ዘይውዳእ ጉድ መናፍቃን ኦ ሕዝበይ ንቓሕ / ሥልጣን ከሰተ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 276

  • @user-dn6ny5ul2b
    @user-dn6ny5ul2b 2 ปีที่แล้ว +30

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ብጣዕሚ ኣስጋኢ ዝኮነ ግዜ ኢዩ እንታኮነ ግን ሳላካትኩም ንፉዓት መምሃራና ብሳላኩም ህዝቢ ነቂሑን ይነቅሕ ኣሎ ።

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ልቦና ይዓድለና እዚ ብዘይ ፍላጥ ብፍላጥን ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብና ይመልሰልና ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ብዕድመ ጥዕና ይሓልወልና

  • @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ
    @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንዃዕ ብሰላም መፅእካ ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህወይት የስመዐልና ብሓቂ ዝተማሃርናዮ ኩሉ አብ ልብና ይሕድረልና እግዚእብሔር አምላክና አብ ፀሎትካ ዘኪረና ደካማታት አሕዋትካ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ 👏👏👏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን
    ብሓቂ አብ ዓዱ የፅንዕኻ
    ንመናፍቅለ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም ዋይ ታይ ማዓቱዩ እዝ

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ዝገብርዋ አይፍጥወን እሞ ይቅር በለሎም።ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ያብዘሐልካ።

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 ปีที่แล้ว +19

    እንኳዕ ደሓን መፃካ ስልጣነይ ኩፍእ ኣይርከብካ ፀልዩልና ልተጋሩ ኣሕዋትኩም ሽግርናን ፀገምናን ክቃለለልና ሊ እመብርሃን ለሙንሉና👏👏

  • @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
    @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እንኳዕ ናትና ኮንካ ክቡር መምህረይ

  • @ghgh4028
    @ghgh4028 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት ያስማልን መምህርና ፀጋዉን ይብዛልህ ባሓቃ እግዝእቤሔር ኣምላክ ላቦና ያሃበና አሜን አሜን አሜን 🤲🤲✝️

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc 2 ปีที่แล้ว +3

    _እንካዕ ደሓን መፃእካ ክብር ሓውና ስልጣኑ🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓_

  • @ህልናጓልተዋህዶ
    @ህልናጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ቃያሪ ሂወተይ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ብዒድመን ጢዒናን ያሓልወለይ ንበረልና ስልጣነይ ኩሉ ነገር አባካ ሓዲሩ ይምህረናሎ እግዚአብሔር አምላክ ተመስገን አምላከይ ናዓካ ዛሃበና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ እመብርሃን አደዊተይ ምስ ፉቁር ወዳ ትባርከልካ ክቡር መምህረይ🌺🌺🌺🌺

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና👏

  • @መብራትጓልእመብርሃን
    @መብራትጓልእመብርሃን 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን ፀግኡ የብዘሐልካ🥰💐💐💐

  • @ለምለምወልዱ
    @ለምለምወልዱ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ👏🌹🌹🌹💐💐💐

  • @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
    @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዝኣብሄር ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፀእካልና ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣቤቱ የንብርካ ብዕድመይ ጥዕናይ ይሓልወልና ኣጆኻ ቀፅለሉ ቀር ኣይብለናን ዩ ካዉኡ ንርሕቅ ዝሕግዘናሎኮ ናትካ ተምርት ስለ ዝሰማዕና እዩ

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +1

    አግዝአብሄር ይመስገን መምህረይ አንካዕ ብሰላም መፃካ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ውይይይ ናይ ሎምስ ይለያል 😭😭😭

  • @FilateyStar
    @FilateyStar 2 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ተባዕ ኩርዓት ተዋህዶና♥️♥️♥️ ኣነ እኾ እቶም መራሕቶም ዘይኮኑ ዝገርመኒ እቶም ተከተልቲ ከመይ ዓይነት ልቦና ዝውኑኑ እዮም እዋይ ምጸተኣለም ኣነስ ጓል ገጠር እየ ሓደ እንስሳ ካብ ገዝኡ ወጺኡ እንተማቱ ክሓድር በፍጹም ኣይኸድን ብግዲ ብበትሪ ተኮኺቡ እምበር ናይዞሞ ሰባት ሕልና ትሕቲ እንስሳ ዘቢጡ እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይሃቦም//ና እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢😢😢

  • @ትግራይዓደይኣያሃገረይሰብ
    @ትግራይዓደይኣያሃገረይሰብ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ማሓረና ኣምላክ ኣቦይ እስክስታ ያገበርኪስ ኣምልኮ ዳያብሎስ ዳአም ናይቅዲሳና ኣይኮነን ልቦና ያሃቦም😭😭😭😭

  • @ውዳሴወገናይለእመአዶናይ
    @ውዳሴወገናይለእመአዶናይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስምዐልና መምህረይ ደሞ ስልጣን ሓወይ ይቅርታ ክብለካ ይደሊ
    ንአሕዋትና እግዚአብሔር ይመልሶም🤲

  • @ትዕግስቲዘተዎህዶ
    @ትዕግስቲዘተዎህዶ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኦ ማሓረና ኩሩሱቶስ ካቡዚ ማሓረና ኣምላከይ ዒድመ ይሃብካ ኩቡር መምህረይ🌸🌹🌺💯👏🌸🌹🌺👏💯

  • @አኽሱምትግራይ
    @አኽሱምትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ ወሱኩ ሰማያዊ ጥበቡ ይግለጸልካ 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️
    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢መወዳእታ ዘበን በጺሕና እመ ብርሃን ርህርህተ ህልና ብኣማላድነትኪ ናብ ወድኪ ምሕረት ለምንልና 😢😢

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +23

    እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን
    በእውነት የዘንድሮ መናፍቃን በጣም ነው የሚያሳዝኑ
    ብቻ እግዚአብሔር ልቦና ይሰጣቸው

  • @መሲጓልተዋህዶ
    @መሲጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ የሕዝን የሐዋተይ ነስተውዕለሎም እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ እግሪ ኣቦታትና መማህራንና ኣይፍለየና 😥

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩቡር መምህርና

  • @ምላሽጓልተዋህዶ
    @ምላሽጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ይገርም እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ስልጣን ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኣና ትብል ለይትን ቀትርን ትፅዕር እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ

  • @fqadkaykunamlakey
    @fqadkaykunamlakey 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ሥልጣን ሓወይ
    እግዚአብሔር ብመንገዱ ይምራሕ!!!
    እዛ ካላሲካል ብውሽጢ ትጥቀመላ ዘላኻ ባ ሊንክ በለለይ ሥልጣን ሓወይ

  • @ክብርይኩንንስላሴክብርይኩ
    @ክብርይኩንንስላሴክብርይኩ 2 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣነይ መሐጓስና ዓብይ ሰብ እግዛብሔር ብዘለኻዮ ቦታ ያሓልኻ ማዓረይ❤👏

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክውር መምህርና ስልጣናይ ልእል እዝኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ኣቤቴ እዝግኦ ብታ ቅንዕቲ መንገዲ ምርሐና ጸግኡ የብዘሐልካ ክውር መምህረይ

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc 2 ปีที่แล้ว +1

    _ብጣዕሚ የሐዝኑካ ፈጣሪ ናብ ልቦም ይምለሶም መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንፉዕ ወዲ ተዋህዶ💗🥀🥀💗🥀💗🥀💗🥀🥀_

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ስልጣን ሓወና

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ሰልጣነ ሓዉና
    እግዚአብሔር አምላክ ዘሰተዉዕል ልብ ይሃብና

  • @አፀደማርያም-መ7ቘ
    @አፀደማርያም-መ7ቘ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እኳዕ ብሰላም መፃካ መምምህር

  • @jjssjjss6586
    @jjssjjss6586 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ያስመዐና

  • @ሰላምእዩተስፋይ
    @ሰላምእዩተስፋይ 2 ปีที่แล้ว

    ኤህ ከመይ አብ መድረክ የድርቅኹም መናፍቃን ታይ እዩሞ ዝበሃል ሕጅ እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኩም ፅሉላት መምህረይ ከዓ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ፀ8ቈ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ፀ8ቈ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና አሜን

  • @ትግራይዓደይዓዲሊቃውንቲ
    @ትግራይዓደይዓዲሊቃውንቲ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @ሕልፊጋልተዋህዶ
    @ሕልፊጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐና ስልጣን ሓወይ🌹🌹💐💐💐🌿🌿🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖💖

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 ปีที่แล้ว +19

    ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ👏🌹
    ብሓቂ ፍልይ ዝበለ እዩ ለለ ናይ ሎሚ ጭፈራስ😥 ብሓቂ ዓይነ ልቦነኦም የብረሀሎም ንሕና ከኣ ኣብዛ ቅድስቲ እምነትና የጽነዐና🤲✝️

    • @دستااحمد
      @دستااحمد 2 ปีที่แล้ว

      ጨፈራ ናይ ጥዕያት ርጊት በስመአብ እዝይ ሒምኒ ከሕዝኑ ውይይ

  • @Temesgenamlakeesrael
    @Temesgenamlakeesrael 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንዕኦም ድም እግዚኣቢሄር ኣዒንተ ልቦንኦም ይኽፈተሎም

  • @yowhanameharena2374
    @yowhanameharena2374 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የሰማዓልና ከቡር ሐወናን መምህርናን ጸጉኡ የብዝሓልከአ

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስመዕና ክቡረ መምህርና 💐💐💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @فاطمهحسين-ن9ذ
    @فاطمهحسين-ن9ذ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና👏💐💗 እወይ በስመአብ እንታይ ዓይነት ጣጣ እዩ 😢 ተመስገን አምላኬ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስለ ዝገበርካን 👏 ካብዚ ነገር'ዚ አምላኬ እስራኤል ይስወረና 💐 ስልጣን ሓወይ ወላድት አምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኩፉእ ዘበለ ትሓለኻ አሜን፫ 👏💐💖

  • @ስአሊለነቅድስት-ፀ1ፀ
    @ስአሊለነቅድስት-ፀ1ፀ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ

  • @AngesetGebrehiwet
    @AngesetGebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hi brother you are my best teacher and I proud of you God bless you well done

  • @GhGh-xi3zc
    @GhGh-xi3zc 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዘሐልና ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ🌱💘 ንዓቶሞ ወን መስተዋዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃቦም ካብዚ ይሰዉረና ፈጣሪ ፀዋር ክንደይ እዩ ፀይሩ እኒኦ😥

  • @saramohammed4239
    @saramohammed4239 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብሓልካ ቅዱሰ እግዚአበሔር አምላክ አሜን😍😍😍😍😍😍😍🌷🌷🤔😘🙏🙏😥

  • @amineberihwa5342
    @amineberihwa5342 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስማዓልና ኩብሩ መምህርና ባሓቅ ፈታን ዝኮነ ግዜ እና በጽሕና ዘለና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብታ ሓቀኛን ቅንዕትን ዝኮነት እምነትና የጽናዓና

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ዳሓን መፃካ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ኢሉ ብመንገዲ ሓቂ ይምረሓነ ይምረሐየም😢😢

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 ปีที่แล้ว

    በስመስላሴ ኦ ጐይታ መሓረና ይቅር በለልና ታይ መዓቱ እዩ እዙይ
    ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣነይ ኣብ እምነትና የፅነዐና

  • @DrrCf-y3u
    @DrrCf-y3u 7 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህወት ያሰምዕልና ክቡር መምህሪና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GgGg-iz6uq
    @GgGg-iz6uq 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ባዕሉ ይሓልወና ስልጣነይ

  • @ውለተዮዋሃንስ
    @ውለተዮዋሃንስ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህውት ያሰማልን እግዚአብሔር ይስጥልኝ ስልጣን ሓውና

  • @ኣዶክርስቲያን
    @ኣዶክርስቲያን 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ሆይ ማሓረና ካብዚ ኦ ኣምላኬ ብመገድካ ምርሐኒ ⛪😥🙏

  • @ብመንገድኻምርሓኒ-ኸ8ፀ
    @ብመንገድኻምርሓኒ-ኸ8ፀ 2 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher Amlak nay agelglot zemeka ybark kubur hawna

  • @medhanitgaltgraytgray2732
    @medhanitgaltgraytgray2732 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ።

  • @amanuelmengsteab806
    @amanuelmengsteab806 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዝኣብሄር ጸጊኡ የብዘሓልካ ሰልጠነ ሓወይ። እግዝኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና ንህዝቡ ሰላም የውርደልና።

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
    @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭
    ቃል ሂወት የስመዐና ሰልጠነ ሓውና ንኩላትና ምስትውዓል ይዓድለና ኣብ እምነትና የፅነዐና ፈጣሪ🤲😭

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፅእካ ስልጣን ሓውና 🙏🙏🙏

  • @medekalyahoigadeia651
    @medekalyahoigadeia651 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ 😭😭😭

  • @ኣደፀጋብርሃን
    @ኣደፀጋብርሃን 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
    ስልጣን ሓውና ፅጉኡ የብዘሓልካ
    መምህርና
    ብሓቂ ብዓይኒ ምሕርቱ ይጥምቶም
    እብ እዙዩም ክፍኡ እዩ ዘሎ ዝግዝየ
    ባዓልና ጥንቅቅ ንብል ኣብ ትሕት ኣምላኽና
    ኮይኒና
    መዝሙር እናብሉ ናይ ስይጣን እዩ
    ጋላ እኮ ሓጥያት እዩ
    ቅዱስ ብርሃን ዓለም ጳውሎስ
    ናብ ስብ ገላትያ 5 -

  • @Mery-oe9ix
    @Mery-oe9ix 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝፍተወካን ዝክብርካ ክብር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 2 ปีที่แล้ว +5

    ባሓቅ ክብር መምህርና ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና መስተወዐል ልቦና ያሃበና አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🕊🕊🕊🕊😢

  • @medekalyahoigadeia651
    @medekalyahoigadeia651 2 ปีที่แล้ว +1

    ናፊቅናካ ነይርና ስልጣነይ እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ❤👈

    • @mikaltewolde1353
      @mikaltewolde1353 2 ปีที่แล้ว

      Kal Amlak tezareb nay kali amxika aytfred nsika feradi aykonkann

  • @Welle-bb9sg
    @Welle-bb9sg 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂውት የስምዕልና መምህርይ

  • @አምላክይሰብገበረኒ
    @አምላክይሰብገበረኒ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃልህይወትየሰመዐለና♥️♥️♥️🤲🤲🤲

  • @ሃለቃገሚካኤል
    @ሃለቃገሚካኤል 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኸ ሓውና ሥልጣን

  • @senaitweldeghiorgis3250
    @senaitweldeghiorgis3250 2 ปีที่แล้ว +1

    Amennn Amennn Amennn
    Qalehiwet yesmealna kibur hawna mehr.Sultan
    Ayne Lebensmittel ykfetelom ember entay ybehal koynu

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 2 ปีที่แล้ว +1

    Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, selamn rahwan yewrdelna, Amen.

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የሰመዕልና መምህርና ክብር ሓወና ዕደመን ጥዕናን ይሃበኻ ፈጣሪ📖📖📖⛪⛪⛪📚📚📚🌻🌻🌻

  • @biniasmerom5757
    @biniasmerom5757 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስማዓልና

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም ዝብሃል የለን ግርም ወንኻ ምውጻእ!

  • @ሂዊጋልእመብርሃን
    @ሂዊጋልእመብርሃን 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ዑንቂ ናይ ተዋህዶ❤

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ግን እንታይ ይበሃል ኮይኑ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ንዓና ዉን አብታ ቅንዕቲ እምነትና የጽንዐና ስልጣን ሓወይ♥️

  • @akezaseiemun6702
    @akezaseiemun6702 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይዉት ያሰመዕልና

  • @መሲጓልተዋህዶ
    @መሲጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    😥እዋይ እኘካ ጉድ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም 😭

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ

  • @Mery-oe9ix
    @Mery-oe9ix 2 ปีที่แล้ว +1

    መግለጺ ሰእንለካ ስልጣን ሓወይ

  • @almazhabtealmazhabt5003
    @almazhabtealmazhabt5003 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen 🙏 nay hiwet kal yesmeana

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ሥልጣን ሓውና ልቦና ይሃቦም ካብቶም ፓስተራት እና በሃልትስ ህዝቡ የሕዝን 😥

    • @sababerhe2404
      @sababerhe2404 2 ปีที่แล้ว

      Ane eko zgermeni kemti hawaryat nebyat mbzuhom ab kndi selam melisu enda kefia mkadu eyu adi nebyat hawaryat ebda tebahle

  • @ድንግልእያዋሕስሂወተይ
    @ድንግልእያዋሕስሂወተይ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና
    የቅርታ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዶ ትዓቢ ወይስ መስቀል ተሓቲተ እየ ዝሓትት ዘለኩ ስለ ዘይፈልጥ የቅርታ ስልጣን ሓወይ ክትምልሰልና ብተስፋ ይፅበ

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና መምህርይ እግዚእብሔር ኣምላካ ልብነአም የብረሀለም

  • @ለቱሽጓልማርያምፅዮን
    @ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ
    ቀዳመይቲ ባዕለይ ዕልልል እዩ እምበይ

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
    ብጣዕሚ ዝገረም እንታይ እዮም ዝገብር ዘሎዉ ዛሪቲ ዛሓዘታ ጥያል ዝመሱሉ ናብ ሉቦም ይሞሉሶም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር መምህርና

  • @سميرهحبشيه-ع4ن
    @سميرهحبشيه-ع4ن 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ማሓረነ ክርስቶስ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ክብር ሓወይ

  • @GgGg-iz6uq
    @GgGg-iz6uq 2 ปีที่แล้ว +1

    ፀጋ ኣምላክ አይ ፈለይካ ክቡረይ

  • @abuchigerea5423
    @abuchigerea5423 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን መምህረይ ማዓረይ
    ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ
    የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ❤️❤️❤️
    ብሓቂ መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና 😢

  • @MaryamMaryam-xj7rb
    @MaryamMaryam-xj7rb 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ፈጣር ኣቦይ ፀዋር ክንደይ ዓቅሊ እዩ ዘለካ ሓደኡ ዘይትገብር ።።።ግን ኣነ ንባዕለይ ዋላኳ ካብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ተዘይወፀኩ ኣይፆም ኣይሰግድ ካብ ፅፍር እግረይ ክሳብ ፀጉር ርእሰይ ሓጢኣት ዝተመለኡኩ ሰብ እየ ግን ካብዝኣቶም ይሰዉረና ጌታ መድህኔአለም።።መምህርና ቃል ህይወት ያስመዐልና

  • @adhiegbrehans1716
    @adhiegbrehans1716 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋ አብ ሊዕሊ ጸጋ ይሃበልና ፈጣሪ

  • @ireisireis3157
    @ireisireis3157 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይምሓረና ግዜ ሰላም ፍቅርን ሓድነትናን አምልኮ እምነትን ብበረከቱ ይዓድለና አይነ ልቦናና ይኽፈተልና ኦጎይታይ መሓረና 😢😢💔💒💔🙏🙏🙏

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኦ ተሳሃለነ፫😢👏
    ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ታይ ዓይነት ወለዶ ኢና ዘለናእቶም ኣብኡ ኮይኖም ዝኩላይ ኣእላፍ ሰብ እኮ አዮም ዘሕዙኑካ ጉራጌኛ ጭፈራ እናጨፈሩስ ኣምላኬ ሆይ ኣብታ ፅንዕቲ ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና ክንፀንዕ ባዕልካ ደግፈና ኣሜን፫✝💒👏

  • @ተመሲገንኣምላኬ
    @ተመሲገንኣምላኬ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኢንኻዕ ዳሕና መፃኢካ መምህረይ🤲🤲🤲

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ እንታይ ዝብልዎ እምነት እዩ ናይ ኹልና ዓይነ ልቦና አብርሃዮ ጎይታ ብእምነትና አፅንዓና አሜን

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ኽብር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኸልና

  • @mirimiri4273
    @mirimiri4273 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን አበይ እሞ ክሰምዕካ አምላክ ናብ ልቦም ይመልሶም ንሃይማኖት የብሎምን ንከይባሃሉ ብክርስቶስ ሸፊኖም ስረሖም ደኣሞ ናይ አጋንንቲ

  • @dlktre
    @dlktre 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሰማዓልና

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ዳንኬራ 🌍😢🤦 ዓይነ ልቦናኦም ይኸፈተሎም !!!
    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓወይ 🙏⛪🕊️💖

  • @merhawimebrahtom8270
    @merhawimebrahtom8270 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qal hiwet ☦️ 🙏🙏🙏 yesmealna

  • @simretberhane501
    @simretberhane501 2 ปีที่แล้ว +1

    Egzabier amlak mihret yewrdeleom
    qale hiwet yesmealna

  • @ert5332
    @ert5332 2 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna kbur hawuna