10 ብሉጻት ተወዳደርቲ ካብ ዞባ ማእከል /Music and vocal competitions Zoba Maekel Coming soon

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪ-ማማ ኢንተርተይመንት እንቓዕ ብድሓን መጻእኩም ናብዛ ሓዳስ ዩቱብ ቻነል ኤሪ-ማማ ኢንተርተይመንት ሳብስክራይብ ጌርኩም ኣተባብዑና ።
    Eritrean music & vocal compition from Zoba Maekel Coming soon
    እዚ ውድድር ካብ ኩሉ ዞባታት ኤርትራ በብሓደ ክንዝርግሓልኩም ኢና። 1ይት ትመጸና ዞባ ማእከል ክትከውን ኢያ። ስዒባ ክኣ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ድሕሪ ዞባ ጋሽ ባርካ ዞባ ዓንሰባ፣ከምኡ ኣንደበለ ዝተረፋ ዞባታት ክመጻኩም ኢየን ሞራል ኣይተውሑዱልና። ናብ ኩሉ ክበጽሕ ክኣ ሸር ተሓባበሩና ኢኩም።
    ዕላማ ናይዛ ቻነል ነዚ ይመስል- ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ዝጠፍኡ ደረፍቲ፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ሓደስቲ ሸዋት፣
    ድራማ ናይ ጋዕዳ ወይ ፍግራ ደርፍታት ወዘተ ምፍራይ ኢዩ ። ሓንቲ ካባኹም ዝድለ ሳብስክራይብ ፣ኮመንት ፣ላይክ ከምኡ ውን ሼር ኢዩ። የቀንየልና @Eri-mama2Entertainment
    ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
    💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
    Follow us on ፈይስቡክ/facebook-www.facebook.c....
    ቲክቶክ/tiktok- / uczrhr8qjlcybxdg5gk8vahw ​
    Instagram/ ኢንስተግራም- / selamtekle73 ​
    ኣብዚ ሳብስክራይብ ግበሩ- / @eri-mama2entertainment ​
    Copyright @ ( Eri-mama 2 entertainment )Any illegal reproduction of this content in any form will result in immediate action against the person concerned.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ!

ความคิดเห็น • 5

  • @Eri-Mama2023
    @Eri-Mama2023  3 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ውድድር ካብ ኩሉ ዞባታት ኤርትራ በብሓደ ክንዝርግሓልኩም ኢና። 1ይት ትመጸና ዞባ ማእከል ክትከውን ኢያ። ስዒባ ክኣ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ድሕሪ ዞባ ጋሽ ባርካ ዞባ ዓንሰባ፣ከምኡ ኣንደበለ ዝተረፋ ዞባታት ክመጻኩም ኢየን ሞራል ኣይተውሑዱልና። ናብ ኩሉ ክበጽሕ ክኣ ሸር ተሓባበሩና ኢኩም።

  • @Halabaymedia
    @Halabaymedia 3 หลายเดือนก่อน +2

    xbuq medeb iyu qexlwo

  • @Harkote
    @Harkote 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉 nice jobe

  • @user-vj1rw7xe7k
    @user-vj1rw7xe7k 3 หลายเดือนก่อน +1

    Xebq medeb iyu qexlwo

  • @yoeltesfaldet5421
    @yoeltesfaldet5421 3 หลายเดือนก่อน +1

    Entay dea dongikumna mo knshbo do eti subscribe 🤦🏽‍♂️