Tigray Media Network ምስ ፕሬዝዳንት ኢሰያስ // ማሓሪ የውሃንስ Oct 20, 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 234

  • @tesfahiwetnasser272
    @tesfahiwetnasser272 11 หลายเดือนก่อน +29

    ስምዓኒ ናትናኤል
    ንሻዕብያ ከመይ ዲኻ ትሓስቦ
    ኩሉ ምስ ጨነቖ ኣንጻር ወያነ ክቓለስ ምስ ሻዕብያ ክቃለስ ኢየ ዝበለ ምን ይኣምኖ
    ክንደይ ድዮም ንሻዕብያ ከዲዖም ንኤረትራ ክፍርሱ ዝተሃንደዱ
    1 ወያነ ከዲዑ
    2 ደምሒት ከዲዑ
    3 እዚ ቆልማጽ ኣቢ ኣሕመደ ከዲዑ
    ሕጂ ኽኣ እዚይ ወያል መሓሪ የውሃንስ ትማሊ ንመንግስትን ሰራዊት ኤረትራ ክጥፍእ ምስ ወያነ ጸግዒ ዝነበረ ሕጂ ምስ ጨነቆ ምስ ኤረትራ ምባሉ መን ይኣምኖ መሕሪ የውሃንስ ቀንዲ ጸላኢ ኤረትራ ሰልዝኾነ ኣይትሕሰቦ።
    ምስ ኤረትራ ክስርሕ ዝግብኦ እንተ ኣልዩ እቶም ሓቂ ዝዛረቡ ብዓል ሊላይ ሃይለማርያምን ብዓል ግደይ ዘራጽዮን ።
    ጥራሕ ኢዮም ዝእመኑ

    • @RutaWeldeyohannes
      @RutaWeldeyohannes 11 หลายเดือนก่อน +6

      እዚ ማሓሪ ዝዝብሃል ክደይ ይብል ኔይሩስ ሻዕብያ ከእትዎም ተመሊሶም ክወግኡና

    • @fitsumkelati8552
      @fitsumkelati8552 11 หลายเดือนก่อน

      ትማል ሎሚ ኣይኮነን አብ ፖለቲካ

    • @tsehaitesfai4665
      @tsehaitesfai4665 11 หลายเดือนก่อน +2

      Exactly we don’t believe

  • @tedioyebio2113
    @tedioyebio2113 11 หลายเดือนก่อน +29

    ናቱ ሓሳብካ ጽቡቕ ኔሩ። ግን ሎምስ መን ኢዩ ዝእመን መሓሪ ኣብ ነብሱ ምስ መጽዎ ህውሓት ኢዩ ምስ ሻዕብያ ኮይኑ ቓልሱ ኽቕጽል ዝሓስብ ዘሎ። ሓቀይ ዶ ! ስለዚ ኣብ 1974 ህውሓት ኣንጻር ደርጊ ክቃለስ መጺዩ ንሻዕብያ ጠሊምውም። ኣቢ ከኣ ረኣዮ ሕጂ ኣብዚ ግዜ እዚ ሻዕብያ ንመሓሪ ልቦም ኣውዲቖም ይእምንዎ ኢልካ ትሓስብ ከቢድ ኢዩ ። ምኽንያቱ እቲ ጥልመት ተዳጋጋሚ ኮይኑ ብዝኾነ ግን ጽቡቕ ተበግሶ,,,,,,,,,,,,,,,,,,

    • @fitsumkelati8552
      @fitsumkelati8552 11 หลายเดือนก่อน +3

      ሕልሚ አሎ ተባሂሉ ከይደቀስካ ኣይሕደርን ጠላማት አለዉ ተበሂሉ ምትሕግጋዝ'ውን ጠጠው ኣይብልን ከምኡ ብምግባር ሓቀኛታት ወጽኣ ሕዝቦም ዝምክቱ ከምዝርከብ ድማ ክትኣምን አለካ

    • @teklayghirmay9404
      @teklayghirmay9404 11 หลายเดือนก่อน +4

      ናትናኣል ኣንበሳ ትግራይ ምስ ኤርትራ ሰላም ምግባር ኡይ ደዋፃኣኩም
      ምዕባሌ ማለት ምዕባሌ ማለት
      ምስጎረባብትካ ሰላም ምስትገብር ጥራይ እዩ

  • @KebedeGenre-th4gr
    @KebedeGenre-th4gr 11 หลายเดือนก่อน +51

    ክብረት ናይ ትግራይ ኤርትራ ጥራሕ እያ ክብረት ናይ ተጋሩ ምስ ኤርትራ ሰላም ምስ ዝገብሩ ጥራሕ እዩ።

    • @amanuelweldekidan96
      @amanuelweldekidan96 11 หลายเดือนก่อน +4

      😊

    • @FalaFala91
      @FalaFala91 11 หลายเดือนก่อน +5

      That's true 🥺🥰

    • @mulugeta481
      @mulugeta481 11 หลายเดือนก่อน

      Bull shit dictatorrlover

    • @KenTekle
      @KenTekle 11 หลายเดือนก่อน +1

      Absolutely True.

    • @ghirmayembaye5025
      @ghirmayembaye5025 11 หลายเดือนก่อน +1

      Exactly

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 11 หลายเดือนก่อน +10

    ናቱ ጅግና እሙን ጓሳ ❤ህዝቢ ትግራይ ኢለ እየ ዝገልጸካ❤💐
    ካብ ህዝቢ ትግራይ ጽቡቕ ግብረ መልሲ ትረክብ ትህሉ❤🙏

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 11 หลายเดือนก่อน +21

    ናቱ ሓቀኛ ተቓላሳይ ንሰላም ከርህዎ እትደሊ ጹኑዕ መትከላዊ❤❤❤

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 11 หลายเดือนก่อน +21

    I wish everyone was like u peaceful I admire ur parents and of course the first water u drank was Eritrea 🇪🇷.

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 11 หลายเดือนก่อน +15

    ናቱ ዎደ ኣስመራ❤💪

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit 11 หลายเดือนก่อน +16

    ዮውሃንስ መሓሪ ንባዕሉ ለኽባጥ እዩ ከም ኣቦታቱ ኣይትእመኖ ናቱ

  • @titi12341
    @titi12341 11 หลายเดือนก่อน +10

    ኩላትና ንሰላም ብልጽግናን ህዝብታት ኤርትራ ኢትዮጵያን ትግራይን ክንስርሕ ኣለና። እዚ ህዝብታት ይኣኽሎ መከራ ውግእ ወረ ውግእ። ሰላምን ዓወትን ንሓፋሽ ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ

    • @abelteklit4321
      @abelteklit4321 11 หลายเดือนก่อน

      Blxgna ezi kinat kgebr zhasb zelo ata zeythafr ke gohaf😏😏😏😏😏

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284 11 หลายเดือนก่อน +10

    ናትናኤል ከማኻ ይብዛሕ ሓደን ክንዲ ሚልዮናት ኢኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሂወትካ ከሎኻ ጻማኻን ዕላማኻን ወቒዑ የርእኻ ኣሜን።

  • @celllly94
    @celllly94 11 หลายเดือนก่อน +10

    ኩሉ ኤረትራዊ ኩሩዕ በትግረዋይ ብመንነቱን በህዝቡ ዝሐስብን ሰለ ዝኾንካ ኢና ነኽብረካ ናቱ ሐወና❤

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 11 หลายเดือนก่อน +6

    መሓሪ ምቅታል ክትመሃር ተደሊካ ደኣ ምሳካ ዘለዉ ቀለልቲ ቀተልቲ ድዮም ካብ ህውሓት ተመሃር

  • @yemanegebreab1150
    @yemanegebreab1150 11 หลายเดือนก่อน +10

    ናቱ: ናይ ብሓቂ ደላዪ ሰላምን ሓቅን ፍትሕን ደፋር ትግራዋይ ኢኻ'ሞ: ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልካ። ተባዕ ትግራዋይ መንእሰይ: ከማኻ የብዝሓዮም። ኣጆኻ ጥራይ ቃልስኻን ቅንዕናኻን ኣሽሓት ተጋሩ ኣፍሪኻ ከም ትዕወት ድማ ቅንጣብ ጥርጣረ ዘሕድር ሰብ የለን ስለዚ ንስኻ መድሕን ህዝቢ ትግራይ ኰ ንካ መሰስ ክትብል ኢኻ'ሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ክንብለካ ንፈቱ።

  • @avmars5937
    @avmars5937 11 หลายเดือนก่อน +2

    ምድያ ትግራይ ኤርትራ ናይ ትግራይ ኣረጊት ጀሪካን፣ ማንካ ሰሪቓ ኢልኹም ከተውሪ ዩስ መሕፈረኩም። ኣብ 1980 ኤርትራ ንወያኔ ክሱትዕልምን፣ ከተዐጥቕ ኽንደይ ገንዘብ ምዃኑ አይርድኣኩምን እዩ። ደኔቁር። ኣብ በቦቀረባ ጊዜ ዓሰርተታት ኣሽሓት ሶማልያን ወተሃደራ ብዘይ ሓንቲ ክፍሊት ዘሰልጠነት ኤርትራስ ጀራሪካንን ማንካን ናይ ትግራይ ክትሰርቅ። ሕፍሩት ዘይብሎም ሕሱራት ሚድያ ትግራይ ሕፈሩ። ሻዕቢያ አይሰቕን እዩ። ይማርኽ እምበር። ዝሰርቅ ኔሩ እንተዝኽውን መሶበ ስሚንቶ ነቑሉ ምወሰዶ። ግን ሕሱር ከም ወያኔ ኣይኮነን።

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 11 หลายเดือนก่อน +6

    ምስ ሻዕብያ ንድሕነት ህዝቢ ትግራይ ክሰርሕ ሲ ኣይብልን እዩ። ሻዕብያ ኩናት ኣይከፍትን እዩ ምስ ዝኽፈተሉ ግን ምምሕዳሩን ምቁጽጻሩን ግን ሓበሬታ ኣይደልየሉን። ግን ነዚ ለኻት ዓቕምኻ ፍለጥ በሎ።

  • @alem2627
    @alem2627 11 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኻ ናቱ👍🏽👌🏽
    በዓል መሓሪ ሓቀኛ ታሪኽ ከምብሓድሽ ክመሃሩን ክምህሩን ክጅምሩ ኣለዎም::

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 11 หลายเดือนก่อน +8

    ወያነ፡ብግንዘብ፡አሚኑ፡ድሮን፡ገዚኡ፡ወይኔ፡ንአሜሪካ፡ከእምን፡ሚልዮን፡ዶላር፡ከፊሉ፡
    ወያነ፡ን፡ናይ፡ኤርትራ፡ተቌመቲ፡ወርሐዊ፡ዶመዞም፡ይኽፍል፡ኔሩ፡እዚ፡ኹሉ፡ሚልዮናት፡ንክስዕር፡ሐጊዝዎ፡ዶ፡??
    ትግራይ፡ትስዕር፡ክብሉ፡ገንዘብ፡ዘጥፍእ፡ፓለትክኛ፡አይኮነን፡ክስዕር፡ውን፡አክእልን፡እዩ፡
    ናይ፡ወይኔ፡መርሕቲ፡እታ፡ዝቀለለት፡መገዲ፡ምስ፡እርትራ፡ሰልም፡ፈጢርካ፡ብሰላም፡ምባር፡እዩ፡ኔሩ፡እዚ፡ኹሉ፡ሽግር፡ንህዝቢ፡ትግራን፡ኤርትራን፡ዘምጽእ፡ዘሎ፡እቲ፡አብ፡ትግራይ፡ዘሎ፡አማራርሐ፡እዩ፡

    • @gabrielashebr9725
      @gabrielashebr9725 11 หลายเดือนก่อน

      Kimaka denbiya hamesen eyu malit yu

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 11 หลายเดือนก่อน +6

    Natu are serious u want him to go to shabia after what tigrians what they did business again seriously if shabia do that we will not accept it we have enough of tplf or others.

  • @abdulwahabfaid7140
    @abdulwahabfaid7140 11 หลายเดือนก่อน +4

    Eritrean ready for Tigray people to get Peace and live peace with Eritrea 🇪🇷 but respect each other.

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 11 หลายเดือนก่อน +6

    ናቱ፡ሰላም፡፡ማሐሪ፡ዮሐንስ፡ንምንታይ፡፡ከምዚ፡ኢሉ፡ዝብሉ፡በጀካ፡ናይ፡ወያነ፡አማራርሐ፡ካልእ፡አማራጺ፡ክምዘሎ፡ናይፖለቲካ፡ንቅሐት፡ጉድለት፡እዩ፡እሱ፡ስለ፡ዝኽነኽእ፡እዚ፡ኹሉ፡መንእሰይ፡ጠፊኡ፡ንምንታይ፡ኢሉ፡ዝቃወም፡መንእሰይ፡ሰለዘየለ፡ፓለቲካ፡ክቃየር፡ናይግድን፡እዩ፡ሐደ፡ናይፓለቲካ፡ሒዙ፡ዝጓዓዝ፡ናይ፡ወይኔ፡መርገጽ፡ዝቃወም፡መንእሰይ፡ክፍጠር፡አለዎ፡ናይትግራይ፡ተቃወምቲ፡ክሰርሕሉ፡ዝክል፡ብዙነገር፡አሎ፡ግን፡ንኽትሰርሐሎ፡ቆራጽ፡አቅዋም፡ምውሳድ፡እዩ፡
    ወያኔ፡ዝተሳዓረ፡ንእርትራ፡ን27ዓመት፡ምስካሐደ፡እዩ፡

    • @samibest9099
      @samibest9099 11 หลายเดือนก่อน +1

      እዚ ፡ ክልተ ነጥቢ ረባሺ ኮይኑ፡ ተታሪፉ እዩ ኣብ ግራመር/ሰዋሱው ትግርኛ ፡ ኣይተዘውትሮ!

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 11 หลายเดือนก่อน +8

    መርሓባ ናቱ ብዓል ጽኑዕ መትከል

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 11 หลายเดือนก่อน +14

    Natu,,, After 50 years of TPLF's ethnic wars against the Ethiopian & Eritrean people, the Tigray people deserve to live in peace & harmony with their Ethiopian & Eritrean neighbors.
    Keep up the great work for Tigray people to make peace with their Ethiopian & Eritrean neighbors.

  • @kedanegebreselassie3302
    @kedanegebreselassie3302 11 หลายเดือนก่อน +2

    ናቱ ቡሉጽ ሰብ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ጽቡቅ ስራሕ ግዜ ምስረኸብኻ ንዞም ዘይ ሓላፍነታውያን ትግርኛ ተዛረብቲ ካብ ክልቲኡ ወገን ብጽል አንን ብጸርፍን ህዝቢ አንዳባልዑ ዋጋ ዘከፍልዎ ዘለዉ ዓገብ ንበሎም ይ አኮሎ አዝ ህዝቢ

  • @kibrabahta4531
    @kibrabahta4531 11 หลายเดือนก่อน +7

    Abo haki natu edmen tenan yhabka 💪💪💪❤️❤️❤️🌟🌟🌟

  • @tsehaytesfay8111
    @tsehaytesfay8111 11 หลายเดือนก่อน +2

    Nati thank you ,i salute you for being trueon your word , honest and i respect for you confidence for who you are keep it up bro you are hero

  • @abrahamamanios8644
    @abrahamamanios8644 11 หลายเดือนก่อน

    መደብ፣ ብጋህዲ: ይሕግዝ።

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 11 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ትግራይ ብከማካ ዝአመሰለ ዝበሰለ ክብርታት ሕብረተሰብ ብምክብባር ዝአምን ሰልጡን ሰብ ክትመርሐ ምርአይ አቢ ትእድልቲ እዩ ንህዝቢ ትግራይ

  • @hirtiwold1838
    @hirtiwold1838 11 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🏻🙏🏻❤️

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx 11 หลายเดือนก่อน +3

    Nati hawna, ሰላም ናፊቕና ባዕልናንባዕልና ንጣፋኣ ኣሎና ዘሕዝን ኢዩ ኣብ 21ክፍለ ዘመን ዘሕፍር አዩ በጃኹም ሰላም ግበሩ ተጋሩ ኤሪትራ ውያን ❤❤❤❤❤❤

  • @Yosiefsemere-t3h
    @Yosiefsemere-t3h 11 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆካ ኣራክቦ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣኩሪዕካኒ ወላዲተይ

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru 11 หลายเดือนก่อน

    ናትናኤል ናይ ብሓቃ ቕኑዕ ትግራዋይ ክቡር ትግራዋይ ምዃንካ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ጽቡቕ ከምትስብ ሎሚ ብዝያዳ ተረዲኤ።

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 11 หลายเดือนก่อน +4

    ናቱ እዚ ውርደተኛ ሕጂ ኸ ንመን ምንድን ጋር እዩ? ዓቕሙ ዘይምጠጥ?

  • @aziebabraha7516
    @aziebabraha7516 11 หลายเดือนก่อน +4

    🤲🙏🏻Selam Selam Eritrea ollen people Selam Selam ollen Äthiopien people Selam Selam olle Afrika Land Selam Selam Olle World Land Selam Selam Sehr Sehr gut Lebe Gott bitte bitte Selam Selam 🇪🇷🤝🇪🇹🙏🏻🤲🙏🏻👍🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 11 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ፖለቲከኛታት ትግራይ እሞ ንቅሐትኩም ክብ ይብል አሎ ማለት እዩ ይመልአልኩም!!! ምስ ሻዕቢያ እንድሕሪ ተማኺርኩም ፈውስኹም ብቀሊሉ ክትረኽቡዋ ኢኹም። እዚአ እንድያ ድአ ጠፊአትኩም ነይራ!!! በርትዑ።

  • @lovebox5596
    @lovebox5596 11 หลายเดือนก่อน +1

    Natu men kamnom deher Hegi. Bejkaka hade zemn tigrway yeln We trust only u

  • @hawashait8758
    @hawashait8758 11 หลายเดือนก่อน +3

    SELAM NATU HAWNA LEBAM KEMAKA YIBIZUHU MESTEWUALI NAY MEZAE TIHASIB TEBAREK 🇪🇷❤🇪🇹❤🇪🇷❤🇪🇹❤🇪🇷❤🇪🇹❤🇪🇷❤

  • @abrahamneghassi6530
    @abrahamneghassi6530 10 หลายเดือนก่อน

    I am expecting better Eritrea in the next generation

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 11 หลายเดือนก่อน

    Inqua bdehan mezaka Natom ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 11 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ወያኔ ጸላኢ የብሉን ።

  • @itintigrigna3081
    @itintigrigna3081 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንክልቲኡ ሕዝቢ❤❤❤❤

  • @M.SoloAb990
    @M.SoloAb990 11 หลายเดือนก่อน

    Mehari yohanis he is absolutely correct, after dismantling of Ethiopia Tigray get it's Independence also Eritrea get permanent solution in the issue of Red sea.!!!!

  • @WedebMassawa
    @WedebMassawa 7 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ዕቃቢ ስላም አምቫስደር ጅግና

  • @mihretsemere8704
    @mihretsemere8704 11 หลายเดือนก่อน

    Bravo Natu 😊 . fkirey selamawey hizbeyka tigray tihasib Ezgabher yehagizka 😮

  • @abrahamamanios8644
    @abrahamamanios8644 11 หลายเดือนก่อน

    Great news ወዲ: ሓወቦይ፣ about Mehari Yohanese

  • @tesfahiwetnasser272
    @tesfahiwetnasser272 11 หลายเดือนก่อน +1

    ናትናኤል ሽዓብያኸ ንኸም ነፋሒቶ መሓሪ የውሃንስ ይቅበልዎ ዶ?

  • @rishane9576
    @rishane9576 11 หลายเดือนก่อน +1

    ናቱ ዓቢ ሰብ ኣቦ ሓቂ ንትግራይ ኤርትራ ሰላመን ንክረክባ ከማካ የብዛሓዮም ሓወይ

  • @same8813
    @same8813 11 หลายเดือนก่อน +1

    ናትናኤል ባዕልካ ሰልፊ መስሪትካ ኤርትራ ኣቲካ ፍትሒ ህዝቢ ትግራይ ዘይተባራብሮም ነቶም ጡዑያት ተጋሩ ሒዝካ ባዕልካ ኣባራብሮም ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ከም ኤርትራዊ መጠን

  • @elenmehari8442
    @elenmehari8442 11 หลายเดือนก่อน +1

    Respect you are a hero 🙌❤👍

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925 11 หลายเดือนก่อน

    I which Mehari Yohan's interest was to work with Eritrean people & Eritrean DELEYTI FITHI not with this dictator Issaya, Issaya is not human, not Eritrean, he is good for nothing!!

  • @abrahamamanios8644
    @abrahamamanios8644 11 หลายเดือนก่อน +1

    Constructive engagement is the way to go Nat…..

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 11 หลายเดือนก่อน +1

    አንታ ናትናኤል እዚኦም ካብ ገድሊ ትግራይ አትሒዞም እዮም ተጻዊቶምሊ።ቸንቶ ማለት ዐረብኛ እዩ ዝብሉ እኮእዮም።

  • @arefaineghebremariam5902
    @arefaineghebremariam5902 10 หลายเดือนก่อน

    ዓወት. ንምነየልኩም ናየቲ ጭቁን ህዝቢ ትግራ. ጸሎትኣይፈለየኩም ቃልሰኹምቀጽሉ

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru 11 หลายเดือนก่อน

    መሓሪ ዮሃንስ ጌጋ ታሪኽ ሒዙ እዩ ጸኒሑ ሕጂ ግና ከምብሓድሽ ነቲ ናይ ከባቢና ክውንነት ዘለዎ ኣተሓሳስባ ክርዳእን ክምህር ክብገስ ኣለዎ

  • @arefaineghebremariam5902
    @arefaineghebremariam5902 10 หลายเดือนก่อน

    ኣብግዜና. ምሰተጋሩ ብሓባራ ተቓሊሸናኣብሓነቲጉድጋድ ብሓባር. ሰወኣትና ቀቢርና ኣብናይ ሓባር ዓወትበጺሕና ጥልመትወያነ. ምሰተጋጠመና ክሳብ ሎሚ ነሰትንትነሉ ጉዳይ ኮይኑኣሎ ወያነ. ንህዝቢ. ትግራይን ዘይግበኣና መሰዋእቲ. ኣኽፈልኩምና. ሰለዚ ናይዚ ኩሎ ወያነ ዋጋ. ክትከፍሎ ኢዩ

  • @mihretandom4757
    @mihretandom4757 11 หลายเดือนก่อน +1

    Natu jigna❤❤❤❤❤

  • @ermiasweldemichael193
    @ermiasweldemichael193 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ Egziabhier yihagizka natu hawina n selam hizbi tiserho zeleka

  • @ghiwotgslassie8514
    @ghiwotgslassie8514 11 หลายเดือนก่อน

    እውነተኛ ትግረዋይ እንተኾይንካን ናይ ንትግራይን ኤርትራን ከተሰማዕምዕ ተሓስብ እንተኾይንካን ናይ ሻዕብያ ቅዱስነትን ንህዝብ ትግራይ ዘለዎም ሓልዮትን ምዝራብ ግደፎ ሓቂ ውን ስለዘይኮነ ሓቂ ተዛሪብካ ጥራሕ ሞክር::

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 11 หลายเดือนก่อน

    ማሓሪ ሓደ ካብቶም ንመንእሰያት ትግራይ ዘይካኣል ተስፋታትን ሓሶትን ዝንዝሕ ዝነበረዩ:: ሕጂ ከም ኣብ ጥርሙዝ ዝታዓጽወ ሃመማ ዓቅሉ ጸቢብዎ::

  • @JjJj-rg1xo
    @JjJj-rg1xo 11 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዞባና ሰላም ዝመጽእ ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ህዝቢ ሰሜን ኢትዮጲያ ምስ ኤርትራ ብረፈረንዶም ምስ ዝሓብር ኢዩ፡ ማለተይ ( ትግራይ, ወሎ, ዓፋር, ኣምሓራ) ብታሪኽ, ብባህሊ, ብትውሊዲ, ብቋንቋ ግእዝ ፊደላት, ብእምነት ማለተይ ኦሪት, ክርስትያን, እስላም፡ ኣልባሳት ክዳውንትና፡ እንበልዖ እንጀራን ቅጫን ሓደ ምዃኑ ቅርስታትና ዝምስክርዎ ሓቂ ኢዩ። ንምርግጋጽ ታሪኻውያ ገዳማት ኣቦታትና ክሳብ ደብረ ዘይቲ ደብረ ብርሃን ተወከስ😮

  • @ghiwotgslassie8514
    @ghiwotgslassie8514 11 หลายเดือนก่อน

    ንሕወሓት ደጊፎም ሻዕብያ ዝአቃወሙ ኤርትራውያን ንስኻ “ደምበ ዕንይንይ” “ናይ ህወሓት ተከፈልቲ“ ኢኻ ትብሎም ካለኦት ናይ ሻዕብያ ካድረታት ከኣ “ኤርትራውያን አይኮኑን ተጋሩ እዮም” “ከሓድቲ ሃገር እዮም” ይብልዎም፡፡ ንህወሓት ነቒፎም ንሻዕብያ ዝድግፉ (ዘፍቅሩ) ከማኻ ዝበሉ ተጋሩ እና ዝብሉስ መን ይበሃሉ?

  • @kidaneHadush-z4l
    @kidaneHadush-z4l 11 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሚድያ ክፍለጥ ዘለዎ ሚድያዚ ከፋፋላይ። ፀላኢ/ ዘበርክት /ሃናፃይ ዘይኮነ /ኣብ ቃልሲ ..መኸተ ዝሳተፈ እናሃደነ ዘናሹ እዩ ሚድያዚ። ልኡኽ እዚ ሚድዚ ክንዕዘቦ ከለና ብዙሕ ሓቅታትን ሽግር ህዝብናን እናቃለሐ ኣብውሽጡድማ መርዛም ፕሮፖጋንዳ ኣቢሉ ጥዑይ ሰብ ዝብሃል ከምዘየለ .ከይንትኣማመን.መኸተ ሰራዊትና ክንናሰሐሉ.መጠረሻ ፋሕ ፋሕ ክንብል ዝሰርሕ ሓደገኛ ውልቀሰብዩ።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 11 หลายเดือนก่อน

    ናቲ ሽዕብያ ንስለ ህዝቢ ትግራይ ዝስየፍምበር ኣብመቐለ ስልጣን ሲኢኑ ዝኾብለለን አርትራ ሃጸይ የዉሃንስዩ ሸይጡዋዶ ኣግኣዝያኒናዶ ዝብሉ ከምባዓል ማሓሪ የዉሃስ ዝቕበልን ዛኣምንን ሻዕብያ ዝባሃል ኣብአርትራ የለን ምኽንያቱ ማሓሪ የውሃንስ ክንዲሓደ ታራወታሃደር ናይሻዕብያ ብቕዓት ዘይውንን ሓደዱኹም ሰብን ሰበስልጣን አርትራን ህዝባን ከዋርድን ዝጸንሐ ሰብ ብሙኻኑ ማሓሪ የውሃንስ ነብሱይሕተት።

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 11 หลายเดือนก่อน

    ክነግረካ ናቱ ሰላም ንምምጻእ ንቁሑን ሓቀኛ ዘይናቱ ዝጽየን ዎሎዶ የድሊ።
    ካልእ ኣብ ሃገረይ ድሕነትን መሰልን ስእነ ስደት ኣምርሐ በቲ ንድምጺ ርፈረደም ህዝቢ ኤርትራ ኣፍልጦ ዘይህብ ባንዴራ ፈደረሽን ኣይምበልብልን እየ ትርጉም ዕላማን ፖሎቲካን ንምፍላጥ ከምቲ ሃዳናይ ኣናፋፍራ ቆቃሕ እንተዘይፈልጡ ሓኽሊ ድሙ እዩ ዝባሃል🤣 እሞ ህወሓት ማለት ሓሶት ማለት እዩ። ህግደፍ ማለት ትካላዊ ኣሳራርሓ ዘይብሉ ብስም ደጋዊ ተጻብኦን ዘይምኹኑይ ድፍእትን ተጸብኦ ኣማኽንዮም ዝነብሩ ጉጀለ እዮም። ተወሳኺ ኣብቲ ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ካልኦት ህዝቢታት ሰላም ክህሉን ኣንጻር ኩናት ደው ምባልካ ናቱ😊🎉🎉

  • @ghiwotgslassie8514
    @ghiwotgslassie8514 11 หลายเดือนก่อน

    ንህወሓት ዝፀልእ ብዙሕ ከምዘሎ ንሻዕቢያ ዝፀልእ ከም ዘሎ እውን ፈሊጥካ ካብ ናይ ሻዕብያ ካድረ ብዘይፍለ መንገዲ ህወሓት ምንቃፍን ሻዕብያ ምድናቕን ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለካ ሓለዮት ዘይኮነስ ምስ ኢሳያስ ካብ ዘለካ ዕርክነት ዝብገስ እዩ ዝመስል፡፡

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 11 หลายเดือนก่อน

    ዳንኤል ኣስመላሽ ሕጂስ ይኣክለኩም ኢትዮጵያውያን ኮንኩ ሐቂ ተንኮልን ወጊዲኩም ኢኩም ትዒወት ተስፍኣ ይገቢር ሻዒቢይ ምሳኩም ምቅላስ ክትነፂጎ ፁሩይት ኤሪትራዊይን ዲማ ምስ ሻዒቢይ ንቃለስ ሻዒቢይ ስራቂት ኣይኮነተትን መን ስራቂ ምካኑ ባዒልካ ትፈልጣ ።

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 11 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ትግራይ ብከማካ ዝአመሰለ ዝበሰለ ክብርታት ሕብረተሰብ ብምክብባር ዝአምን ሰልጡን ሰብ ክትመርሐ ምርአይ አቢ ትእድልቲ እዩ ንህዝቢ ትግራይ

  • @TesfayHagos-dd8to
    @TesfayHagos-dd8to 11 หลายเดือนก่อน

    ናትናኤል ሓሶት አትጨምር ስለብልግና አብዓሰብ ዝብል እንበር ሻዕቢያ አይብልን መሓሪ ዮውሃንስ ምሳካ አይሓብርን።

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 11 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ለባም፡ በሊሕ ተቓላሳይ። መራሕቲ ህወሓት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዘረባኻ ሰሚዖም እንተዝነብሩ፡ ትግራይ ሓደ ሚልዮን ደቃ ኣይመጥፍአትን ኔራ።

  • @mulugetahailay7604
    @mulugetahailay7604 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Weldebrhan-c7w
    @Weldebrhan-c7w 11 หลายเดือนก่อน

    እንድሕር ኢርትራውያን መረሕቲ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ፅልኣት ዘይብሎም፣ልምንታይ ካብ ኣምሓራ በዝዓበየ ኣፅንቶምና ?
    ትቅልድ ዲካ ዘለኻ?

  • @abelteklit4321
    @abelteklit4321 11 หลายเดือนก่อน

    Wala nhna Eritrea Ms tgray trah eyu selam zedlyena knmebln knhyln Ms etopian ayedlyenan nkliena ketfeuna sle zdelyu knelahyom trah eyu zelena tegaru yehwatna eyom wala msana ynberu xegem yeblun trah nebiet nhseb💟🇪🇷🙏

  • @massawafishermen6245
    @massawafishermen6245 11 หลายเดือนก่อน

    Natu 10 ሰባት የድልዩ ከማኻ ኤርትራን ትግራይ ዕድሜና ሙሉእ ሰላም ሚረከበ እዚይ ህዚቢይ ብሰላም ክንድቅስ ሚስ ኤርትራ ምባአስኩም ዓድኩም ይኒዒኒኩማ ኢኩም ሕጂዊን ሓንቲ አማራጺ ንሳ ኢያ ..።

  • @sultan-bp9oi
    @sultan-bp9oi 11 หลายเดือนก่อน

    ሕልኩስ ሻዕብያ ንካልእካ በሎ እዛ ግዜ ምስ ኣቦካ ኢሳያስ ለካኪማትኩም ክትከይድ እያ ሎቁማፅ ብንእሽተይ ትብላዕ እንዱዩ ዳኣ ሕትኩቱክ ዘብለካ ዘሎ።
    ብዛዕባ ትግራይን ተጋሩን ንሰብ ዋና ግደፈሉ።

  • @mehreteabgebreyesus8208
    @mehreteabgebreyesus8208 11 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ናትናኤል ካብቶም ኣዚዮም በጻብዕቲ ዝቑጸሩ ሓላይቲ ሰመን ኢትዮፕያ(ትግራይ) ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ነዚ ህዝብኻ ካብ ዓዘቕቲ ኣድሕኖ፡መንግስትን ህዝብን ሰራዊት ኤርትራን ንህዝቢ ጎሮቤቱ ጸላኢ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ።

  • @abrahamneghassi6530
    @abrahamneghassi6530 10 หลายเดือนก่อน

    They practice war in a war for the first time that's Mr Debretsio. Common man, Mendelay is a better champion than anyone

  • @Selamyibiza
    @Selamyibiza 11 หลายเดือนก่อน

    እንታይ እዩ አላማካ ኩሉግዜ አይርደአኒን አዩን ናይፖለቲካ አፍልጦ ዘለካ ሰብ አይትመስልን

  • @meduediting2289
    @meduediting2289 10 หลายเดือนก่อน

    Eritrea , peace is coming love people of Eritrea and Ethiopia , Tigray Prevail

  • @mesgenaa4590
    @mesgenaa4590 9 หลายเดือนก่อน

    ኩለን ብዛዕባ ህወሓት ዝበልካየን: ሓደ ብ ሓደ ኣብ ህግደፍ ዉን ይገጥማ እየን። ንሕና ድማ ህግደፍ ክጠፍእ ኢዩ ቀዳማይን እንካን ዕላማና።

  • @AbrahaMehreteab
    @AbrahaMehreteab 11 หลายเดือนก่อน

    Morgana Natu tegadalay iye mibal kelil iyu tegadalay mikuan gin kebid iyu, tiblo zeleka haki iyu intekone gina beal Mehari Yohanis kitamnom kelil aykonen III timido zeleka gina nisika Wer kemaka ziameselu korasat iyom zedliyiwo hizbi tigray kiwesdeley zireakuwos kihbeni neyamenkwo yiblu abotatna Mehari Yohanis dima imun seb aykonen inber miwsiu kab adu gina sibuk iyu niu shirka geru kiserih zimen menisey aykonen.

  • @ghiwotgslassie8514
    @ghiwotgslassie8514 11 หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ ንፋኖ እናደገፈ ወልቃይት ናይ አምሓራ እያ ኢሉ ኣብ ጎኒ ፋኖ ዝጠጠው ዝበለ ሰብ ንህዝቢ ትግራይ ፅልኢት የብሉን ከይትብለና ጥራሕ፡፡

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 11 หลายเดือนก่อน

    Pls move from Hawelty of martyr Heroes. Unique Banda you are.

  • @temesgenkesete4927
    @temesgenkesete4927 11 หลายเดือนก่อน +1

    Natu gdef mhari yewuhans tauy hangol yeblun zqedeme aka adgey atfiailey zbhal msla alo

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 11 หลายเดือนก่อน

    Zgerm eu Natu Eritrea 🇪🇷 nitegaru gezeom eya ktkewun zgbaa biselam niebyet tedaa koynu hwahatgin Eritrea kitabi yeblan bmbal Eritrea gedifu nijibuti keebi eu keydu afafet gezau gedifu ygerm eu hzbi Eritrea n tgrayn kiabi zgbo dhrit ygutet alo

  • @semerewoldeabzgi2041
    @semerewoldeabzgi2041 11 หลายเดือนก่อน +3

    thank you Natu abi seb. God bless you

  • @gobenadache4921
    @gobenadache4921 11 หลายเดือนก่อน +1

    You have to work Hard to avoid Tplf from the tigray and ethiopian Politik like amhara ppl avoid ANDM(BADEN)

  • @weredebrhane9751
    @weredebrhane9751 11 หลายเดือนก่อน +1

    ልክዕ ኣለካ ናቱ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ውሽጡ ዩ ደሎ እበር ሻዕብያ ካብ ትግራይ ድደልዮ ዮብሉን ኣብ ጽልኢ ካኣ ምስ ትግራይ ኣይ ኮነን ምስ ካልእ ውን ጽልኢ ኣይ ደልን ዩ ምክንያቱ ቡሱል መሪሕነት ዩ ። 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🐪🐪🐪🌺🌺💐💐🇨🇳🇨🇳🌷🌷🇷🇺🇷🇺🇷🇺🥀🥀🇱🇾🇱🇾🇱🇾

  • @M.SoloAb990
    @M.SoloAb990 11 หลายเดือนก่อน +1

    መሓሪ ቕኑዕ ኣሎ ነጽነት ኣብዚ ሕጂ ክሪዮ ከለኩ ናጽነት ናይ ቲግራይን ምፍራስ ኢትዮጵያን ንዓና ን ኤርትራውያን ነዚ ጉዳይ ባሕሪ መሰረታዊን ቀዋሚን ፍታሕ እዩ።

  • @phillymuhammad4170
    @phillymuhammad4170 11 หลายเดือนก่อน +5

    Let's go ✊🥰✊✊✊✊

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 11 หลายเดือนก่อน +7

    ❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @mikedavid686
    @mikedavid686 11 หลายเดือนก่อน

    ሊባ ሻዕብያ አፍካ ዕጾ ጉድካ ተቃሊኡ እዩ ትግራዋይ አኮንካን

  • @Yosiefsemere-t3h
    @Yosiefsemere-t3h 11 หลายเดือนก่อน +2

    ከምዚ ትብሎ ዘለካ ኣብተግባር እንተ ዊዒሉ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንዘላኣለም ካሓልፈሉ እዩ

  • @weinidaniel8846
    @weinidaniel8846 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wey gud shaebia metsaweti mesilkumsi mes eritrea kizerareb mehari yowhanes ezi eafari eab geize weyane qdmi 3 Amet zitezarebo neculer serihnako ne eritrea kenetfaea nekeel eina eilu neyru eabziqereba giziye dima gizeatna sigab qeyih bahri eyu eane eab Alem bahri yiwahabena eilna nezareb eilu yimedr neyru Dr Abiy dima youtuber sile zikone kabeom qedihu be qeyih bahri nezareb eilu silezi mes mengsti eritrea kiserhu zeykonus kemta demhit zigeberuna mes Abiy kiserhu mengstna kiqyiru eyu telam eyu natu eaytihsebo

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሻዕብያ፡ መኣከብ እርይራይ ኣይኮነን።
    ደኺምና ኣለና፡
    ንሕግዞም፡ ይጠልሙና።

  • @gueshgoitom-ib5yq
    @gueshgoitom-ib5yq 11 หลายเดือนก่อน

    ንሳኻ ዳአ ወዲ ህግደፍ ዶ አይ ከንካ እዞም ጀነራላት ምሰኣ ምሳሕ በልዐ ደሞ ትብል አለኻ ንሰኻ ዳአ እንደይ እትኻ ሓውኻ ሓፍትኻ ወዲኻ አይ ቀተልልካ በላዐ ከማኻ ወዲ ኻማኻ ዝበሉ እንድሞ ንትግራይ አሸገረማ ዘለዉ አንታ ለኽባጥ ሓሳዊ ንሰኻ እኮ ምሰ ሰሎ ምድያ ከንካ ንትግራይ ክትፃረፍ ትውዕል ባንዳ እኻ ንህዝቢ ትግራይ ዝሕግ ሰብ እንተ ርእኻ ዓንኻ ደም ዝመለአኻ ሓሳዊ 😊

  • @weldathagos
    @weldathagos 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሻዕብያ ንህወሓት ኩርሲ ሂብዋ ኢዩ ኩርሲ ከኣ መንጢልዋ ምክንያቱ ንሽፍትነት ስለ ተጠቀምሉ

  • @YoditRezene-i2x
    @YoditRezene-i2x 11 หลายเดือนก่อน

    ❤😘👍🙏

  • @HabenAtobrhan-iu8mj
    @HabenAtobrhan-iu8mj 11 หลายเดือนก่อน +1

    Yeni bsenki zey ekul atehasasba ewe klte gorebiet ewe ehin mhin elna knredadaen kntehagagezn zgbiana bzey teqmu bfltet zqesemu tarik amexaxia Hager zey feltu ewe tgraway eye ertirawi endabelu ab masmieda neti nieshtoy welodo yebalashwwo alewu kndi Ms gorobietu Selam geyru keynebr hasewti rhuq adi koynom ylflufu alewu

  • @wedgerye1982
    @wedgerye1982 11 หลายเดือนก่อน

    selam selam Natu hawna anbesa xubuq srah qexlo bmqxal n snetbebawi zersenay grmay admo

  • @yerusalemyohans6729
    @yerusalemyohans6729 11 หลายเดือนก่อน +1

    Natu i love how you explain every thing. You are smart boy. Leykenaya ,cherchirnaya kkkk natu shekor .👍👏👏

  • @biniamsolomon45
    @biniamsolomon45 11 หลายเดือนก่อน +3

    Ajoka natu hawey