"ኢትዮጵያ ትባሃል ዓዲ እንድሕር ዘይሓይልና ሓርገፅ ኮይና ክትበለዐና ኣይትፀልእን | ሸውዓተ ግዜ ተወቂዐ" ደስ ዝብል ፃኒሒት ላዕለዋይ መራሒ ሰራዊት ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 13 วันที่ผ่านมา +6

    ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ❤❤❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 13 วันที่ผ่านมา +5

    ስራዊት ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ንቅድሚት አጆኹም ክወግሕ እዩ ወጋሕታ ትግራይና የርእየና ❤❤❤❤

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 14 วันที่ผ่านมา +7

    ❤ትክክል እዩ ህዝቢ ትግራይ ይስዕር❤🙏🏾💛

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 14 วันที่ผ่านมา +5

    ሃገር ትግራይ እያ ዋሕስ ህላወና

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 13 วันที่ผ่านมา +5

    Thank you our hero and thank u for your services!!!!

  • @wedikeshi-q4f
    @wedikeshi-q4f 4 วันที่ผ่านมา

    ናፅነት ትግራይ ብሓቀኛታት ተጋሩ ክጋሃድ እዩ ። ንስድራ ስዋኣትና ንሓግዝ ህልዋት ሓርበኛታትና ተጋደልቲና ክብሪ ይግባኣኩም ኣብ ጎንኹም ኣለና ። ያዒስ ጅግናና

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 13 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ትስዕር ሃገረ ትግራይ ትዓምብብ

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv23 14 วันที่ผ่านมา +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Viva.football93
    @Viva.football93 13 วันที่ผ่านมา +1

    Let’s go lwam tv 💪

  • @mussiegebray746
    @mussiegebray746 14 วันที่ผ่านมา +3

    ♥️♥️❤❤❤❤♥️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️⛱️♥️❤

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 13 วันที่ผ่านมา +1

    አነ ዝገርመኒ ከምዚ ነይረ ከምዚ. ገርና ከምዚ. ሰሪህና ንነዊህ. ግዘ ውፂኢቱ ግንዜሮ. ዜሮ ንምንታይ በሳል መብራህቲ ሰለዘይለው እዩ አርባእተ ነጥቢ

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 13 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራዋይ ተበሊኢኻ ኢኻ ብሰንኪ ናይ ሕወሐት መብራህቲ አብዚ በፂህና እዚኦም. እናሐለው ሀዝኸ ናበይ

  • @akberetak
    @akberetak 13 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @TaferegebruTfse
    @TaferegebruTfse 5 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ትግራይ መዲሕን ህዝቢ ትግራይ እዩ ናይ ማንም መጫወቲ ክኸውን የብሉን ጌታቸው ይምፃእ አለም ይምፃእ tdf ሓሽከር ህዝቢ እንበር ሓሽከር ሰብ ስልጣናት ክኸውን የብሉን እዩ

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde 13 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ህዝቤ ርሴት ሕተትዎም መኽስብ ክሳራ ኩሉ ግዕዞ ውይነ ንሶም ረሴት ይሕቶቱ ዮም ን ግይቶቶም ጸብጻብ የሕሉፉ ዮም ደሞዝ ስል ዘላ

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 13 วันที่ผ่านมา +1

    ለይሰረቐ ኹሉ ሽዋዊ ይብሉዎ
    ሰሪቕኻ እንድሕር ለይተትሓዝኻስ ሰራሕ እዩ ላበለኩምማ ታትገብሩ መሳኪን

  • @samiyyffggsamiy
    @samiyyffggsamiy 9 วันที่ผ่านมา

    ኣረጋዊ ባርያ ኣባል ቲዲኤፍ ኮይንካስ ሓሽከር ኣደመ ብጣዕሚ ኢካ ተሕፍር ብሰንክካ እዮም ዝፅረፉ ዘለዉ ኣመራርሓ ሰራዊት

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber 14 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይይይይይይ ካድረን መረሕቲን ሰራዊት ዕዚ ዝመረተ ርዕስኩም ሞተር ዘይት ግበርሉ ንስኹም ታይ ከፊዕኩም ካብ ጫፍ ጫፍ ትግራይ ካብ ጣቢያ ክሳብ ስራሕ ፈፃሚ ኮይንኹም ሓፍቲ ትግራይ ትዘርፉ ለሚድኹም ይዐክል!

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 14 วันที่ผ่านมา +1

      ሹዋዊ ኢኻ ንስኻ ኪድ ናብ ሹዋኻ ጓሓፍ

    • @kiroshiwot2868
      @kiroshiwot2868 13 วันที่ผ่านมา

      PP Tigray = sold out Banda. Your time is coming soon

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 13 วันที่ผ่านมา +1

    ሻሕራም ካድረ፣ ድሑር በለፀኛ!

  • @ትግራዋይ-አ3ኘ
    @ትግራዋይ-አ3ኘ 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤