Bless you, young man. It is the younger generation to fight this. Specifically, those of us who are living in the West we are witnessing the disintegration of family and society daily. Let's protect Eritrea 🇪🇷 🙏 🇪🇷
I'm really feeling proud to be from Eritrea, no body can play in our beautiful culture beautiful people in 9 culture !!! Eritrean we have the best culture we don't need anything new adia new motivations:: We need to keep taking care our culture::🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Our culture is based on s'rät, which our ancestors formulated for our society. Eritrean culture is based on brutish totalitarianism, enslavement, and communist propaganda.
Thank you afabet media eti haki nsu eyu arki sebar nekae endafelett eya serihato eti aseaela slezeyfelwo etom deki adna ember mlhasa awstia tsialsi eti asaeka eti nayzom deki stelmat 😂😂😂kemzi geyrom bebkurb yelamduka kulom setawnti eyom period you explained well AMANUEL brother thank you 🙏 E/her hagerna yhalwelnan ybarkn.
I really appreciate you deep from the bottom of my heart. Because you really understand what's going on.America has long cultivated it's dragon like propensities . Time will unfold every thing. May be some brothers and sisters have been trained to spoil our people .
Eritrean people they know what rong and right they are teachers no need teaching anything we have to be careful please.iam sorry to saying that ....🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I agree with you brother and she is quite until part 5 the same day speak also the movie deleted very interesting Please u can love Merab lives in the USA acting with them don’t trust ??Merab??
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣጽተውዕልካሎም ነዞም በከልቲ ባህልን ሕብረተሰብን።
ጹቡቅ መገለጺ ወጂ ኤሬይ ጂግና። 🇪🇷❤️🙏🏾
ፅቡቅ አለኻ ኩሉ ብገፊሑ ክፃረ አለዎ ካብሕጂ ጀሚርና ብዕቱብ ክሰርሑሉ አለዎም🙏✅✅👍👍✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏👍👍✅🍀❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Bless you, young man. It is the younger generation to fight this. Specifically, those of us who are living in the West we are witnessing the disintegration of family and society daily. Let's protect Eritrea 🇪🇷 🙏 🇪🇷
በጃኻ እዛ.ጓል ጥዕና ይብላን ነዚ ትድግፍ ዘላ ከምዚኣን.ወዲ ከምዚኣን.ኢዮም.ዓድና ከባላሽዉልና ዝጽዕሩ ዘለዉ እግዛቤሄር ምሕረት.ይውርደላ
እዞም ተዋሳእትና መቸስ ዝሰርሕዋ ፊልም 5ይ ክፋል ክሳብ ትበጽሕ ካብ ኩሎም እንተገደደ ፍርቆም ርእዮማ ይኾኑ ዘይደለይዎ ነገር እንተደኣ ኣትይዎ ባዕሎም ይቕረታ ክሓቱን ጠጠው ከብልዋን ይግብኦም ህዝቢ ኤርትራ ኡኡ እንተዘይብል ከይደንጎዩ ካልእ ምደገሙና ብዙሕ ዝወጽእ ጉድ ዘሎ ይመስል ንሕጊ ንገድፎ 🇪🇷🙏❤️❤️🥰✊️
ናይ ባሐቂ ኣማንኤል ሐወይ ጽቡቅ ኣጋልጻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጹቡቅ መገለጺ ወዲ ኤሬይ ኣብ ጎንካ ኣለና🎉🎉🎉🎉
ሰላም ንዓኻ ወዲ ኤረይ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ኣጆኻ በርትዕ ሑጉሳት ኢና ብእኻ ዓወት ንሓፋሽ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቕሪብካልና። አዚ ሽለል ክበሃል ዘይግበኦ ከቢድን ክፉእን ብዕዓቢኡ ኣንጻር እግዚኣብሔር ምጉስጋስ ስለ ዝኾነ ነዚ ጽዩፍ ነገር ብሸልልትነት ክረአ ዘይግበኦ ጉዳይ እዩ።
ማዕቢልና ክብላስ ጻሕሊ የዓጥና 🐆🐆🐆
ከማኻ ይብዙሑ ኣፋዓበት 🇪🇷❤️🇪🇷
እግዚኣብሄር ኣብስሩሑ ኣይጋገን እዩ እግዚኣብሄር ኣዳምን ሄዋንን ፈጢሩ
You r right.
ኣብዘይ ዳህላክ ዳህላክ፡፡ ሓቂ ከኣ ትብል ከም ጨው ትሕቀቕ፡ ደንቆሮ ጽሩይ ቋንቋኸ ዘይትዛረብ፡ ግኒ! ጸፋርር
ኤማ you are absolutely right you give her a very good answer thanks 😊
ምሳካ 100 ፐርሰንት ምሳካ ኢና ። እዚዖም ፀጊቦም እዬም ዝሽናደሁ ዘለዎ እሞ ንህና ገና ተስፋ እንገብር ዘለና ናታ ኣብ ወጋህታ ትርከብ ዘላ ሀገር ከበላሹሉና ተበጊዞም እዬም እሞ መንግስቲ ዘያዳግም መቅፃዐቲ ክዎሀቦም አለዎም።
ኣማን ሓውና ብመጀመሪያ ጥዕና ይምነየልካ ቀጺለ ናይመረብ ይቅረታ ቅድሚ ምስማዕና መጀመሪያ ይቅረታ ንመን ይግብኦ ኣነ ዝብል ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚያብሄር ኣምላኽ ምኽንያቱ ነዚ ዝሙታዊ ግብረሰዶም እግዚእብሄር ዝተጸየፎን ዝፈንፈኖን ከምዃኑ ዲንን ሓውን ጌሩ ሓንሳእን ንሓዋሩን መምሃሪን መሰክሒን ንዓለም ኣብምድሪን ኣብመጽሓፍ ቅዱስን ኣንቢሩልና ስለዚ ይቅረታ ዘይኮነ ኣምላኸይ በዲለካ እሞ ( ንስሓ ) ይኣቱ ኣለኹ ይበሉ ቅድሚ ኩሉ ድማ ድሕሪ - መግርጃ ዘሳሲ ዘሎ መኒዩ ! ከምኡውን ዳይረክቶር ! ደራሲን ኩሎም ተዋሳእቲን ብትሪ ክሕተቱን ክሕከኹን ድማ ሰብ ሚድያ ደጋጊምና ዓገብ ኢልና ነዚ ነገር ደው ነብሎ ! ( ናይ ዳህላክ ነገር እምነታ ብልክዕ ናይስውር ዓለም ወይ ቢሉሚናቲ ተላኢኻ መገዶም ተሳሲ ከምዘላ ስለዘግሃደትልና ኣዚና ንጠንቀቀላ !!
EMA SHIKOR NAY BAHAQI JGNA MESTEWALI EKA ❤🤲🏼❤️ BITAEMI MUQUR QALATKI NBAELIKI KAB HIGI GN AGEB NEZI HIZBI YAKLO SELUMU HABUWO❤️🤲🏼❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀❤️🙏
ኩሎም ምክንያት ዝገብሩ ዘለዉ አይአምኖሙን እየ።ፈሎጦም እዪም ሰርሖም።
ኻባና ንላእሊ እዚ ጉዳይ ናይዝጊ ኢዩ እሱ ኢዩ ነውሪ ሃጢያት ኢዩ ተጠንቐቑ ኢሉና ምህረት የብሉን ።
አብዚ ዝተሳተፉ መጀመርታ ንኣምላኾም ምንሳህ
ቐጻሊ ንሕዝቢ ይቕሬታ ምህታት
ዳህላክ ሰይጣን መምህር ናይዚ ረሳሕ ስነ ሓሳብ እያ
naybehaki xubuk meglexi kexlo tray wedi habobey mknyatu ab hzbi eritrea bzhu waga kegfelena u gziekumun srahkumn gedifkum nezi haberita nhzbi zenkahkum kemesgnekum edeli 🙏
ዝዓክለካ ጥሂንካ በዓለ ማርያም ኩሎም ሃሰኽውቲ እዮም
ደህላክ ምዕብልና ዓሻ እያ እዚኣ ኣእምሮኣ ሲሒታ አላ አውጽእዋ ቻው ።
ጽቡቅ መግለጺ ዝገበርካ ኬርካ ይቅረታ ንህዝቢ ዝንዕቅ ናይ ህዝቢ ኣይኮኑን ናይ ጥቅሞም እምበር
ኣታ ማዓር ኣፋ ዕባይ ሳሕል ኣሰይ ኣይ ኣሰ ሃገረይ ከማኹም ምህላዋ ኮሪዐ ቀሲነ🇪🇷🕊🙏
U absolutely right ✅️ brother good Eritreans always give the right answer, Eritrea 🇪🇷 have a real culture thnx Eritreans.
Thank you afabet media bellom awaridom resahat iyom
Please like, share and subscribe
Afabet media ኣብ ናይ ሎሚ መደብካ ብጣዕሚ ፈትየካ ተሪር ኢኻ።
እዛ ዳህላክ እትባሃል ካብቶም ንግብረ ሰዶም ዝጉስጉሱ ስለዘይትፍለ ብማዕሪኦም ክትክሰስ ኣለዋ :ሃገራዊት እንዳመሰለት ተታልል ኣላ ደቂ ኤረይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
Hasaba eya hiba dahlak bzaba hagerawnet kea nska eka hagerawi tbl aleka.maria aytmexien eka
ሃገራውነታ ውን ዋሕስ የብሉን ጎደሎ መኣዲዩ ወዲ ሖውቦይ::
I'm really feeling proud to be from Eritrea, no body can play in our beautiful culture beautiful people in 9 culture !!! Eritrean we have the best culture we don't need anything new adia new motivations:: We need to keep taking care our culture::🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Our culture is based on s'rät, which our ancestors formulated for our society. Eritrean culture is based on brutish totalitarianism, enslavement, and communist propaganda.
H
I am very surprised that 🙈 dahlak said "I never watched Eritrean movie" why? Because she is against our actresses and actors
Absolutely right! A picture is a thousand words
አቶም ኣይፈለጥኩን ዝብሉ ምስኡ ተሐቃቂፎም ዝሳአሉ ብደንቢ ፈሊጦም አዮም ደገፍቱ አዮም
ኢዛ ሓብትና ትብሎ ዘላ ወላ ኣይ ጠዓመን ኣነ ከምዚይ ትብሎ ዘላ ፍጹምሓሲበያ ኣይፈልጥን ግን ምስኦም ከይ ኮነት ኣይ ትተርፍን ኢያ
Hi wedi Erey msaka aleku abrato 100👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
Hundred percent you are right
Thank you afabet media eti haki nsu eyu arki sebar nekae endafelett eya serihato eti aseaela slezeyfelwo etom deki adna ember mlhasa awstia tsialsi eti asaeka eti nayzom deki stelmat 😂😂😂kemzi geyrom bebkurb yelamduka kulom setawnti eyom period you explained well AMANUEL brother thank you 🙏 E/her hagerna yhalwelnan ybarkn.
ኣብ ኤርትራ ወላ ሕማቕ ኣተዓጣጥቓ ስረ ዝዓቕጥ ብበትሪ ማዓኮሩ ኽቕለጥ ኣለዎ።
😀😀👍
@@zebibanour9622ኣጆኻ ዋዛ የለን ብዙሓት ተኣሲሮም እዮም ቅድሚ ሕጂ ዝሃደሙ ዉን ብዙሓት ንኣብነት እዚ ሰበይታይ ሳሙኤል ዘርእዝጊ ኤሳው ዝበሃል ሃዲሙ እዩ ወጺኡ መሳርሕቱ ስሒኖማ እዮም።
@@erina2932 ክክክክክ ! ገሬ ሓወይ ድኣ ቀሊጦም ቀላሊጦ ማዓኮር ኣይከትርፉልን እዮም !::
Yes xubuk aleka ema jgna ❤❤
You right ✅️
ጹቡቕ አለኻ መፈራት እየን።
እዚኦም ኩሎም አብ ሕጊ ክቀርቡ አለዎም።
እዛ ዳህላክ ትበሃል ነባዕላ ጥዕና የብላን ከንፈራን መልሓሳን ሓደዮም ዘለዉሞ
ብደቅኺ ርኸብዮ ግብረሰዶም ናይ ደቅኺ የርኢኺ ነውራም
I really appreciate you deep from the bottom of my heart. Because you really understand what's going on.America has long cultivated it's dragon like propensities .
Time will unfold every thing. May be some brothers and sisters have been trained to spoil our people .
Eritrean people they know what rong and right they are teachers no need teaching anything we have to be careful please.iam sorry to saying that ....🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እቶም ቲቪ ኤረ ከኣ ቛሕማማት እዮም።
ፎ ተዋሪድና
ኣፍዓበተይ ኣምበሳ ኣነ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ብዛዕባ እዚኦም ክኣ ኣስፊሕና ድምጽና ከነስሚዕና ውሽሙኡ መሲላ ኣቲ ብሕቡእ እንሆ ኣብ ግብሪንሪኦ🕊💙❤️💛💚🕊🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ከማካ የብዛሐልና
ወይ ጉዳም እዛ ከንፈራ ከተግጅፍ ብመርፍእ ክትዉጋእ ትውዕልስ {ሲሊኮን} እንታይ ድኣኸ ክትዛረብ ትብሉ ደቂ ኤረይ
Romans 1 ትግ - ሮሜ
27: እቶም ተባዕትዮውን ከምኡ ነቲ ናይ ባህርይ ምርኻብ ጓል ኣንስተይቲ ሐዲጎም፡ ኣብ ንሓድሕዶም ብትምኒቶም ረሰኑ፡ ሰብኡት ኣብ ሰብኡት ነውሪ ገበሩ፡ ግቡእ ዓስቢ ስሕተቶም ከኣ ኣብ ርእሶም ተቐበሉ።
28: ከምቲ ኣምላኽ ኣብ ፍልጠቶም ኪሕዝዎ ዘየቋጸርዎ፡ ኣምላኽ ከኣ ከምኡ ዘይንቡር ኪገብሩ ንሕሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም።
32: እዚኣቶም፡ ነቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ ሞት ከም ዚግብኦም፡ ነቲ ቕኑዕ ፍርዲ ኣምላኽ እናፈለጥዎ ኽነሶምሲ፡ ምስቶም ዚገብርዎ ድማ ይሰምሩ ኣለዉ እምበር፡ ዚገብርዎ ጥራይ ኣይኰኑን።
ንኤርትራ ሀገርና ህግታታ ዬም ደፊሮም ብከቢድ ገበን ኩሎም ክህተቱ አለዎም ይቅሬታ ዝበሀል ነገር የለን
Felitom iyom serihomo shim eritrea niketufuu iyom geremo
I agree with you brother and she is quite until part 5 the same day speak also the movie deleted very interesting
Please u can love Merab lives in the USA acting with them don’t trust ??Merab??
Trenfffe zblte zrba u AMA HAWENA XEBQE AKIKA 👌👌👌👌👌👌❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቲ ዳህላክ ትብሃሊ ላሕዛዝ ትም ምባል ይሕሸኪ ከይንጸላኪ ፈላጥ ኮይንኪ ኣይትቅረብና። ዳህላክ ክብረትኪ ሓልዊ
ዳህላክ እንትይነትኪ ኣፍልጢ ኣብ ዓለም ክምኡ እንተሃለወከ ለባም መስልኪ ሕብረተሰብ ክትብክሊ ለባ መስላ ትቀርብ ባሃም ዳህላክ ኣፍ ጭሩ ገጽኪን ኣፍክን ተለፊጥኪ ንሰይጣናዊ ስራሕ ጹቡቅ ኢልክዮ
ዳህላክ ንብስኪ መስልኪ ንቅድም ቅረቢ በለለይ ፨፨፨
ኣጆኻ ኣፍዓበት መዲያ በርትዕ
ይቕሬታ ምባል ጽቡቕ ኢዩ ፡ግን ደይ መደይ ኢልካ ኣቲኻስ ጥውይ ኢልካ ይቕሬታ እሞ እቲ ሽንቲቤት ናይ ደቀንስትዮ ዝጥቀም ወዲ ተመሊሱ ይቕሬታ እንተ ኢሉናስ ይቕረ ይኹንካ ክንብሎ ማለት ዲዩ፡ዋላ ንሕና ይቕሬታ እንተበልና ውን ሕጊ ፈጺሙ ኣይክገድፎን ኢዩ።
Dahlak tgagiki eziko nay sytan srah eu 🎁
የቀኔልና እቲ ሐቂ እዚ እዩ ትብሎ ዘለካ ሐቂ ብሐቂ 🎉🎉🎉እዚ ናይዞም ይቅረ ዝቡሉ ዘለዉ ከም አርቲስት እታ ክሊብ ኩሎም ይፈልጥዎ እዮም
Lokamex behaki eta berkti adena amlak yehalewelna fetari kulu alem 🙏🙏🙏
Eritrea 🇪🇷 first ❤
ብሓቂ ሓወይ ካብ ውሽጥኻ ትገብሮ ደለኻ ካብ ልቢ ምስጋና ይግባኣካ ❤🇪🇷
ነዛ ሰብ እዚኣ ከማን ዮቱባ ክዕጾ ክክእል ኣለዎ፡ኣብ ኩሉ መግለጺኣ ካብ ስርዓትናን ሃይማኖትናን ዝቃወም መልእክትታት ትሕግዝ ከምዘላዩ ዝሕብረና።
ኤማ እዛ ኣፍ ጋህሲኮ ዝገደደት እያ ደቀንስትዮ ሓዳር ምስ የሕዋትክን እንዳበለት ክትመክር ትውሕል እያ፡ማዕበል በትኪ ሰብ ረኺቡ ኣስተምህሮ ክትህብ ኣፍቂዱላ ርክቦም 60 ኣላታ።
ማዕበል ንባዕሉ እንታይ ሰብኣይ ኮይኑ
ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ብኮምዲ መልክዖ እዩ ተጀሚሩ ሕጂ አበይ በጲሖም ዘለዎ ምፉላጥ የድሊ 👍✅✅🍀🍀✅👍❤️🇪🇷🇪🇷❤️👍✅🍀🍀🍀✅👍❤️❤️🇪🇷✅👍👍✅🍀
ኣማን ሓወይ ኣነ ውን ኣብ ጎንካ ኣለኩ: ወይ ይንጎሩና እቲ ዝተዋህቦም ስክሪብት ኣብ ክንድ ይቕሬታ መሊሶም ከዳናጉሩና ይፍትኑ
That's right 🎉
"እንዳ ሰምዐ ዝደቀሰ እንዳ ሰምዐ ቅበሮ " እንዳፈለጠ ዝተጋገየ ድማ .....
Kullome hade tebeletsti hasawit bella Kullome funfunate you are Right brother ❤
ኣፍዓበት ሓዉና አዚኦም ሙሽሙሽኣት ብሕጊ ክቅጾ ጥራሕ ኢዩ ዘሎዋም ከም ናይ በዓል ዳህላክ ዝሕጉዞኦ ዘላዋ ከኣ ኣብሚዲአን ሕጂ ከማረስቲ ኣልዕልና ብዛዕባ ክንዛረብ ሰለዝደለየት አዩ አምበር ጠፌዋ ኣይኮነትን በጃኩም ንዳህላክ ከይተልዕሉዋ ክብረት ከይትረክብ መንቲ
እዚኣስ ሕፍረት የብላን መሓዛ ማዕበል እየ ምስ በለት ብሓቂ እፎይታ ረኺበ ክልተ ሓደ እዮም:ከንፈራ ብኣርተፍሽል ካብ ተሕብጥ ኣኸለ:ወይ ካብዚ ወይ ካብቲ;ግን ኣይትፍርሒ ኣነ ትግራይ ኣየስግሮንየ ንቶማሰይ ትብሊ ኣለኺ:ግድየብልክ ኣይነስግረልኪን ኢና በንጻሩ (እቖዕከ ከምዚኣ በለት)እናበልና ክንደርፈልኪ ኢና ክትራኸቡ ከለኹም:ደሓር ድማ ትግራይ ርሑቕ ኣይኮነን ኣብኡ ተርክብዮ:ቻውውውውው
ዳህላኽ ንሰኽን ከንፈርክን ተኸወሊ ተኽንፈራ ከፍረሐካ ፎአአአ
God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🐫🐫🐫🐫😊
All the actors and producers they know exactly what they are doing. The Eritrean government has to take action.
ልኽዕ ሓቅካ ኣለካ
Merbeiee sorry ela bejjka meharnaa...kedie schreheen gurhen ena reina👁👌
መን፡እዩ እዚ ወዲ ኣብ አሪትራ ሱቅ ኢሎም ዝርእይዋ ምንግስቲ
ሓሳዊት ከልቢ ወለድኺ እንቋዕ ኣይሃለዉ።
Beja weleda kid aymelaeltkan eyom.
Bezoba welada entay geratka hafti yeblken deyu kidane ogame
@@jhonocbay693 kondaf intadeKa gedeseka teref rediet
@@KidaneHaile-ig4tr fara ogame dehrit donkoro ogame kululaw meninet wedi arayi kuonti hasad gorbet merat komal husur serot meles zenawi HIV fara ogame🐀🐀
@@KidaneHaile-ig4trduhr donkro fara arayi kuonti gasa donkro halwi🫏 adgi
Xbuk Aleka Ema hawey betkikil
تسلم Afabet Media
ዳህላክ አምላኽ አይጋገይን እዩ ተፈጥሯአዊ እንተዝኸዉን አምላኽ ንሶዶምነ ን ንጎመራን ካብ ላዕሊ ሐዉን ዲኒን አይምኻዓወለንን
Anbesa eka afabet media I like your show
እዳፈለጠት ኮነ ኢላ ኢያ ሰሪሓቶ መረብ ሓሳዊት ። ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ትኽዶኖ ክዳን ኣስተውዕለላ ።
አምላክ አይጋገይን እዩ ::
Wawwww ybel blhi 100% kab bxay bergad Nhamedu ::
ዳህላክ ትባሃል ሰብ እዝኣ ብዙሕ እዋን ዘየስየውዓልናላ ስለሓዳር ይመክር እንዳበለት ኣዋልድ ንሰብኣየን ክምብርከኻ ወይ ክእዘዛ ከምዘይብለን ብዙሕ እዋን መርዚ ንስንስ ኔራ ሓሶት እንተኾይኑ ተምውሊስካ ምርኣይ የድሊ ስለዚ ትእዛዝ ኣምላኽ ንዒቃ ልሙድ ኢዩ ኢላ ምድጋፋ ባኣእምሮኣ ዝይኮነት ብኸንፈራ ኢዩ ዝርዳኣ ግብረሰዶም ምድጋፍ ማለት እቲ ተልእኾ ዘማላኽተና ምዕራባውያን ብስውር ንዘእትውዎ ሜላኦም ከም ብባዓል ዳህላክ ዝንቡዕ ኣታሓሳስባ ብረብሓ ምስተኣሳሰሩ ኢዩ እቲ መስሎኺ ዝረኽቡ ስለዚ ( ካብጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ደራሲ ወይ ዳይረክተር መን ምዃኑ እንተዝፍለጥ ንኽንነቕፎ ወይ ካላኣይ ጊዜ ፍልምታቱ ሒዙ ከይመጸና ንኽንጸልኦ ምሓገዘና )
Yes yes❤❤❤🎉🎉🎉
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezia dahilak kemzi mukana aifeltan iye naire leka degafitom iya resah shermuta
ካብ ሰይጣን ይቕሬታ ኣይትጸበዪ ጓል ኤሩ ሽኮር፡፡
መረብ እስቲፋኖስ is guilty first degree ዳህላኽ London guilty second-degree. መረብ ኣጸቢቃ 100% ትፈልጥ ኔይራን ኣላን ::
ትኽክል
ናይ መርብ ይቅሬታ ማለተይ ዩ።
መረብ እቲ ድርስት ብሙሉኡ እንተ ኣንቢብክዩ እሰኪ ሕስረት እዩ ነዚ ፍንፉን ተግባርኪ ኣሪምኪ ከምተን መዛኑኪናብራ ግበሪ ካብ ምስ ዝጠቁምን ዘይጠቅሙን ኮለልምባል ቁቡል ኣይኮነን ቃላትኪ
እወ ሐቅካ አበይ ዘላ እያ ደጋፉት ትከውን ትመስል ኮምኦ ም አብቲ ዘለክዮ ቦታ አተሐሳስባ ትሐስቢ አለኪ አብ ኤርትራ ግን አበደን ክአትወና አነፍቅድን ❤❤ቶማስ በዓለገ ሐሳብ ስራሕ እዮ ተፈጥሮ ትብሊ ዘለኪ አብዘለክዩ ዓዲ እዮ።
Eweyyyy hrettttt eza halay Dahlak eway tobit etom mohurat zbhalu keman kemzi natki dfret aytezarebun
እንግሊሽ ተካኣለት ምህርቲ ክትመስል ትደሊ ኣብትዛረቦ ዘረባ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ባህልናን ስርዓትናን እያ ሰብ ግን ኣየስተውዕለላን እዩ።
@@rahelyohannes2058 💯💖
ኣፍዓበት 100% ትኽክል ኣለኻ
Thank you Wedi Eriay jegna good 👍 job lord bless amen 🙏🏽 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳህላክ ንሕና ዕውራት ኣይኮናን እዚ ናይ ወዲ መንፈስ ምሳኪ ስለዘሎ ሓት ጎል እሳ ከምሰበይቲ እስኪ ክኣ ከም ወዲ ናይስጋ ስሚዒት ኣሎ ድሓር ኣብ ዓለም ዓዲካ ናብ ግሃንብ ሒዝካ ይጠፍኣ ኣምላክ ምሕረት ክግብረልኪ ካብ ከምዚ ላምሲ ብኢዳ ዝቀርባ ብእግራ ትሓክኽ ኤዝብሎ ናትኪ ኣብ ዓለም ዝግበር ዘሎኮ ንሪኦ ኣለና ክስታይዶ እዳበልኪ ካብ ህዝብና ተፈሊኪ ክርዳድ ኣይትኩኒ🕊🇪🇷🙏
ዳህላክ እሞ ነዚ ለዚብያን ክምኢ ኦሞ ቶማስ
ተመርዓውዮ ናቱ ዳግፊት ምሽምሽቲ