ረዘነ ጠዓመ | Rezene Teame | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 53

  • @SaraHailu-x5z
    @SaraHailu-x5z 6 หลายเดือนก่อน +5

    ሮሚጠይ ሓላል ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ ኩቡር ሰብ ረዘነ ጣዓመ ብሉፅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክንጽበየካ ኢና ረዘነ ሓወይ ብሰላም ምጻእ ❤❤❤

  • @ለለለ
    @ለለለ 6 หลายเดือนก่อน +4

    ረዘነ ደርፍካን አንደሞ ዊሒደን ብሉፅ ደራፊ ኢካ 🥰💜

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ሮሚጥ ዓቡይ ሰብ ከምኡ ዉን ኣያና ኢኻ ይኹርኳሓና ግን ኣሎ ካብ ሓዉኻ ኤርትራዊ ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ንበር ክበር ወዲ ዓበይቲ💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @yeabyolilay7974
    @yeabyolilay7974 5 หลายเดือนก่อน +1

    ረዘነ ጣዓመ ጎበዝ ደራፊ ዩ ብጣዕሚ የ ዘድንቆ የቅንልና ወዲ ሮሚጥ

  • @Haregte
    @Haregte 5 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ሮሚጠይ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ክብረት ይሃበልና ጀጋኑ ስለ ተምፆኦም ዘለኻ🥰🥰🥰🙏

  • @meargmearg-b4j
    @meargmearg-b4j 6 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ብሃሊ ጋሻ ሮሚጦ ሓወይ (ማሙሻ ) እንደሞ ኣምፅአልና!!!

  • @Tglove--
    @Tglove-- 4 หลายเดือนก่อน +1

    ረዚተይ ብጣዕሚ እየ ዝድነቀካ ተባዐይ❤❤🎉

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 5 หลายเดือนก่อน +1

    ረዘነ ጎበዝ ደራፋይ💙💙💙💙💙💙💙

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 6 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራትን ጀጋኑናን ደቂ ህዝቢ❤💪💘💘
    እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ዓበይቲ🙏❤❤❤❤

  • @soloare4855
    @soloare4855 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝምስጠኒ ሸው ኢዩ
    ታሪኽ ዝና መምህር ዝኾነን መላለይ
    ምስ ኣርስትታትናን ኣያታትናን

  • @tgraytgray8925
    @tgraytgray8925 21 วันที่ผ่านมา +1

    ረዘን ጠዓመ❤

  • @Gizachew-t6y
    @Gizachew-t6y หลายเดือนก่อน +1

    ረዘነ ብዙሕ ለይተነገረሉ ብጣዕሚ ሓያል ደራፋይ ምዃኑ ልፈለጥኹ ውሑዳት ደርፉ ሰማዐ እዩ። ግን ግን ግን ረዘነ ልደርፎም ደርፍታት youtube view 1ሚ ኣይሸገረይ። ምኽንያቱ ልኹልና ፍሉጥይ መደንፀውይ እዩ። ንሕና ኣድመፅቲ ቆንጆ ደርፊ እንብሎ ልቂ ልኾኑ ብትሕዝቶ ልሞቱ ኢና ንሰምዕ። ናይ ረዘነ ሓንቲ ደርፊ ደጋጊሙ ልምስማዕ ለይሃርፍ ኣድማፂ ዋላ ኣብ ኣተሓሳስብኡ ጥዕና የጠራጥረኒ እዩ። ብልኾነ ግን ረዘነ ክርአ ክርአ ለየብህጎ ሞያ ብልቦ ልመርሕ ደራፊ ብምዃኑይ ኣብ ጨብረቅረቅ ልበለ ስራሕለ ለይግነ ብምዃኑይ ደስ ይብለኒ!! ኸዚ ግን ግዜ ረዘነ እዩ ክኾን ልግበኦ ❤❤❤❤❤❤ Rezene you need to wake up!!👑🙏👑🙏

  • @TemesgenTeklay-ll6pf
    @TemesgenTeklay-ll6pf 3 หลายเดือนก่อน

    ደርፊ ዕድል የድልዮ እዩ
    ከምዚ ዝበለ ጎበዝ ደራፋይ ቅድሚ 8 ዓመት ዝደረፎ ገና ሎሚ ሰሚዐያ

  • @natanem321
    @natanem321 5 หลายเดือนก่อน

    wow 🎉 thank you ወዲ ሮሚጥ ጅግና
    ረዘነ ካብ ምድናቀይን ምፍታወይን ዝተልዓለ ኣብ መቐለ ኮይነ ኣድንቆተይን ይልእኸሉ ነይረ ይብፀሓዮ ኣይፈልጥን
    ሓደ መዓልቲ ንሓደ ዝፈልጦ ዓርኩ ኣድንቆተይ ምስ ነገርክዎ ብስልኪ ኣራኺቡኒ ዝነበረኒ ደስታ 😍😍😍😍🙏
    ኣዝየ እየ ዘድንቆ

  • @AtakltiNegashtdf
    @AtakltiNegashtdf 6 หลายเดือนก่อน +3

    Rezen ዓቢ ሰብ ❤

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem 5 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏ጥበብን ትሕትና።ስነስርዓት። ብጣዓሚ ደስስስስ ባሃላ ኣርቲስት።😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 5 หลายเดือนก่อน

    WAY YEHEWATEY BEGEZA ADEKHUME BEGEZA MERETOKUME BAA TEWAREDKUME MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @ዮዳሄ_12
    @ዮዳሄ_12 5 หลายเดือนก่อน

    ዌልካም ወዲ ሮሚጠይ ክቡር ኣያይ እዚ መደብካስ ኣብ ሰሙን 2ተ ግዜ እምበር ተዝኸውን ኣዝየ እየ ዝፈትዎ መደባትካ ብፍላይ ናዓኻ ከኣሞ ዘለኒ ፍትወትን ክብርን ልዕሊ ቃላት እዩ ኣያይ❤ተጋሩዋይ💛love ❤you all

  • @DoraEntertainment3221
    @DoraEntertainment3221 5 หลายเดือนก่อน +1

    Gifted artist rezene

  • @HaftomXm
    @HaftomXm 5 หลายเดือนก่อน

    Romit natnael bahta amtsealna ❤

  • @ለለለ
    @ለለለ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ማሙሻ ኣምፀአልና

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 6 หลายเดือนก่อน +3

    ረዘነ ካብቶም ብጣዕሚ ዘድንቆም ድምጻዊ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @TeweleWeldemaryam
    @TeweleWeldemaryam 6 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome to tgray

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 5 หลายเดือนก่อน

    ATOME JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH ❤❤

  • @LetayGebru
    @LetayGebru 5 หลายเดือนก่อน

    Kali'es entay kiwetso romitei gize hatsiru

  • @abitesfa2288
    @abitesfa2288 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሩዙን❤

  • @ykalooooo8999
    @ykalooooo8999 2 หลายเดือนก่อน

    ልበይ zrekebeni ደራፋይ ኩሉ ነገሩ ኣስሊ ዝኾነ ከይ feletku ትግራዋይ zeymesleni

  • @ጓልእንዳባጉና
    @ጓልእንዳባጉና 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሮሚጠይ ይዓኺ ረኺብካኒ ኔርካ ግን ኣሕፂርካዮ ቧእ 😓
    ረዘነ ምስረኣኹዎ ብዘይውነይ እየ ነጢረ አቴ😅
    ረዚነይ ብዓል ፉሉይ ድምፂ ዋላኣነ ኤርትራዊ እኻ ትመስለኒ ኔርካ 😌
    ኣብ እንዳባጉና ብጣዕሚ ትብል ደርፍኻ ክሳብ ሕጂ ከም ምሳሕን ድራርን ኢና ንጥቀመላ ሐዚ ግን ትጠፍኣናለኻ ሓንቲ ኸምኣ ዝበለት ድገመና በጃኻ🎉❤

  • @abitesfa2288
    @abitesfa2288 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 5 หลายเดือนก่อน +3

    ወዲ ሮሚጥ ካልእ ግዜ ትኽሕሰና ትኸውን እምበር ንረዘነ ኣይበርበርካዮን ብጣዕሚ ቡዙሕ ዕላል ኣለዎ ካብቲ ብሓንሳብ ዝዓበናሉ:: 4 ክሳብ 5 ክፋል ክኸውን ኔርዎ ዝመልከን መሳርሒ ሙዚቃ ሒዙ ክመጸና ኔርዎ::

  • @AlemBerhe-bl7eb
    @AlemBerhe-bl7eb 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ናዓካ ክእልሽ ፉሩይ ዓነይ ጨምጪሙ ረዘነዋይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ኣቱም ሪኢኩም ትወፁ ሰባት ላክ ሳብስክራይብ ግበሩ

  • @Tesfaymahari-i9j
    @Tesfaymahari-i9j 5 หลายเดือนก่อน

    ረዘነ ከም ክእለቱ ብዙሕ ክሰርሕ ንፅበዮ ኢና

  • @amanueldemoze4017
    @amanueldemoze4017 5 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ሮሚጥ ዮሴፍ የሕደጎ ኣቕርበልና pls ❤❤❤

  • @tsegatekulu8368
    @tsegatekulu8368 5 หลายเดือนก่อน

    Enqae bselam metsakum gize hatsiri

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍🥰😍🥰🥰🤝🤝🤝🤝🤝🙏🏼

  • @LetayGebru
    @LetayGebru 5 หลายเดือนก่อน

    Enqae dehan metsaka

  • @shewitGuash
    @shewitGuash 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sunwhite-entertainment
    @Sunwhite-entertainment 5 หลายเดือนก่อน

    ማሙሽ ኣቅርበልና ወዲ ሮሚጥ

  • @ykalooooo8999
    @ykalooooo8999 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ክፍትዎ ድሕሪ ኣብርሃም ዳዊት 4kab ድፈልጦ

  • @brtu7013
    @brtu7013 5 หลายเดือนก่อน

    Teyki entey melete eyu eba

  • @amannguse
    @amannguse 4 หลายเดือนก่อน

    Chimchi Rezene hji polotica aminka aytahasu..ab Asmara Amarigna nay amharu koynu zkone zeysmae tekelkilu nieru ..eti zbelkayo habtey yaklena keytesrena tbl gn Arma hji wn asmara nay beal kiros alemayoh eu zsmae ksab nska tkeyd ykun wala hji gn pleas lbkum anxhu

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael474 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @shewitGuash
    @shewitGuash 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hggh7539
    @hggh7539 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amahaamaha-n6h
    @amahaamaha-n6h 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መቅደስ-ኀ1ፐ
    @መቅደስ-ኀ1ፐ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @Aa123Aa12-c
    @Aa123Aa12-c 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤

  • @GenetEstifanos-y7p
    @GenetEstifanos-y7p 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @rutabelay3774
    @rutabelay3774 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @bfbf2127
    @bfbf2127 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @GnW-k1f
    @GnW-k1f 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shirealene4436
    @shirealene4436 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤