኩልና ተጋሩ ጀጋኑ አያታትና ኩልኩም ዝተሰውኡን ብሂወት ዘለውን ብሙሉኡ ዝሞቱ ጀጋኑና እግዝአብሄር አምላክና መንግስተሰማያት የውርሰልና ብሂወት ዘለው ጀጋኑና እውን እድሜን ጥእናን አብዚሁ ያሀበልና ዘለአለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ንስውአትና ትግራይ አደይ እግዝአብሄር ሰላምኪ የብዝሀዮ አሜን።

    • @iloveyoumama7755
      @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว

      እሜን እሜን እሜን ለሁላችንም

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣብራህም ኣቁሲሉኒ ሳሓቅ ክክክክክ

  • @tigrayforever9256
    @tigrayforever9256 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋዉ ፅቡቅ በዓል ቅንያት ለካቲት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ዓደይ
    ጭርሖ ኣለኒ?
    ለካቲት 11
    ለካቲት11
    ለካቲት 11
    ለካቲት 11 መሰረት ምዕባለ ሃገርና እያ
    መሰረት ምዕባለ እያ
    ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋኣትና ኣየኹም ናይና❤💛💪😘

  • @titititi8574
    @titititi8574 4 ปีที่แล้ว +39

    ኣይይ ካመይ ድየ ዝፈትወኩም እስኪ ልቢቲይ ዝፈቱ ለይክ ፀቅጥ ኣቡልኩም ሕለፉ

  • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
    @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 4 ปีที่แล้ว +28

    ቤት ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ንየካቲት ቅንያት በሰላም አብፀሐኩ ንሕናዉ ኣብ ስደት ኾይንና ብተስፋ ንፅበያ አለና የካቲት ክብሩትይ ማዓልቲ እያ እንትንፋሰይ እያ ለየካቲት ዝኾዉን ቃላት የብለን 💕💕💕💕💕💕💕♥♥♥♥ለየካቲት ♥♥♥♥♥👭👈

  • @wisdomking6248
    @wisdomking6248 4 ปีที่แล้ว +14

    ህዝብ ኢሮብ /ኩናማ/ዓፋሪ ብሓፈሻ ብዓባያ ትግራይና እንቃዕ ንመበል 45 ባዓል 11 ለካቲት አብፀሕና❤❤❤❤👍👍👍👀👀.

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +24

    ቡሩኹ ባሕቲ ኩቡራት ደቂ-ዓበይቲ!🙏🏻❤️

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +15

    #ርሑስ በዓል መበል 45 ዓመት የካቲት 11 ደቂ ትግራይ መዓራተይ💗💗💗 ዌልካም እንዳ ገሬ እሙን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና

  • @kghi8911
    @kghi8911 4 ปีที่แล้ว +17

    እንካዕ ብሰላም ብሰላም መፃኩም ንኩሉኩም ተጋሩ ከአ ሩሁስ ቅንያት ለካቲት 11 ይግበረልና ቡሩክ ባሕቲ ከአ ይግበረልና ሰናይ ሰንበት ቅሳነት ፍቅሪ ሰላም ንሃገርና i love you 💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @candytsegay1632
    @candytsegay1632 4 ปีที่แล้ว +22

    እንካዓ ንመበል 45ዓመት ምክባር ባዓል ለካቲት 11 ብስላም አብፀሓና አብፀሓኩም ንኩሉኩም ተጋሩ አሕዋተይ ሩሑስ ቅንያት ብስም 11 ለካቲት ስብስክራይብ በልኒ

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 4 ปีที่แล้ว

    Lemlem ayney bettye grei
    wedi kshi aja zerabruk btami dese tblu
    Brteuu ✌✌✌💙💙💙💙peace and love nekulkum twasaeti deki aja zrabruk,!!!!!!!👍👍👍👍❤❤❤

  • @abrhalenee753
    @abrhalenee753 4 ปีที่แล้ว +12

    ወዶም እየ ክክክክክክክ🇪🇷😍😍😍

  • @ሽኹሽኹታሽኩ
    @ሽኹሽኹታሽኩ 4 ปีที่แล้ว +10

    💪እንዳ ገሬ እሙን miss you ደቂ አያ ዘብርአብሩኽ😍😍😍😍

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +42

    ሰይ ሰይ ሰይ ገሬ እሙን "በተለይ" ሎሚ ዘሐጉስ..#እንቋዕ ኣብፀሓኩም ንወርቃዊት ዕለት 11 ወርሒ የካቲት ..#ዓሊ ወዲ "ዓፋር" "መንኪስ" እንዳ ኣያይ ዘራኣብሩኽን ብሓፈሻ...#ንመላእ ህዝቢ ዓፋርን ትግራይን።#ኣቱም ቡሩኻት!!
    ክክ ቤቲ ሃይላይ ብተለቭዢን ክትረአ ገይራ ተሃንጢያ።

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣጆኹም ኣጆና ዘም ተረፍመረፍ ደርጊ ዘንባቤ ዘይኮነስ መቸም በትራ ወያኔ ይፈልጠዋ እዮም ወፈር ተበገስ ተተጀሚሩማ ሓንሳብ ናሓውሩ ኩስትር ካብ ገፀ መሬት ነምሓሩ ሶ ኣጆኹም ቆፅልዎ ቆፅልዎ ልቢ ዘለዎ ልቢ ይበል ዋዛ ምስ ቁምነገር እዩ lov you ድማ ደቂ ዓፋር ባዕላ ውዕለታና ።

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋይይይይይይዮ ኩሉኩም ጀጋኑ ኢኩም በቃ ሓንቲ ሓንቲ ማዓስ ክፅሕፎ ዋ ደቂ ትግራይ

  • @MiluHuruy2106
    @MiluHuruy2106 4 ปีที่แล้ว +8

    Anka absahkum tigaru yehwatina Kab 🇪🇷 🇪🇷

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +28

    ህዝቢ ትግራይ ብሩክ ቅንያት 11 ይግበረልኩም "
    ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ርሑስ ቅንያት ስርሒት ፈንቅል ይግበረልና ' ፍርንቅል ኢሎምካ እየ ፈንቅል ኣባ ዳህሪ ' ባጽዕ ስየ ብመርከብ መጺእኪ ወዲ ኤርትራ ሓሳብ ልቡ ሰሚራ !!

  • @kbromkahsay6967
    @kbromkahsay6967 4 ปีที่แล้ว +17

    እንቅዕ ናብ ለካቲት 11 ኣብጽሓኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ካብ ሓውኹም ወዲ ሰራየ እንዳ ገርግስ ዓዲ ዃላ

  • @teklomteklom3802
    @teklomteklom3802 4 ปีที่แล้ว +9

    ባጣም ቆንጆ ስራ ነዉባጣም ቆንጆ ስራ ነዉ

  • @atakltiokubay7109
    @atakltiokubay7109 4 ปีที่แล้ว +1

    Love it gerie eumun film
    Fro 🇪🇷🇩🇪🇪🇷🇩🇪🇪🇷🇩🇪🇪🇷🇩🇪🇪🇷🇩🇪

  • @tesfausnkey6705
    @tesfausnkey6705 4 ปีที่แล้ว +11

    ተጋሩ ናይና አንቃዕ ኣብቃዓኩም፡

  • @Mulue844
    @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +55

    ኣብ ሎሚ ንበገስ
    "ትማሊ ሓሊፉ'ዩ፡ ጽባሕ ገና ኣይመጽአን፡ንዓና ዘለና ሎሚ ጥራይ'ዩ፡ሕጂ ንጀምር"
    ትብል ናይ ማዘር ተሬዛ ጥቕሲ ኣንቢበስ መሲጣትኒ። ኩሉ ሰብ ንጽባሕ'ዩ ዝትስፎን ዝነብርን፡ እቲ ብዕምቆት ዝሓስብ ሰብ ግን ጽባሕ ናቱ ዘይምዃና ኣንዳዕዲዑ'ዩ
    ዝፈልጥ። "ከመይ'ዩ ነገሩ" ዘብለካ ጉዳይ።
    ብጽሞናን ብህድኣትን 'ተመርሚርካዮ ግን
    ንጽባሕ ዝኸውን ኣብ ሎሚ'ዩ ዝትለም።እቲ ኣብ ሎሚ ንጅማሮ ዘይነቐለ ኣእምሮ ፡ንጽባሕ'ውን ሎሚ ስለዝብላ፡ ጽባሕ ምስ በረቐትሉ ጉዳየይ ጽባሕ ክገብሮ'የ ንኽብላ ፈጺሙ ኣይእገምን'ዩ ።
    ኣብ ህይወትና ምስ እንዕዘብ ንጽባሕ ክንጅምሮ ዝበልናዮ ከይተግበርናዮ ዝበለየ፡
    ብኡ ኣቢሉ ዝተረደርበየ ብዙሕ መደባት'ዩ
    ዝጸንሓና። እቲ ቀንዲ ቁም-ነገር ናይ ሎሚ ከይፈለጥና ናይ ጽባሕ ትርጉም ንኽርድኣና
    ብፍጹም ዘይሕሰብ'ዩ።
    ሓደ እዋን ሓደ ናይ ሎሚ ሚስጢር ኣዝያ ዝበርሃትሉ ለማኒ ኣጋጢሙኒ። ናብቲ ዝነበርክዎ ቦታ መጺኡ እተን ዘልመድክዎ ክህቦ ሓቲቱኒ።ኣነ ድማ" ጽባሕ ክህበካ'የ
    ሕጂ ሰለዝመሰየ ንቤትካ ኪድ በልክዎ"፡
    ትቕብል ኣቢሉ "ቁሩብ ጸኒሐ ክኸይድ'የ
    ንስኻ ግን ሕጂ ሃበኒ"ብምባል ነቐጸ። "ኣታ ወዲ ክወግሕ እንድዩ"ምስ በልክዎ " እወ ክወግሕ'ዩ ግን ናይ ጽባሕ መን ይፈልጥ ፧ኣነ ምልማን ይገድፎ ይኸውን፡ ወይ ድማ ንስኻ ሓሳብካ ትቕይር ትኸውን፧ "ትብል ንሎሚ ጥራይ ትኣምን ካብ ኣእምሮኻ ዘይትርሳዕ ቃል ደርብዩለይ ተፋንዩ። ሎሚ ኣብ ኢድና ዘላ ዝተጨበጠት ህያብ'ያ። ኣብ ሎሚ ንበገስ።

    • @adiamberhane317
      @adiamberhane317 4 ปีที่แล้ว +2

      🙏🙏🙏

    • @alexlondon3659
      @alexlondon3659 4 ปีที่แล้ว +5

      ይቅርታ ደፊረ ከይካን እምበር ኣነ ብ ነብሰይ ካብ ናይ ሎሜይ ናይ ፅባሕ አየ ዝትስፎ ነገርግን ኩሉ ብ ተፋላለየ ተስፋ ክትስፋ ይካን ማለተይ ብዝበልዓ ብዝሰትዮን ብ ዝኩዳኖን ካታስ ጥራትን ሃብትን ብዝምልከት ን ሕና ክርስቲያን ግን ሓንቲይን ጥዕምትን መሳጥይትን ንፅባሕ ንትስፈዎ ንሳድማ መንግስተ ሰማያት ጥራይ እያ ።

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +3

      @@alexlondon3659 ኖ ተስፋ ጽባሕ ,ኮ ሎሚ ኣብ ትገብሮ ትልሚ ,ዩ ዝሙርከስ ሕጂ ኣባህልኡ ከኣ ኣብ ሎሚ ብተስፋ ምስ ንጽዕር ኢና ጽባሕና ነወቅባ ወይ ውን ገነት ሰማይ ንረኽባ ሕጽር ብዝበለ ሲ ጽባሕና ፍረ ሎሚ ,ያ ኣነውን ኣብ ሎሚ ወሰንቲ ንኹን ጽባሕና ክትደምቕ ይብል።

    • @alexlondon3659
      @alexlondon3659 4 ปีที่แล้ว

      @@imissmama3978 ኣሃ ብልክዕ ትኽክል ኣለካ ተረዲይኢካ ኣለኩ የቅንየለይ

    • @merhawitwushtamgeremedhin6200
      @merhawitwushtamgeremedhin6200 4 ปีที่แล้ว +1

      Mara maharit kexlelu👌👌👌👌👌

  • @hadsh1412
    @hadsh1412 4 ปีที่แล้ว +14

    ኤርትራዊ ኢየ ነዛ ድራማ ትረእይዋ ዘለኩም ናይ ኤርትራ እና ናይ ትግራይ ፍቅሪ ትፈትዉ እስከ ላይክ ፍቅርና ክቅጽል እዩ ንዘላኣለም ።

  • @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል
    @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል 4 ปีที่แล้ว +17

    አይይይይ ስደት ቀደም ተምሃርት ከለኹ ተምሃሮ መስርዕ ሕዝና ከተማ አናዞርና ነኽብር ነይርና ሕጂ ክአ አብ ስደት አፍፍፍፍፍፍፍፍ

  • @netsanettesfaye9929
    @netsanettesfaye9929 4 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ ዓደይ ሽኮሪናታት
    Welcome🙋
    ንተከተልኪ ክርስትና ሃይማኖት
    አንቃዕ ንነነዌ ፆም ብ ሰላም አብፀሐኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ብሰላም ናብ ሃገርና የመልሰና ፈጣሪ🙏🙏

  • @meronberhane5361
    @meronberhane5361 4 ปีที่แล้ว

    Wow Betaemi Des Behaleti 👏🏽👏🏽👏🏽😘😘😘👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻💪💪💪💪

  • @habtomembaye9419
    @habtomembaye9419 4 ปีที่แล้ว +24

    ብታዕሚ ማሃሪትን ሃናጽት ድራማ አያ ኣጆኮም በርትዑ ካብ ተካታታሊኪም አረትራዊ።

    • @سارةشراحلي
      @سارةشراحلي 4 ปีที่แล้ว +1

      ውድ ኤራ ፃዕዳ ሓፍትኽም ካብ ትግርይ

    • @ዕንበባ
      @ዕንበባ 4 ปีที่แล้ว

      Kezab entay ymlketeka entay temahirka

    • @habtomembaye9419
      @habtomembaye9419 4 ปีที่แล้ว

      @@ዕንበባ ኣታ ክትጻረፉ ድኪም ኮመቲ ትሪኡ ተሕዝኒ ኣብ ጸርፉ ትርክቦ አትርፎ ክሳራ ረብሓብሓ የብሊን። ኣምረኪ ሕምቅበአር ጽብቅ ስለ ዝይሓስብ ረስኪ። ትምህርት ኣርኣየክ አዪ .

    • @ዕንበባ
      @ዕንበባ 4 ปีที่แล้ว

      Habtom embaye abzia drama n Ertrawi zimlket tmhrti ayreakun bezeyka fekera gn Ertrawi aykonkan bsm Ertrawi aytshekit

    • @ዕንበባ
      @ዕንበባ 4 ปีที่แล้ว

      Dahray kea comment ttsihfo kea kinbeb eyu bshm Ertrawi kitskit kea suk kibl atkiln eye ezi game natkum nifelto ena

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 4 ปีที่แล้ว +1

    Beti hailay shikorrrrrrrr mara kef aleki( from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷)

  • @እምና0530
    @እምና0530 4 ปีที่แล้ว +15

    Ilove, u,, አንዳ,, ገረ,, ማዓር

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 4 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን!ሩሑስ ☕ባሕቲ☕ ሰንበት ይግበረልና 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @timtikahsay5643
    @timtikahsay5643 4 ปีที่แล้ว +13

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን

  • @fanatesfay6380
    @fanatesfay6380 4 ปีที่แล้ว

    Wowww ezi afer koynu zesreh wadi betami des yebil ajkuem deki aday meraey enqa abxhkuem ne 11 lekatit mebil 45 amet 💪💪💪💪aykuem nayna

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +14

    ክክክክክ ኣየ ቤቲ ትክእሎ ኩሉ ፅሪቲ ኣይኩም ኣለና አብ ጎንኩም አሕዋት

  • @ዓለምጎዶሎዓለምጎዶሎ
    @ዓለምጎዶሎዓለምጎዶሎ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣኞኾም ኣያ ዘራእብሩኽ ሓውኹም ካብ ሰምየን ትግራይ

  • @እናቴሂወቴ-ደ8ወ
    @እናቴሂወቴ-ደ8ወ 4 ปีที่แล้ว +12

    ብር ክተብሉ ትሓጎሱ ሸኮሪናታት

  • @helenbrhane4474
    @helenbrhane4474 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkk ysmae aleku dye nic 💖

  • @ኪነጥበብ-ተ1ቀ
    @ኪነጥበብ-ተ1ቀ 4 ปีที่แล้ว +47

    ፈንቕልን ፲፩ ለካቲትን ብሓደ ክነብዕሎ ኢና ኣጆኹም ትግርይናና

    • @Official-Hermela-Tek1
      @Official-Hermela-Tek1 4 ปีที่แล้ว +2

      Yifenqilka gele entay zizker alekum eu 😂😂😂

    • @ኪነጥበብ-ተ1ቀ
      @ኪነጥበብ-ተ1ቀ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@Official-Hermela-Tek1 ኣንታ ሓውና ክንደይ ጅግና እኮዩ ወዲቑ ነዞም ህግደፍ ዝሽፍን ከይመስለካ ወይ መረሕቲ ወያነ ህዝቢ ትግርኛ እዩ ዘገድሰኒ ንዓይ

    • @Official-Hermela-Tek1
      @Official-Hermela-Tek1 4 ปีที่แล้ว

      @@ኪነጥበብ-ተ1ቀ natkum tegerkum ekul eu kirb tray aytbeluna 😷😂😂😂😂

    • @ረድኣዮሀንስ
      @ረድኣዮሀንስ 4 ปีที่แล้ว +3

      Yafu Tv ata resah komal neakum ke men keber ms geberelkum eyu.

    • @ረድኣዮሀንስ
      @ረድኣዮሀንስ 4 ปีที่แล้ว +3

      ኪነ ጥበብ ata Eska ke mushmush kid msom tedemer drbay

  • @ዛይድጓልትግራይ-ሸ4ጰ
    @ዛይድጓልትግራይ-ሸ4ጰ 4 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ይኩን ትግራዋይት ምካነይ ኩርዑተች አየ ❤️💘💘I lava you ትግራይ 💘💘አንድ ገሬ እሙን ብጣዕሚ አየ ዝፈትወካም ደቃ ትግራይ ሐላል 😍😍😍😍

  • @Yy-uw9zd
    @Yy-uw9zd 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይ ንደቂ ትግራይ ዓደይ እንካዕ 11ንለካቲት ኣብጸሓና ኣየኩም ናይን ✊✊✊✊

  • @AbiAbi-lv2by
    @AbiAbi-lv2by 4 ปีที่แล้ว +1

    welcome deki tigray shkorat

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว +40

    ሰላም ንመላእ ተኸታተልቲ ድራማ ገሬ እሙን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ እንካዕ ንባሕቲ ለካቲት አብፀሐኩም አብፀሐና 👉ሰንበት ብሃንቀዉታ ክፅበ ዝፀኒሐ ከምዚ ከማይ ድምፂ ተጋሩ ክሰምዕ ዝህንጦ አሎዶ👉በሉ እንካዕ ደስ በለኪ በሉኒን ዓመታት ዝደኸምኩሉ ልፍዓተይ ዓወትን ፍፃመን ረኺቡሉ ከም ዝደኸምካሉ እትዕዎተሉ ዘደስት የለን እሞ ገዛይ ካርታ ወፂኢልኪ ኢሎም ስድራይ አበሲረሙኒ ታሕጓስ ፈጫሕ ክብል ኢለ ንስኩሙለ ዘይሓሰብክምዎ ሓጎስ ተዉርደልኩም ሰንበት
    ንዛ ፅሕፍተይ እተንቡቡን እተንብባን
    ንሂወትኩም ሰላም
    ንቤተሰብኩምፍቅሪ
    ንስራሕኩም አስልጦ
    ንፃዕርኩም ፍረ
    ንገዘብኩም በረከት
    ንምኞትኮም ፍፃመ ይምነ አሕዋተይ ሰላምን ፍቅርን ንቆሉዑ ትግራይን ፈተዉቲ ትግርኛን ሩሑስ ቅን ንመበል 45 ዓመትንዝኽበር 11 ለካቲት ምድጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ሰሰናዩይምነ ነያ ጀኮርን ገሬ እሙን አድነቅቲ Like👈

    • @erup9718
      @erup9718 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን

    • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
      @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว

      @@erup9718 አሜን ዝያዳይ

    • @alexlondon3659
      @alexlondon3659 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋልንሰተይቲይ ተካይንኪይ ስፍሕ ዝበለ ተካይኑ ክምርዐወኪይ ወዲይ ተካይንካ ሓፍተይ ክበካ እየ ገዛና ሓሊፉሉና ለብዘበን ካካካካካ

    • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
      @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว

      @@alexlondon3659 ወለይ ብእግረ መገደይ እባ ሰብ ረኺበ ፍቅሪ እንተ ልዩ እኹልና እዩ ማዓረይ ጓል እየ ሰፊሕ አተሓሳስባ እንበር ሰፊሕ ምብላዕ እኮ ክንደየናይ ከይፈቱ ኢልካኒ ማዓረይ በል እንበአር ከምቱ ንዓኻ ዘብለካ የብለኒ አሎ ወለላይ ክክክክክክክ

    • @alexlondon3659
      @alexlondon3659 4 ปีที่แล้ว

      @@አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ ዎይ ሽካረይ ድርብ ሓጋስ እምበር እነሀልካ ኣብዚይ ኣታሓሳስባ እንድዩ ትዝዓበየ ትኻርታ ይፅነሐልና!! ካካካካ
      ዋና ፍቅርና ምድልዳል እዩ ፅብቅተይ ።
      እሞ ቁፅራይ ታርጋኺይ ሃብኒይ ኣነውን ኣየሕፍረክን ሽማግለ ምስ ኣረቆም ክሰዶም ካካካ

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 4 ปีที่แล้ว

    ዘርአብሩኽ amazing man👍

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +15

    ወዮ ገሬስ ፋራ ነይሩሰ ነቄ ላኳነ ክይዱ

  • @awettewelde2171
    @awettewelde2171 4 ปีที่แล้ว +2

    Eritrean love geri emun

  • @ttsalon8106
    @ttsalon8106 4 ปีที่แล้ว +9

    አይ ዙ ወዲ ዓፍር ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ቀቲሉኒ ዋይ

  • @elsaaraya9313
    @elsaaraya9313 4 ปีที่แล้ว

    Wow batem konjo new 💪💪💪💪💪💖💖💖💖

  • @uuu6154
    @uuu6154 4 ปีที่แล้ว +15

    እንካዕ ኣብጻሓኩም ን ባዓል 11 ለካቲት ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @mahdargereziher781
    @mahdargereziher781 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowww btaemi des znel neru selam kieiyat beal 11.🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳lekatit💕💕💕💕💕💕💕

  • @levis5636
    @levis5636 4 ปีที่แล้ว +23

    ዓርኪ ቤቱ ሃይላ ዝፊርልጦ ታምራት ይበልይን።

  • @tg4770
    @tg4770 4 ปีที่แล้ว

    Nice job and ruhus beal kiniat lekatit 11

  • @ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ
    @ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ 4 ปีที่แล้ว +7

    እንዳ ገሬ እሙን ሙቁራት መፂእኩም ዶ።
    እታ ወርቃዊት ዕለት ቀሪባ ኣላ ርሑስ ባዓል ለካቲት 11ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ።እዋቲ ሰብ ግን ኣብቲ ይትብ ግዲ እዩ ሓዲሩ።

  • @ተመስገን-አ8በ
    @ተመስገን-አ8በ 4 ปีที่แล้ว

    ይበል መማህሪ እዩ።ቀፅልሉ ኩሉ ይፍለጦ ትታርክ ትቃያና😘😘😘😘😘

  • @ፋናግርማዓጋመ
    @ፋናግርማዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +28

    Enda gerye shkorat ኣቱም ኮሜንት ትፅሕፉ like እንዳበልኩም እስከ ኣይፅሙምና ታይ ዩ ክገብረልኩም 😉like ክኣ ኣይትረስዑ ኢኩም ነፃ ፁሑፎይ ስደትኩም የሕፅረልኩም ዋ 😎

    • @bahlbimebrahtom8760
      @bahlbimebrahtom8760 4 ปีที่แล้ว

      ላይክ ኣይትለሙኑ ክትብሊ ጸኒሕኪስ ኣነ ድማኒ ላይክ ክህበኪ ኢለ ጹሕፍኪ እንተ ኣንበብክዎስ ኣብ መወዳእታ ኣሽኪዕክኒ ክክክክ ብዝኾነ ብሰም ዘርኣቡሩኽ ዓይነይ like ወሲድክያ ኣለኺ

    • @ፋናግርማዓጋመ
      @ፋናግርማዓጋመ 4 ปีที่แล้ว

      @@bahlbimebrahtom8760 ሓወይ ናተይ ታይ ታይ ይጥዕም ንምፍላጥ ኢለ የ እንበር ብዙሕ እኮ ኣይኮንኩን ኣብ like kkk

    • @bahlbimebrahtom8760
      @bahlbimebrahtom8760 4 ปีที่แล้ว

      @@ፋናግርማዓጋመመቀረቱ ዳ ከምዚ ናይ ቤቲ ሃይላይ ቡቁልቲ ሙቁር እዩ ድሮ ከማን ይራኣየኒ ኣሎ መቀረቱ ጥዒምክስ like ረገጽኩም ሕለፉ ክትብሊ ክክክክክ

  • @eritreafirst3110
    @eritreafirst3110 4 ปีที่แล้ว +2

    Rhus Bahti deki Erey mearey 🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩

  • @TV-ws9rc
    @TV-ws9rc 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣሰይ ገሬ ኡሙን ወሪዳ ስብስክራይፕ እስቲ ቦሉና ስራሕና ክንጅምር ንሕናዉን

  • @Samyophoto
    @Samyophoto 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክ ወዶም'የ እዋይ መስሓቅ ፡ ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን ንኹላና።

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcome enda gerewa emun. 😊
    Ruhus kinyat lekatit 11 yigberelna deki weyenti Tegaru jeganu.💪
    Hadinetina kelatsimna 💪
    Kem kedemna.💪

  • @doge-mq2mc
    @doge-mq2mc 4 ปีที่แล้ว

    Good job 😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍we love it

  • @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
    @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ 4 ปีที่แล้ว +6

    ስጋ ለምለም ዓይነይዋ ክክክክክክክክ የስ ኦኬ ናይስ ዘብራአሩክ ዓይነይ አስሒቅኩምኒ

  • @ናይመብጽዓደሴት
    @ናይመብጽዓደሴት 4 ปีที่แล้ว

    Wedom ye 😅😅😅😅😅😅😅😅😅 des tbl kal 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍