መምህር ባህልቢ ተኽለ ተመክሮኦም የካፍሉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • መምህር ባህልቢ ነዚን ካልእን ጉዕዞ ህይወቶም ዝዳህሰሰ “MY Journey and Life experience from Ashera-Eritrea to Toronto Canada” ትብል መፅሓፍ ጽሒፎም ዘርጊሖም’ለዉ።
    🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
    ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
    ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น • 44

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 3 หลายเดือนก่อน +5

    BRAVO, Memher!!! Thank you for everything you did for your people.....

  • @tekleashera7732
    @tekleashera7732 2 หลายเดือนก่อน +1

    Teachaer Bahlbi you are a great person we love you so much &God bless you ❤️ 💖 ♥️

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 3 หลายเดือนก่อน +2

    ምንያ ኣብ ኢትዮጵያ ድኣ ብዓል ኢህኣፓ፣መኢሶን ኢዲዩ፣ ወያነ ዝበሃሉ ብዙሓት ናይ ፖለቲካውያን ምንቅስቓሳት ከምዝነበሩ ይፍለጥዩ። እቲ ምንቅስቓሳቶም ንመሰሎም፣ መሬት ላራሹ ዝብል ጭርሖታት ፣ ካብ ኢትዮጵያውያን ኣምሓሩ፣ኦሮሞን ካልኣኦትን ከምዝነበሩ፣ካብ ትግራይ ድማ ወይን-ውያነ ደሓር ከኣ ማለሊት፣ህወሓት ዝበሃሉ ተቓለስቲ ንመስላት ህዝብታቶም ከምዝነበሩ ዩ።
    እቲ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ኤርትራ ግን ካብ መሰል ንላዕሊ ንናጽነት ህዝብን መሬትን ኤርትራ ካብ መግዛእታዊ ባዕዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምንባሩ ብመሰረቱ ናይ ኢትዮጵያን ናይ ኤርትራን ህዝብታት ቃልሲ ክልተ ዝተፈላለየ መሰረትን ዕላማን ከምዝነበሮ ክፍለጥ ኣለዎ።
    ኣብዚ ክንጽር ዘለዎ ዓቢ ሓሳብ ውጹዓት ህዝብታት ንጊዚያዊ ረብሓታቶምን ንሓባራዊ ጸላኢኦም ንምድኻም ኣብቲ ቃልስታቶም ዝተፈላለዩ ምትሕግጋዛት ክገብሩ ከምዝከእሉን ይገብሩ ከምዝነበሩን ይዝከር። ተሓጋጊዝካ ማለት ግን መወዳእታ ዕላምኻ ሓደ እዩ ማለት ኣይኮነን። ንኣብነት ህወሓት ኣብ 1970ታት ፈረንጂ ንመሰል ህዝቢ ትግራይ ቃልሲ ኣብዝጀመሩሉ ምስቲ እቐዲሙ ኣብ 1940ዓታ ዝጀመረ ቃልሲ ህዝብ ኤርትራ ኣንጻር ሓባራዊ ጸላኢ ንምድልዳል ዝተፈላለዩ ምትሕግጋዛት ከም ወተሃደራዊ ስልጠና፣ምምሃር ኣጠቓቕማ ኣጽዋራትን ይፍጸሙ ከምዝነበሩ ዝዝከርዩ። እቲ ምትሕግጋዝ እቲ ግን መሰረታዊ ዝኾነ ዝተፈላለዬ ነንበይኑ ሸቶን ዕላምን ከምዝነበሮ ክስመሩ ይግባእ። ብሓንሳብ ተቓሊስና ኢናሞ ትግራይን ኤርትራን ሓንቲ ሃገር ክንገብራ ኣለና ክበሃል ግን መስሓቕ እዩ፣ ምኽንያቱ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ቃልሲ ተጋሩ ጥራሕ ኣይኮነን ይተሓጋገዝ ኔሩ ምስ ካልኣኦት ተቓለስቲ ህዝቢ ኢትዮጵያውን እዩ ኔሩ። እቶም ካልኦት ኢትዮጵያውያን ግን ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሓንሳብ ንሓውሰን ኣይበሉን። ወያነ ጥራሕ እዮም ዓባይ ትግራይ ማለት መሬት ካብ ኣምሓራ ወሲዶም ንትግራይ ናብ ኤርትራ ጸንቢሮም ሓንቲ ዓባይ ትግራይ ኣብ ዓለም ዘአይትፍለጥ መሰረት ዘይብላ ሓዳስ ኣብ ካርታ ዓለም ባዕሎም ስኢሎም ባዕሎም ኣብ ካርታ ዓለም ክጽንብሩዋ እዩ ድሌቶም ኔሩ ።ሕልሚ ደርሆ?

  • @Amanuel991
    @Amanuel991 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ሙምህርን ምሁርን ምሁር ኣብ ስደት ንስድታት ኣብ ምዕራይ ንነብሱ ኣብ ምትዕርራይ ን ምዕባይን ተመሊሱ ነቲ ዝገደፎ ድኽነት ዘኪሩ ህዝቡ ኣብ ምሕጋዝ ክሳተፍ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን ሞ ክብሪ ይሃብካ ብውሉድካ ተሓጎስ

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx 3 หลายเดือนก่อน

    Memhr Bahlbi,all the respect i have known you for long time but didn't know a lot of your achievement i now u in Toronto church thanks for all. Your service and role modeling❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛GBU.

  • @yosiefhailemelekot9442
    @yosiefhailemelekot9442 3 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ምንያ ከም ብዓል ዶክ.ባህልቢ ዝኣመሰሉ ምሁራት ኣምጺኺ ዘስተምሃርክና፡ ኣጆኪ ቀጽልዮ። መምህር ክኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ፡ ተስፋ ይገብር ኣብ ቀረባ ግዜ መጽሓፍካ ከንብባ።

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ አለም ነባሪ ሰብ የለን ጽቡቕ ዝራሕ ገድፎም ዝኸዱ ኣዝዮም እድልኛታትን ዝተባረኹ ሰባት ኢዮም :: ኸም መምሕር ዝኣመሰሉ ሰባት የብዘሓልና::

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @almaztsegay8854
    @almaztsegay8854 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 3 หลายเดือนก่อน

    It's Great but what is sizing to get out from the cuonty if not fixed that Eritrean people continue regime changes only solution.

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 2 หลายเดือนก่อน

    What is the importance of this all, if you wrong turn made a country out of MSc and PhD for last 30 year

  • @DasnaMefrena
    @DasnaMefrena 3 หลายเดือนก่อน +3

    ምንያ ንኣዝዩ ኣገዳስቲ ጉዳያት ብኣብነታውያን ሰባት ኣሰኒኺ ስለ እተቐርብልና፡ ኣዝዩ ልዑል ምስጋና ኣለና። እምበር ጴጥሮስ ድሩዕን ካሎኦትን ዝጥቅስ ብምህሳስ፡ሓቀኛ ታሪኽ ደፊኖም ዝተረፉ ጥራይ ታርኽ ከምዝፈጸሙ ጌሮም ኣህውቲቶም ግምዕምዕ ከቡልና ክፍትኑ ይግዕሩ ኣለው።

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምንያ ሓፍትና ድማ ነዚ ዕረ ግን ምቁር ዛንታ ህዝቢ ኤርትራ ብመምህር Dr, Engineer) ባህልቢ ክመሃላለፍ ምግባርኪ ምስጋና ይግበኣኪ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብዙሓት ምሁራትን ዘይምሁራትን ኣካል ዛንታ ፣ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ክትሰምዓም ልብኻ ዝወግኡ ግን ምቋራት ዛንታታት ህዝቢ ኤርትራ ስለዘለዉ እናዳህሰስኪ ክትረኽብዮም ታሪኾም ከማቕሉና ድማ ክትሕግዝዮም ወይ እንተትተሓባበርዮም ክንደይ ሰናይ ምኾነ።
    መምህር ባህልቢ ድማ ነቲ ዕረ ግን ምቁር ታሪኽ ህዝብ ኤርትራ ከምዚ ጌርካ ክትሰምዓና ባህ ብዘብል ኣገላልጻ ከተፍስሶ ንድሕሪት ክሳብ 50 ዓመታት መሊስካ ከተበራብረና ብምኽኣልካ ምስጋና ይግበእካ። ደስ ዘብል እዩ። Than you for your undiscribable sweet memories.Keep it up.We like to hear such real Eritrean stories.😍

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም።
    ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ግን ከምዚ ሓቅን ሓበሬታን ክንሰምዕ ከለና ፣ኩሉ ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ማለት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉስ ሃይለስላሰ ምስ ኣሜሪካን እንግሊዝን ብምሽራኽ ብዝተፈጸመ ሸርሕን ምግሃስ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ተነጊሩ ዘይውዳእ ዘሕዝን ክትገልጾ መግለጺ ዘይትረኽበሉን ቃንዛን ዛንታን ካብ 1941-2024 ቀጻሊ ይፍጸም ብምህላዉ ልብና ፈልፋሊ ወሓዚ ደም ከምዝዛሪ ክንገልጽ ንግደድ። ዝሓለፈ ሓሊፉዩ ዝበሃል ኣዘራርባ ሎ ፣ቃንዛ ሕርሲውን ይሓልፍ ይርሳዕ ይበሃልዩ፣ ቃንዛ ሕርሲ ግን ተስፋ ይወልድ፣ሕሉፍን ቀጻሊ ዘሎን ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ግን ወሓዚ መከራ ወሊዱ ይወልድ ውን ምህላዉዩ ክትርስዖ ኣይከኣልን።
    ውሓጥዮ ተበልኳስ ትጎስሞ ከምዝበሃል ፣ሎሚን መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ ዕሉል ወያነ ህወሓትን ኢትዮጵያን ብምውጋን ኣብ ትግራይ ብህወሓት ዝተወልዐ ውግእ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቕንዐ ሮኬታት ከምዕምባባ ናይ ቦናፌስታ ረሻሻት ምትኳስ ከይኣክል ኣብ መሬት ኤርትራ ንልዕሊ 18 ዓመታት ኣራጢጡ ንዝነበረ ሽፍታ ወያነ ካብ መሬት ኤርትራ ጸሪጉ ንዘውጽኣ ሰራዊት ኤርትራ ልክዕ ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፣ሚሊሻታትን ሰራዊት ሽፍታ ህወሓትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ተጋሩን ዘውረድዎ ገበን ሓደ ብምስራዕ እቲ መቕጻዕቲ ግን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ስዊፍት-SWIFT ዝበል እገዳ ብኣሜሪካ ክውሰን ከሎ ነቲ ሽፍታ ህወሓት ወይ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ወይ ነቶም ሚሊሻታት ብዘውረድዎ በደላት ከምበደልቲ ጥራሕ ተሓሲቦም ሸለል ክበሃሉ ብዘይ መቕጻዕቲ ክሕለፉ ፣ሓንካስ ዳኛ ዓለም ፣ሓንካስ ወሳነን ፍርድን ሓንካስ ምሕደራ ዓለም ከምዝኾነ መግለጺ እዩ።
    ንሓንካስ ፍርዲ ኣሜሪካ ድማ ተቓዊምናዮ ኢና ክሳብ ሓደ ኤርትራዊ ዝተርፍ ክንቃወሞ ድማ ኢና። መሰል ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ፣እቲ ዲሞክራሲ ዝብልዎ ከምዚ እንተኮይኑ ድማ ይትረፈና።
    ኣሜሪካ ከመቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘድመየቶን ህዝባ ብሞትን ኣደዳ ስደትን ክኸውን ዝፈረደቶ፣ ብመንግስቲ ጣልያንን ጉልበት ህዝቢ ኤርትራን ዝተሃንጸ ቁጠባ ህዝቢ ኤርትራን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ብምትሕብባር ክዓኑ ምግባሮም ተሓተትን ነቕ ዘይብል ዕዳ ኣብ ልዕሊኦም ከምዘሎን ኣጻዕድዮም ይፈልጡን ይርድኡን እዮም ፣ጊዚኡ ምስኣኸለ ድማ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ዋጋ ደሙ ሞቱን፣ዋጋ ስንክልንኡን ዋጋ ቁጠባዊ ዕንወቱን ካሕሳ ከምዝኽፈል ጥርጥር የለን። እዚ ከይፍጸም ድማ ንኤርትራ ካብ ካርታ ዓለም ክሓኩዋ ዝከኣሎም ሰሪሖም ይሰርሑ ድማ ኣለዉ። ነዚ ኣሰራርሕኦም ድማ ክንቃወሞ መስለና እዩ።
    ሎሚ ኣሜሪካ ከምቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክንዩ ዘሎ ትወረ። ግዝኣት ሮማውን ዓንዩ እዩ፣ዘይዓኑ መግዛእታዊ ስርዓት የለንሞ ሃዬ ኤርትራዊ ኣብ ዘለኻሊኻ ሃገረይ ኤርትራ ወይ ሞት በል፣ሸርሒ ኣሜሪካ ቀጻሊዩ፣ግጥምና ድማ ክሳብ ኤርትራ እትህነጽ ቀጻሊ እዩ። ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ። ድኽመት ንተጻባእቲ ህዝቢ ኤርትራ። ሓይሊ ንኤርትራን ኤርትራውነትን። ኤርትራ ብደቃ ክትህነጽ እያ ። ነዚ ክሰምዕን ክርእን ዘይደሊ ይተሓጎም።
    ምንያ ድማ ወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ብመንግስቲ ኣሜሪካ እትርድእን ኣብ ኤርትራ ዝዓበኽን ከም ምዃንኪ ንህዝቢ ኤርትራ ዘቑስልን ዝወግእን ትሕዝቶታት ከይህልው ክትከላኸሊ ይግባእ። ብዙሓት ወጋኣቲ ስለዘለዉ።

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 2 หลายเดือนก่อน

    ዝወረደ!!
    መምህር ከምእውን አጸቢቁ ጉዳይ ኤርትራ ዝፈልጥ ሰብ😂😂😂
    አነ ኮብ ብሄረ ብሌን እያ ምባብል ጉቡኡ ዲዩ??
    አብ ኤርትራ ብሌን ከም ቋንቋ ይዝረብ ጹቡ!!
    ኮይኑ ግን አብ ኤርትራ ብሄር ዝብሃል አሎ ዶ??
    ብሄር አብ ኤርትራ የሎን። ብሄር ዝብል ቃልውን አብ መዝገበ ቃል እንግሊዝ ፈረሳ ወዘተ የሎን።
    ብሄር ዝብል ህዝቢ አብ USSR አብ ግዜ እስታሊን ዝስረሃሉን ከምእውን ብሄርት ዝተበሃሉ አብ እሩሲያ ናቶም ፊደል ዳርጋ ዝደከሙ መንግስታት ኔሮም። ስለዚ እዚ ብሄር ዝብል ዘረባ አብ ኤርትራ ዘራኽብ የብሉን!!
    ብሄር ዝብል ሃተፍ ተፍ ን ኢትዮጵያ ዘእነው ኮቡ ን ምሃር!!
    መምህር ተደለይ, ስድራይ ተዛረብቲ ቋንቋ እዮም ተዝብል ክንደይ ምጸበቀሉ🎉
    መምህር ተባሂሉ ኮብ ብሄረ ብሌን ክብል ዘህፍር እዩ😂😂😂 ተማሃሪ ኢሉ ብ ብሄር ዘየለ አሌታዊ ክጫማልቅ ዝግረም እዩ!!
    አብ ሃገርና ናይ ሃገር መንግስቲ እበር ናይ ቀቢላ ብሄር ሃገር አይኮነን!!
    አነ ኤርትራዊ እያ አብ ከምዚ ቦታ ተወሊደ ወዘተ ምብሉ አይመሃሸን ዶ!!!
    አነ ብሄረይ ምብላ እንታይ አመጸኦ??

  • @Amanuel991
    @Amanuel991 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሓቂ ሙምህርን ምሁርን ምሁር ኣብ ስደት ንስድታት ኣብ ምዕራይ ንነብሱ ኣብ ምትዕርራይ ን ምዕባይን ተመሊሱ ነቲ ዝገደፎ ድኽነት ዘኪሩ ህዝቡ ኣብ ምሕጋዝ ክሳተፍ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን ሞ ክብሪ ይሃብካ ብውሉድካ ተሓጎስ

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 3 หลายเดือนก่อน +1

    VOA REDIO WEYANE..

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 3 หลายเดือนก่อน

    ስሜን እዝ ኢዩ ዝበሃል መምህር፡ ሰሜናዊ ደርግ ኣይኮነን!

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 3 หลายเดือนก่อน

    DR.PETROS SANTA FAMIGLIA UNIVERSITY MEMHIR ZINEBERE ZI KETELUWO TIFELTODO

  • @shalikurgira4806
    @shalikurgira4806 3 หลายเดือนก่อน +2

    Great work Mr. Bahlbi Tekle. Thanks for your service & contribution.

  • @Ghebrebekit-uf4dc
    @Ghebrebekit-uf4dc 3 หลายเดือนก่อน +1

    Memhir Bahlbi Tekle( Ashera), akhurikana Amlalkh edmen tienan yihabka,,,Minia yekenyelba bta,emi nemesgneki,,

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምንያ ለባማትን ሙሁራት ስለ ተቅርብልና ዕዲመን ጥዕና እምነየልኪ❤

  • @danielzere1403
    @danielzere1403 2 หลายเดือนก่อน

    Any one selling the book in UK London please

  • @shangab-4188
    @shangab-4188 2 หลายเดือนก่อน

    Great job, I salute you

  • @habtudemsas9521
    @habtudemsas9521 หลายเดือนก่อน

    Excellent interview

  • @hosanamesmer9705
    @hosanamesmer9705 3 หลายเดือนก่อน

    Great work Memhr Bahlbi Tekle Ishak thank you for service and contribution meshel wonderful interview ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @Erilebna
    @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you memher, you told us the true Eritrean history specially what Ethiopian government did to our people very sad history.

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine 3 หลายเดือนก่อน

    ዝከበርካ ወዲ ራያ ኣቶ ተስፋይ ተጋሩን ኤርትራውያን ኣዚ ኣብ ደቅንስቲ ተጋሩ ኣወዳትን ስድራ ቤታትን ከሙኡውን ብሓባር ቀቲልካ ኪሊት ብምውሳድ ዓይኖም ኣንቂሮም መንጢሎም እናወሰዱ ንገንዘብ ኣይኮነን እንታይዳኣ ኣኮላዊ ኦርጋን ቀደም ኣብ ፕራይቨት ክሊንካት ተላምሚደምሉ ዝጽኑሑ ውድባዊ ተፈንጪሎም ዝለመድዎኣብ ኤርትራውያን ሎሚ ኤርትራውያ ንትግራይ ስለዠቃረጸን እቲ ናይ ምዕራብ ስለላ ተግባራትም ስለ ዝፈለጠን እቲ ምእንቲ ኣመሪካ ኢንተረስቲ ቀይሕ-ባሕሪ ንክሕልዉ ምስ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ከም ጡብ
    ኣዲኦም ስለ ዝቀበጹን ካብ ከንያ ንምብራቅ ከንያ ውክልና ስለ ዝተዋህባ ትግራይ ጠጠቂሞም ደርቢዮማእዮም እቲ ቁምነገር መሬት ትግራይ መዕድን ክኸዕቱ ከፈላልዩ ኣይበቅል ስሚ ፈሳሲ ተኺዑ ኑዑኡ ዝረገጸ ውይ ከፍቲ ማይ ዝሰተየ ኣይወልድ ኣይዝምድ ካንሰር ተስካሚ ኮይኑ ሕዝቢ ይነጽፋ ኣሎ ትግራይ ኣላወይ ብበዓልመድህን ብዛዕባ ኤርትራብርጌድ ንከብዱ ዘዝሃደሙ ከም ሂዋተውያን ቆጺራ ናይሶስሻል ሚድያ እንጽርጹሮት ልቢ ዘይቆጸሩ ዝበለቶም ዝደግሙ ጥዕና ኣብ ትግራይ ዘሎ ሶሻልሚድያ ኣይኮነን ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኣፍደጊኦም ኣብ ቅድሚ ወለዶምን መቅርቦም ዘትተባሃል ዘይተገብረ ተገሩ ኢሉ ዝምሕል ዝይ ንነምግባራዊ ሓሲካ ሰሪቅካ ምብላዕ ስራሕ እንትተርኸብካ ገበን ዝብል ብስነምግባር ካብ ዓለማዊ ስነልቦና ዝወጸ እዩ
    እስከ በሉ ጋል ፕሮፈሰር ወይኒ ሃረግ ደ/ር ሀርሚላ ጋላ ብጀካ ፖለቲካዊ ስነ ሓሳብ ኣረአያን ምንም ኣበሳ ዝይብላ ካብ ዝኣተወቶ ፕሮፈሽናል ኦፊስ ፐተሽን ፈርማ ዝይስማ ሓሶት እናሃቡካብ ክንደይ ስራሓኣሰናኪሎም ናይ መፈራሪሒ ደብዳቤ እናሰደዱ ብጋንግ ቆጺሮም እዚ ኣድጊ ንሓመዱ ዝገብሮ መምሪሒ ጠጠቂሞም መሳኺን ሕዝቢ ተጋሩ ኣብመቀለ ብሓወይ ብ ኣቦይ እናበልት እባበኸየት እዞም ዕሱባት ተጋሩ ሶሻል እንተኮይነ ጸማም እዝኒ ሂበን ዘከዳ ዘለዋ
    ዘይተሰወኣካሉ ዕላማ ብሞት ቆሉዑት ትሕቲ ዕድመ ኣጨርሽካ ታማ ገደሰኒ ኢልካ ደም ሓፍትካን ሓውካን ወገንካ ከም ኡውን ትማሊ ስርናይ ጣፍ ኣብቂላ ትቅልበካ ዝነበረት መሪት ትግራይ ብፖይዚን ወርቂ ከእሉሹ ኣይሕረስ ኣይቅመስ ኣየብቁል እናኾነ ሰሚዕካ ሪኢካ ከምዘየይ ረኤኻ ጠላም ከሓዲ ትግራዋ ትብል ገዝሚ ነዞም ኤርትራውን ጀኖሳይድ እናበልካ ክንዲ ዝሓከሙ ዘሕረሱ ምግቢስለ ዝሃበ መድሃኒት ሂቡ ዘድሓነስ ክይንቅተል ክንድይ ኣምሓራ ዝተካላከለ ከሲስካ ናትካ ጉማታትዝፈጸምኩሞ ገዲፍካ ዘይናትካ የኢዳው ወሃብቲን ኣድሓንቲ ክትቆርጽ በይዛካ ኣውልድና ኣንስትና እናተጋሰስኩም ያዕ እናተቀትላ ምላሽ የለ ኣብየት ኢዚ ሓደ የጋብርን።
    እረ መሓሩኑ ተጋሩ ሰብ ቀቲልኩም ከብዲ ቀዲዱ ዝተቀብሩ ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ቡዙሓት እዮም እዚኦም ሓደሽቲ ረሳታት ንመን ክትሁቡዎም ። ኢኩም ጳጳስ ሰሰዲድካ ሓደስቲ ካደረ ያኣኽለና ጳጳስ ዘይኮነ ጳጳስ ዝወለደ ሰበይቲ ዝነበረቶ ካብ ኣወስትራልያ ፖለቲካ ካድር ዝዝምር ዘሎ፡ ግደፉ ኣበይ ዓዱ ካበዩ መበቅሉ ትግራዋይ ኢልካ ዘይዓድኻ ኣቅላዓዮ ዝተውልወድካሉ ዓዲ ዘይቅላዕ የለን።

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 2 หลายเดือนก่อน

    Radio weyane

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 3 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ቃለ መጠይቕ።

  • @admastech
    @admastech 3 หลายเดือนก่อน

    ምንያ ህክይቲ! እቲ ስእሊ ዘይተካፍልና ?

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 3 หลายเดือนก่อน

    Hmmmmm. 😢😢😢😢😢

  • @meskelahiabu4645
    @meskelahiabu4645 3 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️😍

  • @meskelahiabu4645
    @meskelahiabu4645 3 หลายเดือนก่อน

    God bless you My Brother

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 3 หลายเดือนก่อน

    We are happy to hear from you Mm. Bahlbi Tecle
    Long live Tuuman Sdra.

    • @OgbaiZera
      @OgbaiZera 3 หลายเดือนก่อน

      Tuumat Sedrs Biet

    • @OgbaiZera
      @OgbaiZera 3 หลายเดือนก่อน

      Memahran Entesdidomlna wn aynqbelomn ena nyrna.
      Thank you Minya

    • @Erilebna
      @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน

      It is the first time she brought a nice person, she is always bringing anti Eritrean only😎

  • @danielzere1403
    @danielzere1403 3 หลายเดือนก่อน

    Great interview thnx

  • @kiflemariamhamde3120
    @kiflemariamhamde3120 3 หลายเดือนก่อน

    Looking for lessons from your experience, Dr.

  • @rimtewelde3720
    @rimtewelde3720 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MrBini
    @MrBini 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you minia for this wonderful interview. How can I contact Dr Bhlbi. Please let me know if you have any contact number or messanger.