#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 111

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  หลายเดือนก่อน

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 หลายเดือนก่อน +21

    ብጣዕሚ ናይ ልበይ ኣርዊኒ እዚ ጅግና ሓውና ቤዛኻ ስታሊን ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ኣቕርቦ የዒስ ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 หลายเดือนก่อน +9

    ኣንታ እዚ ጅግና ሓውና ይባቤ ከመይ ገይሩ ይትንትኖ ኣሎ ብጣዕሚ ፅቡቕ። ደስ ኢሉኒ ስታሊን በቃ ከምዚኦም ዝበሉ ሙሁራት ኣቕርበልና❤❤❤ ይበል

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน +17

    ጀግናና ይባቢ ጀግና ስታሊን በርትኡ 💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤

  • @AnnoyedMicroscope-ud5tl
    @AnnoyedMicroscope-ud5tl หลายเดือนก่อน +10

    አቦታት ትግራይ ፅቡቅ ስራህ ሰሪሆም ተስፋና አለምሊሞሞ👍

  • @queenqueen6112
    @queenqueen6112 หลายเดือนก่อน +8

    ጀጋኑ አጆኹም ህዝቢ ትግራይ ሒዝና ዘይንሰግሮ ፀገም የለን::
    ትግራይ ትስዕር::
    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @Tarikugebre-s8p
    @Tarikugebre-s8p หลายเดือนก่อน +6

    ምን አይነት ትንታኔ ነው❤❤❤ በጣም ግሩም ገለፃ ነው

  • @saraabraham2202
    @saraabraham2202 หลายเดือนก่อน +5

    ይባቤ ኩሉሻብ ብመርትዖ :ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ክቡር ሓው🫡

  • @Maereg-
    @Maereg- หลายเดือนก่อน +2

    Thanks

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน +5

    ትኽክል ኢኻ ይባቤ ክብረት ይሃብካ ለባም ወዲ ለባማት::🙏❤️❤️👎

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme หลายเดือนก่อน +4

    Thank you Yebabe. I have great respect for you

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน +3

    ይበል ይልመድካ ስታሊን ዝድንግረና ነገር ክህሉ መጺኡ የብረሀልና :: የቀንይልና ኽልቴኹም ክብሪ ይግበአኩም::🙏❤️❤️

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z หลายเดือนก่อน +4

    ይባበ ይበል ይበል ጀግና

  • @negasigermay-yd9lv
    @negasigermay-yd9lv หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ መስተውዕሉ

  • @aregawizerihun1937
    @aregawizerihun1937 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ተስፋ ህዝብና ስታሊን።
    ንጋሻ ሎሚ ምስጋና ኣብፀሐልና።
    ነመስግን ነቲ ሓቃዊ ትንተናኻ በለልና።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน +2

    ኣበይ ወገን ኢና ክነቀምጦም ነዞም ኸምዚኦም ዝበሉ ተጋሩ? ፀገመና እኮ! 😢😢😢😢💔💔💔

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Stalin for inviting this gentleman. I like his analysis and he sticks on facts and to the point.Daniel is a paid activist.

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ዝማቶ ሰባሪ ጻሕሊ ንሱ እዩ ቀዳማይ ጸላኢና::ጎይታ ምስ ህዝቢ ትግራይ እዩ ናይ ኢዱ ኽረክብ እዩ:: ንብዓት ኣዴታት ደም መናእሰይ ትግራይ ጎይታ ከም ዝካሓሶ ኣይጠራጠርን::😢😢😢💔💔💔

  • @AnnoyedMicroscope-ud5tl
    @AnnoyedMicroscope-ud5tl หลายเดือนก่อน +3

    Yibabe wow....fantastic analysis👍

  • @Resilience3
    @Resilience3 หลายเดือนก่อน

    Amen to Ato Yebabe Telahun and thank you for your wisdom. Respect!

  • @KidanemariamAlemseged
    @KidanemariamAlemseged หลายเดือนก่อน +3

    ዋእ ዓሰቢ እዮ እኮ እንተተዓሲብካ ድኣ ከምዑ ንደኣሉ

  • @AhailuH
    @AhailuH หลายเดือนก่อน +1

    ይባቤ ንፋዕ ጭቡጥ መብሪሂ ዝህብ ትግረዋይ

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕና ፅቡቅ አገላልፃ ።

  • @saraabraham2202
    @saraabraham2202 หลายเดือนก่อน +1

    ናይዳኒኤልን ናይ ወልደስላሴን መፅናዕቲ ተመሳሲለናኒ

  • @azmeratamene7068
    @azmeratamene7068 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ናብ ውሽጥካ ዝሰርፅ ትንታኔ እዮ የቀነልና

  • @BerheGbremskelDebessu
    @BerheGbremskelDebessu หลายเดือนก่อน +2

    ዘሮዝሮ አብልዕሊ ዳኒኤል ኣይኮነን ኣብልዕሊ ፃድቃን እዩ እኒሆ

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑና ንዓኹም ሒዛ ትግራይ ክትድሕንያ ጎብዙ ኣብዓዲ ዘሎ ፈህዝቢ ናፈለጠ ከምዘይ ፈለጠ ከይዛረብ ሂወቱ ንምድሓን ርእሱ ኣድኒኑ ይነብር ኣሎ

  • @teklehaile4908
    @teklehaile4908 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ትግራይ ለባም ህዝቢ ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ህዝቢ ትግራይ ክብረት ናባኹምይብጻሕ ፡ ህግደፋውያን ህልኸኛታት ካብ መራሒኹም ጀምርኩም ካብ ጎረቤትኩም ህዝቢ ትጋይ ተማሃሩ ። ንዕቀት ውድቀት እዩ ። ንዝተቓወመ ኣብ እስሪ ቤት ካብ ምድጓን ተቖጠቡ ኣብ ዘተ እመኑ ።

  • @germayhagos2563
    @germayhagos2563 หลายเดือนก่อน +1

    ዳንኤል ፡ ብርሃነ ፡ ካብቶም ፡ ኢህወድግ ፡ ናብገደል ፡ ዘፅደፍዎ ፡ ሓደዩ ፡ ሐዚውን ፡ ንገታቸው ፡ የፅድፎሎ ፡ ሓላፍነት ፡ ዘይስመዖ ፡ ናይጫት ፡ እንድሕርረኺቡ

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 หลายเดือนก่อน +6

    ወይ ትግራይ ክንደይ ሙሁራን ተጋሩ ባንዳታት ኢያ ተሸኪማ ዝንሄት ዳንኤል ብርሃነ ወጊኑ ንህዝቢ ትግራይ ዝጎድእ ኢዩ ዘረባ ዝገብር ዘሎ

  • @IsraMohammed-e1q
    @IsraMohammed-e1q หลายเดือนก่อน +3

    desss❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AhailuH
    @AhailuH หลายเดือนก่อน +1

    ዳንኤል ንገረልና ተባሂሉ ዝቀረቨ ኢዩ

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ሐዚ ተዓሪቀካ እንከኳዐ ደስ በለና

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GebreslasieGebretsadik-e6f
    @GebreslasieGebretsadik-e6f หลายเดือนก่อน +2

    አሰታል ይደገም

  • @esayastewodros8152
    @esayastewodros8152 หลายเดือนก่อน +3

    እነዚ ተማርን የሚሉ ተጋሩ ምን ነካቸው በጅኖሳይድ ገና ነፃ ያልወጣ ህዝብ አሳልፈው ለጨፍጫፊወች እንዲበረከክ የሚያደርጉት ዕውነት ጦርነቱ ጭፍጨፋውን ክደው ለሆዳቸው ህዝቡን ሲያደናግሩ ማየት ያማል

  • @senaymehretab6143
    @senaymehretab6143 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ኹላ ሽግር ዝፈጠሮ ቶንኮል ናይ ጻድቃን እዩ፡ ንሱ ክእለ አለዎ፡ ብዛዕባ ህዝቢ አይሓስብን ብዛዕባ ስልጣንን ሃብቱን እዩ ዝሓስብ ዘሎ፡ ካላአዩ ድማ ጎቡሩ አስራት ጭራሽ ትግራይ ገጹ ክረግጽ የብሉን ክፍአት ይራይ እዩ ሓሳቡ

  • @Hailay572
    @Hailay572 หลายเดือนก่อน +2

    ዶ/ር ሙዕዝ ዝበሀል ሀታፊ ሰብ ግን ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ልዕሊ ዳኒኤል

    • @leulteshale840
      @leulteshale840 หลายเดือนก่อน

      ትክክል ሀው አስተውኢልካ አለካ አነውን ዘገርመኒ ናይዙይ ሙሁር እዙ እዮ ህዝቢ ትግራይ ዘምሁሮ ንህዝቢ ትግራይ ዘይከውን እዩ ዝትንትኖ ትንተኑኡ ፍትሀዊ አይኮነን

  •  หลายเดือนก่อน

    Keep exposing corruption 👍

  • @フリーダム-o2n
    @フリーダム-o2n หลายเดือนก่อน +1

    Danile banda

  • @adonay7097
    @adonay7097 หลายเดือนก่อน +2

    ይባቤ ህሩይ ወዲ ሀገራቸው

  • @berhanegirmay7189
    @berhanegirmay7189 หลายเดือนก่อน +2

    እቱ ግዚዊ ምምሕድ ዳር እኮ እቱ ጅግና ህብና ከምዘሎ ኾይኑ ውፅኢት ውዕልፕሪቶርያ ምኻኑ ረሲዕኹም ሓምዞቅዞ ቅ ትብሉ ኣለኹም!

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 17 วันที่ผ่านมา

    ህግደፍ ጨካናትን ደናቁርን እዮም ዝማሓየሹ ኣይኮኑን ግብ ክምበሉ እቲ ህዝቢ ዳኣ ጉሓፍ ተደፊእዎ እዩ እምበር ህዝቢ ትግራይ ሓው ምኹዋኑ ኣጸብቁ ይፈልጥ እዩ::💔💔💔😭😭😭

  • @mekonendesta9531
    @mekonendesta9531 หลายเดือนก่อน

    ዳንኤል የሕዝን ካብ ትግራዋይ ከምዙይ ዓይነት ሙሁር ምስማዕ የሕዝን

  • @FwdfXd
    @FwdfXd หลายเดือนก่อน

    Daniel is Dimotros of Tigray

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 หลายเดือนก่อน +1

    Daneal Brehane is another Danel Kebret in Tigray

  • @yonastesfaye3178
    @yonastesfaye3178 หลายเดือนก่อน +1

    ዳንኤል ስንት ብር ቢሰጠው ነው ህሊናውን ለፃድቃን እና
    ለጌታቸው የሸጠው ?

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 หลายเดือนก่อน +2

    ❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🖐

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 หลายเดือนก่อน

    Stay strong but be decisive

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Mama-k9o9o
    @Mama-k9o9o หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ 2:53

  • @hggh7539
    @hggh7539 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TeweldeMesfin
    @TeweldeMesfin 22 วันที่ผ่านมา

    Perfect 100% !!!

  • @RrUu-zh5mc
    @RrUu-zh5mc 25 วันที่ผ่านมา

    💔💔

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe หลายเดือนก่อน

  • @berhaneteklu-k4j
    @berhaneteklu-k4j 29 วันที่ผ่านมา

    Ybia anbesa

  • @saraabraham2202
    @saraabraham2202 หลายเดือนก่อน

    ይፈልጥ እዩ ንምንታይ ከምዘይተፀውዑ: ምኽንያቱ ካፍቱናቱ "ጠበቓ" ፍልጠትን ዓቕምን ኣፍቶም ዘይኣተው እዩ

  • @saessefa
    @saessefa หลายเดือนก่อน +1

    Where was Daniel burhanna On the 2 years war on Tigray?????????

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

      You are Right Tehabeuo😂😂😂😂😂

  • @zufangebresilassie3828
    @zufangebresilassie3828 หลายเดือนก่อน +1

    👏👏👏👏👏👏🧡❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛👌👌👌👌🙏🙏🙏🙏

  • @AsmelashAregawi-lc6ym
    @AsmelashAregawi-lc6ym หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TedrosAbebe-s2j
    @TedrosAbebe-s2j หลายเดือนก่อน

    ሕርር በል ተዒሪቆም ሰላም ኢና ንደሊ

  • @amanuelweldemichael9595
    @amanuelweldemichael9595 หลายเดือนก่อน +2

    ስታሊን ሕጅካዮ ዘሎኻ መግዲ ቀጽሎ ሰብኣይ ኢኻ።

  • @Matebkom
    @Matebkom หลายเดือนก่อน

    አነ ዳንኤል ኩለን ብሕጊ እናጠቀሰ አሰዩ ገሊፅዋ ዘይምርዳእ ዘይምርድዳእ ከመዘሎ ክወስዶ አሰንበር ናይ ዳንኤል አገላልፃ Articles እናጠቀሰ እዩ ገሊፅዋ በቲ ሙሉእ ገፃ ዝተመስገነ ብእስተሊን ን መግለፂ መውሓቢ እዩ ንስማእ ንደማመፅ

  • @berhanegirmay7189
    @berhanegirmay7189 หลายเดือนก่อน

    ናይ ዛራ "ሚድያ " እየ ባህላይ!

    • @berhanegirmay7189
      @berhanegirmay7189 หลายเดือนก่อน

      ነቱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይብሻዕይ ተግብረ ፅንተትብምንእኣስ ብወያነ/ኢህኣደግ ኣብኤርትራ ፅንተት ትኻይዱ እንትብል ታብዙይ ዝኽፍእ ፀሊም ክሕደን ሑሶት የለን!!!!

  • @KahsayGebre-h4m
    @KahsayGebre-h4m 25 วันที่ผ่านมา

    አብ ፀልማት ግዜ ብርሃን ህዝቢ ዝኾንኩም ጀጋኑና ነመስግነኩም ቀልስኹም ቀፅልሉ።

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c หลายเดือนก่อน

    አቶ ይባቤ እቲ ዕርቂ ግን መታለሊ መሲሉ አይራአየኩምን ዶ?

  • @abdurezakendalew
    @abdurezakendalew หลายเดือนก่อน

    Jegina stalin ajokum

  • @kidanefisseha7784
    @kidanefisseha7784 หลายเดือนก่อน

    Stalin,what's wrong with Dr. Tsegaye Ararsa.why don't you invite him.

  • @GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
    @GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq หลายเดือนก่อน

    ኣብ ፌደራል መንግስቲ ቀንደኛ ፀላኢና ኣብይ ኣሕመድ ምዃኑ ፍሉጥ እዩ ኢትዮጵያ ግና ኣይኮነትን ስለዚ ኣብይ ኣብምውዳቅ ግደ ክህልወና ግድን ይኾን ምስቲ ዝተረፈ ኣካል ኢትዮ ግን ክንባኣስ የብልናን ፋኖ ግና ምዕራብን ደቡብ ትግራይን እናሳበቡ ውዒሎም ሓዲሮም ምሳና ምባኣሶም ዝተርፍ ኣይመስልን ስለዚ ሕዱር ፅልኢ ሻዕቢያን ኣምሓራን ትኹረት ሂብካ ምውሳን ኣይምረፅንዶ ትብል ይባቤ ?

  • @GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
    @GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq หลายเดือนก่อน +1

    ውዕል ፕሪቶርያ ን TDF ጥራሕ ዘይኮነስ ን ግምት እውን እዩ ። ስለዝኾነ ግምት ንTDF ክመርሕ ዝግባእ ዶ ኣይመስልን ኣብዚኣ ዝወገንካ ትመስል ይባቤ ሓውና ። ናይ ዳኒኤል ተቃዊምካስ ኣብዚኣ ውዕል ፕሪቶርያ ን TDF ከም ሳልሳይ ኣካል ንበይኑ ጠጠው ከምዘበሎ ገርካ ኣቀሚጥካዮ ።

    • @leulteshale840
      @leulteshale840 หลายเดือนก่อน

      አንታሀወይ ግዚያዊ ምምህዳር መን ድዮ መሪፅዋ

  • @HayelomTeka-j8l
    @HayelomTeka-j8l หลายเดือนก่อน

    ፕሊስ ህዝቢ ይዐዘበኩም አሎ እዩ።

  • @bahirumamo9459
    @bahirumamo9459 หลายเดือนก่อน

    Yezhen sawe negegre by Amharic aqrbulene ena gen amhara salhone oromo nenye.

  • @zenebeme1721
    @zenebeme1721 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት ምስ ጠቅላላ ተቃላሳይ ትግራይ ትብል ስሕተት እያ ንስኻን ከማኻ ዝበሉን ስብሓታውያን እያ ትምልከት ።

  • @Tree339
    @Tree339 หลายเดือนก่อน +2

    Daniel is replacing Meaza Ashenafi after accomplishing his duties in Tigray.

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

      Ayemetenene. Medere. Sekarame Zebelewo Medegame Ewene Adelaye Ayekonene.

  • @Mike-yd1qb
    @Mike-yd1qb หลายเดือนก่อน

    Tegaru fucked up by Abiy in Pretoris 😂😂😂😂

  • @Matebkom
    @Matebkom หลายเดือนก่อน

    እረፉ ጫውጫው ይልኩም ንህወሓት ብዘይ ንተጋሩ ፀርፊ ምፅራፍ ካሊእ ስራሕ የብልኩምን እቲ ምክርቤት ሓደሽቲ መራሕቲ ካብ ኩሉ ተጋሩ
    ወርዝ ዝገብር ንተጋሩዩ

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 หลายเดือนก่อน

    ግልፂ ንዝኾነ ነገር ደጊምካ። ምሰራሕ። ኣይመድለየካን
    ተጋዳላይ ተወልደ ዕምበብ መሊሰሉ ኔሩ እዩ
    እሱዉን ወዚዕካዮ ኔርካ ኢኻ እሱ ምኣኸለ
    ምኸንያቱ ዳንኤል ኩሉ ዝፈልጦ። ከዳሚ እዉን ሰለዝኾነ
    እንዃንዶ ዘይኮነ ተናጊሩ ሓቂተዛሪቡ እዉን ዝኣምኖ። የለን

  • @fetsumberhane4488
    @fetsumberhane4488 หลายเดือนก่อน

    Stalin wesenti sebat wala generalat tigray akrbelna esti wey kab ertira gun halhalifu akrb

  • @GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
    @GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq หลายเดือนก่อน

    ኣብዛ እዋንዚኣ ምስ ፌደራል ምብኣስ ምስ በጀትን ካልኦት መሰረታዊ ጉዳያት ተኣሳሲሩ እንትረአ ትግሪይ ፀገም ኣየጋጥማን ? ኣብዛነጥቢ እዚኣን ተፀዋዕነት TDF ን ዘቅረብካየን ሻዕቢያኸ ንትግራይ ከጥፍእ ኣይደልን ባሃላይ ዲኻ ይባቤ ??!

  • @kiflaitesfai8538
    @kiflaitesfai8538 หลายเดือนก่อน

    Abiy is trying to build Oromia Empire creating war between Amhara, Tigray and Eritrea. Wake up. Crying later doesn't help.

  • @GebremichaelSiemon
    @GebremichaelSiemon หลายเดือนก่อน

    Chat zbele seb nay baelu sus meshefeni eyu zhasb

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน

    አረ ተለመኑ ምስ ይፈልጡ እዮም ትብልዎም ዓዲ ከጥፍእ ዝኽእል ፅንዓት መቅርብቲ ኾይንኩም ብጌጋ ህዝቢ ክይተጥፍኡ ተጠንቀቁ:: እቶም ናይ ቀደም መራሕቲ ዘይተማሃሩ ኾይኖም ንብሎም አለና ናይ ሎሚ ምሁራት ኣብ ኮፍ ዝበልኩማ ኾይንኩምኣብ ዓለም ምስዘለው ምሁራት ኣሓትኩም ኣሓትኩም ተማኺርኩም ኣፅፊፍኩም ክተቅርቡ ትኽእሉ ኢኹም::መሓርዎ እዚ ህዝቢ መምስ ስዓረ ድሕሪት ኣይትምለስዎ::😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔

  • @berhanegirmay7189
    @berhanegirmay7189 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ሑሰት!

    • @gualtigray6579
      @gualtigray6579 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ መን ሕሶት?

    • @HeniHeni-n2y
      @HeniHeni-n2y หลายเดือนก่อน +1

      ኣቦና ሓቂ ይዛረብ ኣሎ

    • @yonasberhe6284
      @yonasberhe6284 หลายเดือนก่อน

      @berhanegirmay7189 you a paid PP’s agent and Banda

  • @asli4933
    @asli4933 หลายเดือนก่อน

    ግም ለግም

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

      Gematame. Koshe Guhafe😂😂😂😂😂😂

  • @AddisuWoldemichael
    @AddisuWoldemichael หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tigistiabara-em4vi
    @tigistiabara-em4vi หลายเดือนก่อน

    ❤💛

  • @HaroguDesta
    @HaroguDesta หลายเดือนก่อน

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🎉