መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ሱዱዳን ማዓስከር ማይ ዓኒ (ኣዲስ ኣበባ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2021

ความคิดเห็น • 248

  • @zyohannes6837
    @zyohannes6837 2 ปีที่แล้ว +50

    መንእሰያት ትኣኪቦም ብዛኢባ እምነቶም ከምዚሎም ክዝትዩ፣ ብኡነት ኣመና ደስ ይብል። እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም💓💓

    • @mareykiros3371
      @mareykiros3371 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን ቃለሂወት ያስመዐልና

  • @fyfgtvchc4508
    @fyfgtvchc4508 2 ปีที่แล้ว +28

    መጀምርያ ሰላም ብታእሚ ደስ ዝብል ጸግኡ የብዝሓልኩም ቃለ ሂወት የስመኣልና ብዙሕ ክንመህር ኪእልና ክብረት ይሃብልና ሓፍትና ከኣ ናይ ዕድመ ኣጎልግሎትኪ ይባረክ

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi7116 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
    እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ
    እግዚአብሔር አምላክ ሰማያዊ ፍረ ክንፈሪ ይሓግዘና

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru3743 7 หลายเดือนก่อน

    ንሐፍትና ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ አገልግሎትኪ ዘመን የንዋሐልና ቀጵልዎ ብሐቂ ሀናጴ ሕቶታት 💐🌼🌺🌾🌸🌷🥀🌹🌻🥀🌸🌷🌺🌾🌼💐💐🌼🌺🌾🌸🌷❤️🥀🌹🌻❤️🥀🌸🌷❤️🌾🌼💐❤️🌸🌺

  • @kasay67
    @kasay67 2 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ። ከም ምኣረምታ ሓቂ/ ሓሶት ዘይኮነ ጌጋ/ቅኑዕ። ከምኡ ውን እቲ ዝወድዎ ብልጫ መጻሕፍቲ ስሙ እንተ ዝንገረና ጽቡቅ እዩ።

  • @abrahamgebremedhin7455
    @abrahamgebremedhin7455 2 ปีที่แล้ว +6

    ቃል ሂወት የስመዓና ክቡራት ኣሕዋተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚአብሔር
    2ይ ቆረንቶስ 13
    11፤ ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተየ፡ ተሐጐሱ፡ ምሉኣት ኩኑ፡ ጽኑዓት ኩኑ፡ ብሓንቲ ሓሳብ ኩኑ፡ ብሰላም ንበሩ፡ ኣምላኽ ፍቕርን ሰላምን ከኣ ምሳኻትኩም ኪኸውን እዩ።
    2ይ ቆረንቶስ 13
    12፤ ንሓድሕድኩም ብቕዱስ ምስዕዓም ሰላም ተባሃሃሉ።
    2ይ ቆረንቶስ 13
    13፤ ኵላቶም ቅዱሳን ሰላም ይብሉኹም አለዉ።
    2ይ ቆረንቶስ 13
    14፤ ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኽን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኵላትኩም ይኹን። ኣሜን።

  • @user-tx4ex6nj5g
    @user-tx4ex6nj5g 2 ปีที่แล้ว +12

    ክብርቲ ሓፍትና ከማኪ ዝበላ ኣጋላት ይብዛሓ

  • @user-jb5tv6xi1e
    @user-jb5tv6xi1e 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዐልና አዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሕ ኩቡራተይ

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜኖ ኣሜን ብሓቅ ቃለህይወት የስምዐልና ክቡራትኣሕዋተይ እ/ር ኣምላኽ ኣብ በቱ የፅንዕኩም🙏🙏🙏

  • @user-tx4ex6nj5g
    @user-tx4ex6nj5g 2 ปีที่แล้ว +21

    ኣነ ዳርጋ ዘን ሕቶ ፍርቀን ይፈልጠን ብዘይ ምከሐ ማለት እዩ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ምሳኩም ምነበርኩስ ሓንቲ መፅሓፍ ሒዘ ክከድ ነይረ ኣምሊጣ😍

    • @user-xj6ul3tj1u
      @user-xj6ul3tj1u 2 ปีที่แล้ว +1

      ዳሕን ኣነ ክሽልመኪ እየ ዝያዳይ ይርከበኪ ጥራሕ ኣብ ሃገርና

    • @user-ty4pb8ik6p
      @user-ty4pb8ik6p 2 ปีที่แล้ว

      እሞ ነዓይ ሓግዝኒ እባ!
      ቃልን ስጋን ከመ ማይን ጸባን ዝተወሃሃደ እዩ!(ሓሶት)ኢላትና'ሞ ብኸመይ ከምኡ ኮይኑ መረዳእኽኒ'ዶ?ግን ምስናይ ይቅረታ ክብርቲ ሓብትና።

    • @user-xj6ul3tj1u
      @user-xj6ul3tj1u 2 ปีที่แล้ว

      @@user-ty4pb8ik6p እወ ሓስት እዩ ምክንያቱ ቃልን ስጋን ተውሃህዱ ዳኣ እንበር ኣይተሕዋወሰን ማይን ምስ ፃባ ይትውዋወስ እዩ እንበር ኣይውሃህድን ፃባ ማይ እንተዳኣ ሕውስካሉ ይቀጥን ቀጥን ፃባ እዩ ዝረአ እንበር ማይን ፃባ ኣይረእን እዩ ቃልን ስጋን ግን ብሓደ እዩ ስጋን ማለከቱን ማለተይ ስጋ እዉን ይርአ ማለከቱ እዉን ይርአ ብዝበለፅ እዉን ዝተረደእኩም መልሱልና ንበረከት እየ ክብርቲ ሓብተይ/ሓወይ

    • @user-ty4pb8ik6p
      @user-ty4pb8ik6p 2 ปีที่แล้ว

      @@user-xj6ul3tj1u
      እወ ግን ሓብተይ/ሓወይ ስጋ ክርአን ክትሓዝን ክድህሰን ይከኣል እዩ መለኾት ግን መንፈስ'ዩ ከምቲ ንስጋ ዝበልናዮ ኣይኮነን።

    • @user-ty4pb8ik6p
      @user-ty4pb8ik6p 2 ปีที่แล้ว

      @@user-tx4ex6nj5g
      ክብርቲ ሓብተይ!
      ንስኺ ግን ኣብ'ቲ መልእኽትኺ መለኮት ምስ ስጋ ተወሃሃደ ኢኺ ትብልኒ ዘለኺ!ነዚ'ኸ ከመይ ማለት'ዩ?መለኮት ምስ ነገራት ክወሃሃድ ይኽእል ድዩ?ኣዕጋቢ መልሲ ክትብኒ ይጽበ'ለኹ!ምስናይ ይቅረታን ኣኽብሮትን ማለት'ዩ።

  • @user-xf8lw7ik4w
    @user-xf8lw7ik4w 6 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzahalkum

  • @tggaltewahdo
    @tggaltewahdo ปีที่แล้ว

    ኣሜን{፫} ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፍትዋተይ❤️🙏

  • @eyobeyob7349
    @eyobeyob7349 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና

  • @fthawitnuwaye3418
    @fthawitnuwaye3418 6 หลายเดือนก่อน

    amen amen amen qal hiwet yesmalna buzuh temhirna❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @fatimahs6559
    @fatimahs6559 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን
    ቃል ህይወት ያስማልን 🤲🤲

  • @yorutekle232
    @yorutekle232 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qelehiwet yesmaelna eznelbona ykftelna lieu fetari xegeu ybzhalkum 🙏🙏🙏

  • @banaftwi
    @banaftwi 10 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስማልና ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @andemariyamasfahale7074
    @andemariyamasfahale7074 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @Tekle319
    @Tekle319 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማኣልና ኩቡራት ይሕዋት ጽቡቅ ቀጽልዎ እግዚአብሄር ድማ ጸጋ ሓይልን ይሃብኩም

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት ይስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሓልኪ 🙏🙏🙏

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራትን ፍቁራትን ኣሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም

  • @user-dd8zw1lu9b
    @user-dd8zw1lu9b 2 ปีที่แล้ว +7

    ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ✝️🌹❤️

  • @awetabraha5539
    @awetabraha5539 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen Amen hiwet yesmalna

  • @user-kd7lt2cu5r
    @user-kd7lt2cu5r 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዕልና አሐወተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም አግዚቢሔር ኣምላካ

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208 10 หลายเดือนก่อน

    ነይ በሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-un4fv5py4d
    @user-un4fv5py4d ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @temesgen637
    @temesgen637 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅበቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ

  • @makerma3853
    @makerma3853 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Kal hiwet yesmealna

  • @kibromaraya1224
    @kibromaraya1224 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen kal hwet yesmalna yehwatey

  • @user-xg1hc9jm9k
    @user-xg1hc9jm9k 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ ደስ ዝብል ቀጽልዎ።

  • @yonixadq2945
    @yonixadq2945 2 ปีที่แล้ว

    amen amen amen qale hiwet yesmalna kuburat ahwatey xegiu yebzhalkum egziabhier amlak

  • @mlattesfay4141
    @mlattesfay4141 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይይይይ ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @fhwfd5492
    @fhwfd5492 ปีที่แล้ว

    አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐን🙏🙏🙏🙏

  • @user-or1lj8bl3v
    @user-or1lj8bl3v 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለህይወትያሠማልንፀጋውያብዛልን

  • @user-ft8te9we6z
    @user-ft8te9we6z 11 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ቀፅልሉ ክብራተይ😍😍😍

  • @johnkiflay9235
    @johnkiflay9235 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmealna egziabhier amlak nay zemen agelguletkum ybark

  • @kefalikeshi1062
    @kefalikeshi1062 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ፍቑራት ኣሕዋተይ።

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት አሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ቃፅልሉ ካባኻቱም ብዝሕ እናተማርና ኢና እግዚአብሔር የክብረልና✝️💘❤️

  • @sarahsaa887
    @sarahsaa887 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋትና ብሓቂ ቡዙሕ ትምህርቲ እናተመሃርና ኢና ቀፅልሉ

  • @shewitwelay9524
    @shewitwelay9524 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና

  • @user-rm4gw1mb8k
    @user-rm4gw1mb8k 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና፡ ናይ ብሓቂ መሃሪ ኢኹም ኣቕሪብኩም እሞ ፡ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረኽ።
    ቀጽልዎ ብሩኻት ማሕበር ቅድስተ ቅዱሳን።

  • @amlshaamlsha8557
    @amlshaamlsha8557 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว +2

    በእዉነት ቃል ህወት ያሰማላቹ ስያሙሩ

  • @Robielm
    @Robielm 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዓልና ከምዚ ኣምጹልና ንቀጻሊውን።

  • @user-of3or2vg1c
    @user-of3or2vg1c 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃል ህይወት የስምዕልና የሕዋተይ ናተይ ቅጽልዉ 👍👏💖👏👏

  • @hamerenoah950
    @hamerenoah950 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋተይ ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም እግዚኣብሄር ይባርኸልኩም። ኣብዛ ናተይ #ቻነል ውን መንፈሳዊ ሕቶን መልስን ኣሎ ንክትምሃሩ ከኣ ብክብሪ ይዕድም።❤🙏💒

  • @temsgenamlak2321
    @temsgenamlak2321 2 ปีที่แล้ว

    Amen ⛪ amen ⛪ amen ⛪ kal hiwet yesmalna amlak nay agelglot zebnkum yebarkelkum 💒🙏

  • @geni581
    @geni581 ปีที่แล้ว

    አሜን(3)ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ዝብል ሕቶን መልስን እዩ ፀግኡ የብዘሓልኩም💙

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna yehwat xegeu yebzhalkum fetari

  • @fyoriftawzghi2419
    @fyoriftawzghi2419 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃሊሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab9850 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ ፉቱዋተይ ስድራ እዚኣብሄር ቃል ሂወት ኣጎልጉለት ይባረክ

  • @user-eq6wc4mk8t
    @user-eq6wc4mk8t 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕዋትና✝️

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ፍቁራት ስድራቤት እግዚኣብሔር ፡ ብሓቂ ብዙሕ ተማሂርና እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይኽፈልኩም ፡ ብትገብርዎ ንጥፈት ኣዚና ነመስግን " ሃመረ ይህወት " ሰላም ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን ።

  • @medhini7477
    @medhini7477 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @user-jc1fg4od2k
    @user-jc1fg4od2k ปีที่แล้ว

    ፀግኡ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ

  • @aaaa8770
    @aaaa8770 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ፍቅራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት አሕዋትና አነለምስ ደቂ ማሕበረይ ከምዝይ ክንእከብ ይምነ❤

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 2 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmealna

  • @user-pc8uk5pj9t
    @user-pc8uk5pj9t 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብራት ኡሕዋትይ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selemawibrhane5107
    @selemawibrhane5107 2 ปีที่แล้ว +1

    I really enjoyed and learned a lot and keep teaching us as well may God keep blessing u our sisters and our brothers.

  • @astuhabesha136
    @astuhabesha136 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet ysmaelku btami xbuk bzu temahire 🙏🙏🙏

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ቀፅልዎ ጎቦዛት

  • @rutahabte3182
    @rutahabte3182 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @grumzeray2744
    @grumzeray2744 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless you all sisters and brothers.

  • @musieyohanes4859
    @musieyohanes4859 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ተሳተፍቲን ኣዳለውቲን ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣጆኩም ቀጽልዎ እመ ብርሃን ትፍተወልኩም ፍቱዋተይይ

  • @lemlemwendm6402
    @lemlemwendm6402 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna nfuat btaemi des zebl qexlwo

  • @tsegadawit3224
    @tsegadawit3224 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyy kndey des debl kale hiwet yesmealn kexllu 🙏🙏❤

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰይይይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ኩቡራተይ አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኩም 👏❤❤

  • @haiahh4466
    @haiahh4466 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋተይ ብዝሕሕት/ቲ ናወሰድና ኢና የቀንየልና ቀጸልልልሉሉ❤❤❤

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 2 ปีที่แล้ว +3

    እሰይይይይይይይይይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ደስስስስስ ክትብሎ ደቂ ተዋህዶ ኣቢቱ የፅንዕኹም የፅነዐና ክቡራተይይይይይይ

  • @hiwetfsha5921
    @hiwetfsha5921 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen.amen kale hiwet.yesmalna

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 2 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmealna nay agelglot zemenkum fetari kulu alem ybark yehwat

  • @helenpetros8489
    @helenpetros8489 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna

  • @luwamahferom255
    @luwamahferom255 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna xegu yebzhalkum yehwatna nay Agelglot zemenkum ybarek fetari Bzuh Temahirna

  • @fkr5787
    @fkr5787 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ክብርቲ ሓፍትና 🙏🙏🙏♥️

  • @yordamaranatademenaelias9512
    @yordamaranatademenaelias9512 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmealna

  • @gdt6wt317
    @gdt6wt317 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስምዓልና ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @user-bz3jb6zp2u
    @user-bz3jb6zp2u 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓሉኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሜን፡ፍቅራተይ ቅፁሉሉ ህጻናት ኣሕዋተናን ደቂናን ኣጅኪን

  • @user-bg5vt4mg7z
    @user-bg5vt4mg7z 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመዐና❤

  • @alyealye494
    @alyealye494 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egziabihier amlak xegae yebzhalkum

  • @xaka5505
    @xaka5505 2 ปีที่แล้ว

    Amen.qale hiwet yesmailna fquratey
    Qudus egthaibiher amlak nay agolgulot zemenkum ybarkelkum.

  • @kalabtesfagergs7706
    @kalabtesfagergs7706 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሃልኩም

  • @wegahtahiyabu6330
    @wegahtahiyabu6330 2 ปีที่แล้ว

    Egiyaber selam yebzi halna sle haymonatna

  • @yemanegrmatsion5994
    @yemanegrmatsion5994 2 ปีที่แล้ว

    Qal hiwet yesmalna nay agolgulot Edmiekum amlak ybarak

  • @user-if4pg4ve1z
    @user-if4pg4ve1z 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቃ ቃል ህወት የስማዓልና ይሓወትና ጸጉ የብዘሓልካም እግዚኣብሄር ኣማልክ

  • @edenteklehaimanot6215
    @edenteklehaimanot6215 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @user-lt4vn8oe9s
    @user-lt4vn8oe9s 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyy ☘️☘️☘️☘️☘️☘️🙏🙏🙏🙏ቃል ሂወት ይስመዕና ድቂ እመ ብርሃን 🌹🌹🌹

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qalehiwet yesmeana

  • @teheshmahari8843
    @teheshmahari8843 2 ปีที่แล้ว

    እዝኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሐልኪ

  • @miliberhe6405
    @miliberhe6405 2 ปีที่แล้ว

    Besmab weweld wemenfes kudus ahadu amlak amen kal hiwet yesmealna mkurat ahwat.

  • @muluealemalem2430
    @muluealemalem2430 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና የሕዋት

  • @user-xd8gt6uc3w
    @user-xd8gt6uc3w 2 ปีที่แล้ว +2

    ድስ ክብልካ ብሓቂ ቃል ሂውት የስመዐልና 👏

  • @user-le4zl3fc2k
    @user-le4zl3fc2k 2 ปีที่แล้ว

    አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 2 ปีที่แล้ว

    Asey zum dekiy egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum

  • @Lifeishardwork
    @Lifeishardwork 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna

  • @mlattesfay4141
    @mlattesfay4141 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @egzetneegzetne6186
    @egzetneegzetne6186 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ጸጋኩም የብዝሓልኩም ደቂ እመብርሃን፡ኣቅራቢት ሓብትና ውን ንፍዕቲ ቀጽሊዮ።

  • @adeymariam7899
    @adeymariam7899 2 ปีที่แล้ว

    Bihaki kale hiwet yesmalna tsbuk hasab u ketsluwu buzuh nimhar alona

  • @user-jc3jw4kc1l
    @user-jc3jw4kc1l 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ይይኣሕዋት ብሓደ ክነበሩስ ክንደይ ሰናይን ጥዕሙን እየ 133÷1 ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክብራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ቀፅሉሉ

  • @user-zf6ye1gy2j
    @user-zf6ye1gy2j 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @weynihabte4216
    @weynihabte4216 2 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet yesmaelna edmen tenan yhabkum fetari